ቤተክርስቲያን ካብ ዝሓለፉ ዘመናት ንላዕሊ ብጻዕዳ ክዳን ከም መላእኽቲ ዝደመቑላ፡ ኣብ እግሪ ካህን ተኾስኪሶም ዚኸዱ፡ ብንስሓን ቅዱስ ቁርባንን ዝተለወጠ ሕይወት ዝነብሩ ውሉደ እግዚኣብሔር ዚራኣይሉ ዘሎ ዘመን እዩ። እሞ ኸ ደኣ! እግዚአብሔር ንሕዝቡ ገጹ ዚመለሰሉ፡ መንፈስ ቅዱስ ብምልኣት ዚሰርሓሉ ዘሎ ዘመን ከም ዝኾነ ብምእማን፣ ንቁጥዓ ሰይጣን ነንበርክከሉ ዓቅሚ፤ ኣብ ጸግዒ እግዚኣብሔር ምንባር ኢዩ።
Subscribe for more video :- goo.gl/f96Ezz
Find us:-
****+****
FB Pege:- goo.gl/HkRD2Y
Facebook:- goo.gl/hWtCBt
Google:- goo.gl/zzJW2r'
Instagram:- goo.gl/WFhFzq
Twitter:- goo.gl/xJn16b
26 ноя 2019