Тёмный

ቅድስት ኣናሲሞን Eritrean Orthodox Tewahdo Church film 

Mahberemariam Israel
Подписаться 147 тыс.
Просмотров 692 тыс.
50% 1

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብዓባላት ክፍሊ ስነ-ጥበብ ዝተዳለወ መንፈሳዊ ፊልም """ቅድስት ኣናሲሞን"""

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 710   
@raeeeer-xx5sy
@raeeeer-xx5sy 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመአልና አሕዋትና በረከታን የክፈለና❤❤❤
@CvhHbvxdh
@CvhHbvxdh 8 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ፀሎታን ፀጋ በረከታን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@BrneshBrnesh-e6d
@BrneshBrnesh-e6d 8 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ይመስገን ብሓቂ ቃለ ሂይወት ያስመዐልና ናይ ቅድስት ኣናሲምን ፀለሎታን በረከታን ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yordanosnegashe5624
@yordanosnegashe5624 7 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ቅዱሰ እግዚአብሔር ነዚ ክንርን ክንሰምዕን ዝፈቀደ ሰሙ ዝተመሰገን ይኩን ናይ ኣዴና ቅድሰቲ አናሲሞን በረከታን ጸሎታን ምሰ ኩለና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን❤❤❤
@SirakSTO
@SirakSTO 7 месяцев назад
ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ቃል ሂወት የስመዐልና በረኸት ናይ ቅድስቲ ኣዴና ምስኩልና ይኩን ኣሜን ክብሪ ንሉዑል ፈጣሪና🙏🙏🙏❤
@GooklGookl-hn4ng
@GooklGookl-hn4ng 3 месяца назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፆሎታን በረከታን ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ይሕደረና 🤲🤲🤲ኣሜን( ፫)🙏🙏🙏
@ebrahit55
@ebrahit55 7 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዕልና በረከቶም ይሕደረና 🙏
@CvhHbvxdh
@CvhHbvxdh 8 дней назад
ተመስገን እግዛኣቢሀር ኣምላክና ፀጋካን ምሕረትካን በረከትካን ኣይፈለየና ኦኣምላከይ ንቃልካ ሰሚዕና ኣብ ተግባር እነዉዕሎ ቅዱስ ፍቃድካ ይኩን ኦኣምላከይ ሓጥያትና ይቅረ በለልና🙏🙏🙏👏👏👏💒💒💒💐💐💐🙏🙏🙏💚💚💚💒💒💒🙏🙏🙏👏👏👏
@Smerh-eb5hm
@Smerh-eb5hm 5 месяцев назад
ባሓቂ ቃል ህይወት የስመአልና በረኸት ረድኤት ናይ ቅድስት ኣናሱሞን ዮሕደረና አሜን(3)❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alganeshmehari3461
@alganeshmehari3461 2 месяца назад
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣሜን
@ZoZo-r4f
@ZoZo-r4f 8 месяцев назад
ብሓቅ ደሰሰሰሰ ትብለን ፊልም አሰይይይ ተመሰገን አምላክ ብሓቅ ቃል ህወት ያሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልና 🙏🙏🙏🙏🙏
@ፍሬየድንግልማረያምልጅነኝ
ባሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና በረኸት ረድኤት ናይ ቅድሰቲ ኣደና ኣናሲሞን ዮሕደረና አሜን
@hbcdf8099
@hbcdf8099 Год назад
ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የበዘሐሉኩም ደስ ዝብል ናብ ትግርኛ ተርጉምኩም ዘመፃኣከምወ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥብበን ምስጥሩን ይገለፀሉኩም ቡሩካተይ
@ambesjon3075
@ambesjon3075 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ንስጋ ዝቅድስ ንነብሲ ዘረስርስ ታሪኽ ናይ ቅዱሳን ኣዴታትና በረኸታ ናይ ቅድስት ኣዴና ብእምነታ ዝጸንዐት ኣናሲሞን ምስ ኩላትና ይኹን እቶም ነዚ ታሪኽ ቅዱሳን በረኸት ንኽንካፈል ዘብቃዕኩምና ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም!!!
@zaidkuhlay2106
@zaidkuhlay2106 Год назад
ቃላት የብለይን ጸጋ የብዝሓልኩም በረኸኣታን ኣማላድበታን የካፍለና ፈጣሪ።
@Douchland
@Douchland Месяц назад
ብሓቂ እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን ቅድስቲ ኣናሲሞና ኣደይ በረኸታን ረዲኤታን ምስ ኩልና ይኹን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@helmialenikrstossemra4799
@helmialenikrstossemra4799 7 месяцев назад
ኣሜን!!!! ኣናሲሞን ናይ ጥበብ ኣደ!!! መርዓት ክርስቶስ ኣቤት!!! ትዕድልቲ!!!
@mmn9403
@mmn9403 6 месяцев назад
ብሓቂ ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኣምላከ ቅዱሳን ኣሕናውን ልብና ይክፈተልና ኻብዛ ሓላፊት ዓለም በረከት ቅድስቲ ንግስቲ ኣናሲሞን ይሕደረና አሜን ፫✝️
@SaRa-et7dd
@SaRa-et7dd Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን በረከትን ረዲኤትን ምስ ኩልና ይኩን🙏
@AbielKbrom
@AbielKbrom 10 месяцев назад
ቃል ህይወት የስምዓና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@milonmilon6338
@milonmilon6338 Год назад
አገልግሎትኩም አምላክ አብዚሑ ይባርክ ክብራት አሕዋትና ናይ አዴና ቅድስ አናሲሞስ በረከታ ፀሎታ ምስ ኩላትና ይኩን
@kibromzere8264
@kibromzere8264 7 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ተመስገን ኣምላከይ❤❤❤
@RjjJdjdjd
@RjjJdjdjd 6 месяцев назад
እግዚኣብሔር ከምት ደቅዲሳኖም ደተራዶኦም ዲሕናለ ከም ሓጢያትና ደይኮነሰ ከም በዚሕ ምሕረካ ይቕረ ይበልልና ፀሎቶምን በረከቶምን ይሕደረልና ብመንገዶ ይምሐረና ደኣነይ ሃምኣነይ ዲንእኩም ኣሓት ኣሕዋተይ ሓጥያተኛ ሓፊትኩም አብ ፀሎትኩም ሓሲብን❤❤❤❤❤❤
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ነዚ ክንርን ክንሰምዕን ዝፈቀደ ስሙ ዝተመስገነ ይኩን ናይ ኣዴና ቅድስቲ አናሲሞን በረከታን ጸሎታን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን😢🤲
@caladrius3885
@caladrius3885 Год назад
ጽባሕ ክርእያ እየ ደስ ትብል እያ ንብዙሕ ግዜታት ዝተጸበኽዋ እያ፡ ብዙሕ ኣጸቢኹሙና ብዝኾነ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም፡ ጎይታ ይባርክኩም።
@temesgen637
@temesgen637 Год назад
ብሓቂ ዝገርም ህይወት እዩ እግዚአብሔር ካብ ቅድስቲ አናሲሞምንን ናይቶም ብቅዓታ ዝርአዩ ቅዱሳን በረከቶምን ረድኤቶምን አይፈለየና ንዚ ፊልሚ ዘሰርሑን ዝተሳተፉን ኩሎም እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም ፍቁራተይ ቀፅሉሉ
@ተመስገንኣምላከይ-ቀ2ሸ
እሜን እሜን እሜን በረከቶም ይሕደረና
@mhdmhd-gn2gh
@mhdmhd-gn2gh 8 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና አስይይይይ✅👏👏❤️❤️❤️🥰
@gergsgebremedhin2412
@gergsgebremedhin2412 Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ፀሎታን በረከታን ምስ ኹልና ይኹን ፫
@xhv5054
@xhv5054 Год назад
_አስይይይ ተመስገን አምላከይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ_
@tekleweynieyasu2634
@tekleweynieyasu2634 Год назад
Egziabihier ymesgen Kab za Menfasawi Film Bzuh Knmhar Zegeberkum Temesgen egziabihier Amlak nay egziabihier Amlak xegu Yebzhalkum Bereqet Nay qdsti Anasimos Ayfeleyena
@mareykiros3371
@mareykiros3371 Год назад
ብሓቂ ቃለሂወት ያስመዐልና አሜን አሜን አሜን ተመስገን አምላከይ ✝️🙏✝️🙏✝️🙏🤲🤲🤲😭
@tesfaldetgeransa8046
@tesfaldetgeransa8046 Год назад
አሜን አሜን አሜን
@samsonsami7113
@samsonsami7113 Год назад
@@mareykiros33719
@samsonsami7113
@samsonsami7113 Год назад
0
@samera7043
@samera7043 Год назад
ኣሰይይይ ተመስገንካ ኣምላከይ ነዚ በረከት ዘረአካኒ ዘስማዕካኒ ተመስገን ናይዛ ቅድስቲ ንግስቲ ኣዴና ኣናሲሞን በረከታን ፆሎታን ኣይፈለየና ምስ ኩላና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ነዚ በረከት ክንካፈል ዘቅረብክሙልና ክቡራት ኣቦታትና ክቡራት ኣሕዋትና ኣሜን 🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@YosiefBerhe-w9n
@YosiefBerhe-w9n 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ከምዚ ዓይነት እምነት ኽህልወና ኣለዎ ።ኣብ እምነትና ተጸኒዕና ዝኾነ ይኹን ፈተና ተመጸና ዋላ ንግዚኡ ይጸበካ ኢዩ ። ዳሕራይ ግን ኩሉ ይርህወካ ኢዩ ኣምላክ ይመስገን ። ናይ ምሕረት ሓፍትና ድማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምሕርትን ታሪኽ ኮይኑ ከይቅጽል ድማ ከምዚ ዓይነት ጌርኩም ንህዝብኹም ከተመሓላልፍሉ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ። ንዓና ድማ ኣብ እምነትና ኣትሪርና ክንሕዞን ከነጽንዖን ኣለና ኦርተዶክስ ማለት ቀጥ ዝበለ መንገዲ ኢዩ ።ንሕና ድማ ኣብ እምነትና ቀጥ ክንብል ኣሎና የቐንየልና ቀጽልዎ ብቪድዮ ጊርኩም ደስ ይብለና ።❤❤ ❤
@titigaltigray7118
@titigaltigray7118 Год назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ጽሎትን ፀጋ በረከትን ምስ ኩናትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🥺♥️✝️❤️🥰🥰
@eradaerada1089
@eradaerada1089 Год назад
ኣሜን ኣሜን አሜን
@godschild9020
@godschild9020 Год назад
Amen 🙏
@mriam-ic2px
@mriam-ic2px Год назад
አሜን አሜን አሜን
@haniboy_Eri
@haniboy_Eri Год назад
ኦ'ጎይታ ሰማይን ምድርን ዝኾንካ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ንዓና ንድኹማት ደቅኻ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካ፡ ዓይነ-ልቦናና ከፊትካ ካብ ፍትወት ዓለም ሓራ ግበረና ኣሜን🙏🙏🏻🙏🏼
@okbitbirhane6901
@okbitbirhane6901 Год назад
ነዓኩም አምላክ ዓቢይ ጸጋ ይሃብኩም ፡ ነዚ ክትገብሩ ዘብቅዓኩም አምላክ ድማ ይመስገ ኣብ ጸሎትኩም ውን ደግፉኒ ፡ በረከት ኣዴና ውን ኣይፈለየና ,፡
@gihrmaisahle3796
@gihrmaisahle3796 Год назад
ኦ ጎይታይን ኣምላከይን መድሓንየይ እየሱስ ክርስቶስ፡ ስለ ቅድስ ኣናሲሞን፡ኢልካ ይቅረ በለለይ፡ሕግካ ተከቲለ ክምቲ ትደልዮ ኮይነ፡ ንክከይድ ሓግዘኒ፡ ጸሎታን፡ በረከታን ፍቅራን ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ምስ ኩሉና ደቃ ይኩን🙏⛪🙏።
@mikaelmieron4883
@mikaelmieron4883 Год назад
Amen Amen Amen
@ዮዳሄሳራ
@ዮዳሄሳራ Год назад
አሜን አሜን አሜን
@HbdFfx
@HbdFfx 6 месяцев назад
Amen amen amen
@edenaynalemn3036
@edenaynalemn3036 6 месяцев назад
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 месяца назад
Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@sarondaniel5441
@sarondaniel5441 Год назад
ጸሎታን በረከታን ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
@Mirymmm763
@Mirymmm763 5 месяцев назад
ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ብረኸታ ይሕደረና ኣሜን ፫❤🙏❤
@WegihWegih-kt7yr
@WegihWegih-kt7yr 10 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና በአክት ረድኤት ናይ ቅድስቲ ኣደና ኣናሲምን ዮሕደረና ኣሜን🙏🙏🙏
@fuch9239
@fuch9239 Год назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፆሎታን በረከታን ናይ አዴና ቅድስት ኣናስሞን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን አሜን ፫🤲
@ደስታማሓዛለምለም
ኣሰይይ ተመስገን ኣምላክ እዚ ክርኢ ዝፈቀድካለይ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ ኣምላክ የብዝሕ ብሓቂ ካብ ልቢ እና ነመስግን ፆሎታን በረከታን ኣይፈለየና አሜን 👏
@hidayat0771
@hidayat0771 Год назад
🤷🤷🤷💛💙♥️💙💛🤷🤷🤷🤲🤲🤲
@meronafewerki-dy6hq
@meronafewerki-dy6hq 10 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@edenaynalemn3036
@edenaynalemn3036 6 месяцев назад
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ብሓቃ ፀገአን በረከቱን የብዘሐልኩም አሕዋተይ ናይ አዴና ቅድስቲ አነስስምን በረከቱን ፆሎታን የሕደረኒ
@EriLove-op8es
@EriLove-op8es Год назад
ተመስገንካ ፈጣሪ ኣቦይ🙏ስለ ታሪኽ ቅድስቲ ኣናሲሞን ዘፍለጥካኒ ቡዙሕ ውን ተማሂረ እየ ሞ አመስግነካ ኣለኹ ኣብታ ትመጽእ መንግስትኻ ዘክረኒ🙏ነዛ ሕማቅ እዋን ብፍቅርኻ ንኽሓልፋ ደግፈኒ ኣሜን³🙏🙏🙏
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ብሃንቀውታ ዝተፀበክዋ ፊልሚ እውይ ተመስገን😘😊😊😊
@zenaba8171
@zenaba8171 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ባሓቂ ቃለ ሂወት የሰማዓልና ናይ ቅድሰቲ ኣናሲሞን ፀሎታን በረከታን ምሰ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ፫
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅድስት ኣናሲሞን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
@HermonTemesgen-y2u
@HermonTemesgen-y2u 9 дней назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ጾሎት ቁድሳን ይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ናይ አዴና ቅድስት ኣናሲሞን አብ መንግስቲ አቦናን ጐይታናን እየሱስ ክርስቶስ ዘክርና ፀሎትኽን በረከትኽን ምስ ኹላትና ይኹን አሜን አሜን አሜን 🙏✝️🙏🕊
@nebaynegasie6251
@nebaynegasie6251 Год назад
ተመስገን እንኳዕ ብድሓን መጻእኹም ክብራት ማሕበረ ማርያም እግዝኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርኽ
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ድቂ እመብርሃን በርክት ረዲኤት ናይ ቅድስቲ ስኖስ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን
@መብራህተወለተመድህን
ቃል ህይወት ያስምዐልና በእውነት ፀጋ በረኽት ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ይኽደረና ክደይ ደስ ይብላክ ሰለ ኽል ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ምስ ኩላትና አመንቲ ክርስቲያን ይኹን አሜን💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏
@saleightemmanuel5595
@saleightemmanuel5595 10 месяцев назад
ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ጽሎትን ፀጋ በረከትን ምስ ኩናትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
@mediwukro6662
@mediwukro6662 Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ቅድስት ኣናሲሞን በረኸታን ኣማላድነትና ኣይፈለየና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም ነዚ ዘቅረብልኩምና እውን
@የቅድሰትአርሴማልጅ
@የቅድሰትአርሴማልጅ 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩ እግዚአብሔር አምላክ
@MikiTeame
@MikiTeame Год назад
❤❤❤ ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ኣቀራርባ ኣምላኽ ኣጎልግሎትኩም ይባርኸልኩም ኩቡራት የሕዋትና ከምዚ ጌርኩም ነዓና ክንመሃር ዝገብርኩም ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ኣይፈለይና።
@geremskalredae6910
@geremskalredae6910 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ናይ ኣገሊግሎት ዘበነ ኣምላም የብርኪልኪም
@biemnesimon5195
@biemnesimon5195 Год назад
ክብርን ምስጋናን ን ሌኡል ፈጣሪ🙏🙏✝️ Amen
@Slamah-q9i
@Slamah-q9i Год назад
በረከትክን ፀሎትክን ኣይፈለየኒ ቅድስት ኣናሲሞን
@grmaygushe6446
@grmaygushe6446 Год назад
ናይ ቅድስት ኣናሲሞን በረከት ኣይፈለየና ማሕበር ጸጉ የብዝሓልኩም
@hayagfds1950
@hayagfds1950 Год назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ ዘመን አገልግሎትኩም ይባረክ በረከታ ረዲአታ ፆሎታ ምስ ኩለና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን አሜን
@oqubaytekle6250
@oqubaytekle6250 4 месяца назад
Qale fetar semai ezi elka zeiwdae eumo qale hewet yesmalna fetar aei feleyena amen 🙏🏻
@jgddhccc3011
@jgddhccc3011 Год назад
ኣሜን (3) ብጣዕሚ ደስስስስስስ ክትብል ፀለታን በረከትን ምስ ኩልና ህዝብ ክርስቲያን ይኩን
@semhar6776
@semhar6776 Год назад
ኣምላክ ቅድስቲ ኣናሲሞስ ይባርኩም ናይ በሓቂ ኣዚየ ዝሃርፋ ዝነበርኩ ፊልሚ ጸሎቶምን በርከቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
@ፍኖተረድኤትዩቱብ
በስመአብ ክንደይ ደስ ይብል እዩ እግዚአብሔር የኽብረልና ናይ ድኻምኩም ዓስቢ እግዚአብሔር ይኽፈልኩም ጸግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም አሜን ቀለ ህይወት የሥመዐልና በረከት ቅድስት አናሲሞን ይሕደረና
@MuLuHayLu-f6h
@MuLuHayLu-f6h Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራተይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ቅድስት አናሲሞን ጸሎታን ጸጋ በረከታን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን
@samuelhailemichael2799
@samuelhailemichael2799 Год назад
ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ ጸሎታን በረኸታን ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ኣይፈለየና!!!
@azahielpresents2634
@azahielpresents2634 Год назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ፡ጾሎታን በረከታን ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
@JsUdu-d1p
@JsUdu-d1p 7 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቅድስት ኦናስምን በረከትኽ ምስ ኩላትና ይኹን👏👏❤
@destatsegay6403
@destatsegay6403 Год назад
ቃል ህይወት የስመዓልና።ናይ ቅድስት ኣናሲምን በረኸት ምስ ኩላትና ይኹን።ጸጉኡ የብዝሕ ማሕበረ ማርያም እስራኤል ናይ ኣገልግሎት ዝመንኩም ኣምላኽ ይቐድስን ይባርኽን።
@isaiahteages8596
@isaiahteages8596 Год назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸት ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ይኽፈለና!!
@brtukantadese3925
@brtukantadese3925 Год назад
ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀሎትን በረከትን ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ኣይፈለየና ቡሩካት የሕዋተይ🙏🙏🙏
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ እግዝኣብሔር ኣቦና በረዝኸት ናይ ኣዴና ኣናስሞን እክፈለና።
@hanitgalhaylush4915
@hanitgalhaylush4915 Год назад
አሜን አሜን አሜን ተመስገን ኣምላኽ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ፆሎትን በረኸትን ይሕደረና ይደረበና👏👏👏👏💒💒💒💝💝💝💝💝💝
@ብስራታለማርያምYouTube
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጋ ኣምላክ የብዝሐልኩም በረከት ቅዱሳን ኣይፈለየና😘✝️🌹💟
@ሰሉፈቃርልባ
@ሰሉፈቃርልባ Год назад
ተመስገን ኣምላኬ ነዚ ክሪኢ ዝፈቀድካለይ ጸሎታን በረከታን ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ኣይፈለየና ንዓኩም ካኣ ከምዚ ጌርኩም ተርጊምኩም ዘመጻእከምልና እግዚአብሔር ዋጋኩም ይክፈልኩም የቀንየንና
@TkTk-n7g
@TkTk-n7g 8 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ቃለ ሂይወት ያስመዐልና❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@aminabgebermedhin7773
@aminabgebermedhin7773 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎትን በርኽትን ና ኣዴና ኣናስዮን ኣይፈለየና ኣሜን
@rahwa8038
@rahwa8038 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ስድራ እግዚኣብሄር ትምርትኩም ኩሉ ግዜ ኣይፈለየና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንኩም ይባርክ ኣሜን
@ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክኩራት አቦታትና አዴታትና በረከት ቅድስት አናሲሞስ የካፍለና ብሓቂ ክንደይ ደስስስ ዝብል ቅድስና እዩ ተመስገን
@نايفنايف-ق2د
@نايفنايف-ق2د 6 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂዋተ ያስመዐና❤❤❤❤❤
@tesfaldetgeransa8046
@tesfaldetgeransa8046 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
@ገኒየድንግልማርያምልጅ
ተመስገን ኣምላክ ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ዝነበርኹ እንኳዕ ብሰላም መፅኣኹም ክቡራተይ 💒🙏🙏🙏
@abelmedhanie8731
@abelmedhanie8731 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና በረከታን ረዲኤታ ናይ ኣዴና ኣናሲሞን ኣይፈለይና ብቀጻሊ ናይ ቅዱሳን ታሪክ ከምዚ ገርኩም ተርጊምኩም ኪትመጹና እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓግዝኩምን ይደግፍኩምን ኩቡራት መምሃራነይን የሕዋተይን
@destakonjo3061
@destakonjo3061 Год назад
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት ይሰመዐና ፀጉኡ በረከቱይብዘሐልኩም
@aaisha2510
@aaisha2510 Год назад
ቃል ህይወት የስመዐልና።ናይ ቅድስት ኣናሲምን በረኸት ምስ ኩላትና ይኹን።ፀጉኡ የብዝሐልኹም ሙቁራተይ❤❤❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር ኣምላኽ ኽቡራተይ ክንደይ ደስ ይብል በረኸት ጸሎትን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ኣናሲሞን ይሕደረና⛪️✝️❤
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ Год назад
ብሓቂ ብጣዕሚ ዘገርምን ዘደንቅን እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ልተወሳእቲ ኣሕዋትና ውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስቦም ይክፈሎም🤲
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ቃል ሂወት ይስመዓልና ናይ ኣዴና ቅድስቲ ኣናሲሞን ፆሎትን በረከትን ምስ ኩላትና ይሕደር 🙏🙏🙏
@ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ
እሰይይይይ ዛዝፅበያ ዝ ነበርኹ መፅኣ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐሎኩም አሜን ❤️❤️❤️
@ተመሰገንአምላክይ-ለ9ኸ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ናይ ኣዴና ቄድሰት ኣናሲምን ጸሎትን በረክትን ኣማላድነትን ኣይፈለየና አሜን ወአሜን🕯
@AbebaWeldegebriel
@AbebaWeldegebriel 8 месяцев назад
ቃለሂወት የስመዓልና እግዝኣቢሄር ጸጉኡየበዝሓልኩም ኣሕዋት
@timnityemane4438
@timnityemane4438 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቃ መሳጣትን ማሃሪት ኣምላክኣብ ምጻቱ ይዘኽረና ንዓኩም ከኣ ከመዚ ገርኩም ትምህርና ዘለኩም ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኤሜን (3)🙏🙏🙏
@Hiwot-k4t
@Hiwot-k4t 9 месяцев назад
ብሓቅ ቃል ሂውት የሰመዓልና ናይ ኣገልግለት ዘመን የብርካ👏👏👏🙏🙏🙏
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Год назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ አደና ቅድሰቲ ኣናሲምን ፀጋ በረከታን ኣማላድነትን ምሰ ኩላትና ህዝቢ ክርሰቲያን ይኩን አሜን💒👏😢
@shaertadhj879
@shaertadhj879 Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ ቅድስት አናሲምን በረከት ናይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱን ቸርነቱ አይፈለየን አሜን (3)
@Samisimon5870
@Samisimon5870 Год назад
እግዚኣብሔር ኣምልኽ ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርኽ፡በረኸትን ረድኤትን ናይ መርዓት ክርስቶስ ዝኾነት ቅድስት ኣናሲሞን ይኽፈለና።ንዓይ ንሓጥእ ሓውኹም ከኣ ኣብታ ናይ ዕለታዊ ጸሎኩም ዘኽሩና ኣዝየ ሓጥእን ድኹም የ ብተደጋጋሚ ኣብ ሓጥያት እንዳ ወደቕኩ፡ተነሲሐን ከምቲ እግዚኣብሄር ዝደልዮ ሰብ ኮይነ መታን ኣብታ ቅድስቲ ስፍራኡ ክነብር ኣብ ጸለቱም ዘክሩና መታን ኣምላኽ ንሓጥያተይ ይቅረ ክብረለይ።ኩሉ ትገብርዎ ይከታተሎ የ ኣዚኩም ኢኹም ተቅንኡኒ እግዚኣብሄር ኩሉ ሂወትኩም ይባርኸልኩም፡ሓውኹም ካብ ኤውሮጳ። ኣብቲ ቅዱስ ስፍራ ኬንኩም ስለና ጸልዩ።
@makdayemane6102
@makdayemane6102 Год назад
Hawey ajoka goyta yesus kirstos moytulka eyu. Nabiu xeli. Mexhaf kudus Kea antibiotics.
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 месяца назад
❤❤❤
@FaniWedikehsi
@FaniWedikehsi 4 месяца назад
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 qale hiwet yesmalna abzi serah zetsatfkum xegu yebzhalkum xeloten redieten mes kulatna yekun 🙏 🙏 🙏
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 Год назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዛብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ተዝውስኩላስ ኣይ ምፀገብክዋን በረከታን ፆሎታን ናይዛ ቅድስ ኣዴና ኣይፈለየና
@ሰላመይብኣኻዩናተይጎይታ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዕጹብ ዲንቂ እዩ ስራሕ እግዚኣብሔር ኣብ ቅዱሳኑ በረከት ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ይክፈለና።
@ድንግለይአደፍቅሪ-ከ6ዠ
ብሃንቀውታ ዝተፀበክዋ ፀግኡ የብዘሐልኩም
@salmhabsy6250
@salmhabsy6250 Год назад
Amen amen amen
Далее
Women’s Free Kicks + Men’s 😳🚀
00:20
Просмотров 1,2 млн