Тёмный

ቤት ኣብርሃም - ብኣገ. ሶሱና ሳሙኤል Sosuna Samuel 

Shalom Worship & Healing Centre
Подписаться 11 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

Subscribe to Shalom Church Canada for more blessing videos
Facebook: / shalomchurch. .
Instagram: / shalomcanada

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 72   
@samielgebru1310
@samielgebru1310 4 года назад
ኣይደኸመን ኣሎ ቲ' ሓይለይ ሎሚ እዝምር መሊሰ ሎሚ ከም ትማሊ ስለ' ዘይተወደአ ምሕረትካ ኣፈሊፊሉ ልበይ ምስጋናኻ ሎሚ እደገና ኣይደኸመን እኮ እቲ' ሓይለይ ሎሚ እዛረብ ንቃልካ ሎሚ ከም ትምሊ ኣይተወደአን ዩ' ምሕረትካ ኣፈሊፊሉ ልበይ ምስጋናኻ ሎሚ እንደገና፡ ኣሜን እግዚኣብሄር ይባርኪ ሶሲ ብርኽቲ ዘመንኪ መሉእ ክትዝምሪ ንበሪ ።
@rimeytsfomtesfom8064
@rimeytsfomtesfom8064 4 года назад
እሰይይይይይይይይ ጎይታ ይክበርርርር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️Jesus❤️❤️❤️❤️❤️❤️i love u my lord❤️❤️❤️❤️❤️❤️ሶሲ ሓብተይ ጎይታ ይባርኪ ጸጉኡ ይንጀርብብኪ።❤️❤️❤️❤️❤️❤️ እቲ ዝተነኽነከ ኣብ ሊዕሌኺ ዘሎ ጸጋ ንብዙሓዝት ዝፍውስ ቅባኣት ኣዚዩ ደስ ዝብል መሰዊና ብዘይ ምሕላል ክንተክል ሓያል ቃል ንልበይ ፈዊስዎ። ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ንከባቢና ክንሪኢ ዘይኮነስ ነቲ ስቁል ንዑኡ ጥራይ እናጠመትና ክንጓዓዝ ዝብል ሓያል ቃል። ተባረኪ ሶሲ ዮኒ ኣሕዋተይ ። ብጃኪ ብቃል እውን ክንሪኤኪ ይደሊ ኣለኩ ❤️❤️ዮኒ ሓወይ❤️❤️❤️❤️ሶሲ ሓፍተይ❤️❤️❤️ብሩካት❤️❤️❤️ናይ ጎይታ ለዋውያን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Christisthewayandthetruth
@Christisthewayandthetruth 3 года назад
ዘፍጥረት 12 (Genesis) 1፤ እግዚኣብሄር ድማ ንኣብራም በሎ፤ ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ እንዳ ኣቦኻን ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ኣቢልካ ውጻእ። 2፤ ንዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካን ክባርኸካን ከኣ እየ፡ ንስምካውን ከዕብዮ እየ፡ ንበረኸት ድማ ክትከውን ኢኻ። 3፤ ንዚባርኹኻ ክባርኾም፡ ንዚረግመካ ድማ ክረግሞ እየ። ዓሌታት ኵላ ምድሪ ድማ ብኣኻ ኪባረኹ እዮም። 4፤ ኣብራም ከኣ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝበሎ ኸደ፡ ሎጥ ድማ ምስኡ ኸደ። ኣብራም ካብ ካራን ኪወጽእ ከሎ ኸኣ ወዲ ሰብዓን ሓሙሽተን ዓመት ነበረ። 5፤ ኣብራም ድማ ንሳራይ ሰበይቱን ንሎጥ ወዲ ሓዉን፡ ነቲ ዘጥረይዎ ዅሉ ጥሪቶምን ነቶም ኣብ ካራን ዘጥረይዎም ነፍሳትን ወሲዱ፡ ንምድሪ ኸነኣን ኪኸዱ ወጹ፡ ናብ ምድሪ ኸነኣን ከኣ መጹ። 6፤ ኣብራም ድማ በታ ምድሪ ኽሳዕ ቦታ ሴኬም ክሳዕ ድዋታት ሞሬ ሓለፈ። በቲ ዘበንቲ ድማ ከነኣናውያን ኣብታ ምድሪ እቲኣ ነበሩ።
@asmitakifle1305
@asmitakifle1305 Год назад
Sosiyey brkti Goyta zemen hiwetki ybark ❤❤❤❤❤❤❤
@hermonogbamichael7726
@hermonogbamichael7726 4 года назад
Ambesa Sosna Samuel (gual timirtey).. Wengel abzi inahale.
@astergoitom7992
@astergoitom7992 Год назад
AMEN AMEN AMEN
@Mili_Jesus
@Mili_Jesus 10 месяцев назад
Wowww amennn 🔥❤️❤️🙌
@melatberhe3468
@melatberhe3468 2 года назад
Amen
@tadhab3092
@tadhab3092 3 года назад
God bless you Sosi your blessed woman of God.
@Jesusmaranta
@Jesusmaranta Год назад
Amenn Amen amen amen Amen amennnnnnnnnn asyyyyyyyyyyyy Jesuss wowww❤❤❤❤❤❤🥰❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@tsigiaredaaraya2615
@tsigiaredaaraya2615 3 года назад
Wow such powerful message God bless your future. 🕊⚘🕊⚘🕊⚘🕊⚘🕊⚘
@kidslove582
@kidslove582 3 года назад
Sosi haftey God bless you
@senaithailom3322
@senaithailom3322 2 года назад
Wey gud zemri tray paster si newedat hideglom bejaky
@Abeltekle1971
@Abeltekle1971 Год назад
Wawww god bless my lovely sister
@Christisthewayandthetruth
@Christisthewayandthetruth 3 года назад
ዮሃንስ 3 (John) 16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። 17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። 18፤ ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። 19፤ እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ። 20፤ ክፉእ ዚገብር ዘበለ ብርሃን ይጸልእ እዪ እሞ፡ እቲ ግብሩ ምእንቲ ኸይዝለፍ፡ ናብ ብርሃን ኣይመጽእን። 21፤ እቲ ሓቂ ዚገብር ግና፡ ብኣምላኽ እተገብረ እዩ እሞ፡ ግብሩ ምእንቲ ኺግለጽ፡ ናብ ብርሃን እዩ ዚመጽእ። 22፤ ድሕርዚ የሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ናብ ምድሪ ይሁዳ ኸደ፡ ኣብኡ ኸኣ ምሳታቶም ይመላለስን የጥምቕን ነበረ።
@senaitbrave8975
@senaitbrave8975 4 года назад
Wawww I’m speechless such a wonderful powerful message just like ur song woman of God! Love u Sosiye keep shining blessed
@sabagedhu3026
@sabagedhu3026 3 года назад
Sosi haftey berkti memlisu yebzahalki
@yrgakassa7465
@yrgakassa7465 4 года назад
Amenn amenn Tebareku 🙏🙏❤❤🌍🌍🌍 wresu tegelexu.
@hamassien323
@hamassien323 3 года назад
Tebareki azya xbqti mhro. Gn hdie ilki tezarebi sosi rebesha koynu msmae sine
@yuelredae8394
@yuelredae8394 4 года назад
Goyta yebariki sosi hafetey
@rahelberhe3183
@rahelberhe3183 4 года назад
Amennnnn and Amennnnn!!!!
@aidatesfazghi543
@aidatesfazghi543 2 года назад
You’re blessed Sosi
@emeymekseb469
@emeymekseb469 3 года назад
Bless you sosi xbkty
@Lionofjuda7737
@Lionofjuda7737 3 года назад
Waw sosiye power full blessings please pray for the young generations for inointing importation we love you 😍❤💜💖
@azebberaki9936
@azebberaki9936 3 года назад
Wow, በጣም ቆንጆ ስብከት, she is really powerful happy to see her. Tebareki lebereket hugni
@fkadubahta495
@fkadubahta495 2 года назад
Amennnn❤❤❤❤
@semharmehari7061
@semharmehari7061 3 года назад
Bless you more sosi blessed
@mereedabel3992
@mereedabel3992 3 года назад
Amennnn Amennnnnn Amennnn Egezeabeher Abe Kedemey Selezelo Ayenawexen Eye.🙌❤🌺🌺🌺
@asmerethabteslassie1135
@asmerethabteslassie1135 3 года назад
Wow Amen amen Tebarechu Nay Amlak Sebat haki Tmhrti Eyu Goyta Ymesgen Tbarechi Sosuna ❤️❤️🙏🙏
@Christisthewayandthetruth
@Christisthewayandthetruth 3 года назад
ግብሪ ሃዋ 2 (Acts) 1፤ ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ ድማ ኲላቶም ሐቢሮም ብሓንሳእ ነበሩ። 2፤ ብድንገት ከኣ ከም ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ካብ ሰማይ ደሃይ መጸ፡ ነታ ኣብኣ ተቐሚጦም ዘለውዋ ቤትውን ንብዘላ መልኣ። 3፤ እተመቓቐለ ልሳን ሓዊ ዚመስል ድማ ተራእዮም፡ ኣብ ልዕሊ ነነፍሲ ወከፎም ከኣ ተቐመጠ። 4፤ ኲሎም ድማ መንፈስ ቅዱስ መልኦም፡ መንፈስ ቅዱስ ኪዛረቡ ኸም ዝሀቦምውን ብኻልእ ቋንቋታት ኪዛረቡ ጀመሩ። 5፤ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ካብ ዘለዉ ዂሎም ህዝቢ ሕያዎት ሰባት ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ኣይሁድ ነበሩ። 6፤ እዚ ደሃይ እዚ ምስ ኰነ፡ ብዙሕ ህዝቢ ተኣከበ። በብዘረባኦም ኪዛረቡ ሰሚዖም ከኣ፡ ዚብልዎ ጠፍኦም። 7፤ ኲላቶም ተገረሙን ተደነቑን፡ ከምዚ ኸኣ በሉ፡ እንሆ፡ እዞም ዚዛረቡ ዂሎም ገሊላውያንዶ ኣይኰኑን፧ 8፤ ከመይ ኢልና ደኣ ዂላትና በበቲ እተወለድናሉ ቛንቋ ኺዛረቡ ንሰምዖም ኣሎና፡
@mereedabel3992
@mereedabel3992 3 года назад
Egezeabeher Amelak Memelisu Xegeu Yebezehaleki Sosie Bereketi Add Bezuhat Yegebereki 🙌❤🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💥💥💥
@meazaashkeray6059
@meazaashkeray6059 3 года назад
Amennnnn
@nazunewcreation5008
@nazunewcreation5008 4 года назад
amenn sosi jgna nski brktna eki
@micho1384
@micho1384 4 года назад
God bless you sister wonderful words of God
@merafyousif3901
@merafyousif3901 2 года назад
Bless you more sister you’re blessed woman of god 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@solianaasefaw8609
@solianaasefaw8609 3 года назад
Powerful message Soli.
@wehazitmehari1085
@wehazitmehari1085 3 года назад
Amen amen kbazah alewo sosi brkti 🙏🙏🙏
@kisanettesfamichael7780
@kisanettesfamichael7780 3 года назад
Wawww Powerful Sosiye Amen Amen Amen ❤️❤️🙌🙌🙌🙏🙏🙏
@almazgebrehiwot1444
@almazgebrehiwot1444 4 года назад
Asey goyta yesus ybarki felflu bzhu sfhu sgumtkum ayhxer bsm eyesus.we love you
@eladonai2100
@eladonai2100 4 года назад
Ellllllllllllllleeeeeeeeeee ezi u xelotey neru neseki bemewexaki zewexa bexuhat alewa des eluni amelak xelotey melisewoo
@eliltatekie7979
@eliltatekie7979 3 года назад
Waww kbri namlak amen sosiye shikor love u bereketna ikum nskum❤❤❤❤
@love-rw1bj
@love-rw1bj 3 года назад
Amen mkrti
@rahwaneamen308
@rahwaneamen308 4 года назад
Amennnn Amennnn hallelujah, memeliski tebareki & tsegiu yebzehalki Goyta Yesus Sosi haftey
@selamzeray1436
@selamzeray1436 4 года назад
Aseyyyy aseyyy kibri n amlak tebareki sosi n siki bereketna eiki🙏🙏❤❤
@rozynayesus2003
@rozynayesus2003 3 года назад
Halleluya...kbri nAmlak ykun...Tebareki,
@afewerkinegash9
@afewerkinegash9 3 года назад
Amen Egziabher yihali eyu
@rebibahumed5540
@rebibahumed5540 4 года назад
Sosi brkhti God bless u abundantly
@hollygirmay3297
@hollygirmay3297 4 года назад
😍😍😍😍😍😍😍
@sabatekle1992
@sabatekle1992 4 года назад
ከብሪ ንአምላኽ ተባረኺ
@ruthwfessema2314
@ruthwfessema2314 3 года назад
God bless you sis
@fioriasmerom7996
@fioriasmerom7996 4 года назад
💕❤️❤️❤️❤️
@Christisthewayandthetruth
@Christisthewayandthetruth 3 года назад
ዮሃንስ 3 (John) 1፤ ካብቶም ፈሪሳውያን ኒቆዲሞስ ዝስሙ ሰብኣይ፡ ሓለቓ ኣይሁድ ነበረ። 2፤ ንሱ ብለይቲ ናብ የሱስ መጺኡ፥ ረቢ፡ ብጀካ እቲ ኣምላኽ ምስኡ ዝዀነ ሰብ፡ ነዚ ንስኻ እትገብሮ ዘሎኻ ተኣምራት ኪገብሮ ዚኽእል የልቦን እሞ፡ ንስኻ መምህር ኴንካ ካብ ኣምላኽ ከም ዝመጻእካ፡ ንፈልጥ አሎና፡ በሎ። 3፤ የሱስ ድማ፥ ካብ ላዕሊ እንተ ዘይተወልደ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኪርእያ ዚኽእል ከም ዜልቦ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ኢሉ መለሰሉ። 4፤ ኒቆዲሞስ ከኣ፥ ንሰብከ ምስ ኣረገ፡ ኪውለድ ከመይ ኢሉ ይከአሎ፧ መሊሱ ናብ ከርሲ ኣዲኡ ኣትዩስ ኪውለድ ይከአሎ እዩ፧ በሎ። 5፤ የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን። 6፤ ካብ ስጋ እተወልደ ስጋ እዩ፡ ካብ መንፈስ እተወልደ ኸኣ መንፈስ እዩ። 7፤ ካብ ላዕሊ ኽትውለድ ብግዲ እዩ ስለ ዝበልኩኻ፡ ኣይትገረም።
@asmaraasmara5769
@asmaraasmara5769 3 года назад
ሕቶ ኣለኒ ምስ ናይ ይቕሬታ። ዘፍ.18 ስላሴ ምዃኖም ድዩ ዝነግረና ወይስ ክልተ መላእኽትን ጎይታን?
@samrawitteweldebrhan5851
@samrawitteweldebrhan5851 4 года назад
Sositey Amlak semay yibariki txega yibzihalki memeliski tegelexi nay bzuhat deqianstyo model iki imo nefsiki bhayli nikidmit tigesgis Yoni haway Amlak yibarika natka degef eyu imo tebarek!!!!
@Christisthewayandthetruth
@Christisthewayandthetruth 3 года назад
እብራውያን 11 (Hebrews) 7፤ ኖህ ብዛዕባ እቲ ገና ዘይተራእየ ነገር ራእይ ምስ ረኣየ፡ ብፍርሃት ኣምላኽ ተደሪኹ ብእምነት እዩ ንምድሓን ቤቱ እትኸውን መርከብ ዘዳለወ። ብእኣ ገይሩ ንዓለም ኰነና፡ ነቲ ብእምነት ዝርከብ ጽድቂ ኸኣ ወራሲ ዀነ። 8፤ ኣብርሃም ናብቲ ንርስቲ ኪቕበሎ እተኣመመሉ ስፍራ ኺወጽእ ምስ ተጸውዔ፡ ብእምነት ተኣዘዘ፡ ናበይ ከም ዚኸይድ ከይፈለጠውን ወጸ። 9-10፤ ነታ ኣምላኽ ዝሃናጺኣን ዝሰራሒኣን፡ መሰረት ዘለዋ ኸተማ ይጽበ ስለ ዝነበረ፡ ብእምነት ኣብታ ምድሪ ተስፋ ኸም ኣብ ምድሪ ጓና ዀይኑ ተቐመጠ እሞ ምስቶም ነዛ ተስፋ እዚኣ መዋርስቱ ይስሃቅን ያእቆብን ኣብ ድንኳን ይነብር ነበረ። 11፤ ሳራ እኳ ጊዜኣ ምስ ሐለፈ፡ ነቲ ተስፋ ዝሃባ እሙን ገይራ ስለ ዝረኣየቶ፡ ዘርኢ ንምትካል ብእምነት ሓይሊ ረኸበት። 12፤ ስለዚ ድማ ካብ ሓደ፡ ንሱውን ከም ምዉት ክነሱስ፡ ከም ከዋኽብቲ ሰማይን ከምቲ ዘይቝጸር ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሎ ሑጻን ዝምብዛሖም ተወልዱ።
@Christisthewayandthetruth
@Christisthewayandthetruth 3 года назад
ግብሪ ሃዋ 1 (Acts) 2፤ ክሳዕ እታ ዝዐረገላ መዓልቲ ነቶም ዝሐረዮም ሃዋርያት ብመንፈስ ቅዱስ ምስ ለኣኾም፡ 3፤ ድሕሪ ስቅያቱ ኣርብዓ መዓልቲ እናተራእዮምን ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ከኣ እናነገሮምን ብብዙሕ መፈለጥታ ህያው ምዃኑ ርእሱ ኸም ዘርኣዮምን ጽሒፈልካ ኣሎኹ። 4-5፤ ምሳታቶም ብሓንሳእ ከሎ ኸኣ፡ ዮሃንስ ብማይ እዩ ዘጥመቐ፡ ንስኻትኩም ግና ድሕሪ ቕሩብ መዓልቲ ብመንፈስ ቅዱስ ክትጥመቑ ኢኹም እሞ፡ ነቲ ኻባይ ዝሰማዕኩምዎ ተስፋ ኣቦ ተጸበዩ፡ ኢሉ ኻብ የሩሳሌም ከይወጹ ኣዘዞም። 6፤ ሽዑ ተኣኪቦም ከለዉ፡ ጐይታይ፡ በዚ ወርሓት እዚዶ ንእስራኤል መንግስቲ ኸተቕንዕ ኢኻ፧ ኢሎም ሐተትዎ። 7፤ ንሱ ኸኣ፡ ኣቦ ብስልጣኑ ዝመደቦ ዘመኑን ጊዜኡን ክትፈልጡ ናታትኩም ኣይኰነን። 8፤ መንፈስ ቅዱስ ናባኻትኩም ምስ ዚወርድ ግና፡ ሓይሊ ኽትቅበሉ፡ ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ኲላ ይሁዳን ኣብ ሰማርያን ክሳዕ ወሰን ምድሪ ምስክር ክትኰኑኒ ኢኹም፡ በሎም፡
@Christisthewayandthetruth
@Christisthewayandthetruth 3 года назад
እብራውያን 11 (Hebrews) 2፤ ብእኣ እዩ ነቶም ዓበይቲ እተመስከረሎም። 3፤ ዓለም ብቓል ኣምላኽ ከም እተፈጥረት፡ ከምኡውን እቲ ዚረአ ኻብ ዘይርአ ኸም ዝዀነ፡ ብእምነት ነስተውዕሎ አሎና። 4፤ ኣቤል ካብ መስዋእቲ ቃየል ዚበልጽ መስዋእቲ ንኣምላኽ ብእምነት ኣቕረበ። ኣምላኽ ብናይ መባኡ ኺምስክረሉ ኸሎ፡ ጻድቕ ምዃኑ ብእኣ ተመስከረሉ፡ ብምዉቱ ኸኣ ገና ብእኣ ገይሩ ይዛረብ አሎ። 5፤ ሄኖክ፡ ሞት ምእንቲ ኸይርኢ፡ ብእምነት ገዓዘ፡ ቅድሚ ምግዓዙ ንኣምላኽ ከም ዘስመረ፡ ተመስኪሩሉ ነበረ እሞ፡ ኣምላኽ ስለ ዘግዓዞ፡ ኣይተረኽበን። 6፤ ብዘይ እምነት ግና ንኣምላኽ ኬስምርዎ ኣይከኣልን እዩ። እቲ ናብ ኣምላኽ ኪመጽእ ዚደሊ፡ ንሱ ኸም ዘሎን ነቶም ዚደልይዎ ዓስቢ ኸም ዚህቦምን፡ ኪኣምን ይግብኦ እዩ። 7፤ ኖህ ብዛዕባ እቲ ገና ዘይተራእየ ነገር ራእይ ምስ ረኣየ፡ ብፍርሃት ኣምላኽ ተደሪኹ ብእምነት እዩ ንምድሓን ቤቱ እትኸውን መርከብ ዘዳለወ። ብእኣ ገይሩ ንዓለም ኰነና፡ ነቲ ብእምነት ዝርከብ ጽድቂ ኸኣ ወራሲ ዀነ።
@Christisthewayandthetruth
@Christisthewayandthetruth 3 года назад
ግብሪ ሃዋ 2 (Acts) 36፤ እምብኣርሲ ኣምላኽ ነዚ ንስኻትኩም ዝሰቐልኩምዎ የሱስ፡ ንእኡ ጐይታን ክርስቶስን ከም ዝገበሮ፡ ብዘላ ቤት እስራኤል ብርግጽ ትፍለጥ። 37፤ ሽዑ፡ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ልቦም ተወግኤ እሞ፡ ንጴጥሮስን ነቶም ካልኦት ሃዋርያትን፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ እንታይ ንግበር፡ በልዎም። 38-39፤ ጴጥሮስ ከኣ፡ እቲ ተስፋ ንኣኻትኩምን ንደቅኹምን ነቶም ኣብ ርሑቕ ዘለዉ ዂሎም፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዚጽውዖም ዘበሉን እዩ እተዋህበ እሞ፡ ተነስሑ ነፍሲ ወከፍኩም ከኣ ብስም የሱስ ክርስቶስ ንሕድገት ሓጢኣት ይጠመቕ፡ ህያብ መንፈስ ቅዱስውን ክትቅበሉ ኢኹም በሎም። 40፤ ካብዚ ቔናን ወለዶዚ ድሐኑ፡ እናበለ ኸኣ ብዙሕ ካልእ ቃል መስከረሎምን መዐዶምን። 41፤ እቶም ሽዑ ዘረባኡ ባህ ኢልዎም እተቐበሉ ተጠምቁ። በታ መዓልቲ እቲኣ ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ነፍሳት ናብታ ማሕበር ተወሰኻ። 42፤ ብትምህርቲ ሃዋርያትን ብሕብረትን ብምቚራስ እንጌራን ብጸሎትን ጸኒዖም ነበሩ።
@nattyab8280
@nattyab8280 4 года назад
ETA ab meitewi zela mezmur entay tbl wey link pls?
@danieltesfatsion8689
@danieltesfatsion8689 4 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-ocBCVgK_ElA.html
@nattyab8280
@nattyab8280 4 года назад
Tegagika aleka mesleni brother nsa aykonetn eza zsededkaley link
@nazunewcreation5008
@nazunewcreation5008 4 года назад
ንሳ እያ ቡሩኽ እታ ሊንክ
@nattyab8280
@nattyab8280 4 года назад
ETA 0.28 zela mezmur eye delye brkti eza link gn nsa aykonetn
@nattyab8280
@nattyab8280 4 года назад
Sorry kab atehatta eye tegagiye eta link xbuk alo ane gen kabta 0:18 jemira tzmra zela eye delye
@fioriasmerom7996
@fioriasmerom7996 4 года назад
Amen amen 🙏
@feventesfamariam5199
@feventesfamariam5199 4 года назад
Wow power full message God bless u abundantly 🙏🙌🙋
@selamfissehaye1450
@selamfissehaye1450 4 года назад
Amen
@mereedabel3992
@mereedabel3992 3 года назад
Amennnn
Далее
Pastor Yonathan Abrham ብስልጣን ምግናሕ
26:12
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
Просмотров 52 млн
Butch REACT to Creative way to fix damaged tile!
00:46
tigrigna mezmur Sosina, Shallom Church Canada
12:11
Просмотров 115 тыс.
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
Просмотров 52 млн