Тёмный
No video :(

በዓል ውዕለታ ስፖርት ትግራይ - ኣቦ ሰርከስ ጊቱ ኣለምሰገድ ኣብ ቀዛሕታ 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 123 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Опубликовано:

 

26 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 71   
@lemlem7065
@lemlem7065 Год назад
ኣቱም ሰባት ናይ ትግራይ ተባሃል ሃገር ምስጥራ ዘረከባ ተሃልዩ ኣሮዱኡነ ኩሉ ትግራዊይ ባዓል ሓሞት ባዓል ፍሮሮ ኣነስ ገርሙኒ በረኸታ እግዚአብሔር ይኺብረልና♥♥♥🙏
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 Год назад
ጊቱ ሓወይ ካብቲ ስራሕኻ ንላዕሊ ኣተሓሳስባኻ ብጣዕሚ ዓሚቅ ቤት መጻሕፍቲ ኢኻ። ብሽም ህዝቢ ትግራይ ከመስግነካ ይፈቱ።
@selam801
@selam801 Год назад
ብሓቂ ዛትግራይና ኽንደይ ብሉጻትን ብርቱዓትን ጀጋኑን ሰባት እዮም እኒአውዋ ትዕድልቲ❤
@user-ng7cp1tu5w
@user-ng7cp1tu5w Год назад
ጊትዋይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ !! ብሓቂ ኽብሪ ይግበአካ 🙏🙏🙏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
ትግራይ ታዓዲልኪ ዘዝወለድክዮም ንትግራይ ዝብሉልኪ ❤❤❤❤
@tesfahanstesfahans4138
@tesfahanstesfahans4138 Год назад
ኣጀዃ ጅግና ሓውና ባዓል ሙሉእ ተስፋ መፃኣይ ወለዶ
@hntsaalem2736
@hntsaalem2736 Год назад
አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ትግራይ ሰብ ኣለዋ ❤❤ ምሁራትን ለባማትን ተጋሩ ኣሕዋትና እዚ ዑንቂ ባሕሪ ዝኾነ ሓውና ቀዋሚ ፅቡቕ ስራሕ ተትፈጥሩሉ ዝሐሸ እዩ ገንዘብ ናብ ኢዱ ምሃብ ግን ምንም ከዕብዮ ከምዘይኽእል እየ ተገንዚበ ምኽንያቱ ብዙሓት ዝፀገሞም እናረአየ በይኑ ፅቡቕ ናብራ ክመርሕ ክኻብዶን ሕልንኡ ክርብሾን እዩ ❤❤
@princessmekelle81
@princessmekelle81 Год назад
Much Respect ጊቱ ጅግና❤️❤️❤️
@GguGgtxvu
@GguGgtxvu Год назад
ኮሜት ብድግላ 🎉ኣሰሰሰይ ደቂ ሓላል ሜሬት ሶ ማራ እየ ዘድንቀኩም ከብሪ ናዓኹም ❤❤ዶሞ ልዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ/ባ መድሂን ናኣለም ይሓልኹ ➵🙏
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 Год назад
Great the son of Tigray , we thank you ❤❤❤
@hagosatsbha5917
@hagosatsbha5917 Год назад
መንፈሳዊ ኣገልግሎት እውን ክህብ ጎበዝ እዩ የኽብረለይ ጊቱ ሓወይ
@mablen2124
@mablen2124 Год назад
Gitway mearey ❤❤❤ na Fetarey seb
@Fkadu-ruo8cl2rn4b
@Fkadu-ruo8cl2rn4b Год назад
ጊቱ ማለት ልቡ ቅኑዕ እዩ። ኣብ ህፃናት ለለዎ ኣራእያ ፍሉይ እዩ። መንፈሳዊ መገልገሊ እውን እዩ። ከም ጊቱ ዝበሉ ሰባት ድንገት ዋላ 10 ሚልዮን ቅርሺ ተትህቦም ሃብታም ክኾኑ ኣይኽእሉን። ብፅባሒቱ ንዘይብሎም እውን በቲኖም ጥራሕ ኢዶም እዮም ዝተርፉ። ከም ኣነ ነዚ ሰብ ደሞዝተኛ ገይርካ ምቑፃር እዩ ዘድሉ። ኣብ ናይ መንግስቲ ናይ ስፖርትን ባህሊን ቱሪዝምን ምስ ዝምልከቶ ኣካል ኣራኺብካ ኣብ ስነምግባር ዝሓለው ህፃውንቲ ምህናፅ ዓብይ ግደ ከምዝህልዎ ተኣሚኑ ከም ማንኛውም መንግስቲ ሰራሕተኛ ዶሞዙ እናተኸፈለ የሰልጥን። ብነፃ ዝበሃል ኣይክህሉን። ንቤተሰቡ ድማ ፍሉጥ ወርማዊ እቶት ሒዙ ይኣቱ።
@abshaytv.
@abshaytv. Год назад
Gitu halifu kbehalkelo naka knrei ngoyi nerna aye alem chekan 😢 ajoka fetari msaka ykun ❤🙏
@janaaa6151
@janaaa6151 Год назад
ብሓቂ ቡሉፅ ኢኻ❤😢
@hagosatsbha5917
@hagosatsbha5917 Год назад
respect ጊቱ ሓወይ ❤❤❤❤❤
@ghideyberhane
@ghideyberhane Год назад
💊💊💊💊🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@fisehawelu2102
@fisehawelu2102 Год назад
father of sercus tigray we love you long live
@adm4023
@adm4023 Год назад
❤❤❤❤
@abshaytv.
@abshaytv. Год назад
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@kadejareem7405
@kadejareem7405 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@NoraNora-em6wb
@NoraNora-em6wb Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Vcinlv23
@Vcinlv23 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@ashenafigebremariam8982
@ashenafigebremariam8982 3 месяца назад
ጊቱ መስራቲ ሰርከስ ኾይኑ ውልቀ ንብረቱ ሸይጡ ዘጣየሻ እዩ። ዘይከሓድ ሓቂ ነዚ ንምርግጋፅ ኩሎም አብ ቁምነር በፂሖም ዘለው መስረቲ አባላት ሰርከስ ቃሎም ክህቡ ብምግባር ምርግጋፅ ይከኣል። ክብሪ ንዓኻ ጊቱ
@Selam-ko8gf
@Selam-ko8gf Год назад
ቤኪ ብጣዕሚ ነመስግን ነዚ ኩቡር ሓውና ዘቅረብካዮ ንሱ ዳርጋ ቀሺ በሎ ቀትሪ ምዞም ህጻናት ከምህር ዘተሃነጸ ብኣካላዊ ብሰነኣእምራዊ ዝኮኑ ህጻናት የምህር ኣሎ ምሸት እውን ንዓበይትን ድማ መንፈሳዊ ትምህርት እዩ ዘምህር ንሱድማ ናብራ ሓዳር ስለዘለዎ ብዘይ ኣታዊ ክነብር ስለዝይክእል ጎና ጎኒ ምስታሞዩኡ ብግሉ ዝሰርሓላ ወይ ኣብ ደሓን ዝኮን ትካል ተቆጺሩ ዝሰርሓላ ንስድራቤቱ ዝጥውረላ መንገዲ ምስ ዝምልከቶም ውልቃዊ ኣካል ይኩን መንግስታዊ ኣካል ተተታሒዞ ክንድይ ጽቡቅ ኔሩ ክምትሕግዞ ድማ ኣይጠራጠርን ብጣዕሚ የቀንየልና ቤኪ
@merhawitkidane2006
@merhawitkidane2006 Год назад
bitikikle baleni eyu semhrena neyru he is the best
@semerearaya8115
@semerearaya8115 Год назад
ጌቱ ዋና ዘማሪን አገልጋልን ቤተክርስትያን ኮላይ አዩ
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan Год назад
ብሓቂ ብጣዕሚ ጎበዝ እዩ እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ 🙏🙏🙏
@samisasami8510
@samisasami8510 Год назад
ጊቱ ጅግና
@user-sj2ws7xd7v
@user-sj2ws7xd7v 2 месяца назад
ሰብ ዝሳኣነ ሰብ
@gebereyesaberra7096
@gebereyesaberra7096 Год назад
You should proud of yourself, you made a difference society is pay you wholesomely
@fyg6487
@fyg6487 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jonatandavid9136
@jonatandavid9136 Год назад
🙏🙏🙏
@berhanekidane8604
@berhanekidane8604 Год назад
ጊቱ እስካብ ሐዚቦታ ዘይምሓዙ የሕዝን ኾኾብ መቐለ
@tigrayadijeganu7208
@tigrayadijeganu7208 Год назад
geche wedi mekelewa tbuk aleka ayarekan kbur tigraway
@temesgenarefaine8450
@temesgenarefaine8450 Год назад
ጊቱ ዓቢ ሰብ...ልዕሊ ኣብ ትግራይና ዘለው ፖለቲካ ፓርትታት ሓሳባይ ኢኻ!ልሙዕ ኣታሓሳስባ ዘለካ ሰብ ኢኻ!
@thomasgebregergis3319
@thomasgebregergis3319 Год назад
As much as I appreciate for the host to give him an air time, I also was disappointed on how he portrayed his character as if he is lazy and as a result makes no money. Ironically, Gitu is talented, hardworking and innovative person, he just don’t get paid what he deserves. Sadly people like Gitu get celebrated after they passed away.
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 Год назад
❤❤❤
@senyitabraha7539
@senyitabraha7539 Год назад
♥️♥️♥️♥️♥️
@SelomonDesta
@SelomonDesta Год назад
Zetu bro
@selamselemun4024
@selamselemun4024 Год назад
Wow❤❤❤
@user-mk6gv2dr7v
@user-mk6gv2dr7v Год назад
❤❤❤❤❤❤💛❤️💛❤️💛❤️🕊✝️🔐✅
@selamhailemichael8577
@selamhailemichael8577 Год назад
Getuway hawey
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix 2 месяца назад
ኑዙይ ብመንግስቲ ደረጃ መሬት ክዋሃቦ ነይርዎ
@mebrhitmebrhit1264
@mebrhitmebrhit1264 Год назад
❤❤❤💊💊
@GebresadkAbreha
@GebresadkAbreha 2 месяца назад
ጊቱ ፅቡቅእዩ ዘሎ እንድሕር ጀጋኑኮይንኹም ንታ ኣብዕዳጋትውዕል ሰበይቱ ሓጉዝዋ ንምንታይሲ ንሳእንተሰሪሓ ጊቱንህዝበመትግራይ የሰልጥን
@user-xg5bz9qz3f
@user-xg5bz9qz3f Год назад
❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@user-xb8mx6jg6j
@user-xb8mx6jg6j Год назад
😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w Год назад
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@meringus
@meringus Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@QwerAsdf-wg2sv
@QwerAsdf-wg2sv Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🙏🙏
@iiooiop889
@iiooiop889 Год назад
💘❤️💘❤️🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@jemalmohammed863
@jemalmohammed863 Год назад
በረዝዳንት ጌታቸው ረዳ ልዙ ፈታዊ ህዝቡ ሰብ እዚ ብሞይኡ ስራሕ ፈጢሩ ህዝቡ ከግልግል ምእንታን ክሓሰብሉ አለዎ ! ሓደ ግዜ አነ ለ ልልተወሰነ ግዜ ምሰኡ ሰርከሰ ሰልጢነ ነይረ እየ ጊቱ ክሕገዝ ልግበኦ ሰብ እዩ ።
@hagosatsbha5917
@hagosatsbha5917 Год назад
ጊቱ ትዕግስተኛ ሰብ ብቐረባ እየ ዝፈልጦ ክርአ ክርአ ምባል ዘይፎቱ ገይረ ኢሉ ከውሪ ዘይደሊ ብሓቂ ዓብዪ ሰብ
@user-ld9ou3wb8j
@user-ld9ou3wb8j 2 месяца назад
🙏🙏🙏💋💋💋💋♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤️❤️🙏🙏👌👌👌👌
@bereketkahsay3787
@bereketkahsay3787 Год назад
ጊቱ አንበሳ
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md Год назад
Rieto hito n bieki kdmi agaysh mmstaka komming soon . Post gberelnamo hto kenekrbelom nezom agayshka ??????????????
@rahelberihu5660
@rahelberihu5660 2 месяца назад
Why esu kemzeykone mesrati kteemno tmukr aleka
@user-jb5vx2wi8t
@user-jb5vx2wi8t Год назад
እስቲ ብለለና ኣቅሚ እኒአና ንበሎ ናብ ቃደም ሞይኡ ይመለስ
@Mahletgrim
@Mahletgrim Год назад
Dehan du k?
@brhanugebre9344
@brhanugebre9344 Год назад
ዛ ትግራይናስ ክንደይ ዝሓስበላ ሰብ ኣሎ ብኡ ልክዕ ከዓ ክንደይ ዘይሓስብ ካድረ ዓዱን ህዝቡን ሸይጡ ዝበልዕ ኣሎ።ንኩሎም ግን ሓቊፋ ትከድ
@selamselemun4024
@selamselemun4024 Год назад
👌🥰
@GRATFRZA-oq3ll
@GRATFRZA-oq3ll 2 месяца назад
ሃለውለው ልኾነ መልሲ። እቲ ለሕዝን ንዚ ሰብ ኸም በዓል ጥዕና ገይሮም ልሕለቕሉ እዮም። ርግፅ እዩ ኸም ሰብ ክሕገዝ ይግበኦ እዩ ኾይኑ ግን ከም ጥዕና ዘይብሉ ብስምዒት ግን ስፖርት ልሰርሕ ተረዲኡካ ኢኻ ትንከባኸቦ።
@GRATFRZA-oq3ll
@GRATFRZA-oq3ll 2 месяца назад
ብስሩ ኸምዚ ዓንጃልን ሳክታም ልኾነ ኹነታቱ እዩ ኹሎም ገዲፎምዎ ዝኸዱን ዝቆፀርዎ ድማ ተሎ ለባርርዎ።
@luwamnega6042
@luwamnega6042 Год назад
qezhta hawna bejakum eba ab Adigrat zelewu ahwatna 3000 dollar kfelu endabelu yesaqiwom alewu gelebelu ente delikum netom zmarekmom zeytesaqiwo Kema a nera thaqi neziom entay gberu tblwom alekum hawey alo anes teshaqile beqa
@mablen2124
@mablen2124 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sdfew-dv7jc
@sdfew-dv7jc Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@anisaany6039
@anisaany6039 Год назад
🥰🥰🥰❤❤❤❤
@meringus
@meringus Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vt8xp4up7e
@user-vt8xp4up7e Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Далее
"ህዝቢ ይፍረድ" - ጊቱ ኣለምሰገድ
44:17