Тёмный

ቡዳ እንታይ ኢዩ ? 

ታኦስ taos tube  ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )
Просмотров 6 тыс.
50% 1

‪@memihirtesfayeabera‬ ‪@eftahtesfasilase4230‬ ‪@nkutamirtsion‬ ‪@KABATRANOSTV‬ ‪@eriorthodox‬ ‪@kesishenokweldemariam2240‬ ‪@kesishailemelekotgirmatube7285‬ ‪@KomosAbaSamuelTesema-pl9oe‬

Опубликовано:

 

6 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 89   
@user-tm3yi3gy3n
@user-tm3yi3gy3n 11 месяцев назад
ተመስገን ተመስገን ተመስገን አምላአ ቅዱስ ጊዮርግስ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ ዝነበርኩ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ጸጋ አምላክ የብዘሐልካ እመ ብርሃነይ ጸላእትካ ተሕፍረልካ ቀጽለሉ❤❤❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 4 месяца назад
ኣሜን
@user-uk6qo8tu4r
@user-uk6qo8tu4r 10 месяцев назад
እጆኻ በርትዕ ኪዳነ ምህርት ትሓግዝኻ
@robelbrhane9491
@robelbrhane9491 11 месяцев назад
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ልክዕ ከም መምህር ተስፋዬ ኣበራ ንኩሉ ፈተና ብሓይሊ እግዚአብሔር ስዒርካ ከም ትኸውን ብምሕረት እግዚአብሔር ንኣምን ኢና ናኦድ ሓወይ።
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 10 месяцев назад
ዋይ ብዘይ ምፍላጥ ብጣዕሚ ኢና ጠፍንና ብተለይ ሃገረ ሰብ ዘለና እሞ ኩሉና ኢን ጠበቢ ደፍተራ ናበልና ብበረበረ ብዝካ ነገረ ንዕጠን ክሰብ ንሓረር ተላፍለፍ ንበሉ ዋይይይ ክንደይ እሞ ዘይተባሃለ😢 የቀንየልና ዝሓዘይ❤
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c 11 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሓወኒ❤ ብዙሕ ንድሕሪት ተመሊሰ ከስታዉስ ገይሩኒ ብዙሕም ኣስተዊሰ እህህህ ትንቢተ ሆሲህ ከምዚ ይብለና “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።” - ትንቢት ሆሴዕ 4፥6. እዛ ጥቅሲ ካብ. ዝፈልጣ ብዙሕ እየ ሓዚነ እና ክንደይ ሓርኢ ደርሆ ዘይበለዓ በተለይ ደቂ ኣንስትዮ መርዑት ክኮና ከለዋ ኣብ ከባቢና ብጣዕሚ እየን ዝዕጠና ስለ ዝሓማ ሓርኢ ደርሆ ይኩን ሓሙክሽቲ :: እና ሓንቲ ታሪክ ኣላ ክነግረካ ሓደ ሰብኣይ ነይሮም ኣብ መንደርና እና ደፍታራ እዩ መስለኒ ብዙሕ ብወረ እምበይ ብኣካል ኣይፈልጦን እና ይሓሙሞ ቶም ጐሬቤትና ማለተይ እየ ይዕጠኑ ቆንጆ እዩም ብስጋዊ ዓይኒ ሞር ቅርንብ ዓይኖም እና ኣብቲ ቅድሚት ዝሓሙሉ ዝነበሩ ዝተፋላለየ ይእዝዝ ነይሩ ከም እኒ ሓሙክሽቲ ገለታት እና ሓደ ጊዜ ግን ቅርንብ ዓይንካ ልፀዮ ኢሉ ተላፋሊፉ ብማይፀሎት የኮነይ ብምዕጣን እዩ ቱመዕጠኒ ከዓ ጐማ ወዲ ጐማ እዩ እና እግዚኦ ኢሎም ወዮም መንደርም ከመይ ገይርካ ይግበር ኢሎም እና ኣይተላፀዩን ሕክምና ከይዶም ብድሕሪኡ ዓሪፎም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮም እና እቲ ዝፈከሮ ኮይኑ ፀኒሑ ማለተይ ቅርንብ ዓይንካ ተዘይላፂካዮ ክቀትለካ እየ ኢሉ ደሓር ግን ኮይኑ እና ንኡሽተይ ኣብ ዝመፅእ ቪድዮካ መብራህርሂ ክትህበና ብተስፋ ይፅበ :: ካሊእ ብዙሕ ኣሎ ከምዚታት ግን ፅሑፍ ከየብዝ ኣብ ቀፃሊ ክፅሕፎ ብዝተረፈ ቃለ ሕይወት የስመዐና ናኦድ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ንቅዱሳን ኣቦታትና ዝሓገዘ ብፀሎት ኩሎም ቅዱሳን ይሓግዝካ ኣለዓዒሉ ዘጀመረኒ ኣጀሚሩ ዘፈፀመኒ ዛቪድዮ እግዚአብሔር ይመስገን ንዓካም ❤
@BfjhHfudhrf-su8wx
@BfjhHfudhrf-su8wx 11 месяцев назад
ቃል ህውሓት ይሰመዐልን መምህራን እግዚአብሔር ይሓልውክ ቅዱስ ሚካኤል ከክፈዝብለ ይሓልውክ ቀፀለል 😢😢😢
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 4 месяца назад
ዛህዉሓት ትብል(ሂወት ትተኣረም ኣሓተይ
@user-od4ry5qs7g
@user-od4ry5qs7g 11 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ጸጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ እመብርሃን ብአማላድነታ ቅዱሳን ጻድቃን ብጸሎቶም ቅዱሳን መላእክቲ ብተራዳእኖቶም ምሕረት አምላክ አይፈለይኻ ብእውነት ብዙሕ እናተምሃርና ኢና ከምቲ ክንሰምዖ ዝፈቀደልና አብ ተግባር ክነውዕሎ ከኣ ባዕሉ ኤልሻዳይ አምላክና ይደግፈና አሜን እና ኪዳነ ማርያም ሓወይ ሕቶ አለኒ ንሱ ድማ አብ ኩሉ እኳ እንተ ዘይኮነ አብ ዝተወሰነ ተወልድና ወዲ አብ 40 ማዓልቲ ጓል አብ 80 ምስ ቀረውና ድሕሪ ቅሩብ አዋርሕ ብማሞ ገይሮም ዝበጥሑ አለው እቶም ወለድና ናብኦም ወሲዶም አብ ማእከል ርእስና ፤ አብ ገንበርና፤ አብ ብክልቲኡ ጎኒ ዓይንና ብምስሊ መስቀል ይበጥሑና ደም ድማ ይፈስስ እዙይስ ሃይማኖታዊ ድዩ ወይስ ምስ ናይ ሩኹሳት መናፍትቲ ዝተድሓዘ እዩ ንክትምልሰለይ ብክብሪ ይላቦ👏 አነ ንባዕለይ ምስ መላእ ስድራቤተይ ብጣሕ አለና ቀደም ቆልዓ እናሃለኹ አደዋይ ንምንአስ ምንአሰይ ክተብጥሕ ኢላ ናዓይ ተማሊአቲንኒ ከይዳ ናብቶም እንዳ ሰብአይሲ ዳሓር ነታሓፍተይ ሓቂፎም ብማሞ ምስ በጥሕዋ ደም ፈሲሱ እታ ህጻን እውን እናበከየት ስለ ዝራእኩዋ ካብቲ ገዛ ናብ ደገ ወጺአ ብጣዕሚ እየ ሓዚነን መክየን ንምንታይ ብማሞ በጢሖም ደም የፍስሱ ኢለ መሪር ብኽያት እየ ነቢዐ😢ምግቢ ከማን ብልዒ ኢለምኒ አይበልዕን ኢለ አብየ ሐዚ እታ ሓፍተይ ጓል 17 ዓመት ኮይና አላ እቲ ብህጻና ዘሕለፍክዎ ግን ምንም አይርሰዖን ዋላ ሐዚ እውን ክዝክሮ ከሎኹ ብክያት እዩ ዝቅድመኒ😢
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 11 месяцев назад
እግዚአብሔር ዝተመስገነ ዝተባረከ ይኩን ጸጋኡ የብዘሔልካ እመብርሃን ትሓልወካ እዚ ናይ ቡዳ መንፈስ በሓቂ ሽግሩን ምልክቱን መፍትሕኡን ገሊጽካዮ ኣለካ ተወሳኪ ከኣ ኣስናና ኣብ ግዜ ድቃስ ይሕጭጭ ከም ጠሓኒት ዓበይቲ ኣደታት ክስዕማና ከለዋ ብከንፈረን ሙዕጉርትና ጥፍጣፍ ዝጽይቃና ኣለዋ እዚኤን ከኣ ናይ ቡዳ ጸገም ዘለወን እየን ካልእ ደቅና ተውሳስ ኣብ ገጾም ተደጋጋ ዝፍጠር መልክዖ ዝቀያየርው ብቡዳ ክብልዑ ከለው እዩ ኣቅሑት ካብ ኢድና እዳውደቀ ተደጋጋ ዝሰብረልና ኣባና ዘሎ ቡዳ ወይ ዝመጽኡ ዘለው ሰባት ንብላዕ ኣለና ማለት እዩ ብሽለልትነት ጥራይ ክመስለና የብሉን ኩሉ ግዜ መዓስን ብከመይ የጋጥመና ከነስብል ኣለና ብዓብዩ ከኣ ከምቲ ንመሃሮ ዘለና እግዝአብሔር ንጉሆን ምሸትን ንእሸቶ ግዜ ንሃቦ ነሱ ክሕልወና እዩ ክብሪ ንመድሂኔኣለም ይኩን።
@user-pu6ls8tk1m
@user-pu6ls8tk1m 3 месяца назад
Amen❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@lulatesfalem
@lulatesfalem 10 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመኣልና ሓውና፡ብምቅጻል ስለ ኣይነ ጥላ፡ ጠባይ ዘባላሹ ሓዳር ክይንሂዝ ዝገብር ኣምጻልና plz
@yohanaandat8616
@yohanaandat8616 9 месяцев назад
Sgdan xomn xolotn azewtri nay Zar menfes eyu ❤
@21-ot6dm
@21-ot6dm 7 месяцев назад
ዘይምፍላጥ ፀገም እዩ ብሩኸይ እግዚአብሄር ይባርኽካ ሓደ ግዜ ቡዳ ሒዝዎ ኢሎም መዳበርያ ገይሮም አጥፊኦምኒ ነይሮም እሞ ከዓ ከይሓመምኩ እዩ እኮ እግዚአብሄ አይትጥፋእ ኢሉኒ እምበር መዓት ጸገም እዩ ዘሎ አብ ሕብረተሰብና
@AbGyy-rx8cs
@AbGyy-rx8cs 10 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ቃፅሎ ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምህርቲ እዩ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ክቡር ሓውና
@elsabietsimon4259
@elsabietsimon4259 11 месяцев назад
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና🙏🙏🙏🙏 ቀጽሎ ከኣ🚶‍♂🚶‍♂ ምኽንያቱ ቡዙሕ ነገር ኢና ንመሃር ዘለና👩‍👩‍👧‍👦 ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን😘😘❤❤
@Genet398
@Genet398 6 месяцев назад
ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፅጉኡ የብዘሐልካ ኣጆካ ቀፅል የመምር ተስፋየ ኣበር ተካታታሊ በርትዕ ❤❤❤ክፍርሐክ😢
@user-dd5mp7kt9m
@user-dd5mp7kt9m 6 месяцев назад
ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፅጉኡ የብዘሐልካ 🙏🙏🙏
@jfuyryer2735
@jfuyryer2735 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህር ቀፅለሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘካ ዝሓወይ❤😢
@semharghide9101
@semharghide9101 4 месяца назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ቡሩክ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤
@sarsar-eo8tn
@sarsar-eo8tn 10 месяцев назад
ብሓቂ ጽቡቅ ት/ቲ እየ ቀጽሎ ብዙሕ እናተምሃርና ኢና ኩቡር ሓወይ ጸጋ ኣምላክ የብዝሕ
@genigeni3450
@genigeni3450 11 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት ያስመዐልናአብ ሂወት ዘሎእዩ እዝስ እግዚአብሔር ዓይነልባና ይብረሃልና ብሓቂ አጅካ በርትዓልና ዝሓውይ
@muluehagos
@muluehagos 10 месяцев назад
Kal hiwet yesmialna
@aweshib8737
@aweshib8737 11 месяцев назад
Aye ewe kubur hawey xegeu yebzehalka amlak kab rekus menfes zehadrom debteratat kedu Michael yehaleka. Ember abe zemna dea deyablos seltinu eu zelo ahwatey nenkah bekmey xelaina kem newageo neflet meknatu hade wethader bezey axwar abe nay kunat meda aywerden eu. Nehena ke bexom, xelot, segedet,mokxorea,kedase mekedas,machelot mehsab,kebea kedus bemetkam kedusan hezna xelaina newagayo amlakna kea kerdeana eu nebeges teray deki kerstos nehna deki eti hayale negus ina neseha kea neto wegnatey.
@sabaamanueltesfamical2547
@sabaamanueltesfamical2547 4 месяца назад
ቃለ ሂወት የሰመዓልና ኩቡር ሐዉና ጸጉኡ የብዝሐልካ ❤❤
@hdihrj5100
@hdihrj5100 10 месяцев назад
አሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና
@user-oe5kj2rt8e
@user-oe5kj2rt8e 11 месяцев назад
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያሰመዐልና ክብር ሓውና አቤት እግዚአብሔር ያፅንዕካ ኣብ ልብና ያሕደረልና እግዚአብሔር ኣምላክ 🤲
@user-jo9lf7jt2c
@user-jo9lf7jt2c 3 месяца назад
ናይብሓቂ ለባም ቃለ ሂወት የስምዐና❤❤❤❤❤❤❤🙏
@senaittesfaye1227
@senaittesfaye1227 3 месяца назад
Egzabher Tegu yebzhalka bruk hawey bandana tenkihana slezelka azina ea nemsgneka.
@saronhabtu1381
@saronhabtu1381 Месяц назад
Bruk hawey bselam tefieka Egzabher ab tkodo kulu msaka ykun bruk hawey
@jsjdjususjs4865
@jsjdjususjs4865 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የሰምልኝ😢😢
@absuolvshs4815
@absuolvshs4815 11 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና እነ እውን ብሓቂ ብቡዳ መንፍስ ከም ዝተብልዕኩ ከዚ ፍሊጠ ብዙሕ ተማህርላ ተመስግን ቀፅለሉ ዛሓወይ ለካስ ስብ ክጥምትካ እንከሎስ ናባካ እዩ ዝመሓላለፍ ክሳብ ዝሙት ዘብፅሐኒ ብዳ ነይሩ ካብቲ ውዲ ናባይ ዝመፅእ ከዚ ግን ተመስግን ቃል አምላክ ምስ እሕዋተይ ምስ ተማሃሩ ክለሊዮ ምስ ጀሚር ሂውተይ ፍሊጠ ካብኡ እውን ርሒቀ እለኩ ብፍቃድ እግዚአብሔር ተመስግን መጨርሻና የፅብቀልና እሕዋተይ ተመስግን
@jfuyryer2735
@jfuyryer2735 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህር ቀፅለሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘካ ዝሓወይ❤
@KidusAfnin
@KidusAfnin 11 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን እኔ ትግሪኛ እየተማርኩ ነው
@KindahaftiTesfay
@KindahaftiTesfay 11 месяцев назад
እንኳዕ ብሠላም መጻእካ ክቡር ሃውና❤
@selamselam918
@selamselam918 11 месяцев назад
እግዝአብሄር ይባርኽካ ብሩኸይ
@mehretkeleabGebregrigis
@mehretkeleabGebregrigis 3 месяца назад
Amin Amin Amin kal hiwet yesmeealna
@user-dc3ov7wr5z
@user-dc3ov7wr5z 2 месяца назад
በርትዕ,,ሐወይ,መዓርይ❤❤,,,❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 4 месяца назад
ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@semharteklay1440
@semharteklay1440 8 месяцев назад
የቀንየልና ናኡድ ሐወይ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን
@Ruftalbey123
@Ruftalbey123 5 месяцев назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሓወይ 4 ዓመት ገይረ ኣለኩ ብዛዕባ መናፍስቲ ኣይርዳንን ነይሩ ሕጂ ተረዲኒ ኣምላክ ይመስገን ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ
@henokbokre3094
@henokbokre3094 10 месяцев назад
Egzeabher yebareka zehawwy kale hewet yesmalna medhanie alem andebet yekunka girma moges yekunka Ajoka berteka tenerteana aleka
@user-vg1gv1se6k
@user-vg1gv1se6k 10 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስማዓልና ሐውና ጸጋ በረኸቱ የብዛሐልካ በርትዕ
@sndayogebrihans1334
@sndayogebrihans1334 11 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዓ ብሰላም መዐእካልና
@habeshalove4571
@habeshalove4571 9 месяцев назад
Gobez kexilo kale hiwet yesmalna
@medhanitberhane2543
@medhanitberhane2543 3 месяца назад
Kale hiwet yesmaelna ❤❤❤
@user-dm2is6of7o
@user-dm2is6of7o 9 месяцев назад
Amlake misakaa yekuon haway God bless you 🙏
@seltantesfamariam8248
@seltantesfamariam8248 5 месяцев назад
Zegawean yabzewalet amen amen amen kelhewaty yasamalean ❤❤❤.
@temsgenkidane3821
@temsgenkidane3821 10 месяцев назад
Tebarek hawna Kale hiwet yesmealna
@yordamobea6349
@yordamobea6349 10 месяцев назад
Amlak senay xegau yebzhalka memhrey
@divorahaftey708
@divorahaftey708 11 месяцев назад
Egziabiher yekbrelna zehawey amlak semay xegue yebzahalka❤❤❤
@user-rs9gp5wr8n
@user-rs9gp5wr8n 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@kokobniftalem54
@kokobniftalem54 11 месяцев назад
Xegu yebzhalka hawey natey egziabher yhalka
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 11 месяцев назад
Kale hiwet ysmealna hawey xega ybzh amlak
@user-jz8zt9ok8z
@user-jz8zt9ok8z 11 месяцев назад
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ብምንታይ ንረክበካ ንክእል
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 11 месяцев назад
ኣብቲ ዝሓለፈ ገጠመኝ ኣሎ ተለፎኑ
@user-jz8zt9ok8z
@user-jz8zt9ok8z 9 месяцев назад
@@kiflegebrezgabher2090 ኣይረከብኩዎን ተሓባበሩኒ እባ ክቡራተይ 👏👏👏
@selamteka2751
@selamteka2751 4 месяца назад
Egazebehare yamesgane zhawey 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼✝️✝️✝️✝️✝️✝️👍
@Eriawet
@Eriawet 11 месяцев назад
Egziabhier xegawon yabzalk naod
@tesfittesfit2699
@tesfittesfit2699 5 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና ኣጆካ ቀጽሎ ኣነ ግን ክረክበካ ምደለኩ ኔረ
@HermonHermon-wm8ps
@HermonHermon-wm8ps 23 дня назад
❤❤❤❤❤amlak yhagzka
@ExcitedGreenHat-zi7ro
@ExcitedGreenHat-zi7ro 5 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ከብር ሓዉና❤❤
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 6 месяцев назад
Amen Qall hiwet yesmalna bruk hawna 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️
@user-vo6uh3vf5i
@user-vo6uh3vf5i 6 месяцев назад
ጎበዝ❤❤❤❤❤በርታ ማሬ❤❤❤❤
@user-ox1lk3om3y
@user-ox1lk3om3y 8 месяцев назад
🥰🥰🥰
@nanu620
@nanu620 10 месяцев назад
Haqka eka Ane Mesqel sle zeynebereni ye Hmime 🥺
@user-uu1gp7mh8y
@user-uu1gp7mh8y 5 месяцев назад
ኡፍፍፍ😢💔ኣነስ ብዙሙት ሞይተዋ 😢😢ኣብ ፆሎትኩም እስኪ ዘኩሩኒ ኣየ ናተይሂወት😢😢😢😢😢
@user-ng7nn5ih6q
@user-ng7nn5ih6q 4 месяца назад
ፀሎት ቅዱሳን ፀሎት እመብርሃን ኣይፈለኪ መዓረይ❤❤❤❤❤
@user-dc3ov7wr5z
@user-dc3ov7wr5z 2 месяца назад
❤🎉
@ezanaabraha2785
@ezanaabraha2785 5 месяцев назад
Amlake edman tina yhabiuk hawey ❤
@user-lj6yg8xb2s
@user-lj6yg8xb2s 5 месяцев назад
❤❤❤❤
@buucsbb8535
@buucsbb8535 5 месяцев назад
ብእውነት ቃል ህይወት ያስመዐልና በርትዕ ወድኖ
@user-dc3ov7wr5z
@user-dc3ov7wr5z 2 месяца назад
🎉❤❤❤❤
@user-lt4im4jd7j
@user-lt4im4jd7j 5 месяцев назад
Amen❤❤❤❤❤🎉🎉
@solianasoli819
@solianasoli819 3 месяца назад
😍😍😍
@mabRihit
@mabRihit 11 месяцев назад
❤️❤️❤️
@yordamobea6349
@yordamobea6349 10 месяцев назад
Ab xelotkum zekuruni
@michaelandehaimanot8651
@michaelandehaimanot8651 5 месяцев назад
Nfue menesey
@NununuHuhuhujk-pp2uz
@NununuHuhuhujk-pp2uz 5 месяцев назад
Letegray betesebochachin seledereskelachew ds blognal hule eyegebahu like adergalehu berta.
@GJ_HENOK
@GJ_HENOK 3 месяца назад
Naod hawey krekbeka dele aleku pls
@Welete.Maryam.21
@Welete.Maryam.21 11 месяцев назад
ብምንታይ ክረክበካ ክቡር ሓወይ ደልየካ ነይረ 😢
@taos124-
@taos124- 11 месяцев назад
0983015217
@robelbrhane9491
@robelbrhane9491 11 месяцев назад
መን ኣሎ ኣብ ስዊዘርላንድ ምስና እስኪ ንላለ የሕዋተይ።
@henokbokre3094
@henokbokre3094 11 месяцев назад
telefon ka eba habeni naod bror
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 11 месяцев назад
ኣብ ዓስራይ ቢድዮ ቀዳማይ ክፋል ኣሎ
@taos124-
@taos124- 11 месяцев назад
0983015217
@solianasoli819
@solianasoli819 3 месяца назад
😍😍😍😍
@fgradesfgrades5092
@fgradesfgrades5092 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
Далее
Friends
00:32
Просмотров 644 тыс.
ПРОСТИ МЕНЯ, АСХАБ ТАМАЕВ
32:44
Просмотров 2,1 млн
"Wise Reflection for Unwise Times" with Ajahn Brahmali
3:55:35
Friends
00:32
Просмотров 644 тыс.