Тёмный

በዓል ታሪኽ ዳኒ ምስ Topo ቀልዓለም ዘይብሉ ዕላል። 

Topo Eri Entertainment
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 136 тыс.
50% 1

ዳኒ ናይ ቱር ዲ ፍራንስ ተዘኽርኡ የሕድስ ገና ውን ካብ ብሽክለታ ኣይወርድን እየ እዩ ዝብል ዝሎ።

Развлечения

Опубликовано:

 

6 июл 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 648   
@yossiefmer733
@yossiefmer733 11 месяцев назад
ዳኒ ንጉስ ሳይክል ኣሰልጣኒ ክኸውን ኣለዎ ትብሉ 👍👍👍 like habu❤❤❤
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 11 месяцев назад
ዋውውውውውውውውውው ዳኒኒኒኒኒኒ ዕድለይ ድዩ ዕጫይ ኣይርደኣንን ዳኒኤልን ዘርእሰናይን ሓንሳብ ኣብ ልበይ ምስ ሰፈሩ ፍጹም ክነቓንርቑ ዘይክእሉ ብሉጻት ዜጋይ ኣብ ኩሉም ኣትለታትና ዘሎኒ ክብሪ ፍሉይ'ዩ ኣብዚኦም 2ተ ሰባት ግን ዳኒ ክወቅጦ ድንዕ ድንዕ ኢለ ኣይወዓልክዋን ግን የቐንየልና ቶፖ፡ ዘርእሰናይ ከኣ ክንጽበየካ ኢና❤ 🇪🇷 ❤
@Josephsol55
@Josephsol55 11 месяцев назад
This guy deserves credit for setting examples for the young generation. Respect Daniel!👍👍👍
@user-pw2bn3vq9h
@user-pw2bn3vq9h 11 месяцев назад
ትዕግስቲ ትሕትና ክብረት ንኩሎም ብጾት እናበለ ዩ ዝጽውዖም ❤❤❤❤❤
@user-rj7hj1ub7f
@user-rj7hj1ub7f 11 месяцев назад
ጥቕልል ኣቢለ ሓንቲ ክብል ምደለኹ ማዕርግ ክውሃቦ ኣለዎ ንዳኒ፡ ንኩሉ ዝማልአ ጅግና ስለዝኮነ።
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 11 месяцев назад
ዳኒ ጅግና ሓበን ሃገር፡ ከፋቲ በሪ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ቶፖ ሎሚ ጽቡቕ ጌርካ ታንክስ !!
@yeabioteclu4559
@yeabioteclu4559 11 месяцев назад
Anbesa akeb admen tienan yhabka
@user-xy2gb4qf5s
@user-xy2gb4qf5s 11 месяцев назад
Topo ኣንበሳ ኮመንትና ኣንቢብካ ተምጽኦም ዘለካ እስፓርታውያን ሃገርና ኣዚየ ዘመስግነካ ዝተረፉ ካኣ ኣብ ቀጻሊ ንጽበ ❤❤
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 11 месяцев назад
ዳኒ ብሉጽ ❤❤❤❤ ዘርኢሰናይ ታደሰ ኣምጻልና ሓደ ጎያይ ክገብሮም ዝግባእ ኣመጋግባን ትሬን ክሕብረና ድማ ሕተተልና ቶፖ ሓወይ Thanks
@robelandebrhan2127
@robelandebrhan2127 11 месяцев назад
ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ዳንኤል ተክለሃይማኖት፥ ተሸላሚ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ስፖርተኛ 2012። ተሸላሚ ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ኣፍሪቃ 2015. ተሸላሚ ኑማ ብሉጽ ኤርትራዊ ስፖርተኛ 2015። ኣብ ታሪኽ ዙር ፈረንሳ ናይ መጀመርታ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ማልያ ንጉስ ዓቐብ (Polka dot Jersey) ዝለበስን ነታ ማልያ ኣብ 6ይ መድረኽ ድሕሪ ምቅባሉ ክሳብ 9ይ መድረኽ ክለብሳ ዝኻኣለ እንኮ ኣፍሪቃዊ ኮይኑ ተሰኒዱ ይርከብ። ኣብ ጂሮ ደ ኢታሊ 2017 እውን ኣብ 2ይን 3ይን መድረኽ ወናኒ ማልያ ኣንበሳ ዓቀብት ብምኻን ኣብ ፐዲዩም ክድይብ ክኢሉ ኢዩ። ተውሳኺ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ተዓዋቲ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2010 ተዓዋቲ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ውልቂ ክሮኖሜተር 2010, 2011, 2012, 2013, 2015። ተዓዋቲ ዙር ክዊታ ኢዚና ሳይክሊንግ ርዋንዳ 2011 ተዓዋቲ ናይ ግዜ ብጫ ማልያ ዙር ርዋንዳ 2010 ተዓዋቲ ሻምፕዮን ኤርትራ ናይ ጽርግያ ውድድር 2012, 2016። ተዓዋቲ ሻምፕዮን ኤርትራ ናይ ውልቂ ክሮኖሜተር 2011፡ 2012, 2015, 2016, 2018። ተዓዋቲ ሻምፕዮን ዞባ ማእከል 2008.2009 ተዓዋቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ፕሩይቦ ቪላ ፍራንኮ ኦርዲዚያኮ ስጳኛ 2013. ተዓዋቲ ኣንበሳ ዓቀበት ክሪተሪዩም ዱ ዳውፊን ፈረንሳ 2015, 2016። ተዓዋቲ 2 መድረኽ ኮፐ ደስ ነሽንስ ቪለ ሳጉናይ ከናዳ 2010 ተዓዋቲ 1ይ 2ይ 3ይ መድረኽ ዙር ክዊታ ኢዚና ሳይክሊንግ ርዋንዳ 2011 ተዓዋቲ 1ይን 3ይን መድረኽ ዙር ኤርትራ 2009። ተዓዋቲ 2ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2010. ተዓዋቲ 3ይ መድረኽ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ(ዙር ጋቦን) 2011፨ ተዓዋቲ 5ይ መድረኽ ዙር ኣልጀርያ 2012 ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ናይ ጋንታ ኩሮኖሜተር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2011 2012 2013 2015 ክትከውን እጃሙ ኣበርኪቱ። ዕዉት 2ይ ደረጃ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ውልቂ ኩሮኖ ሜተር 2015። ዕዉት 2ይ ደረጃ ሻምፕዮን ኤርትራ 2011። ዕዉት 2 ይ ደረጃ ዙር ኤርትራ 2009። ዕዉት 2ይ ደረጃ ኣንበሳ ዓቀበት ዙር ፖላንድ 2012። ዕዉት 2ይ ደረጃ 1ይን 7ይን 8ይን መድረኻት ዙር ርዋንዳ 2010። ዕዉት 3ይ ደረጃ ሻምፕዮን ኤርትራ ናይ ውልቂ ክሮኖሜተር 2017። ዕዉት 3ይ ደረጃ ናይ ውልቂ ኩሮኖሜተር ሻምፕዮን እፍሪቃ 2016። ዕዉት 3ይ ደረጃ ኣንበሳ ዓቀበት ዙር ድ ለ ዒይን ፈረንሳ 2018። ዕዉት 3ይ ደረጃ 2ይ መድረኽ ምዛንሲ ደቡብ ኣፍሪቃ 2014። ዕዉት 3ይ ደረጃ 4ይ መድረኽ ስኮዳ ዙር ደ ላክሰንበርግ 2014። ዕዉት 3ይ ደረጃ 9ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2010። ኣብ ዓበይቲ ውድድራት ዳንኤል ን5 ግዜ ዝእክል ኣብ ግራድ ቱር ተወዳዲሩ ኣሎ። ዙር ፈረንሳ(TOUR De FRANCE) 2015 ,2016 ቮልታ ስጳኛ(VOULTA SPANA) 2012 ,2014 ጂሮ ዲ ኢታሊያ(GIRO DI ITALIA) 2017።
@nebiatmussie8798
@nebiatmussie8798 10 месяцев назад
Wawwww naka wn kbri ygbaka awetat nay dani
@user-db9wx3bb6k
@user-db9wx3bb6k 11 месяцев назад
ሎሚ ኪሕስካኒ ቶፖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዳኒ ጅግና
@shishay4773
@shishay4773 11 месяцев назад
ዳኒ ሓበን ሃገር ሓያል እሙን መትከላዊ ኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
@yeg_show
@yeg_show 11 месяцев назад
ከፋቲ በሪ ኣትለት ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት። ኣጆኻ ኣብታ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ቅዋም ዘለዋ ቦታ ኣሎካ።ምስ ኩሉ ጸገማትካ ተጻዊርካ ዓቢ ዓወት ኣበርኪትካ ኢኻ። Thank you Tesfie dma.
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 10 месяцев назад
እንታያዴካ ዓቅሚ ኣለካ ክትህቦን ክትከልኦን ከምዞም ጀብሃ ኣብዛ ስደት ክትጓሓፊ ኢኺ ወዲ ሾርሙጣ😅
@FalaFala91
@FalaFala91 11 месяцев назад
Dani the best ሕቡን ኤርትራዊ ሃገራዊ መትከላዊ መግለጺ ኣልቦ ክብርን ፍቅርን ነዓኻ፡ ኣሰልጣኒ ሓንቲ ኤርትራዊት ጋንታ ወይ ሃገራዊት ጋንታ ኮንካ ክርኤካ እቲ ናይ ወትሩ ትምንዮተይ ዩ 🙏 GBU ዳኒ ጅግና ❤❤❤
@pawlosgere088
@pawlosgere088 11 месяцев назад
ኣታ ንስካ ብኩሉ ኢካ ሻቢን ቤት ትሕትና ኣቤት ልቦና ❤❤❤❤ ዳኒ ንጉስ ዓቅብ🎉🎉
@tesfiekesete9675
@tesfiekesete9675 11 месяцев назад
ብመጀምርታ ናይ ተዓዛቢ ርኢቶ ርኢካ ምምጻእካ የመስግነካ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ድማ ይምነየልካ. ብምቅጻል እንተ ተካኢሉ እቲ ቃለ ማሕትት ክትገብር ከለካ እቲ ናይ ዝሓለፈ ዝዕዎትዎ:ፍቃድ ሓቲትካ ቪድዮ እንተትገብረሉ ምበለጸነን ምጸበቀን
@robeluzi929
@robeluzi929 11 месяцев назад
Neta nay Pushkin hawelti alikum eba Nay DANI gberuwa!! HE’S OUR FIRST PRO CYCLIST 🚴‍♂️ OUR HERO he’s a living legend!!! He deserves more credit than everyone else’s!!!!! You’re our model DANI !!!❤️❤️❤️ We love you ❤❤❤
@hagereykbretey7644
@hagereykbretey7644 11 месяцев назад
ዳኒ ኣብ ሳይክል ሃገርና ወሪሱ ተጋዲሉ ተዓዊቱ ኣውሪሱ ገና ድማ ይቃለስ ኣሎ ክብሪ ዝግብኦ ጅግናና ዕድመን ጥዕናን ዳኒ ልዕሊ ኩሉ ዝምስጠኒ ሃገራውነቱ 100+ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@zezuzanzan4946
@zezuzanzan4946 11 месяцев назад
ኣውሪሱ:ወሪሱ :ተሰዊኡ: ሃገራውነቱ ...እዚ ናይ ሸፋቱ ሳሕል ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ከምዚኦም ዓይነት ቃላት ምጥቃም ክልኩል እዮ::
@hagereykbretey7644
@hagereykbretey7644 11 месяцев назад
@@zezuzanzan4946 ሃመማ ክክክ መን ይብሉኻ ደኣ ወደይ ከምዚ'ዩ ዝፍቀድ ከምዚ ኣይፍቀድን ትብል
@metkelawi6295
@metkelawi6295 11 месяцев назад
​@@zezuzanzan4946 Men da ebluka wedey
@zezuzanzan4946
@zezuzanzan4946 11 месяцев назад
@@hagereykbretey7644 ሰክት ነፋጥ ምቅሉል ባርያ::
@hagerey9448
@hagerey9448 10 месяцев назад
​@@zezuzanzan4946😂😂😂 ኪድ ትሓነቕ ከልቢ ዓድዋ 🤣
@flimonflimon
@flimonflimon 11 месяцев назад
እዞም ተቐዳደምትና ትሕትና ዘለዎም ደስ ክብሉኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🥰🥰🥰🥰
@semayeyuderetey3616
@semayeyuderetey3616 11 месяцев назад
ዳኒ ዝፈትዋ ሰብ ኣቤት discipline ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ምስ ክሎም ስድራቤትካ🙏 King of mountain
@simontekle4444
@simontekle4444 11 месяцев назад
Waaaaa❤ Dani the great man kbry zgbo olopikawei ❤ tbaty beal danga
@gomida1552
@gomida1552 10 месяцев назад
ዳኒ ብጣዕሚ ብሉጽ ኢንተቪው። ልዑል ትሕትናን ማዕዳን። ንመጻኢ ሂወትካ ሰሰናዩ ይምነየልካ🇪🇷
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 11 месяцев назад
ዋዋዋው ዳኒ ሓወይ ናይ በሓቂ ናይ ኢነተርናሽናል ተጻዋታይ ትሕትናኻ ኣወዳድቃ ቃላት ናይ ትግርኛኻ ኣዚዩ ረዚን ዘይ ከም ገሊኦም ማራስከ,ገለዓይነት እንዳበሉ ደረጃ ዘለውዎ ዘፍክሶም ቃላት ዘይትጥቀም ምዃንካ ሙሉእ ጌርካ❤❤❤❤
@user-ez3vw4eb4w
@user-ez3vw4eb4w 11 месяцев назад
Ya seq eske beli afey gefihley ilki hateftef aytebeli kekem edmiom daniel abom iyu nesatom ka deqi gize iyom adniqki tray helefi kem geliom do gele do aytebeli kulom bluxat iyom
@samidew5092
@samidew5092 11 месяцев назад
Eza commentki zeytedli
@yonas3137
@yonas3137 11 месяцев назад
እስከ ሰብ ከይርኣየኺ ሻሕ ኣብልያ እዛ ኮመንት ገሲም
@yosi7841
@yosi7841 10 месяцев назад
​@@user-ez3vw4eb4w ንኣሽቱ ዘይኮኑስ ደቂ ሰበይቲ ስለ ዝኾኑ ዩ ዘይእሩም ቃላት ዝጥቀሙ
@TeklemariamTewelde
@TeklemariamTewelde 11 месяцев назад
ዳኒ ሓወይ ንጉስ ኮርሶ ። ኣብ ልብና ዓቢ ቦታ ዝወነንካ፡ ኩሉ ግዜ ንምክሓልካ ዘይሃስስ ዝክሪ እዩ ዘለካ ። ንመጀመርያ ግዜ ኣብ መርዓካ'ኤ በኣካል ርኤካ ፡ 2015 ከኣ ኣብ ማይ ተመናይ ኣብ ግርማይ ሆቴል ብtv ተከታትሌካ፡ ሕጂ ከኣ ኣብ ኤውሮጳ ኮይነ ይከታተለካ ኣለኩ ፡ቶፖ ውን ኣድናቂካ ምካነይ ክገልጸልካ ይፈቱ ብጣዕሚ ንፉዕን ትስፉውን መንእሰይ ኢካ ኣይትትፉኡና የቀንየልና ❤❤
@filawimanunited9931
@filawimanunited9931 11 месяцев назад
ጅግናይ ❤። ከይሓፈርካ እስኪ የዕልል ፡ሰራሒ ታሪኽ ኣይኮነን ሲ ፡ሃገር ዘፍርስ እኳ ዝሓፍረሉ ግዜ ኣይኮነን ግዚኡ። ድፍር በላ እዛ ማይክ ዳነይ ምሩጽ።❤
@user-nu9fw8kd5w
@user-nu9fw8kd5w 11 месяцев назад
ዳኒ ጅግና ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቆን ተጻዋቲት ❤❤❤❤
@biniamchipo8439
@biniamchipo8439 11 месяцев назад
Topo hawey ስለ ኹሉ ትገብሮ ከየመስገናካ ክንሓልፍ ኣይደልን Thanks keep it up !!ተስፋ ዘለዎ ተቀዳዳማይ ኣክሊሉ ኣረፋይነ ኣምጽኣልና !!!
@Treat353
@Treat353 11 месяцев назад
ንጉስ ኣፍሪቓ በሪ ብሽክሌታ ሃገርና። ክብሪ ይግበኣካ'ዩ ዳኒኤል። ብዙሓት ኣሰርካ ስዒቦም ድማ ነቲ ታሪኽ ንስኻ ዝፈለምካዮ የዕብዩዎን የድምቑዎን ኣለዉ። ክብሪ ን ኩሉኹም ተቐዳደምትና❤
@weyniissac2053
@weyniissac2053 11 месяцев назад
እንታይ እሞ ምስ እዚ ረሳሕ ዲክታተር ክብረት ኣይረኸብኻን ዳኒ ጎብለል ኣጆኻ we Love you so much ❤❤❤🎉🎉🎉
@samuraiofshadow6417
@samuraiofshadow6417 11 месяцев назад
ኤርትራዊ ንነብሱ ክብረት ኢሉ ኣሰርሕን እዩ ንሃገሩን ህዝቡን ላዕሊ ክሰቕል እምበር ዳኒ ከኣ ኪሉ ግዜ ዝዝከር ስራሕ ሰሪሑ እዩ ብህዝቡ ከኣ ክቡርን ዘይርሳዕን እዩ
@merhagere2411
@merhagere2411 11 месяцев назад
ጸርፊ ጥራይ ደኣ ኮይንኩም እምበር ንነብሱ ኢሉ ብዝገበሮ ስፖርት ገለዓይነት ገዛ ኣብ ኣስመራ ተዋሂቡ እዩ
@weyniissac2053
@weyniissac2053 11 месяцев назад
@@merhagere2411 ኣቤት ሓሶት ሓሶት ናትና ኢልኩም ኢኹም ተታሒዝኩማ ነቲ ርሂጹ ዘምጽኦ ትኻል ገይሩ ኸማሕድሮ ባይታ ዘይረኸበስ ገዛ ክኣ ካብ ህግደፍ ኽርኸብ ካብ ሃመማ ዶ መዓር ትጽበ ኢኻ ነቲ ኣብዚ ደገ ተወሊዱ ዝዓበይ ኸተዳናግሩ ትክእሉ ኢኹም ኣምለኽቲ ኢሰያስ በራዩ መሕዘናት 😭😭😭😭😭
@merhagere2411
@merhagere2411 11 месяцев назад
@@weyniissac2053 ሓወይ ናተይ ኣነ ክሕሱ ወይ ከደናግር ኢለ ኣይኮንኩን ምሳካ ተሰዲደ ናብራ ስደት ዒቅ ኢልኒ ዓደይ ሰላም ኮይኑ ዓደይ ኣቴ ከውፍር ኢዩ ባህገይ የግዳስ ቅድሚ 3/4 ዓመት ዓመት ገዛ ከምዝተዋህበ ሰሚዔ ኔረ ከተጻርያ ትኽእል ኢኻ ሓዴና ጌጋ ክህልዎ ይኽእል እዩ
@hagerey9448
@hagerey9448 10 месяцев назад
​@@weyniissac2053😂 ክላእ ጉሓፍ እንታይ ትፈልጦ ኣለካ መንግስቲ ገዛ ሂብዎ ከም ድላዩ ይኣቱ ይውጽእ ዝተፈላልየ ኮርሳት ደገ ከይዱ ይውስድ ምኒን ጥራይ በሉ ኣህባይ
@hope9203
@hope9203 11 месяцев назад
Topo!!!!! one of our best Sport journalists .... Great job as always! Dani our Legend ❤🇪🇷
@biniamdawit1846
@biniamdawit1846 11 месяцев назад
Btami ena anmesneka Topo hawey nkubur Daniel Teklahaymanot zkrebkalna Topo hawey n Zersenay Tadese wen tetkrbelna xbuk neru . Edmen tenan yahabka fetari nska wen kemtom ab Alem zdemeku kemom dmuk ika . Thanks more ❤
@melakeyosef8542
@melakeyosef8542 11 месяцев назад
ናይ ብሓቂ የቐንየልና ቶፕ ሓወይ ነዝ ሓበን ሃገሩን ህዝቡን ዘምጻካልና ጅግና ወዲኢ ሓላል መርየት ከኽብ ኣፍሪቃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 11 месяцев назад
ዳኒ ጅግና በዓል ስረ ❤❤ 💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹
@kidantekle2443
@kidantekle2443 11 месяцев назад
Thank you tesfaledet for bringing daniel on your show he is my favorite person. I wish he will be a trainer for our youngest cyclists.
@natudawit5814
@natudawit5814 11 месяцев назад
ዳኒ ንጉስ 👑 🚴 ከፋቲ በሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ like ሃቡለይ ነዚ first african cyclists ❤
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 11 месяцев назад
ዋው ዋው ዋው ተፖ ተፖ ታንክስ ዳኒ ዳኒ ዳኒ ሃብቲ ሃገር ኣርማ ኮርሳተረ ምሉእ ጥዕና ምስ ስድራኻ ❤❤❤
@shabaymybro8201
@shabaymybro8201 11 месяцев назад
ዳኒ ኽብሪ ዝግብኣካ ሓበን ኣፍሪቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ Thank u topo
@rbifnteyestabey6602
@rbifnteyestabey6602 11 месяцев назад
Dani Hero! Our Legend ...🇪🇷💯💫...
@kq8131
@kq8131 11 месяцев назад
ዳኒ ብአኻ ምኽንያት ምሉኡ አፍርቃ ኽሪዑ ክብርን ምስግናን ንዓኻ ይኹን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ዩምነየልካ❤🎉😅
@M-vr7zo
@M-vr7zo 11 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ብሱልን ትሑትን ኣትለት።ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ናይ ዕድና ዲዩ ናይ ካልእ ሃገር ኮንካ ተፍርዮም ተጻወቲ ክርኢ ይብህግ።
@wediafie639
@wediafie639 11 месяцев назад
Dani is the best in Africa 🌍 😍 ❤❤❤ welcome back dani king of Kings 🇪🇷 🤴 💜 ❤️ 💖
@okubitdesta923
@okubitdesta923 11 месяцев назад
ንፉዕ ዳኒ 🎉🎉🦾 ቃላት የለን ንዓኻ መግለጺ ❤❤
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 11 месяцев назад
We thank you Danny for your great performance and make our flag frying high Thank you Topo also for bringing great people
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 11 месяцев назад
Daniel teklehaimanot the king of mountains of all African Nebrrr Golgol Respect to him 🦁🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@samiyemane5901
@samiyemane5901 11 месяцев назад
He deserve a lot credit, b/c the door is opened by this guy🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@merhawiabrham8559
@merhawiabrham8559 11 месяцев назад
እዋይ ክብረት ብእነት ኤርትራዊስ ኤርትራዊ ድኣ❤❤❤❤❤❤❤❤
@desalemehari6995
@desalemehari6995 11 месяцев назад
❤❤❤ ከፋቲ በሪ ዳኒ ፡ ሳይክሊንግ ከነስተማቅሮ ዝገበርካ በዓል ኣቢ ውዕለት eri ❤
@gebarmahari829
@gebarmahari829 11 месяцев назад
The king of cycling there's no word to describe Dani Dani I wish you all the best
@user-wl8or2be1j
@user-wl8or2be1j 11 месяцев назад
Daniel Teclehaimanot is the best guy in syciling Riding and know he should be a Teacher and Training person thanks ❤🇨🇦🇨🇳🇪🇷
@FilmonBahabolom12345
@FilmonBahabolom12345 11 месяцев назад
ዋው ቶፖ ለማዓንቲ ኢኻ ገለ ዓይነት ስራሕ ሰሪሕካ ዝገርመካ ክሓተካ እንዳ በልኩ ኢኻ ዳኒ ሓወይ ኣምላኽ ገጽካ ዘርኣየና ይመስገን
@Prifessor
@Prifessor 11 месяцев назад
Thank you topo. We wait long time for this interview
@milionngusenguse2503
@milionngusenguse2503 11 месяцев назад
Very Nice Speech Dani ‚ i like the way he speaks .😍❤Thanks Topo for inviting Dani❤
@HAREGU1
@HAREGU1 11 месяцев назад
Dani hero Our blessed 🙏♥️ thank you 💯🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
@tesfalemweldeslassie5866
@tesfalemweldeslassie5866 11 месяцев назад
Thanks you topo n Daniel interview zegberkayo
@amanuelgebryowhannes5099
@amanuelgebryowhannes5099 11 месяцев назад
Dani black African diamond we proud of you you are different
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 11 месяцев назад
Living Lengend Daniel Teklehaymanot. Buzuh kibri zeyrekebe seb. Hade mealti ab adna kem dlayka kitzarebelu ms bexahna ktzarebelu eka. Ember Mengsti Eritrea bzuh eyu hasika. Gn nay behaqi muqulul seb. Thanks living Legend Daniel Teklehaimanot. Thanks Topo Show
@abelbrhane9925
@abelbrhane9925 11 месяцев назад
Our hero dani..ናይ ሃገርና ነገር ግን ኣብ ክንዲ ዘተባብዕዎም እእህህህህ
@misghinaberhe6167
@misghinaberhe6167 11 месяцев назад
Maturity,calmness,the way he’s talking is intelligent GBU dani❤
@hawashaitsawa1442
@hawashaitsawa1442 11 месяцев назад
Tesfie brother thank you for bringing Dani to your show
@busy_boy2
@busy_boy2 11 месяцев назад
ብ ዳኒ ጽሉል እየ...ይዝከረኒ ስኮሜሳ የትሕዘሉ ኔረ...ዳኒ ጅግና ኣየሕፍረንን ኔሩ❤
@user-pw2bn3vq9h
@user-pw2bn3vq9h 11 месяцев назад
Thanks topo ndani sle zeqrebkalna❤❤❤❤❤
@maranatha7450
@maranatha7450 11 месяцев назад
Well humble and down to the earth Daniel Teklehaimanot. Thank you 🇪🇷💪🏿
@JohnMichael-ml9jq
@JohnMichael-ml9jq 11 месяцев назад
ጸሊም ንፋስ። DANI The Best!!!
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 11 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷DANI JIGNA THANKS TP WEDI ❤💖💖🐪🐪🐪💙💙♥️💐💐💐💯💯💯🌹🌹🙏🙏🙏
@mizanabraha573
@mizanabraha573 11 месяцев назад
ዳኒ ሰራሑ ቅያ ዕድመ ጥዕና የሓብካ❤
@astermogos3105
@astermogos3105 11 месяцев назад
ዳኒኤለይ ዕደመንን ጥዕናን ይሃብካ...❤
@samidesta4550
@samidesta4550 11 месяцев назад
Salakatku eyu ezi kulu awet metsiyu dani hawey kefati beri kbri zgibeaka atilet eka🙏🙏
@kalMHe
@kalMHe 11 месяцев назад
Nay bhaki zhabeka kibri adefanikini ! Daniel, such a good example to other cyclists !! I am so proud of you as an Eritrean. I can not imagine seeing TOPO show's space glamour with historic jersey's ! Topo show, please incorporate some videos while interviewing your guests, that will definitely be more entertaining and will engage viewers more.
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 11 месяцев назад
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾🇪🇷🇪🇷💓 ነመስግነካ ቶፖ ሓወይ ነዚይ ኩቡር ሓዉና ዳኔል ዘቅረብካልና ክብር ናዓኩም ኢኩን ኣሜን🙏🏾✊🏾💐💗🌷🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🇪🇷
@yordanosteklu505
@yordanosteklu505 11 месяцев назад
Dani we loved you always and miss you brother 💞💖💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟👑🌹
@efiane876
@efiane876 11 месяцев назад
Dani King of Kings, I have unforgettable memories and wish you long life and good health brother.❤ 🎉
@woldaibeckit8826
@woldaibeckit8826 11 месяцев назад
I’m so proud of you brother thank you for being the first winer off the World Cyclist athlete Highest record in 2008
@msgnaabed4999
@msgnaabed4999 11 месяцев назад
Dani legend our hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eru8046
@eru8046 11 месяцев назад
ዳኒ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ሓወይ
@Bahlawi00291
@Bahlawi00291 8 месяцев назад
ዳኒ ኣብነታዊ መጽሓፍ ሳይክል ሃገርና 🇪🇷🥰🥰🇪🇷👏👏
@abrahamhabtom3991
@abrahamhabtom3991 10 месяцев назад
Thanks topo dani jigna,nzersenay wn akrbelna
@efremzekarias1955
@efremzekarias1955 11 месяцев назад
My child hood love of cycling was ignited when dani was in vaulta spagna 2012, i watched him race 21 stage. Unbelievable talent.❤❤❤❤
@fanielhadish7721
@fanielhadish7721 11 месяцев назад
Dani is a very humble person and a hero King of mountain, wishing him long life and health, stay strong 💪 and safe Dani jegna 🎉❤❤❤
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e 11 месяцев назад
ዳኒ ፈታሒ በሪ 🎉🎉🎉🎉🎉ዳኒ ያሆ
@yafetteclom5285
@yafetteclom5285 11 месяцев назад
Living Legend Dani jegna bless you hawey ♥️🙏
@danieltesfay8625
@danieltesfay8625 11 месяцев назад
ደኒ ሓበንን ሃገርና እዕድም ጥዕና ን ይሃብካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ቶቦ ኣንበሳ
@Tecl8855
@Tecl8855 11 месяцев назад
Thanks tefu hawena nezi kubur hawena daniel zemxaklna tariKawi jigna
@efiteykm3832
@efiteykm3832 11 месяцев назад
Thanks topo ms mesarhtka + daniee teklehaymanot 👍👌✌👏🤝
@user-kx4ue3nl1r
@user-kx4ue3nl1r 11 месяцев назад
Thanks Topo &Dani
@Footiekid10
@Footiekid10 11 месяцев назад
Thanks Top ❤
@mussiearaya1199
@mussiearaya1199 11 месяцев назад
Thank You Topo Show ❤️ Dani The Best 👑
@shishayaraya2993
@shishayaraya2993 11 месяцев назад
ንዓካ ንዳኒ ዝከውን ቃላት እንተዝህልወንስ ክሳብ ክደይ ደስ ምበለኒ ነይሩ። ኣብ ዓለም ለካዊ ትጻወት ዘይምህላውካን ይርኤካ ብዘይ ምህላወይ ዝተሰምዓኒ ስምዒት ብዝኮነ ክልካዕ ኣይካልን'ዩ።
@michaeltekle7228
@michaeltekle7228 11 месяцев назад
Danie history maker thanks ❤
@yohannesgebrekristos4161
@yohannesgebrekristos4161 11 месяцев назад
Dani our Hero God bless u
@ourland44
@ourland44 11 месяцев назад
What a thoughtful guy. Specially with the gift 🎁 first time in your show. But we should do it more often ❤
@biniamgebre2984
@biniamgebre2984 11 месяцев назад
Dani ጅግና፣ ንናይ ሃገርና ይኹን ናይ ኣፍሪቃ ብብሽክለታ ዓቢ ባብ ኣብ ዓለም ዝኸፈተ ንፉዕ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ሃገርና።
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 11 месяцев назад
Dani, the GOAT 🚲🇪🇷💪🏿 great to see you. 👍👌
@berewazerezghi3210
@berewazerezghi3210 11 месяцев назад
❤ንጉስ ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።❤
@meronyohannes7752
@meronyohannes7752 11 месяцев назад
Kltiekum des ktbluni aab srahkum thank Very much 🙏❤️😘
@user-bo3pu8nc3t
@user-bo3pu8nc3t 11 месяцев назад
Wawwwww Dani Blbi Nemesgneka Haben Hager Topo Wun Thanks ❤❤
@erinatna4535
@erinatna4535 11 месяцев назад
Topo thanks so much ❤❤❤
@miliondawit1038
@miliondawit1038 11 месяцев назад
Thanks topo zehalefe bzuhat sebat kabay jemiru bezuh seb ne dani amxalna ilnaka ab semuna meliskala ❤❤❤
@howtodoit5466
@howtodoit5466 11 месяцев назад
Dani is very intelligent and calm as he speaks. Proud if you legend ❤❤❤
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 11 месяцев назад
So humble god bless legend cyclist dani 🚴🏻‍♂️🚴🏻‍♂️🚴🏻‍♂️🙌🏻
@God2344
@God2344 11 месяцев назад
Wawwwwwwww Daniel btaemi thtna alekum klukum nska kem olompikawi + etom professionella btaemi thutat frihat amlak zelekum, netom neashtu neashtu eyom weuy edme sle zkonu keytehalelkum meadwom, abeytn neashtun bhadega bzuhat kesirna❤ meadwom❤🎉 amlak hzbnan hagernann ybark🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@kebekebarino6103
@kebekebarino6103 11 месяцев назад
Great to see you Danny hawey
Далее
СНЕЖКИ ЛЕТОМ?? #shorts
00:30
Просмотров 1,8 млн
Creepy Teacher Kidnapped My Girlfriend?!
00:42
Просмотров 4,6 млн
ኤማ ዘይጽዓድ ።
0:52
Просмотров 1,4 тыс.
🍁 Последний звонок
0:11
Просмотров 11 млн
Любой автомеханик 😂
0:34
Просмотров 2,7 млн
1 класс vs 11 класс  (игрушка)
0:30
Просмотров 2,2 млн