Тёмный

ቅድስት ቤተክርስቲያን መልሲ ኣለዋ TEWAHDO ZEBEAMAN 

Tewahdo zebeaman
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 35 тыс.
50% 1

ንመናፍቃን ዝተዋህበ መልሲ ብዛዕባ ብቅድስቲ ሰንበት የዕሪፍና ንቀደስ ዝብል ኣስተምህሮ ብመጋቢ ሐዲስ አማኑኤል መንግሥተአብ።

Опубликовано:

14 мар 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 217   
@larshans1044
@larshans1044 4 года назад
ቃለ ሒወት የስምዓልና ናይ መናፍቅ ጽሑፍን ዘረባን ምንባብ ምስማዕ ነውሪ ከመይ ተዘይእመነ የጠራጥር ክቡራን ይሕዋት ህዝበ ክርስትያን ቅድሚ ናይ መናፍቃን ዘረባን ጽሑፋትን ምስማዕን ምንባብን ዓቅምና ንፈትሽ ንጠንቐቅ ነብስናውን ንገምግም ቅሩብ መአዲ ኮሎና ዘይመአድና እንታይ አጠመተና ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ዘዳለውትልና ንመገብ ብነብስን ብስጋን ክንምገብ።
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 года назад
ብሓቂ ዘይጽንቀቕ ቅሩብ መኣዲ ተዋህዶና ኣበይ ከ ክንበጽሖ እቲ ዓቕምና ጥራይ ኣብ ልብና ይስኩዓልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም።
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 4 года назад
2ይ ጢሞቴዎስ 4 (2 Timothy) 1-4፤ ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ ቓል ክትሰብኽ፡ ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን ከተስምዕ፡ ክትገንሕ፡ ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ። 1ይ ቆረንቶስ 15 (1 Corinthians) 1-2፤ ኣሕዋተየ፡ ንኸንቱ ኣሚንኩም እንተ ዘይኰንኩም፡ ከምቲ ኣነ ዝሰበኽክዎ ጌርኩም ሒዝኩምዎ እንተ ኣሊኹምሲ፡ እቲ ዝሰበኽኹልኩምን እተቐበልኩምዎን ኣብኡ ጸኒዕኩም ዘሎኹምን ብእኡውን እትድሕኑሉን ወንጌል ኤፍልጠኩም ኣሎኹ። 3፤ እቲ ኣነ እተቐበልክዎ ቕድሚ ዂሉ ነጊረኩም እየ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ 4፤ ተቐብረ ኸኣ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ብሳልሰይቲ መዓልቲውን ተንስኤ፡ ገላትያ 1 (Galatians) 6፤ ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ። 7፤ እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን። 8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን። 9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ። 10፤ ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።
@zarahiwet1
@zarahiwet1 4 года назад
መምህር ዘኣማኑኤል ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባረኽ ፡ ስለ ሓቂ እታ ቅንዕቲ ቤተክርስትያን ምምስካርኩም ፡ ምስክርነትኩም ኣብ ጽርሃ ኣርያም ክጽሓፍ ኢዩ፡ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መልሲ ኣሎዋ
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 4 года назад
2ይ ጢሞቴዎስ 4 (2 Timothy) 1-4፤ ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ ቓል ክትሰብኽ፡ ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን ከተስምዕ፡ ክትገንሕ፡ ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ። 1ይ ቆረንቶስ 15 (1 Corinthians) 1-2፤ ኣሕዋተየ፡ ንኸንቱ ኣሚንኩም እንተ ዘይኰንኩም፡ ከምቲ ኣነ ዝሰበኽክዎ ጌርኩም ሒዝኩምዎ እንተ ኣሊኹምሲ፡ እቲ ዝሰበኽኹልኩምን እተቐበልኩምዎን ኣብኡ ጸኒዕኩም ዘሎኹምን ብእኡውን እትድሕኑሉን ወንጌል ኤፍልጠኩም ኣሎኹ። 3፤ እቲ ኣነ እተቐበልክዎ ቕድሚ ዂሉ ነጊረኩም እየ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ 4፤ ተቐብረ ኸኣ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ብሳልሰይቲ መዓልቲውን ተንስኤ፡ ገላትያ 1 (Galatians) 6፤ ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ። 7፤ እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን። 8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን። 9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ። 10፤ ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 3 года назад
@SIKE ! ewe
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 года назад
መርሓባ ክቡር መምህር ኣንቋዕ ደሓን መጻእካና። ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!! ቃለ ሂወት የስምዓልና!!! ኣግዚኣብሄር ንዓኻን ንኹሎም መዛኑኻ ኣገልገልቲ ብመንፈስ ቅዱሱ ኣብሪሁ ዝገለጸልኩም ምስጢር መመሊሱ ይወሰኽልኩም እምበር መናፍቓንሲ ድሒርኩም ዝወሰኽኩሞ ይብሉ ሓንሳብ ገለ ይብሉ እንታይ ከ ዘይብሉ መቸም።ሃጥያትና ይኣኽለና ንዕኦም ከኣ ኣብ ልቦም ይምለሶም።
@kalushow7487
@kalushow7487 4 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmana
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 4 года назад
ቃል ሕይወት የስመዓልና፡፡ክቡር ምርምህር ንዝሃብኩምና ቃል እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ፡፡ነዚ ትምህርቲ እዚ ክቅበሎ ዝደሊ ጥራይ ክቅበሎ እዩ፡ ምኽንያቱ እዝኒ ክትሰምዖ ትደሊ ጥራይ እያ ትሰምዕ።
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 4 года назад
2ይ ጢሞቴዎስ 4 (2 Timothy) 1-4፤ ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ ቓል ክትሰብኽ፡ ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን ከተስምዕ፡ ክትገንሕ፡ ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ። 1ይ ቆረንቶስ 15 (1 Corinthians) 1-2፤ ኣሕዋተየ፡ ንኸንቱ ኣሚንኩም እንተ ዘይኰንኩም፡ ከምቲ ኣነ ዝሰበኽክዎ ጌርኩም ሒዝኩምዎ እንተ ኣሊኹምሲ፡ እቲ ዝሰበኽኹልኩምን እተቐበልኩምዎን ኣብኡ ጸኒዕኩም ዘሎኹምን ብእኡውን እትድሕኑሉን ወንጌል ኤፍልጠኩም ኣሎኹ። 3፤ እቲ ኣነ እተቐበልክዎ ቕድሚ ዂሉ ነጊረኩም እየ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ 4፤ ተቐብረ ኸኣ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ብሳልሰይቲ መዓልቲውን ተንስኤ፡ ገላትያ 1 (Galatians) 6፤ ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ። 7፤ እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን። 8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን። 9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ። 10፤ ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።
@yohans3237
@yohans3237 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና መጋቤ ሃዲስ ዘኣማኑኤል ብሃንቀውታ ኢና ክንጽበየኩም ቀኒና ናይ ዘመን ኣገልጉለቱም ይባረክ
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 4 года назад
2ይ ጢሞቴዎስ 4 (2 Timothy) 1-4፤ ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ ቓል ክትሰብኽ፡ ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን ከተስምዕ፡ ክትገንሕ፡ ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ። 1ይ ቆረንቶስ 15 (1 Corinthians) 1-2፤ ኣሕዋተየ፡ ንኸንቱ ኣሚንኩም እንተ ዘይኰንኩም፡ ከምቲ ኣነ ዝሰበኽክዎ ጌርኩም ሒዝኩምዎ እንተ ኣሊኹምሲ፡ እቲ ዝሰበኽኹልኩምን እተቐበልኩምዎን ኣብኡ ጸኒዕኩም ዘሎኹምን ብእኡውን እትድሕኑሉን ወንጌል ኤፍልጠኩም ኣሎኹ። 3፤ እቲ ኣነ እተቐበልክዎ ቕድሚ ዂሉ ነጊረኩም እየ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ 4፤ ተቐብረ ኸኣ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ብሳልሰይቲ መዓልቲውን ተንስኤ፡ ገላትያ 1 (Galatians) 6፤ ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ። 7፤ እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን። 8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን። 9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ። 10፤ ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።
@user-du2tr7qt9h
@user-du2tr7qt9h 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና መም/ዘኣማኒኤል

@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህር እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

@akberetghebre6453
@akberetghebre6453 Год назад
Antum menafkan yehwatey kab kalbika tkedu trgame semiekum hiwet zeytirekbu niska kea nikulo nezen tkstat Kopie engeberka kab kisedid twel zeytimehar kab abotatka Orthodoxe kea bimanm zeytidfer zelalemawit eya hakena tekonka biwlku nimergeta rekibka kithatit melsi kitrekib fetn
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t 4 года назад
ቃለ ሂወት የስማዕልና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ።ብምቕጻል እዚ ትህብዎ ዘለኹም ትምህርቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ምኽንያቱ እቲ ንቕሓትን ግንዛበን ዘድልዮ ዘመን ስለዝኾነ እቲ ግዜ ዝኣኸለ እዩ ዝመስሎ ዘሎ ከመይሲ ደቂ ሰባት ንመጽሓፍ ቅድ ትርጉም ዕምቆቱ ከይረኣኻ በብዝመስሎ ክትርጉም ካብ ፈተነ ካብዚ ዝኸፍእ እንታይ ከይህሉ ስከዚ በታ ዘላትኩም ህዝቢ ኣብ ምንቃሕ ኣይትተሓሉ።
@searemisgna8261
@searemisgna8261 4 года назад
ቃለ ሕይወት እኁየ፡ ይኅደር ፀጋ እግዚኣብሄር በላእሌከ፡ እግዚኣብሄር ይትኣኮት ዘኣስመዐነ ዝንቱ ሰናይ ቃል።
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 4 года назад
2ይ ጢሞቴዎስ 4 (2 Timothy) 1-4፤ ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ ቓል ክትሰብኽ፡ ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን ከተስምዕ፡ ክትገንሕ፡ ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ። 1ይ ቆረንቶስ 15 (1 Corinthians) 1-2፤ ኣሕዋተየ፡ ንኸንቱ ኣሚንኩም እንተ ዘይኰንኩም፡ ከምቲ ኣነ ዝሰበኽክዎ ጌርኩም ሒዝኩምዎ እንተ ኣሊኹምሲ፡ እቲ ዝሰበኽኹልኩምን እተቐበልኩምዎን ኣብኡ ጸኒዕኩም ዘሎኹምን ብእኡውን እትድሕኑሉን ወንጌል ኤፍልጠኩም ኣሎኹ። 3፤ እቲ ኣነ እተቐበልክዎ ቕድሚ ዂሉ ነጊረኩም እየ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ 4፤ ተቐብረ ኸኣ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ብሳልሰይቲ መዓልቲውን ተንስኤ፡ ገላትያ 1 (Galatians) 6፤ ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ። 7፤ እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን። 8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን። 9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ። 10፤ ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።
@habtimtekle7761
@habtimtekle7761 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስምኣና 👏✝❤🙏⛪

@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ቃል ህይወት ይስመዐልና ክብሩ ኣቦና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@shishay7546
@shishay7546 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna kbur memhrna zeamanuel *ነዞም መናፍቃን ግን በጃኩም እባ ደጋጊምኩም መልሱሎም ብፍላይ ድማ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ፡ድንግልና፡ንጽህና፡ክብሪ፡ ወላዲት ኣምላክ ሙኳና ተደጋጋሚ ድማ ተትምህሩና ተመራጺ ኔሩ ሰላምኩም ይብዝሓልና*
@filmonmehari9775
@filmonmehari9775 4 года назад
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸሎትኩም ኣይፈለየና
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 4 года назад
2ይ ጢሞቴዎስ 4 (2 Timothy) 1-4፤ ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ ቓል ክትሰብኽ፡ ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን ከተስምዕ፡ ክትገንሕ፡ ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ። 1ይ ቆረንቶስ 15 (1 Corinthians) 1-2፤ ኣሕዋተየ፡ ንኸንቱ ኣሚንኩም እንተ ዘይኰንኩም፡ ከምቲ ኣነ ዝሰበኽክዎ ጌርኩም ሒዝኩምዎ እንተ ኣሊኹምሲ፡ እቲ ዝሰበኽኹልኩምን እተቐበልኩምዎን ኣብኡ ጸኒዕኩም ዘሎኹምን ብእኡውን እትድሕኑሉን ወንጌል ኤፍልጠኩም ኣሎኹ። 3፤ እቲ ኣነ እተቐበልክዎ ቕድሚ ዂሉ ነጊረኩም እየ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ 4፤ ተቐብረ ኸኣ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ብሳልሰይቲ መዓልቲውን ተንስኤ፡ ገላትያ 1 (Galatians) 6፤ ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ። 7፤ እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን። 8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን። 9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ። 10፤ ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።
@Rahiel47
@Rahiel47 4 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ካብዚ ብዙሕ ብውሕዱ ኣብዛ ናይ መፈጸምታ ዝተዘረብካያ ትድለ ዘላ ክንጽሎም ዘይኮነሲ ተደኣ ብዘይ ፍላጥ ዝተፋለሰ ትምህርቲ ኣሕሊፎም ብልዙም ልሳን ብቱሕት መንፈስን ክምለሱን ክማሃሩን ክዕቀቡን ኢዩ እቲ ኣገዳሲ መክንያቱ ሕማቅ ዝንቡዕ ትምህርቲ ተደኣ ሚሂሮም ብውሽጢ መስመር ኮነ ብቀረባ ትረክቦም ተኮንካ ከኣ ባካል እዚ ከምዚ ክከውን ኣለዎ ቤተ ክርስትያና ትምህርታ እዚ ኢዩ ክባሃሉ ኣለዎም እምበሪ በታ ዝተጋገይዎ ተደኣ ሸዲድናዮ ዘይክምለስውን ተክእሎ ኣሎ ስለዚ ሓውናን መምህርናን ሜርጌታ ዘኣማኑኤል ኣብ ቀጻሊ ክምለሱን ክመሃሩን ደኣ ትምህርቲ ኣመሓላልፉ መክንያቱ ክንደይ ብሰንኪ ሜላ ስብከት በላ ምዕዶን ብዝወጽዋ ሰንቢዶም ዝተባረሩ ሒደት ኣይኮኑን እዚ እናልኩ ዘረባይ ይዓጹ !!!
@brhanegebreabzi8506
@brhanegebreabzi8506 4 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣጀኹም መምህር ጸጉኡ የብዛሓልኩም ጽሩይ ትምርቲ ሰሚዕና።መናፍቃን ኣመሎም ኢዩ ኣለሊናዮም ኢና።ግን ይቕረታ ሕቶ ነውየን ኣልኣዛርን ኣብ ብሉይ ዲዮም ኔሮም ኣብ ብሉይ እንተኾይኖም ኣብ ሲኦል ብሓደ ኢዮም እቶም ጻድቃን ግን ብምሕረት እግዚኣብሄር ኢሎም ምሂሮምና 'ሞ ምስ'ዛ ዝበልኩማስ ኣይተረዳኣትንን ኣብርሃም ገነት ኔሩ ምስ ኣላዛር እቲ ሃብታም ከኣ ኣብሲኦል ንትብል ሓሳብ ሲ ኩሎም ሲኦል ከምዝነበሩ
@solomonokubay7867
@solomonokubay7867 4 года назад
ገነትን ሲኦልን መንግስተሰማይን ገሃነብ እሳትን ነንበይኑ እዩ። ሉቃስ 16 (Luke) 22፤ ኰነ ድማ፡ እቲ ድኻ ምስ ሞተ፡ መላእኽቲ ናብ ሕቝፊ ኣብርሃም ወሰድዎ። እቲ ሃብታም ከኣ ሞተ ተቐብረውን። 23፤ ኣብ ሲኦል ኣብ ስቓይ ኰይኑ፡ ዓይኑ ቛሕ ኣቢሉ፡ ንኣብርሃም ኣብ ርሑቕ፡ ንኣልኣዛርውን ኣብ ሕቝፉ ረኣየ። 24፤ ጸዊዑ ኸኣ፥ ዎ ኣቦይ ኣብርሃም፡ በዚ ሃልሃልታዚ እስቀ አሎኹ እሞ ምሓረኒ፡ ኣንፊ ኣጻብዑ ኣብ ማይ ጠሚዑ ልሳነይ ኬዝሕለለይ፡ ንኣልኣዛር ስደደለይ፡ በሎ። 25፤ ኣብርሃም ግና፥ ወደይ፡ ንስኻስ ብህይወትካ ኸሎኻ ተድላኻ ኸም እተቐበልካ፡ ኣልኣዛር ድማ ከምኡ መከራ ኸም ዝጸገበ፡ ዘክር። ሕጂ ግና ንሱ ኣብዚ ይጸናናዕ፡ ንስኻ ድማ ትስቀ። 26፤ ምስናይ እዚ ዅሉ ድማ፡ እቶም ካብዚ ናባኻትኩም ኪሐልፉ ዚደልዩ ምእንቲ ኸይክእሉ፡ ኣብኡ ዘለዉውን ናባና ከይሳገሩስ፡ ኣብ መንጎናን መንጎኹምን ዓብዪ ጋግ ተገይርዎ አሎ፡ በሎ።
@brhanegebreabzi8506
@brhanegebreabzi8506 4 года назад
@@solomonokubay7867 መን ኢኻ ፡ምንጪ ደርሆ ዲኻ
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 года назад
ብርሃነ ሓውና ዝሓተትካዮ ሕቶ ጽቡቕ ሕቶ እዩ ዝምልሰልካ ስለ ዘይርኣኹ እየ ብዓቕመይ ክምልሰካ ቅድሚ ልደት ክርስቶስ እዩ ነይሩ ምኽንያቱ እቶም ጻድቃንን ሓጥኣንን ኣብ ሲኦል እዮም ነይሮም ። ግን እቶም ጻድቃን ኣብ ዕረፍቲ ሓጥኣን ኣብ ስቃይ እዮም ነይሮም ።ምኽንያቱ ኣብ ኣብ ሲኦል ኮይኖም ንኣብ ገነት ዝነበሩ ክርእይዎም ኣይክእሉን እዮም። ኣቦና ኣዳም ካብ ገነት ምስ ወጸ ክሳብ ስቕለት ክርስቶ ዕጽውቲ እያ ነይራ።
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 4 года назад
ቃለ ሂወት ይስምዓልና ጸጋ የብዝሕ ኣምላኽ እድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣምላኽ ነቶም ነዚ ትምህርቲ እዚ ዘይቅበሉ ምስትዉዓሉ ይሃቦም ኣምላኽ
@managesabaesh7842
@managesabaesh7842 4 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና
@fetah2023
@fetah2023 4 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ፍቁር ሓውናን መምህርናን እግዚኣብሔር ኣጎልግሎትካ ይባርኸልካ
@murael17samri45
@murael17samri45 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መርጌታ ዘ ኣማኑኤል መምህርና ድንግል ማርያም ኣብዝሓ ትባርኩም ትምህርትኹም ብጣዕሚ ኢዩ መሃሪ ኽትቐጽልዎ ድማ ብተስፋ ንጽበ. ኣየ መናፍቃን ክንደይ ከ ትደፍሩ ንበዓል መርጌታ ዘ ኣማኑኤል ድማ ኣፍኩም ክትከፍትሎም መቸም መሕፈሪ የብልኩምን ትምህርትኹም አስተካክሉ ቅድም ሞራል ኮነ ዓቅሚ የብልኩምን. ቡፎይ እንዳ በልዔ እሞ ዘይኮነ ቃል ኣምላኽ ዝምህሩ በዓል መርጌታ ዘኣማኑኤል. ግዳ ኣብ ትሕቴኦም ኮይንኩም እንተትመሃሩ ምሓሸኩም ምድረ ተሃድሶ
@awetsamuel814
@awetsamuel814 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሕ መምህርና ዘአማኒኤል ዓይኒ ልቦኖም ይክፈተሎም ንዓኣቶም
@Mt-21
@Mt-21 4 года назад
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኹን መርጌታ ዘ ኣማኑኤል፡ ብዛዕባ ትምህርትኹም(ብዝሓለፈ ኩሉ) ዝጣራጠሩ እንተ ሃልዮም ወይ ከምዚ ኢሎም ትብልዮም ሰባት እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦኖኦም ይኽፈተሎም፡ ናዓኩም ካኣ እግዚኣብሄር ኣምልክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ካዕበት እና ወሰኸ ናዓና ክብል ዕድመኹም ዕድመ ሞታሳላ ይግበሮ፡ ከም ለበዋ ካኣ ኣመና ኣናጠፋእኩሙና ትምህርቱኹም ኣብ ሰሙን ኣብ 2 ሰሙን እናኾነት ኣብ ሳልስቲ እንተ ትገብርዎ ክንደይ ሰናይ ምኾነ።
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 4 года назад
2ይ ጢሞቴዎስ 4 (2 Timothy) 1-4፤ ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ ቓል ክትሰብኽ፡ ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን ከተስምዕ፡ ክትገንሕ፡ ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ። 1ይ ቆረንቶስ 15 (1 Corinthians) 1-2፤ ኣሕዋተየ፡ ንኸንቱ ኣሚንኩም እንተ ዘይኰንኩም፡ ከምቲ ኣነ ዝሰበኽክዎ ጌርኩም ሒዝኩምዎ እንተ ኣሊኹምሲ፡ እቲ ዝሰበኽኹልኩምን እተቐበልኩምዎን ኣብኡ ጸኒዕኩም ዘሎኹምን ብእኡውን እትድሕኑሉን ወንጌል ኤፍልጠኩም ኣሎኹ። 3፤ እቲ ኣነ እተቐበልክዎ ቕድሚ ዂሉ ነጊረኩም እየ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ 4፤ ተቐብረ ኸኣ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዚብልዎ፡ ብሳልሰይቲ መዓልቲውን ተንስኤ፡ ገላትያ 1 (Galatians) 6፤ ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ። 7፤ እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን። 8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን። 9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ። 10፤ ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 года назад
ምሉእ (ሙሉ)ቃለ ህይወት የስምዓልና
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 года назад
ያሬድ ኪዳነ ኣበሃህላኻ ቅኑዕ ኣይኮነን ምኽንያቱ ኣብ ዘይ ቦትኡ ኣእቲኻዮ ኣለኻ ወይ መናፍቕ እንተ ኮይንካ ኣብ ዘይ ቦታኻ ኣይትእቶ ። ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይኮንኩን ዝነቅፍ ዘለኹ ኣብ ዘይ ቦትኡ ስለ ዘእተኻዮ ነቲ ደገፉ ዝህብ ሰብ ክተሰክፎ ኣይግብኣካን።
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 4 года назад
@@teweldemedhinbrhane4689kedamn senbetn tekbirkas kab gahaneb kedamn senbetn erefti aleka elu zimehare hawaria wey nebi eske amxalna eski nezi link click gibero mo temehar ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-vfZsV9gXAYA.html
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 4 года назад
Nezi wedi kemzin eyu hawaria paoulos xinxiway zibelo beal nska kea tisiebwo
@issayasberhane4090
@issayasberhane4090 4 года назад
መርጌታ ዘኣማኑኤል ሓዉና ፥ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ኣምላኽ ይወስኽካ ።ነቶም ኣብ ባዶ ፍልጠቶም ዝተመስረቱ ተሃዱሳዉያንን መናፍቓንን ኣፎም ሰለ እተትሕዞም ኢዮም ዝሕስዉ ዘለዉ`ሞ። ንዓና ነቶም ኦርቶዶክሳዉያን ግን ወርቂ መምህርና ኢኻ።ቃለ ሂወት ይስምዓልና ክቡር ሕዉና።
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 4 года назад
Amen Amen Amen A men amen amen Amen Amen Amen Qalehiwet yasemaln nemhrac
@Habteabgremay2023
@Habteabgremay2023 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ኣቦና ኢግዚኣብሄር ጸጉ የብዝሓልካ
@rahelzerazion874
@rahelzerazion874 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna amlak bereketu yebzhalkum nbotatna
@debregenetkidanemhretrotte3520
@debregenetkidanemhretrotte3520 4 года назад
ቃልሂወት የስማዓልና ኣቦና ጸጉ የብዛሃልኩም መናፍቃና ክሉ ግዜ ንቤትክርስትያን ከፍርሱ ዝጽዕሩ ዘለዉ ኣምላክ ይመስገን ናዓኩም ዝሃበና ስለዚ ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም
@bahrantekie7663
@bahrantekie7663 4 года назад
Amen qal hiwet yesmalna memhr egziabher nay agolgutka ybark
@adhanomfrezghi8659
@adhanomfrezghi8659 3 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaalna memhirna
@yowhanswelday7307
@yowhanswelday7307 4 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmalna egzabiher amlak tegui yebzhalekum
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ!
@user-hj5ol7lk4i
@user-hj5ol7lk4i 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓውናን መምህርናን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣዝዩ ረቂቕን ሓቅን ትምህርቲ ኢኹም ትምህሩና እሞ። እስኪ ብዛዕባ ናይ ኣሬዎስ ክሕደት እንታይ ዓይነት ክሕደት ኢዩ ነይሩ ኣቦታትናኸ ብኸመይ መሊሶምሉ ወይ ብኸመይ ረቲዖሞ ኣዝፍሕ ኣቢልኩም ግለጹልና ክብረት ይሃበልይ!!!
@daniel-pt9ew
@daniel-pt9ew 4 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዮናታ ዘኣማኑኤል ጽጋ በዲበ ጽጋ ይዓድል እመ ኣምላክ ጽላላ ተንብረልኩ
@gebrehiwetyosef8191
@gebrehiwetyosef8191 3 года назад
Kale hiwet yesmalna kubur mmhrna Amanuel ab tselotkum zkuruna. Nzi kngbr egziabher ine lbonana yekftelna.
@user-hj5ol7lk4i
@user-hj5ol7lk4i 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
@awetmihretab2827
@awetmihretab2827 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና መም ሓውና አምላኽ እስራኤል ጽጉኡ የበዘሓልካ +++
@seregelaaminadabmariam4178
@seregelaaminadabmariam4178 4 года назад
Amen amen amen kalehiwet yesmealna memhrna
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና በረከት ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና።
@gebrigebri2293
@gebrigebri2293 4 года назад
🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Kal hiwet byesmealna
@tesfalemfsahaye3675
@tesfalemfsahaye3675 4 года назад
Amen kale hiwet yesmealna abona
@ngstingsti2566
@ngstingsti2566 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃልህይወትየስመዐልና መምህር እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@tirhastewolde3695
@tirhastewolde3695 4 года назад
Amen Amen Amen!qalehiwet yesmalna!teacher God bless you And keep you safe in his loving care!🙏☦️💒🕊💕❤️🌹💕❤️🌹💕❤️🌹🙏
@kidanetewelde2222
@kidanetewelde2222 2 года назад
Amen Amen Amen kal hawet ysemalne Aben amlak xega ybezhalkm
@user-ef7uu1ei2t
@user-ef7uu1ei2t 4 года назад
Kale Hiwet yesmealna Memhrey egziabhar amlak edmen tenan yhabkum
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 3 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@danidani5146
@danidani5146 4 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet ysmealna
@moramur2139
@moramur2139 4 года назад
ቃለሂወት የስመዓልና ኩቡር መሪጌታ ዘኣማኒኤል ፡ እግዚአብሔር ካብዚ ንላዕሊ ጥበብን ምስጢሩን ይግለጸልኩም
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 года назад
Amen amen amen kal.hiwet ysemealna abona egziabher amlak xegau yebzhalkum edemen teanen yehabkum
@asmeromyeman8561
@asmeromyeman8561 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna
@robeltekle1596
@robeltekle1596 4 года назад
Amen kalehiwet yesmealna
@amamebrahtu8880
@amamebrahtu8880 4 года назад
Amen amen amen qalehiwet yesmaelna abona egzeabiher xegu yebzhalkum nay agolgulot zemenkum ybarkh Berekhetan amaladnetan nay Qdiste qidusan Dngl Mariam ms kuluna ykhun amen. netom nab mengedi tifat zmhru zelewu dma nabta qnitn axnafawitn zelealemawitn zkhonet orthodoxawit tewahdo haymanotom ymlesom egzeabiher amlakh.
@nahomokbay931
@nahomokbay931 2 года назад
Amen Amen Amen kalehiwet yesmalna
@diaconteame5324
@diaconteame5324 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም ንዓና ውን አብ ሃይማኖትና የፅንዐና አሜን
@tesfamaryammhretab4250
@tesfamaryammhretab4250 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ኣቦና ካብ ክሕደት ሃይማኖት ካብ ካልኣይ ሞት ይሰውረና ኣብ ቅዱስቲ ቤተክርስትያን የጽንዓና በረኽት ሰንበተ ክርስትያን ኣይፈከየባ
@letebrhanasfawwoldearegay9028
@letebrhanasfawwoldearegay9028 4 года назад
Kal hiwet yesamsmalna!!!!!!amen amen amen!!!!!!!!!!!!!!!kdudun brukn amlakna mhretu yebzhalna!!!!!!!!
@Adiam-4818
@Adiam-4818 4 года назад
Amen amen amen kale hiwate yesmalna
@teweldetesfay2794
@teweldetesfay2794 4 года назад
ቃለ ሕይወት የስመዓልና መርጌታ ሓውና!
@ermiastesfayandeberhan8456
@ermiastesfayandeberhan8456 4 года назад
Amen kalehiwet yemalna nai agolkuletkum zemen Egziabher amlak ybark!!!
@rozinateklehaimanat2399
@rozinateklehaimanat2399 4 года назад
Ame amen amen qal hiwet yesmalna
@yonasbrhane1947
@yonasbrhane1947 4 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መሪግታ ኣማኑኤል ሓውና
@kbromhabtemariam5426
@kbromhabtemariam5426 Год назад
ቃል ሂወይት የስማዓልና ኣቦናን መምህርናን ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዚኣሄር ኣምላኽ
@maryameymezmureykerstosaml3497
@maryameymezmureykerstosaml3497 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓና ክቡር መምህርናን ብክርስቶስ ሓውናን፡ እግዚኣብሄር ዓስቢ ቁዱሳኑ ይኽፈልኩም፡ ብምቅጻል ወዲ ሰብ ከከምታ ዝተጻሓፈሉ ክኽይድ ዩ፡ እቲ መንገዲ ሓቂ ሒዙ ዝከይድ እግዚኣብሄር ቓሉ እሙን ዩ ኣብ ሕቕፉኡ ከንብሮ ዩ ፡ እቲ ሎሚ ንቃል ኣምላክ ናብ ዝደልዮ እና ጠዋወየ ጥፍኣት ኣብ ልዕሊኡን ኣብ ልዕሊ ሰማዕቱን ዘምጽእ ግና ወይሉኡ። ንሕናስ ብዘይ ምዉልዋል እምነትን ስርዓትን ኣቦታትና ክንክተል ኢና። ኣሜን።
@arulove5378
@arulove5378 4 года назад
Amen(3)ቃል ሂወት የስምኣና
@yemanegoitom3387
@yemanegoitom3387 3 года назад
amen amen amen qal hiwet ysmalna
@filmonfesseha3744
@filmonfesseha3744 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna behaqi senay qnu zkone tmhrti eyu egzibher amlak xegu yebzehalkum amen
@Weldutekle
@Weldutekle 4 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona
@bektiamdebrhan6628
@bektiamdebrhan6628 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓና
@betihagos4022
@betihagos4022 4 года назад
ኣምላክና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዛሓልኩም ንመናፍቃን ኣይትገደስሎም ነቶም ንሰማዓኩም ጥራይ ኣፍሉጡና ምስ ኣምላክና ንዕረቀሉ ንንሳሓሉ ኣስተምህሮ ናይ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያና ማሃሩና እምበር ብዛዕባ ታሃድሶስ ዘይምዝራብ ይሓይሽ ግዜኩም መካሰሪይ ኢዩ
@solomonkidane5421
@solomonkidane5421 4 года назад
qal hiwet yesmealna.
@ksanetgoitom7826
@ksanetgoitom7826 4 года назад
Amen amen amen memhri kalie hiwet yesmiealna
@almazokbay1250
@almazokbay1250 4 года назад
Kale hiwet yesmealna Amen amen amen
@simrettedros2882
@simrettedros2882 4 года назад
Kal hiwet yesmalna Abona..Egzabeher ykrea ybelelina , hatiyatina ydemselena. Amen (3)
@astertzeggai7572
@astertzeggai7572 4 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmalna ❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️❤️🙏🏽❤️
@nonstop1991
@nonstop1991 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaelna
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርና
@semu621
@semu621 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yasmalen edemena tena yadllen abatachn
@user-jy9wy9ge5b
@user-jy9wy9ge5b 3 года назад
ቃለ ሕይወት ያስመዓልና መምህር
@user-kt4qg1zf4o
@user-kt4qg1zf4o 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስመዕና
@emeamlekrhrhtehlna8141
@emeamlekrhrhtehlna8141 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmaalna memhrna amlak xegae ab lieli xega yebzhalkum ❤⛪❤
@confirmationcongratulation4408
@confirmationcongratulation4408 4 года назад
amen 3 kale hiwet yesmaslna
@user-cq9ki2bx8d
@user-cq9ki2bx8d 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና
@virginmaryisourlanguage4546
@virginmaryisourlanguage4546 4 года назад
Amen Amen Amen Abona kale hiwet yesmealina nay bhaki des zbil hyaw kal
@nigistikahsay5129
@nigistikahsay5129 4 года назад
Amen kale hiwet yesmeslna
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@fiyorireesom8424
@fiyorireesom8424 4 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet ysmalna
@lemlemteweldeberhan8160
@lemlemteweldeberhan8160 4 года назад
Amen amen amen.qalhiwet yesmalna kburat memharanna.edmen tenan yhabkum.nay agolglot zebenkum ybarkelkum medhinalem abona.ab xetolkum zekruna
@ggrr4715
@ggrr4715 4 года назад
ኣሜን።ኣሜን።ኣሜን
@sisusisu6778
@sisusisu6778 4 года назад
Amen qale hiwet yesmealna abonan hawnann yeqenyelna!!
@artflow216
@artflow216 4 года назад
ቃለ ህይወት የሰመዕልና አሜን አሜን አሜን
@user-cl2nc2kg2z
@user-cl2nc2kg2z 4 года назад
"ሰርዓ ሠንበተ ለዕረፍተ ዚአነ ፍስሀ ወሰላም ለእለ አመንነ"
@negasibrhane3872
@negasibrhane3872 4 года назад
Amen kale hiwet yesmealna memhr zeamanuel
@biniamzere9776
@biniamzere9776 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna mergieta
@Sara_de319
@Sara_de319 4 года назад
Amen amen amen qale hiwet yesmalena
@mhretutsige19
@mhretutsige19 4 года назад
Amen aba kal hiwet yesmealna memhrey brgix melsi menafkan bzbelexe timliswo alekum nihna wn bzuh nmehar alena
@user-rj9fw5cz7q
@user-rj9fw5cz7q 4 года назад
Asey asey asey ans anko kabkum keb tewahdo keb bit selam feqri konke qle hiwet yesmealna memahrey Labi seb zehalel manfswi temahrti 🙏🙏🙏🙏
@bibisonofgod8768
@bibisonofgod8768 4 года назад
Kale hiwet yesmalna
@dawitwedieri227
@dawitwedieri227 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Tsega ab lieli tsega yweskum
@user-dk2fo4lf3m
@user-dk2fo4lf3m 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና
@user-yr5qi2wr5o
@user-yr5qi2wr5o 3 года назад
አሜን ቃለ ሂወት ስመዐና
Далее
doing impossible challenges✅❓
00:25
Просмотров 5 млн
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 676 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,1 млн