Тёмный

ብመፅበዓ ኢና ሓዳር ገይርና  

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Просмотров 29 тыс.
50% 1

53 ዓመት ኣብ ስሙር ሓዳር ግን ብዙሓት ፈተናታት ዝሓለፉ መርኣያ ፉቑራት። ድሕሪ ሓዳር ምስ ካድረ ሓዳር ግበር ተባሂለ። ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት 2017 ኣብ ከተማ ሽረ ዝተገበረ ፉሉይ ምድላው፡፡ 53 years blessed marriage, amazing love and life story. #like #subscribe #share #subscribe ብምግባር ሞራልኩም ኣይፈለይና። ሰናይ ምክትታል

Опубликовано:

 

18 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 507   
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc 5 дней назад
ብሽም ሽረ ዓደይ ላይክ ሃቡኒ በጃኩም ናፊቀያ ኣለኩ😢♥️ከም ወለድና ኣበይ ክርኸብ✝️🙏💟
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ninamedia20
@ninamedia20 4 дня назад
ዝገርም ታሪክ ናይ ሰለስተ ትውልዲ ታሪክ ዘነፃፅር እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኹም።
@سلامالسلام
@سلامالسلام 5 дней назад
አነስ እዛ ቆልዓደስቲብለንስ አኻዳዳናአ ወይዘሮ ትግራይና የኽ❤❤❤❤❤❤❤❤ ከምናወለድና ሓዳር ይሃበና እግዚአብሔር አምላክና❤❤❤❤
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
የቀንየለይ ማዓሰይ
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
የቀንየለይይ❤❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ ማዓረይ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 5 дней назад
ኣሜን 🙏❤🌻ኣሜን 🙏❤🌻 ኣሜን 🙏❤🌻💊🙏 ዕንባባ ክብርቲ ጀግና ሓፍትና በርትዒ ክብረተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ 🙏❤🌻😍 ክቡር ኣያናን ክብርቲ. ኣዴና ጎይታ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የብዘሓልኩም 🙏❤🙏❤💖💖💖💖😍😍😍 ነቲ ጀግና ለዋህ ህዝብና ሰላምና ራሕዋ ቅሳነት ናይ ዕብየት ዘመን ይኩነልና 🙏❤🌻💛🌼❤🌻🌿🌻❤🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
_እሰይ ክቡራት ወለድና ከም ናትኹም ጽንዓትን እምነትን ፍቅርን ይሃበና💐💜_
@freweynidesta
@freweynidesta 5 дней назад
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ ማዓረይ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TsegeHaftu
@TsegeHaftu 5 дней назад
እታ መቅረቢት ትፍተው መዓት ኣከዳድና ሕቶኣ ደስ ክትብለካ ይፈትወኪ አየ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@KaykaPaula
@KaykaPaula 5 дней назад
በእውነት የድሮ ፍቅርና የድሮ መንቆረቆረያ ውድ ናቸው❤❤ የዛሬ ትዳር ብርርር ብቻ ስያልቅ ፍቅሩም ያልቃል ፍጣርዋን የሚትፍራ የተባረከች ሴት እና ፍጣርውን የሚፍራ ወንድ ከተገኝ መታደል ነው ❤❤🎉❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-mm8xf5ek8v
@user-mm8xf5ek8v 5 дней назад
አሰይ ጽሩያት ደስ ክብሉካ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም ወለድና ከም ናትኩም ሓደር የዓድለና❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ🙏❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ትርሓስነኝየማርያምልጅ
በይዛኩምስቲ👍ኢልኩም ጀምርዎ ነዞም ወለድና ዝህብና ምክርን ታሪክን ብዘይ ምንም ክፍሊት ዝብረከተልና ዘሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራና ፍቅሪ ኢንተርተመንት🙏❤
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 5 дней назад
ዛሄዋነይ ግን ትሕትናኣ ኣከዳድንኣ ኣነጋግርኣ እማ💋ተይ ልኮነት ውርዚቲ ቀፅልሉ ❤🎉 ንወለድና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድን ጥዕናን ይሓልወናን❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 5 дней назад
@@tsegatsega238 ደሚረኪ እየ ፅጋበይ
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
የቀንየለይ ❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@tesgeg6055
@tesgeg6055 5 часов назад
❤ብጣዕሚ ቀፅልዮ ከምዙይ መርያ ኢኪ አካደድንናኪ🌻💕💕💕
@tesfitberhane8246
@tesfitberhane8246 5 дней назад
ዋውውውው ፊቅሪ ትሰርሕዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኩም ኩሎም ተምጽእዎም ብጣዕሚ❤ ኣብነታውያን ቡሱላት ሰብ ሓዳር ተምፁኡ ኣለኩም እሞ የቀንየልና ❤❤ቀጽልዎ በርትዑ ኩሉና ነዕብዮም ሳብስክራይብ እንዳ ገበርና ❤🎉🎉 ነዕብዮ ሩሑስ ሓደሽ ዓመት ካኣ ይግበረልኩም ንኩሉኩም
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
የቀንየልና ❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና ነመስግነካ ተስፊት ሓውና ኣይትፈለየና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Bahgi_
@Bahgi_ 2 дня назад
ኣቕራቢት እዚ መደብ ዝዀንኪ ሰናዪት ካሕሳይ ብጣዕሚ ንፍዕቲ። ኣጠቓቕማን ክእለትን ቋንቋኺ ብጣዕሚ ዝነኣድ እዩ። ናይ እዞም ወለዲ ታሪኽ ፍቕሪን ሓዳርን እውን ኣዚዩ መሳጢ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤❤
@AbrehetWeldu
@AbrehetWeldu 5 дней назад
ኣቱም ፍቁራተይ ተናፋቆ ሎማዓንቲ ደሞ ምሽኳርኺ ኾይንኺ ኒአኺ እምበይቱ💙🥰🥰🥰🥰🥰
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by 5 дней назад
ብሓቂ ደስ ዝብሉ ክቡራት ወለድና ዝዓበየ እምነት እዩ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ከም ናይ ወለድና በየናይ ዕድልና ክንረክቦ❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🙏
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by 5 дней назад
@@tsegatsega238 እሹኒ ገይረ አሎኩ ክብረተይ ብርትዒ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 5 дней назад
አምላኽ ቅዱሳን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ወለድና ብዙሕ ብገንዘብ ዓድግካ ዘይርከብ እና ተማህርና ካባኩም እንኩም የምስለና ናይ ሎሚ ወለዶ እዉን ዝተረፈ ሓዳርኩም ደቅኩምን ይባርኩልኩም❤❤❤ ንዓኪ እዉን ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ እና ነመስግን ከምዝኦ ዝበሉ ስለ እተቅርብና ብኩሉ ነገርኪ እየ ብጣዕሚ ዝፈትወኪ ዛናተይ❤❤❤
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤ የቀንየለይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ZdGidey
@ZdGidey 2 дня назад
ጋዜጤኛ ምዕርግትን ውቅብትን ትሕትና ዝተመልኦ ኣንደቤት ኣካዳድናኪ ብሓፈሻ ኩሉ ቀፅልሉ ወለድና እውን ደስ በሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@guytghghg9526
@guytghghg9526 5 дней назад
ብሓቂ እምነት ጠፊኡ እዩ ሎሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ ፈጣሪ ,ዝሓፈተይ ለ,ፅሪቲ ከምናይ ኣደታትና ትሕትና ኣከዳድና ይበል ግርማ ፅሪቲ ከማኣ ኢልኪ ቀፅሊ ከይትቀየሪ ከምናይ ደቂሎሚ❤😍
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 5 дней назад
ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወለድና መቅረብቲ ኣረ ይመችኩም ዞም ናትና ፈጣሪ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ይግበረልና❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AhmedAhmed-kz9st
@AhmedAhmed-kz9st 5 дней назад
ኣጅክም ቃፅሉ ህዝብና ብጥዕም እዩ ድማሃረልሎ ብፍቅሪ ያንብሪክ ወለድና❤❤❤❤😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@FihbHhjj
@FihbHhjj 4 дня назад
ተጋሩዋይ ማዓረይ
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro 5 дней назад
ደስ ክብሉ ወለድና ከምናትኩም የዝልቀና ኩቡራት ወለድና ኣበበ ኣረአያ ኣምፅእና ሕሉፍ ኣለማዩ ገብሩ ፋኖ ቀደሞት ትምኒተይ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
እሺ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@medhin8187
@medhin8187 4 дня назад
እናጠዓመኒ ተወዲኣ እዛ ቪዶ❤ ጥዑማት ብሓቂ ደስ ክብሉኻ ጥረት ጋዕተኦም 2ይ ክፋል ተትኸዉን በተለይ ዋዉ ። ዕድመ ይሃብኩም ወለድና ጀጋኑ እምነት ይበል ይበል ።❤ #ፍቕሪEንrmeንት Like እናበልና😊👍🌻🌼
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
መድየ ክብረት ይሃበልና ኣይትፈለይና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Speacefull
@Speacefull 5 дней назад
💙💙💙💙💙💙unique RU-vidr well done Lady 🧠💪🏿💙❤️‍🔥
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
የቀንየለን❤❤❤❤❤
@freweynidesta
@freweynidesta 5 дней назад
👍❤❤❤❤🙏🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@km3080
@km3080 5 дней назад
"መቸም ናብ ሰበይቲ ኩሉ ግዜ ፀገም እንድዩ ዘምፅእ ሰብኣይ"። ዝገርም ዘረባ ተዛሪበን። ካብ ኩሎም ሰብኡት ግን ኣቦይ ነይሩ ፈታዊ ሓዳሩ፣ መክበሪ ሰበይቱን ደቁን። ዘይፃረፍ፣ዘይዋቃዕ፣ዘይናደድ። ኣቦይ ስለዝኮነ ከይመስለኩም። ናይቲ ከባቢ ህዝቢ ዝምስክረሉ፣ ደቁ ዝምስክሪሉ ብዝዓበየን ዝበለፀን ድማ ኣደይ ክትዛረብ ከላ ኣብ ዓለም ከም ኣቦኩም ዝመስለ ሰብኣይ ኣይርከብን ትብለና። መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣቦይ መዓረይ። ጓል 4 ዓመት እንዳሃለኩ እዩ ብሞት ተፈልዩኒ። 16 ቆልዑት ድማ ወሊዱ። ኣነ እየ መበል 16❤😊 ዝሮ ዝሮ ኩሎም ሰብኡት ሓደ ኣይኮኑን።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SisayBisrat
@SisayBisrat 3 дня назад
አሰይ ደስ ክብሉ ኩብራት ወለደይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ከምቲ ናሃትኩም ሓዳር ኣምላክ የሃበኒ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@gualabaytigray
@gualabaytigray 4 дня назад
እዛ ጋዜጠኛ ደኣ ክንደይ ኣዴኣ ክትጽብቅ እያ ወደይ ኹሉ ነገራ ♥️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o 3 дня назад
ንሕና ሓዱሽ ወሎዶ ካብ ወለድና ንማሃር እስኪ❤️🎉🎉😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
| 🙏🙏🙏
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 5 дней назад
አሰይ ክብራት ስድራ ከም ናትኩም ሓዳር ይፍጠረልና❤❤አሜን አሜን አሜን እንካዕ አሓቢሩ አብፀሐና ሰናይ ዘመን ይግበረልና ክብራት ስድራና🎉🎉🌻🌻🌼🌼🌼
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Samri16
@Samri16 4 дня назад
ወይዘሮ ትግራይና ኩሉ ጊዜ ኣከዳድናኪ እዝዉቲ ቀፅልሉ ማዓረይ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@madamray-gx5ub
@madamray-gx5ub 3 часа назад
ብጣዕሚ ደስ ዝቡሉ ክቡራት ወለዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ጋዜጠኛ ውን ኣቀራርባኺ ደስ ዝብል ርግዕቲ ❤❤❤❤❤❤
@Noah57894
@Noah57894 5 дней назад
Btami blutsti gazetena ❤❤ i give you like today Sis big Respekt 💗💓
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 5 дней назад
አሰይ ደስ ክቡል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ከምዝ ዝበለ ፍቅሪ ይዓድለና
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hfgsdfhdhh9922
@hfgsdfhdhh9922 День назад
አሜን አሜን ማዐሪተይ ጋዝጠኛ ብጣዕሚ አድናቂትኪ እየ ስለስርዐትኪ አካዳድናኪ ደስ ባሀሊት ተባረኪ ከምአ ቀጽሊ ዝሐፍተይ እዞም አሕዋትና ክአ ተባረኩ ደስ ባሀልቲ ሐዳርኩም ይባረክ ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment День назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Berheize
@Berheize 5 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስድራ ቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ🙏🏽❤️
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-fl8dy2zc2u
@user-fl8dy2zc2u 5 дней назад
ኩሎም ፈትየዮም እቲ ዝነበረ ኩነታት ዮም ገሊፀሞ ንሰን ውን ዝኩሉ አመታት ብትእግስቲ ምፅባየን ሀለቃ ውን ክፍሊ ህዝቢ ፀኒሆም ዝተወሰነ ሀላፍነት ሂዞም እዛ ዘይተምሀረት ገባር ንአይ ምስ ሀላፍነተይ ንቅሀተይ አይትምጥነንን ከይበሉ ናብ አሚኖም ምምላሶም ክምስገኑ ይግባእ ከምኡ ዝይገበሩ ስለዘለው ትግራይ አደይ ከምዚኦም ዝአምሰሉ ደጋጊምኪ ማንታ ውለዲ ክብሪ ይሀብኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Belaybahre
@Belaybahre 3 дня назад
ኣቅራብት ደስስስ ባሃል እኪ ቀፅልሉ ብፍላይ ብፍላይ ኣክብረትክ ቀፅልሉ እክን እኩም ኣይ እዝ ባሃልና ክጥዕሚ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-fm1di6tp2b
@user-fm1di6tp2b 3 дня назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍትዋተይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣቀራርባ. ክብርቲ ሓፍትና ድሞ ዕድመ ይሃብኪ እዝውቲ. ኣንደበትክን አከዳድናክን. ❤❤❤🎉❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j 20 часов назад
አነ ብጣዕም ደስ ትብለን ኦዛ መቅረብት ኣካዳዲናኣ ኣዛራሪባኣ ትሕትና ኣ ኩሉ ትሓቶም ሒቶ ቶሕትና ዝመለኦ ስቅቕ ሕፊር ትሕት ላበለት ሚጭዊት ፊጥረት🎉🎉🎉🎉 ብጣዕሙየ ዝፈትወክ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብክ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ወለለአይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 часов назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ኣይትፈለይና
@abedaberhan
@abedaberhan 5 дней назад
ኣቤት ግሪማ ምጎስ ሸኮርና አሜንን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና ንወልዲና ደም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣራይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@areki7
@areki7 4 дня назад
እሰይ ኩቡራቲ ወለዲ ደስ ዝብሉ ሰብ ሓደሪ ጎራባብተይ ጡዑማት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩ💞💛
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@brizafzerau8868
@brizafzerau8868 4 дня назад
ፈጣሪ ከናትኩም ሓዳር ይፍጠረልና ብሩካት❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y 3 дня назад
አሜን አሜን አሜን❤🤲
@موودعس
@موودعس 5 дней назад
አሰይ ፅርያት ወለዲ እድመ ጥዕና ይግበረሎም ፈጣሪ 💞
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Mihira-o5t
@Mihira-o5t 5 дней назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ወለድና ክብርቲ ሓፍትና ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤🙏
@Mihira-o5t
@Mihira-o5t 5 дней назад
@@tsegatsega238 እሽኒ ወለላይ
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 5 дней назад
ንዳማምር​@@tsegatsega238
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp 4 дня назад
ጥዑማት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ን ዓኪ ዉን ዕድመን ጥዕናን ምዕርግቲ ከም አደታትና ፅሪተይ ❤❤🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@kbetenkbetan6548
@kbetenkbetan6548 5 дней назад
ከም ናትኩም ሓዳር ይዓድለና❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ይቅር
@ይቅር 5 дней назад
ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ🎉❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ 5 дней назад
እሰይ ጥዕማት ሰድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፍርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ናይ ሎሚ ወለዶ ከም ናትኩም ይገበረልና🙏🥰😘
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤🙏
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ 5 дней назад
@@tsegatsega238 እሺኒ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y 3 дня назад
አሜን አሜን አሜን❤🤲
@ykunoTeklemaryam-fo8ce
@ykunoTeklemaryam-fo8ce 18 часов назад
እንድ አብይ ሃለቃ ቤትስብ ብቅረባ ሰለ ዝፍልጦም ብጣዓሚ እዮም ደስ ዝብልካ አምላከ ዕድመን ጥዕናን የሃቡኩም ።
@genet3442
@genet3442 5 дней назад
ዉይ ደሰ ኩቡሉ ብእነት ብጣዕሚ ፁቡቅ መደብ እዩ ቀፅሉሉ ኣሐዋተይ ማዓረይ ሙቁራት❤❤❤❤ደሰ ዝቡሉ ሰደራ እዩም❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@tekletekle8440
@tekletekle8440 День назад
ቀፅልሉ ብጣዕሚ ብዙሕ ናተምሃርና ኢና ዛሓፍተይ ንፈትወኪ እና ❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 часов назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Slamh-qv4gm
@Slamh-qv4gm 5 дней назад
ኣቤት ግርማ ኣከዳድና ኣሰይ ስድራይ ወርቂ 🥰♥️
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SesenMenasbo
@SesenMenasbo 5 дней назад
long live big respect
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@BRHANBREY
@BRHANBREY 4 дня назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ወለዲ ❤ ፍቅሪ ኢንተርታይመንት ፕሊስ ሕሉፍ ኣለሙ ኣብ ቀፃሊ ኣቅርቡልና ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@HagosGirmayTigray
@HagosGirmayTigray 4 дня назад
ተመሳሳሊ ታሪኽ ዘለዎም ሰብ ሓዳር ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣለው ከራኽቡኪ ኣድሪሻኺ ፀሓፍለይ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
+251914441776 ክብረት ይሃበልና
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
ዝተረፈ ዕድሜኩም ሓዳርኩመ አመቤቴ ትባረከልኩም ንናይ ሐዚ ዘለና ወለዶ ዓብዩ ትምህርቲ እዩ
@fkrientertainment
@fkrientertainment День назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 5 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኩቡራት ወለዲ ጋዜጠኛ እሙን ትሕትናኪ ኣካዳድናኺ ቀፅልሉ መዓረይ❤💛👏👏👏
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
እሺይ የቀንየለይ ❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ይዲነስ
@ይዲነስ 5 дней назад
ከም ናትኩም ሓዳር ይዓድለና ቡሉ👍👍
@freweynidesta
@freweynidesta 5 дней назад
🎉🎉🎉🎉👍❤❤❤🙏🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረዬ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@dhhgh6830
@dhhgh6830 4 дня назад
ኣሜን❤❤🎉🎉
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y 3 дня назад
አሜን አሜን አሜን❤🤲
@aadd8069
@aadd8069 4 дня назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ጋዜጠኛ ኣከዳድናኪ ትሕትነኪን ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅልሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 4 дня назад
_ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስድራ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ወለድና😍😊ትሕትና ኣካዳድና መልኡ ፈስሱ ክብርቲ ሓፍተይ😊_
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@maazakiroshagosahned1450
@maazakiroshagosahned1450 5 дней назад
Edmen Tenann Yhabkum Weledna Btselotkum Selam Zelewwo Nabra Yfterelna❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SisayBisrat
@SisayBisrat 5 дней назад
ኣሰይ ደስክብል ክቡራት ወለደይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@EhamAs-ep9co
@EhamAs-ep9co 5 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪም ከመ ናትኩም ቃል ኪዳን ይሃብና ወልዲና ቡሩክት እዩም❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@akberetkidane7358
@akberetkidane7358 4 дня назад
እዛ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣዘራርብኣ ኣተኣላልያ መደብ ፍልይቲ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@dgvh7060
@dgvh7060 5 дней назад
ክቡራት ወለድና እግዚኣቢሔር አምላክ ከምናትኩም ዝበለ ናብራን ሓዳርን ይሃበና ፈጣሪ እግዚኣቢሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 5 дней назад
አሰይ ደስ ዝብሉ ሰብ ሓዳር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤️❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 5 дней назад
እንካዕ ኣብፅሕኩም ደቂ ትግርኛ መደብ ፍቅሪ ምድማፅ ብጣዓሚ እየ ዝፍቱ ዓድና ምስ ኣተኩ ካብ ወልደይ ጀሚር ከሙዚ መደብ ክዳሉ እየ ዝድሊ እስካብ ዓደይ ካኣቱ ሓፅርቲ ዉድዮታት ክስራሓሉ እየ #ደምሩኒ ናይ ሰብ ሓጎስ ዝሕጉስኩም ደቂ ዓደይ #ደምሩኒ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Beryeyey
@Beryeyey 3 дня назад
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ክቡራት ወለድና ዕድመን ጢዒናን ያሃብኩም ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 5 дней назад
ብጣዕሚ ደስ በሃልት ሰብ ሓዳር 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@አዲስአለም-ዠ2ቸ
@አዲስአለም-ዠ2ቸ 9 часов назад
ተጋ/ይ ብስራት ታደሰ ብ1976 ዓ'ም ክረምቲ በዓል ኣለም ገ/ዋህድ ክጋደሉ ኸለው ንዓና ቆልዑ ኢኹም ኣይትጋደሉን ኢልካ ብበትሪ ቀጥቂጥካ ዝመለስካኒ ኣነ ወዲ ጣብያ ጭላጭቕኒ እየ ባህሊ ሰገናት ኮይነ ደርፍታት ውድብ ይደርፍ ነይረ ሽዑ እቶም ተዓለምቲ ኣብ ጣቢያና ኣብ ዒዲይሓንስ ወዲብኩም ወሲድኩሞም ዘክር ሃረጉ ትበሃል ክፍሊ ህዝቢውን ነይራ ምሳኻ
@Meley88Meley88
@Meley88Meley88 5 дней назад
ብጣዕሚ ምሃሪ ናብ ሓዳር ዘይኣተናስ ❤❤❤❤❤ ካባኹም ብዙሕ ተማሂረ ኩብራት ወለዲ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 5 дней назад
መን ክህበና ናይ ቀደም ናይ ወለድና ባህሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ዓዲኣላትኒ
@ዓዲኣላትኒ День назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኾቡራት ስድራ💜❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment День назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@rahwagere4062
@rahwagere4062 5 дней назад
ዋው!! ብጣዕሚ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ግን......😂😂😂
@freweynidesta
@freweynidesta 5 дней назад
❤❤❤❤👍🙏🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
ግን እንታይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@rahwagere4062
@rahwagere4062 5 дней назад
@@SenaytkahsayTsegay ግን ወዶም ትሃልዎም ናተይ እዩ ማለተይ እዩ መብጽዓ ኣለኒ ምስ ልበይ ኣነ እውን። ንገርለይ ማዓረይ 🙏
@አዲስአለም-ዠ2ቸ
@አዲስአለም-ዠ2ቸ 9 часов назад
መርሃ፣ግደይ ኣቦወንበር፣ሃርያ፣ካሕሳይ፣መምሑር፣ኣስሊ፣ሃለቃ በላይ ኣማረ ወ ዘ ተ ይዝክሮም
@aotali8812
@aotali8812 2 дня назад
❤❤❤ ከም ናትኩም እምነትን ፍቕርን ይሃበና ወለድና
@fkrientertainment
@fkrientertainment День назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@FunnyCap-lm4sg
@FunnyCap-lm4sg 5 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩ ኩቡራት ወለድና❤ኣነ ዘሐጉሰኒስ ቅድሚ ሓዳር ምግባረይ ከምዙይ ኣብ ሓዳሮም ብሩካት ምስመዐይ ሕጉስቲ እየ ቱናይ ናይ መፃኢ ባዓል ሓዳረይ ለ ዳርጋ መፅብዓ ኢና 20 ዓመት ገይርና ኣለና❤😂
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
wow ደስ ይብል እም ጋሻና ዘይትኾኑ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@wawwww5364
@wawwww5364 День назад
ቀፅሉሉ ዛእምቤተይ 💚🌻🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment День назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@abrehetdebesai7851
@abrehetdebesai7851 4 дня назад
አነስ እዘን ሰበይቲ ደስ ኢለናኒ ብጣዕሚ ወረጃ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
🙏🙏🙏
@Mostr-f5s
@Mostr-f5s 4 дня назад
ፍቅርን ሓዳርንስ ብወለድና ሓሊፉ 💙🥰
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@rufealtesfamariam4750
@rufealtesfamariam4750 День назад
ከይረኣኪዎም ኣነ ኢ ☕️ ቁሩስ ብን ኢንዳ ሓዝና ኢንዳ ሰተና ምባል ኣይትረስዒ ኣብ ቀጻል ❤❤❤ 😂
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 часов назад
🙏🙏🙏
@hayletkle2197
@hayletkle2197 День назад
ኣታ ዞም ፡ትጋሩስ ክንደይ ይጥዕምዩዚ ላዛኹም !
@fkrientertainment
@fkrientertainment День назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ta-sy6up
@ta-sy6up 3 дня назад
ትኽክል ናይ ሎሚ እምነት የለን ምትላል በዚሑ ,, አቦና አዴና GBU❤🎉❤🎉❤🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ykunoTeklemaryam-fo8ce
@ykunoTeklemaryam-fo8ce 18 часов назад
ብጣዓም ሓሪፊ እዩ ጹቡቕ ጅማሮ እዪ.
@Meley88Meley88
@Meley88Meley88 5 дней назад
ኩብራት ወለዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🎉🎉🎉❤❤❤❤ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 2017 ዓ/ም🌼🌻🌼🌻
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@khaankhan-mg3zq
@khaankhan-mg3zq День назад
ጎይታይ ማዓረይ ግዜና መልሰልና❤❤🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment День назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@debrestionkeshidebrestion3409
@debrestionkeshidebrestion3409 4 дня назад
ጽቡቅ መደብ 👍 ቅጽልዮ😊😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@user-ww2or6er1h
@user-ww2or6er1h 5 дней назад
ከም ናትኹም ሓዳር ይዓድለና😢❤
@freweynidesta
@freweynidesta 5 дней назад
👍❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 5 дней назад
አሜን ደምርኒ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hdbw9970
@hdbw9970 4 дня назад
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@abebakasa349
@abebakasa349 4 дня назад
waww betam des zebel tmhrtiye euyu ketselelu kemeziy ayenet
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 4 дня назад
ኣሰይይይይይይይ እግዝያብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ተራሓሕቕና ዘለና ኸምዝ ክንሪእ ተለና ዝዋን ተስፋናን እምነትናን ተስፋና ሙሉእ ይገብሮ ♥️ ፍቕሪ ኢንተርተይመንት እዉን ደኽምና ከይበልኹም ነዝ ማሃርን ደስ ዝብልን መደብ ስለ ተቕሪቡልና የቐንየልና እና ንብለኩም ኣብጎንኹም እና በርትዑልና 👏😍♥️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
ብሬ ክብርቲ ሓፍትና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx 3 дня назад
❤❤❤❤ፍቅሪ ናይ ወለድና ናብዚ ዘሎ ወለዶ ይምለሶ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@musayemane2268
@musayemane2268 5 дней назад
ክንደይ ደስስ ይብሉ 🙏🥰🕊👌
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Mashoberihu
@Mashoberihu 3 дня назад
Bfkri yenbrukum weledna 💘👌demo ቀፅሉሉ nmaharelu alena ina 👌
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ZuzuMohammed-d3n
@ZuzuMohammed-d3n 5 дней назад
ሞሻኣላህ ጋዜጠኛ ❤❤❤❤❤❤❤
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 5 дней назад
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ወልዲ ንፍቅሪ ኢንተርቴይመንት እዉን የቀንየልና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😊😊😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 4 дня назад
ኣሰይ ደስ ዝብሉ ወለዲ ዕድመን ጥዕናን ይበለይ ኣምላኽ❤❤❤🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@mmn4535
@mmn4535 3 дня назад
ፅብቃት ስድራ❤🎉
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 4 дня назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወለድና ደስስስስ ክብሉኻ ብዙሕ ት/ቲ ናተማሃርና ኢና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ 5 дней назад
ደስ ክብሉካ ነዚ መደብ ተዳልዩ ዘለኩም ዝጣዓሚ የቀንየልና ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 3 дня назад
ደስስ ባሃልቲ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 5 дней назад
ናይ ብሓቅ ሎሚ እምነት ጠፊኣ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 5 дней назад
🙏🙏🙏
@samemohameed1325
@samemohameed1325 3 дня назад
እዛ ቆልዓ ክንደይ ዲኣ ትፅብቕ ሓዳር ኣለኺ ዶ ፅሪተይ ተገዲስኪ መልስለይ
@user-gv3kn8we9s
@user-gv3kn8we9s День назад
ዕድመን ጥዕናንይሃብኩምፈጣሪ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 часов назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@nardin3g845
@nardin3g845 3 дня назад
My grand ma and grand pa❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 дня назад
❤️❤️❤️
Далее
Какой звук фальшивый?
00:32
Просмотров 956 тыс.
gere emun part 195 | ገሬ እሙን ክፋል 195
30:22
ገጂ ይወፅእ ኣለኩ ብዘይ ሓዳር
26:25
Какой звук фальшивый?
00:32
Просмотров 956 тыс.