እዚ ገዳም ፍሉይ ተኣምራት ዝሓቖፈ ገዳም'ዩ።
ኣብዚ ገዳም ማይ ዮርዳኖስ ንጻዕዳ ሕማም፡ ደዌን ካልእን ዝፍውስ ንጽህ ማይ ይረከብ
ስርናይ ኣርያም ዝወረደሉ ተኣምራታዊ ቦታ፡
ማይ ናብ መዓር ዝተቐየረሉ ገንኢ
ብዓቢኡ ኣብ ትሕቲ በዓቲ ዝርከብ ቤትክርስትያን ገለ ካብቶም ኣብቲ ገዳም ዝርከቡ ንዓይኒ ዝማርኹ ብሩኻት ህያባት'ዮም
ኣብቲ ቦታ ከይድና ብኣካል እንተርኢናዮም ከኣ ዝያዳ ንመሃረሎም።
ንዝኾነ ሓሳብ ኣብ ባነር ናይ ቻነልና ብዘለዉ ኣድራሻና ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም @datlove
9 фев 2024