ሂወት እዞም 3 ነበር ተምሃሮ "ካብ ዩኒቨርስቲ ናብ ማእሲ" ብዝብል ድሕሪ ምስ ኣጋዋሕናዮ ሓገዝ ቀፂሉ ኣሎ። ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ግዱሳት ተጋሩ 84 ሺሕ ብር ብሓፍትና ፍረ ልኢኾም ንሕድሕዶም 28ሺሕ ተዋሂቦም።
23 сен 2024