Тёмный

በዓልቲ ቤት ጀነራል ገዛኢ ኣበራ ተጋዳሊት ኣበባ ዘሚካኤልን ጓሉ ሊድያ ገዛኢን ብስም ሰማእታት ናይ ሓዘን ፀሊም ክዳነን ዝደርበያሉ መዓልቲ 

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Подписаться 49 тыс.
Просмотров 78 тыс.
50% 1

Welcome to Awet Multi Media....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 230   
@ምፅላልይቱብ
@ምፅላልይቱብ Год назад
ተጋሩዋይ ኣብ ስደት ረሃፅና እምበር ንብዓትና ኣየፍስሰልና ፈጣሪ ኣሜን በሉ ❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
@sarakedana8798
@sarakedana8798 Год назад
አሜነ🙏🙏🙏
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
አሜን አሜን አሜን
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Год назад
አሜን አሜን አሜን❤🙏
@ሜሪጓልእመብርሃን
አሜን አሜን አሜን
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 Год назад
Amen 🙏 🙏 🙏
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 Год назад
ዋይ አበባ መዓረይ ፀላኢኺ ይሰኮን ብፃይ ገዛኢ ዉሕሉል ጠባየ ፅቡቅ ፈታዊ ብፆቱ የዋህ ፃዕራም ጅግና ኮታስ ኩሉ ነገርና ተፈታዊ ሓዉና ንኹላትና እዩ ጠፊኡና አበባይ መዓረይ ፅንዒ አሰሩ ንከተሎ ሰላም ዕረፍ ብፃይና ሕድሪ ስዋኣትና ነኽብር
@medhin8187
@medhin8187 Год назад
ደስ ይብል ብሓቂ ❤🎉 ፈጣሪ ፅንዓቱ ይሃብኪ ትግራይ 🎉❤ ናይ ኢ.ር ሹም #ሰዓረ ዉን መላ በሉልና 👀
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
ባሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ሰሪሕኩም ፅናዓት ያሃብኪ ኣዶ ትግራይ❤💛😢ክብርን ምጎስን ንሰማእታትና!💔
@axumawit4995
@axumawit4995 Год назад
እዛ መናጢት ዓዲ ኢትዮ**ጵያ ንበዓል ገዛኢ እኳ ኣይኮነትን ፣ ኣጆኺ ኣዴና ኩርዒ ተሓበኒ 🙏
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
ኡፍፍፍፍፍ ሓፍተይ መዓረይ ኣብ በርካ ዘይሞተ ኣብ ገዛ ብልዐሞ ጨካናት ፀላእቲ💔💔💔ኣጆና እስኪ
@selamtube5095
@selamtube5095 Год назад
እዊይ ማዓረይ ፀላእኩም ይፀልምቶ ብሓቂ ጀጋኑና ብቀትሪ መሬት ተበሊዖም እዮም ግን ሕድሮም ክነዕብር የብልናን ክብርን ምጉስን ንሰማእታትና
@ihdf4175
@ihdf4175 Год назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ክብሪ እዩ ሰብይቲ ጅግና እኪ እም ክብሪ ይግበአኪ እዩ ንዓና እለም ሂወቶም ዝሓለፉ ጅጋኑ ናይ ቀደምን ለምን ክብሪ ናዓክም ይክን ጅጋንና ኣብ ሰማያ ይጥዓምክም😭💔😭💔😭😭😭
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Год назад
ጀጋኑነ ህያዋን እኩም ። ካፅንቱና እንቲሓስቡ ትሕቲ ፈጣሪ ሓፁርና ንፈትወኩም ጀጋኑና ኣጥፊኦምኩም ።በኣኩም ዓይንናን ደመናን ዝጀመረ እንሆ ክሳብ ሎሚ። ክብሪን ሞጎስን ንሰማእታትና።
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
ሰላም አሕዋተይ አብ መላእ ዓለም ዘለኹም ብሓፈሻ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ዓወት ሓወይ ከምዚ ካብ ጀመርኹም ስድራ ጀነራል ሳዓረም ተዳሃይዎም ኢኹም አብ መላእ ትግራይ ዘለዋ አደ ስውኣት አዴታት ትግራይ እውን ፀሊም ክዳነን ክቅንጠጥ አለዎ ካብ ደጊም 🙏🕊 ክብሪን ሞጎስን ንናይ ትማሊን ሎምን ጅጋኑ ሰማእታትና 🙏
@fryattsegay7722
@fryattsegay7722 Год назад
ክብርን መጎስን ንስውኣትና🙏😭
@ምፅላልይቱብ
@ምፅላልይቱብ Год назад
ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ❤️❤️❤️❤️
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና ትግራይና ናይ ሰላም ናይ ፍቕር መፍለቕያ ትኹነልና ንብዓት ይኣክል ሓወን ይኣኽል ኹሉ ነናብ ልምዓቱ ዝዋፈረሉ ግዜ የምጽኣልና
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ይኩን💔😥💖💛✊💊🙏
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 Год назад
ጽንዓት ይሃብኪ ዓደይ😢 ዓወተይ ኣያዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ክረኽበካ ከዓ ባህጊ ኣለኒ❤
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ Год назад
ክብርን መጎስን ናዓኩም ጀጋኑ ስማእታትና ♥♥♥♥♥✊
@shewittesfay161
@shewittesfay161 Год назад
ናይ በሓቂ ንብኣተይ ክቆጻጾሮ ኣይከኣልኩን ክብረት ይሃብኩም ሓላላተይ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና😢😢😢❤❤❤
@rutahaile2171
@rutahaile2171 Год назад
ገዛኢ ጀግና ኩሉግዜ ክሓስቦ እዩ ዘሕዝነኒ አይዞም ጀጋኑና እህህ። ጀግና ገዛኢ አበራ እንኳዕ እኳ ወለደ❤ አይ ዛለካሚትና ዓዲ። ሰዓረስ እኳ ንቱ ሰይጣን ከገልግል ንገዛኢ ደአ ለከመልና።
@terhasberhane71
@terhasberhane71 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ይብል ፀላኢክን ፀሊም ይከደን ጂግና ሰበይቲ ጅግና ክብረት የሐብኪ
@ሜሪጓልትግራይ-ዀ6ዠ
ክብርን ምጎሰን ንደጋኑ ሰማኣታትና🙏😭
@sophiaali3933
@sophiaali3933 Год назад
ይሃና ይሃና ክፍሊ ሰራዊት ጀነራል ገዛኢ ኣበራ ብጣዕሚ ኢና ታሓቢና ባኣኹም ዘለዓለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና ትግራይ ትስዕር
@peacetotheworld8226
@peacetotheworld8226 Год назад
ክብርን ምገስን ንስውኣትና❤❤❤
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
😢😢ክብርን መጎሰን ንሰዋእትና
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Год назад
ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማኣታትና 😭💔
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Год назад
Kibrin mogesin lijeganu tegadeltina Sidra General Gezae Abera edme mis tiena temeniyelkum niberulna 🙏❤
@selam801
@selam801 Год назад
ልብናኾ ሓሪሩ😭😭💔
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንስውአትና አብ አፀደገነት የንብሮም አሜን
@mmn7636
@mmn7636 Год назад
ዘለኣለማዊክብርንሞጎሰንኒጀጋኑሰማእታትና😢😢
@jackhenry1983
@jackhenry1983 Год назад
ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኣምላክ ሰማይ ኣብ የማናይ ኢድኩም ይቀበልኩም! ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልካል ትግራይ ሰላም ህዝብኩም ስለ ዝሓለኩም ንዘልኣለም ኣብ ልቢ ህዝቢትግራይ ተከቢርኩም ክትነብሩ ኢኩም
@አደይዓለመይትግራይሃገርይ
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ 😢😢😢😢😢😢
@tgr817
@tgr817 Год назад
ፅብቅ ግን ሰድራ ሰዓረ መኮነንከ😢😢
@awetwedajmedia
@awetwedajmedia Год назад
እዚ ኣጋጣሚ ኮይኑ ናይ ጀነራል ገዛኢ ክፈለ ሰራዊት መፃሓፍ ተመርቕ ሰለ ዝነበረት ስድራ ጄነራል ገዛኢ ኣብኡ ሰለ ዝተረኸቡ እዩ እምበር ናይ ጀነራል ሰዓረ እውን ከምዚ ኣጋጣሚ ተጠቒምካ ምፍፃም ይክኣል እዩ ሓቕኻ ኢኻ
@HdhHdh-wk6rk
@HdhHdh-wk6rk 2 месяца назад
ክብርን ምስጋናን ንሰማአታት
@jwbwhshak3150
@jwbwhshak3150 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማአታትና 😢😢😢😢😢
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 Год назад
ኽብሪ ይሃብኹም ህዝበይ ምስቅድሳን የንብርኹም ጀጋኑና😢
@rahel7771
@rahel7771 Год назад
እግዚኣብሔር ልበን የጽንዕ 😢😢
@سبحانالله-س8ث2ع
ክብርን ምጎሰን ንሰምኣታትና😢😢😢😢
@jwbwhshak3150
@jwbwhshak3150 Год назад
ፅንዓት የሃብኪ አደዋይ
@እዉነትለሂወት
@እዉነትለሂወት Год назад
የጀግና ሚስት ሁሌ ጀግና ነች ክበሪልን !!!!❤❤❤
@ትግራይዓለመይ-መ5ረ
ክብሪ ንጀጋኑና🙏✊️
@Idkwhattodo1412
@Idkwhattodo1412 Год назад
ክብረት ያሃብኩም አጆኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ክብርን ሞጎስን ንስዋአትናን ትግራይ ትስዕር❤️💛❤️
@fanusgaltigray9269
@fanusgaltigray9269 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና😢
@keduse1821
@keduse1821 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋአትና.ፅቡቅ ስራሕ እዩ ሕማቅ አይትርከቡ💊💊💊💊
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 Год назад
ደበሳ እዮብ ይግበረልኪ ።🙏🙏🙏🙏
@AbCd-gr3ef
@AbCd-gr3ef Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና😥
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 Год назад
ክብርን መጎስን ንስዋኣትና 😢❤
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 Год назад
ፅብቅ ገርኩም ንካልኦት እውን ከመዚ ገርኩም ተትድብስውን ደስ እዩ እግዚኣብሄር ፀሊም ፀልማትን ቀንጢጡ ፃዕዳን ብርሃን ትግራይ የርእየና ኣሜን 💛❤🙏🙏🙏🤲🙏
@NgstiAbreha
@NgstiAbreha 2 месяца назад
በላዒኹም ከይተበልዐ ድቃስ የብልናን ጀጋኑና።ጀራላትና ኣብ ገነት ንበሩ
@yes6292
@yes6292 Год назад
ህዝበይ ሓላል 😢😢😢
@ምንባርንሓቂ
@ምንባርንሓቂ Год назад
ክብሪን ምጎሰን ንጀጋኑና ሰማእታት💔
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Год назад
ፅንዓት ይሃብኪ አደዋይ😢😢😢😢😢❤❤❤
@gugttyyrfg8549
@gugttyyrfg8549 Год назад
ህዝበይ😭😭❤💛💪
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 Год назад
ብጣዓሚ ታሓጊሰ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 Год назад
ገዛእን ሰዓረን እንካዕ አይፀነሕኩም እዚ ፅንተት እንካዕ አየረኣየኩም በሓቂ እንታይ ምበልኩም ህዝብኩም ዘይርከብ ረኪቡ ፀልሚትዎ መስዋእትኩም
@bitigaltigray
@bitigaltigray Год назад
ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢❤
@asadiabrsha942
@asadiabrsha942 Год назад
ክብርንመጎሰንንሰውኣትና😭😭😭💔💔
@ሮሚጓልትግራይ
@ሮሚጓልትግራይ Год назад
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና😥💔
@ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ
ዕለት 15 /10/2011 ሰንበት ማዓልቲ ኣብ መቐለ ኔረ ደገ ውዒለ ቲቭ ከፊተ ዜና ሓዘን ካዓ ሰሚዐ ልብ ኩሉ ትግራዋይ ተስሩ😢😢
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Год назад
ክብሪን ሞጎስን ንስማእታትና😢❤😢😢
@ጓልራእሲኣሉላ
@ጓልራእሲኣሉላ Год назад
ና ዓወት ናባዕሉ ድዩ ዙ ቻናል❓💞❤
@zufannagesi5433
@zufannagesi5433 Год назад
ክብሪ ይሃብኩም ፅንዓት ንኩለን ኣዴታት ትግራይ
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
ኣምላክ ዘጸናንዕ መንፈስ ይሃብኩም ሓዘን ኣብ ልቢ እዩ ኣምላክ ውን ኣይፈትዎን እዩ
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 Год назад
aheeeeeeeee 😭😭😭😭 kibrn mogesn nijeganu sweatena ♥️💛✊
@GashawZewdu-qt1vc
@GashawZewdu-qt1vc 11 месяцев назад
ወገኖቸ ከልብ ያሳዝናል ሙሉበሙሉ ለትግራይ ህዝ ብ መፅናናተን እመኞለሁ
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Год назад
ክብሪ መጎስን ንጀጋኑና ክሳብ መዓዝዩ ከምዚልካስ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ezgamnabraha2372
@ezgamnabraha2372 Год назад
ክሳብ ብርእሶም ሓሲቦም ዘመሓድሩ ሓለፍቲ ዝፈጥረልና😢😢😢😢
@GDh-kz2tu
@GDh-kz2tu Год назад
ክብርን መጎሰን ንሰዋእትና😢😢
@Senaitnegusea
@Senaitnegusea Год назад
Burukat zerei behakei lebona tegeraway s kab Amlak eyou iam happy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@galmdreyoutube2584
@galmdreyoutube2584 Год назад
ፅንዓት ይሃብኪ አዶ ትግራይ 😢😢😢😢
@Hetaw1619
@Hetaw1619 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀኑና💔😥
@niemaabdukar7543
@niemaabdukar7543 Год назад
እንካዕ ደሰ በለና ኣታ ለባም ህህዝበይ
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
@getayferdal8827
@getayferdal8827 Год назад
Nay behaki xelim yakil ,bikyat yakil .Amlak misakum deki Adey.
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 Год назад
Jegena ayana be selame irefe kibren mogase ne jeganehi sewatena
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
❤❤❤😢😢
@shewitabayhzkias5166
@shewitabayhzkias5166 Год назад
ፅንዓት ትግራይ ዓደይ😢😢😢❤❤
@hdrhxe5764
@hdrhxe5764 Год назад
መስገን አነስ ይፈርሕ ነይረ አዲስ ለለዉ መሲሉኒ ደቁ እንኮዕ ዓድኩሙ አለኩሙ
@Slam773
@Slam773 Год назад
ኽብርን ሞገስን ንስዋኣትና 😢😢😢
@Trhasvebremedhn-ue6pd
@Trhasvebremedhn-ue6pd Год назад
Anta Lewah hzbiy Selamka bhayliy amlak ymleselka
@HamunayStudio
@HamunayStudio Год назад
❤❤❤❤❤❤
@Monliaz
@Monliaz Год назад
Effff 😢tigruwan abeykom❤❤❤
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ Год назад
ፀላኢና ፀሊም ይከደን እፍፍ😢😢😢
@teweldegirmay5649
@teweldegirmay5649 Год назад
ኣቤት ክብሪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
@tirhasadane8906
@tirhasadane8906 Год назад
🙏✅💛❤️
@amlkiyhoymechrshaynasemrli79
Uffff #nibaty mikoxexar #abeniy besam #hezb tegray #zerkbo
@HHh-qq7rl
@HHh-qq7rl Год назад
Kebrne Meogsne Nesmettna💊💊😭😭
@sabagebru6850
@sabagebru6850 Год назад
❤😘💛🙏
@almir692
@almir692 Год назад
❤❤❤
@ድንግልማርያምሓላዊተይ
💔😢😢😢
@Ninyam-hv6ue
@Ninyam-hv6ue Год назад
ማማየ😍😍😍
@Ninyam-hv6ue
@Ninyam-hv6ue Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና😭😭😭
@hanitekeste-oh2wb
@hanitekeste-oh2wb Год назад
Tgray dea kab meas mealti semaetat tgebru sweat alewkum dyom?
@HageryMedia3368
@HageryMedia3368 Год назад
😍😍😍😍😍😍😍😍
@SalemKaeiti
@SalemKaeiti 2 месяца назад
😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@mekdesg7658
@mekdesg7658 Год назад
የትግራይ ህዝብ ነጭ ልበሱ ከገዳዮቻችሁ ጋር አትተሻቩ ቁረጡ ድል ለትግራይ ህዝብ እንኮን ነጭ ለበሽ ተራዉ የአብይ ልጆች ጥቁር ይልበሱ ገዳዮ አብይ አህመድ ነዉ
@mommommommom9907
@mommommommom9907 Год назад
❤❤😢
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
❤😢❤❤🎉
@lemlemgrzhr4473
@lemlemgrzhr4473 Год назад
♥🙏
@hdhdshs9081
@hdhdshs9081 Год назад
ጀግና ታረክ ይሰረሕ በረ አይነብረን😢
@helenberekt3774
@helenberekt3774 Год назад
😢😢😢💔💔
@LenaLena-yx5sh
@LenaLena-yx5sh Год назад
ናይ ስዓረ መኮነን ባዕልተቤት ከ አበይ አላ
@user-kf6rs6hy2p
@user-kf6rs6hy2p Год назад
Jeganuna😢 kesenu
@lemlemraya9624
@lemlemraya9624 Год назад
❤❤❤😢😢😢😢😢
Далее
TEAM SPIRIT: НОВЫЙ СОСТАВ. SEASON 24-25
01:31
Свожу все свои тату (abricoss_a_tyt)
00:35
TEAM SPIRIT: НОВЫЙ СОСТАВ. SEASON 24-25
01:31