ሃፍቶም ኣባዲ ኣብ መንግስታዊ ስራሕ ተዋፊሩ ንህዝቡ እናገልገለ እናሃለወ ንስራሕ ፊልድ ተዋፊሩ ሃንደበት ሓደጋ መኪና ከቢድ ናይ ሑቐ መጉዳእቲ በፂሑዎ። ብድሕሪኡ ድሕሪ ከቢድ ሕክምና ክትትል ብዊልቼይር ተሓጊዙ ዳግም ናብ ስርሑ ዋላ እንተተመለሰ ስዒቡ ብዘጋጠመ ናይ ኩላሊት ብልሽት (Kidney failure) ሂወት ብዳያሊሲስ (Dialysis) እናመርሐ ይርከብ።
26 июл 2020