Тёмный

ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 24 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 24 

Lele Entertainment
Подписаться 183 тыс.
Просмотров 107 тыс.
50% 1

ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 24 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 24
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
Instagram: / lelemusika
#Brey #tigrignadrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Видеоклипы

Опубликовано:

 

18 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@MarMar-db8tp
@MarMar-db8tp 14 дней назад
መንፀገባ ምንጪ ሳሓቀይ 😂😂እስቲ ንመንፀገባ ዘድንቅ Like ይግበር❤
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 14 дней назад
ንደራሲ: መንፀገባ ነቲ ትፀርፋ ዝውዕል ወዲ ገዲፋ ፅዒራ ተትምሀር መርአያ ምኾነት አፍትድራማውን ኸም በላሕ ጓለንስተይቲ እያ ትዋሳእ ዘላ: ወይ ድማ ኢድ ሰብአይ ዘይጥምታሉ ደቀንስትዩ ካብ ኸባቢአን ከይወፃ ዝምሓየሻሉ መገዲ ተዝምሀዝ:ኸባቢኻ ከይገደፍኻ ርእስኻ ተምሓይሸሉ ዋላ ዘመናዊ ሕርሻ ተዝጅመር: ሙሁራትን ውድባት ትግራይ ትአኻኺብኹም ብትርፊ ግዜኹም አብዚ ተትሰርሑ: ተጋግየ ዶ? ብረይ አፍቲ ተዋስኦ ንፍዕቲ ግን ገርሂ ትመስል: ብሓቂ ናይሓወቡአ ፃዕሪ ተዘይተወሲኽዋ ትዕሾ ትመስል: ፅብቕ ድራማ ሕብረተሰብ ዘምህር ንመናእሰይ ዘምህር: ብሱሩ ደስ ዝብል ድራማ : ምስ ስድራኻን ጎረባብትኻን ዝርአ: ቖልዑ ይዕዘቡ እዮም እቲ መፅብዓ ዝሰርሐ ተዋስአይ ተሳተፈሉ ፀርፊ ዝበዝሖ ናይ ተለቭዥን ድራማ ሕዝውንዶ ሰብ ይሪኦሎ? ድራማ ካብ ሰራሕኹም ንነዊሕ ግዘ ዝፍቶ እንተኾነ ፅቡቕ በርትዑ:
@mdranaeden8036
@mdranaeden8036 14 дней назад
😘😘😘😘😘👈👍👍👍👍👍💕😍💕
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@AzeAxum
@AzeAxum 14 дней назад
ብረይ ትፀብሒ ተቀይርዋ እዩ ዝብል ግጨውኒ 👍😂😂😂
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 14 дней назад
ግጭው
@selmalovefiseha3679
@selmalovefiseha3679 14 дней назад
Naw ewn kemaa enabelku kenye😂❤
@FjIv-qv6yt
@FjIv-qv6yt 14 дней назад
ካሓስት እኮ እያ ማይ ገይራትሉ 🤣
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 14 дней назад
@@FjIv-qv6yt ዛፍሽልቲ ፈሽላ ኮ🤣
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh 14 дней назад
መይተ😂😂😂
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g 14 дней назад
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ መበል 21 ኮሞንት እየ ብስም ድንግል ማርያም ላይክ ናበልክን ሕለፋ ደቂ ማድ እንኳዕ ንወርሓዊ ቁዱስ ሚካኤል ኣብፀመኩም ኣብፀሐና❤🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 14 дней назад
አሜን ደምርኒ ማዓረይ❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g 14 дней назад
@@tsegatsega238 እሺ
@Samsunga545g-de5nh
@Samsunga545g-de5nh 14 дней назад
ኣሜን❤
@user-xv2tx1gn7z
@user-xv2tx1gn7z 14 дней назад
አሜን አሜን አሜን
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 14 дней назад
አሜን👏 ግን ላይክ ጥቅሚ እኒአዎ ድዩ ኮይኑ ክሳብ ብስም ቅድስት ድንግል ማርያም ትብሊ
@BreFekr
@BreFekr 14 дней назад
ብረይ ከተማ ክትከድ የብላን ትብሉ ግጨውኒ👍👍👍
@rutahailemaryam9273
@rutahailemaryam9273 7 дней назад
ትኺድ እባ ድራማ ንኽቅጽል
@ma-m7377
@ma-m7377 14 дней назад
እንካዕ ናብ ደሮ ወርሓዊ በዓል ቅድስ ሚካኤል ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 14 дней назад
አሜን አሕቢሩ እንኳዕ አብፀሐና ❤❤❤❤❤❤❤
@fokirmua1035
@fokirmua1035 14 дней назад
አሜን አሕቢሩ እንካእ አብጸሐና
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ኣሜን ኣሕዋተይ ደምራኒ❤❤❤
@01tigray
@01tigray 13 дней назад
አሜን አሜን አሜን 🙏❤
@user-sg3bj2wo3n
@user-sg3bj2wo3n 14 дней назад
ቀዳመይቲ ባዕለይ ከመይ ኣለክን ደቂ መዳም ፀፊዕክናኒ ሕለፋ😁♥😊
@user-sg3bj2wo3n
@user-sg3bj2wo3n 14 дней назад
@@hayelommekonen ታይ ገደሸካ ዱሁል
@user-pc3bk3jt6q
@user-pc3bk3jt6q 14 дней назад
ፅፊዒት ውን ክውሕድ ዩ 😂😂😂😂😂
@tsegatsega238
@tsegatsega238 14 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@hlftikahsu1678
@hlftikahsu1678 14 дней назад
😂😂😂
@user-fn1tc3ib5w
@user-fn1tc3ib5w 14 дней назад
😁👋👋ጽፍዕ 🤣🤣
@SelamSelam-li2gg
@SelamSelam-li2gg 14 дней назад
መበል 97 ኮሜንት ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፉእ ዘበለ ይሓልወና ናይ ፅባሕ ሰባት ይበለና ተጋሩዋይ ይፈትወኩም እዬ❤💛
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 14 дней назад
Entay 97 ngerni please
@SelamSelam-li2gg
@SelamSelam-li2gg 14 дней назад
@@YoditTesfu-gm3ix ኮሜንት እየ መዓረይ😂
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 14 дней назад
@@SelamSelam-li2gg ok ane ka 12 ktbl dya ele
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምራኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@johntekleab5471
@johntekleab5471 13 дней назад
Amen Amen Amen
@aedf4837
@aedf4837 14 дней назад
ነዛ ፅሕፍቲ ተንቡብ ዘለኹምን/ ኽን ካብ ኽፉእ ዝበለ ይሓልዉኹም ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋተይ ስደትና ኣሕፅሩ ብሰላም ምስድራና ያራኽበና ኣሜን ኣድነቅቲ ብረይ ኣሎኹም ዶ እስቲ ላይክ ግቦሩ👈❤❤❤❤❤
@Merimeri-1619
@Merimeri-1619 14 дней назад
ደምርኒ ምቅርተይይይይ❤❤❤
@user-xx6wg7ie5c
@user-xx6wg7ie5c 14 дней назад
👍💕💖
@user-ft3ky8qf1o
@user-ft3ky8qf1o 14 дней назад
ላይክ ሃቡኒ ትቡሉ ሰባት ላይክ ታይ ድዩ ልጥዕም እስቲ ኣጥዑሙኒ መቀረቱ ክፈልጦ ቅዱስ ሚካኤል ሓላዊኩም ይኩን ኣድነቅቲ እንዳ ብረይ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምሪኒ ደምሪኒማዓረይ ❤❤❤❤
@musayemane2268
@musayemane2268 14 дней назад
እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ መዳም ግን ኣብዚ ድዩ ገዛ ሰርሕክን😂 12❤ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፉእ ኩሉ ይሓልወና🙏💛
@tigraweytieye6171
@tigraweytieye6171 14 дней назад
Amen❤
@Jsjs-qt4fs
@Jsjs-qt4fs 14 дней назад
❤❤❤
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 14 дней назад
ኣሜን❤❤❤
@mehariabraham5975
@mehariabraham5975 14 дней назад
ኣሜን
@birtukan1145
@birtukan1145 14 дней назад
አሜን❤❤
@fetgfwet9654
@fetgfwet9654 14 дней назад
በጃኩም እባ ኣብ ሱዑዲ ዘለና ድምፂ ኩኑና ቅርሽና ብሰብ ኢጋማ ተካሊእና ዋ ሕራረት😢😢😢
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 14 дней назад
ኣይዘክን እግዚአብሔር ኣምላክ ፃዕሪክን ኣየጣፍአልክን ኣይዘክን ቅርሺ ሰራሕካ ዝመፅእ እዩ ጥዕና ጥራሕ
@user-fy8vg4ib3c
@user-fy8vg4ib3c 14 дней назад
አጆሁም እመብርሓን ምሳሁም ትሁን 😢
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 14 дней назад
ኣጆኽን ኣሕዋተይ ፈጣረ ኣምላክ ልብና ይሃቦም😭💔
@medhin8187
@medhin8187 14 дней назад
ኣጀኹም
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 14 дней назад
ኣጀኽን የሕዋተይ እግዚአብሔር ልቦና ይሃቦም
@hagosyohanns9443
@hagosyohanns9443 14 дней назад
ኣነ ከም ኤርትራዊ ኣድኒቀያ ጽቡቅ ባህሊ
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 14 дней назад
❤❤
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 12 дней назад
❤❤
@user-mm4cm1ht1f
@user-mm4cm1ht1f 14 дней назад
ናይ ኣብኡ ንስየ ስሓቅ ዘስሓቀኩም ኣለኩም ዶ ከም ከማይ ኣቤት ፀብሒ ማይ ገረብያ😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 14 дней назад
አነ አለኩ ሳሓቅ እየ ሞይተ😂😂😂😂😂😂😂
@KeviWedidesta
@KeviWedidesta 14 дней назад
ኣነ ኣለኩ ቆሲለ 😂😂😂😂
@user-tl4bi1ht5w
@user-tl4bi1ht5w 14 дней назад
ቆሲለ እየ😄😃😄😄
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምሩኒ ኽብራተይ❤😂😂❤❤❤
@rozaoppo828
@rozaoppo828 13 дней назад
ኣነ ተናድደ እየ ናይ ባሓቂ መስሊን😂😂😂😢
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 14 дней назад
ካሓሲት ገባሪት ጉዱ ፅንሒ ኣቲ ጠልቃዕ ገሚተ ነይረ ከሙኡ ከም ትገብሪ😢መንፀገባ ሽኮር😂ገጥ ኣቢላ ሒዛቶ ንስየ ብረይን ስየን ክፋላለዩ የብለሙን❤❤❤❤
@fhhjf9904
@fhhjf9904 14 дней назад
ሞይተ ሰሓቅ አቲ ጠልቃዕ😅😅
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 14 дней назад
ክክክ
@lemlem4809
@lemlem4809 14 дней назад
ጠልቃዕ😂😂😂😂😅
@user-xb4rk1nv5k
@user-xb4rk1nv5k 14 дней назад
ክክክክ አይኒ ፅረፋ ንሞራላ ክንብለ
@user-um1oo1wv5i
@user-um1oo1wv5i 14 дней назад
ሞይተ ፅንሒ ኣንቲ ተልቃዕ 😂😂😂😂ኣደዋኒ ትጸርፈኒ ዝነበረት ፀርፊ ኣዘክርክኒ 😂😂😂😂😂😂ኣይጸላእኩዋን አዛ ፀርፊ
@brye.goldesae
@brye.goldesae 14 дней назад
ቅዱስ ሚካኤል ይሓሊኹም ❤️እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ሪመይ 🌿⓬ሚካኤል ይላል አንደበቴ❷ ስለፀና በስሙ ጉልበቴ💪 ታሪክ ሰርቷል ያኔ በህወቴ💝 ✍️ቅዱስ ሚካኤል -ሆይ ችግሬን አቅልልኝ አስወግድልኝ ምክር ትለግሰኝ ጥበብንም ታስተምረኝ ዘንድ አባት❤️ እዳደረግኩክ አንተም ልጅህ አድርገኝ 🤲🌿
@UfYs-gq1fh
@UfYs-gq1fh 14 дней назад
ካሓሲት ከይሓሰበትሉ 2ተ ኽባያ ኣሽርባቶ ደቂ መዳም ኣበይ ኣለኽን🤣😁😁😔
@a5ie412
@a5ie412 14 дней назад
ዛሰራም😭🤣🤣🤣
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 14 дней назад
😂😂
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 14 дней назад
😂😅
@Hafteok5db2qx9q
@Hafteok5db2qx9q 14 дней назад
መንጸገባ ግን ናገጠር ተንኾለኛ እያ ይሞቺኺ😂😂
@user-um1oo1wv5i
@user-um1oo1wv5i 14 дней назад
አራዳ ናይ ገጠር 🤣🤣🤣🤣🤣
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 14 дней назад
ትምቸወካ መዓት እያ😂😂
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@heriheri369
@heriheri369 14 дней назад
ካዕ ብድሓን መፃኩም ቡሩካተይ❤❤❤እስከ ብድሕሪ ካሜራ ተጓንፎኩም ገለ እውን ኣቅሩቡልና 😂😂😂ትብሉ ለይክ ብስሩ ፍቱው ኢና ነብለኩም ብስም ሽላ &ሽሻይ ግጨዩኒ ❤❤❤❤
@user-gl9rt8pe2v
@user-gl9rt8pe2v 14 дней назад
ኣነስ መን ጸገባ ፍትይ ኣቢለያ ዋይ ከም ነብሳ እያ ትፈትዋ ንብረይ ❤️😘ሽኮር ኢኺ መንጸገባይ ❤️❤️
@21-uk9fg
@21-uk9fg 14 дней назад
መበል 46 ገቢዘ ለማዓንቲ ላይክ ሀብኒ❤😂
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 14 дней назад
ዋውው ተመሰገን ኮሞንቲ ብድንግላ ቃድመወይቲ ባዓለይ አንኮዕ ብዳሓን መፂኣኩም ተጋሩዋይ ላይክ ግጨው ተጋሩ ዓይነይ ካኣ 💋💋💋🙏🙏❤💋
@tsegatsega238
@tsegatsega238 14 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 14 дней назад
@@tsegatsega238 እሺ
@user-yt3wr7qq4f
@user-yt3wr7qq4f 14 дней назад
❤❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 14 дней назад
ቅዱስ ሚካኤል ይሓልውኹም tegaruway❤
@tigraweytieye6171
@tigraweytieye6171 14 дней назад
Amen❤
@user-fy8vg4ib3c
@user-fy8vg4ib3c 14 дней назад
አሜን 🙏
@AdGg-jd3kp
@AdGg-jd3kp 14 дней назад
ኣሜን❤🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ኣሜን ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 14 дней назад
ዋይ እቲ ብረይ ዝሰረሐቶ ፀብሕስ ካሓሲት እያ ማይ አእትያትሉ 😂😂
@mulurom3315
@mulurom3315 14 дней назад
😂😂😂😂❤
@rydgfgff8433
@rydgfgff8433 14 дней назад
ምቀኛ ዝከነት ጋል
@berihatesfay1964
@berihatesfay1964 14 дней назад
መንፀገባ ትውዒ ኣላ ብረይ ትዝሕልላ ንብረይ ዝምልከት ብረይ ትመልስ ንመንፀገባ ዝምልከት ከዓ መንፀገባ ትመልሲ ጠውለቅ ጠውለቅ ይድብርሉ መቀረቱ ይጠፍእሎ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 14 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ
@Kbrey-kq2du3zu6d
@Kbrey-kq2du3zu6d 14 дней назад
ስየኒ😢🎉 ❤🎉መንፀገባ😮 ኣግዲዳቶ ብረይ ትፈዝዝ ኣላ ኣስተኻኽሉ እዋይ ክሓሲት ገባሪት ጉድ😮😢
@selmalovefiseha3679
@selmalovefiseha3679 14 дней назад
😂
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 14 дней назад
ሰላምኩም የብዝሐለይ ቅዱስ ሚካኤል ይሓሊኹም ኣብ ዓድን ስደትን ብበረኻን ዘለኹም🙏😊❤❤
@Rahel320
@Rahel320 14 дней назад
መበል ራብዓይ ኣድናቂት መንፀገባ❤❤
@Brktitube
@Brktitube 14 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤❤🎉
@Rahel320
@Rahel320 14 дней назад
እሹኒ ንዓይለ
@lemlemawit3637
@lemlemawit3637 14 дней назад
ግምተይ ሓቂ ኮይኑ ካሕሲት ከምዘበላሸወታ ዛፀብሒ ተፈሊጡኒ ነይሩ ዛመናጢት😂😂
@Brktitube
@Brktitube 14 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምራኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@BreFekr
@BreFekr 14 дней назад
እንኳዕ ንወርሓዊ ባዓል ቅድስ ሚካኤል ኣብፀሐኩም ኣብፀሐናደቂ ሪመይ ካብ ክፈኣ ዘበለ ይሓልወና ኣሜን//3//💕🙏1⃣2⃣🙏💕
@tsegatsega238
@tsegatsega238 14 дней назад
አሜን🙏ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@zttgy7054
@zttgy7054 14 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 14 дней назад
ተጋሩዋይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ቁዱስ ሚካኤል ዘይሓሰብኩምዎ ሹሻይ ይዓድልኩም ኣሕዋተይ🙏❤❤❤❤
@Mmm-bo2ns
@Mmm-bo2ns 14 дней назад
አሜን ፫
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 14 дней назад
መበል 78 ኮሜንት ኮይነ ❤❤😂😂 ላይክ ሃቡኒ ድሕረይ ዘለኩም 💘🥰 እንካዕ ሰላም መፃእኩም ተጋሩዋኒ ሙቁራት ❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 14 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@HayatHayat-nd2hz
@HayatHayat-nd2hz 14 дней назад
መልአክ ቅዱስ ሚካኤል ከክፉ ሁሉ ይሰውራቹ 🙏🙏🙏
@user-zd3pw9dv8lmara
@user-zd3pw9dv8lmara 14 дней назад
ካመይ ናተፀበያ ዝዋዓለ እንዮዶ ደንጉያትኒ እያ ሳዓት4:15ናይ ምሸት እፍፍፍ❤😢 ድማ እንካዕ ንወርሓዊ ቅድስ ሚካኤል ኣብፀሐኩሙ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 14 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩካት ዘርኢ❤መበል 71እየዋ ላይክማ ሃቡኒ😂😂
@Brktitube
@Brktitube 14 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤🎉
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 14 дней назад
​@@Brktitubeጌረልኪ ዝሓፍተይ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 14 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@Brktitube
@Brktitube 14 дней назад
@@MedhinDesta-mt5vj እሺኒ ዛናተይ💞💕💕
@user-br1qr2hw7f
@user-br1qr2hw7f 14 дней назад
ብረይ ፀብሕኪ ከሓሲት ፀይቂያ ማይ መሊሳ ኣባላሽያትልኪ🤣😁🤣ላይክ ማ ሃቡኒ👍❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-br1qr2hw7f
@user-br1qr2hw7f 14 дней назад
@@user-uy4ek2zj3s እሽኒ ንስኪዉን ግበርለይ ኢኪ❤
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f 14 дней назад
ከሓሲት ጨው ለሓሲት ንብል ነበርና ቀደምሲ😅😅😊❤🎉
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 14 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ አብ ዘለክሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ናይ ብረይ ተኻታተልቲ ድራማ ❤❤❤❤❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 14 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤🎉🎉
@bettyboo7783
@bettyboo7783 14 дней назад
ናይ በሀቂ ስየ ኣመለ ወርቂ እድመን ጢኢናን ይሀብካ ጀግና ወዲተባእታይ ኣንበሳ
@eeee4739
@eeee4739 14 дней назад
እውይ ዝፈትወኩም እደብረይ ከም ስየ ዝበለ ለባም ስብአይ ፍጠረይ አምላክ❤❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉
@Shre_0_4
@Shre_0_4 14 дней назад
ብረይ ትፈዝዝ ኣላ መጠግባ ዶሞ ኣግዲዶቶ ኣማሓይሽኩም ምፁ😮😩ተጋሩዋኒ❤
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 14 дней назад
ዝድንቀኹም ብረይ ድራማ እንኳዕ አብፀሐኹም ናብ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል 🙏❤❤እሕ ካሓስቲ ትግብር አላ😏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 13 дней назад
አሜን ሳብስክራብ 👏😍
@DenayitHagos
@DenayitHagos 14 дней назад
ፈተውቲ ስየ ብ ላይክ❤❤❤❤❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 13 дней назад
ሳብስክራብ ማዓረይ👏😍
@mghsw3508
@mghsw3508 14 дней назад
ካሓሲት ገፅኪ ትርሓቅ ዓቢርካ ሓዲርካያ😊😅😅
@gullala4624
@gullala4624 14 дней назад
😂😂😂😂😂ንባዕላ ዓቢራ ዘላ
@user-oq4kh5yx5t
@user-oq4kh5yx5t 13 дней назад
ኣናዲዳትኒ እያ ዘላ ሓሳድ😂😂😂😂
@abrhamesfin7205
@abrhamesfin7205 14 дней назад
ብረይግን አመና ምፍዛዝ አብዚሓ
@slamahslamah1321
@slamahslamah1321 14 дней назад
ካሓሲት ከይሓሰቦቶ 2 ኩባያ ማይ ናብ ከብዳ😊😂😂
@Brktitube
@Brktitube 14 дней назад
😂ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤🎉
@zebibhagos1922
@zebibhagos1922 14 дней назад
😅🤣
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 14 дней назад
😅😂😂😂😂
@salmasalm8448
@salmasalm8448 14 дней назад
ልጥዕናአ ፅቡቅ እዩ ዋ እዛ ግብራም 😂😂
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 14 дней назад
😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o 14 дней назад
እኳዕ ናብ ድሮ ወርሓዊ ባዓል ቁድስ ሚኪአል አብፀሐና አብፀሐኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ❤❤❤🎉
@hzis6559
@hzis6559 14 дней назад
መበል 50 ከይራኣክዋ እየ ዝውቅጥ ዘለኩ ናተፀበኩ ፀኒሐስ ዝኩላይ ህዝቢ ቀዲምኒ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 14 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@user-kp6pm4bz7h
@user-kp6pm4bz7h 14 дней назад
ኣየ ኣንስቲ መቸም እንተፍቂርና ንፍሕሶ ተንኮል ጉድ እዩ ። መንፀገባ ኣንበሳ ማሓዛ❤❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 13 дней назад
ሳብስክራብ ማዓረይ😍👏
@user-qx9hf9it6e
@user-qx9hf9it6e 14 дней назад
ጥንስቲ እየ እዛ ፀብሒ ቃሕ ኢላትኒ 😭🥺ስደት ኹፉእ እንዳ ማዳም ከይስንክት ሑሩጭ የብለይን ከይገዝእ እዉን ቅርሺ የብለይን እና ክሳብ ምብኻን በፂሐ ኸዚ ግን ይመስገን ገዲፍኒ ተራጋጊዐ 👏ሰሪሕና ዝሰረሕናዮ ባሪኩ ብሰላም ናብ ገዛና ይመልሰና ኣምላክ ልኹላትና 🤲😔 እስኻትም ግን ? ቃላት የብለይ ታይ ኢለ እየ እማ ክገልፀኩም ቃፁልሉ ኢኹም 💝
@user-oq4kh5yx5t
@user-oq4kh5yx5t 13 дней назад
ዉይ ማዓረይ ኣጆኺ ብሰላም ተጋላገሊ❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 13 дней назад
ሳብስክራብ ማዓረይ👏😍
@user-qx9hf9it6e
@user-qx9hf9it6e 13 дней назад
@@user-oq4kh5yx5t አሜን ፀለትኽን ይርዳኣኒ🤲
@user-qx9hf9it6e
@user-qx9hf9it6e 13 дней назад
@@hiwettsegay1616 እሽኒ
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 11 дней назад
ውይ ፅጋበይ ሰራሕ ክሰደልኪ ኣበይ ኣለኪ ሳብያ ኣለኩ
@user-dv9tz9qu8g
@user-dv9tz9qu8g 14 дней назад
ካሓስት ኣላህ ይናዓልክ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😊😊😊ሸክለክ እታ ዝጠርጠሩኹዋ ኾይና በቃ ማይ ገይራትራ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@salmasalm8448
@salmasalm8448 14 дней назад
😂😂😂😂
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 14 дней назад
😂😂
@fhhjf9904
@fhhjf9904 14 дней назад
😂😂😂😂😂😂
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምራኒ ሰብ ሳሓቅ😂😂❤
@user-lz9ct2dh9x
@user-lz9ct2dh9x 14 дней назад
ከም ካሓሲት ዝበላ ክርሸና ኣለዋን ብስሩ 😢 ኣነውን ስደት ምስወፃኩ ሓንቲ ማይ ኣቀበልኩካ ገለ ገበርኩልካ ትብል ተወሺማ ወሊዳ ኣላ ካብሰብኣየይ😂😂
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 14 дней назад
😁😁😁😁
@trhasgebre7581
@trhasgebre7581 14 дней назад
😂😂😂ኣጆኪ
@tg-ty3cn
@tg-ty3cn 14 дней назад
ሞትኩ 😂😂😂😂
@genet761
@genet761 14 дней назад
ክክክክክ😂😂😂😂
@user-jp1im9qb3i
@user-jp1im9qb3i 14 дней назад
ረሽንያ ምስ ከድኪ 😂😂😂😂
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 14 дней назад
እዛ ብረይ ግን ናይ ቀደም እያ ትምሰጥ ነይራ ዚሒላ ኮ ዚኣሰ😢😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@albadralbadr5539
@albadralbadr5539 14 дней назад
ተጋሩዋይ ጀጋኑ ❤❤ኣታ ዛካሓሲት ግን እማን ኮይኑ ይስመዐንሎ ተውሽቀንላ እያ🤣🤣
@SeAss-qt2kq
@SeAss-qt2kq 14 дней назад
ን ስዮ ኣድነቅቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 13 дней назад
ሳብስክራብ እባ👏😍
@user-bg3wt5sp1u
@user-bg3wt5sp1u 14 дней назад
እንኻዕ ኣብፀሐኩም ን ቁዱስ ሚካኤል ሓሳብ ድልየት ልብና የስምረልና🙏🙏❤
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e 14 дней назад
አይ ብሰሩ ፅሩያት ❤❤❤ ናይ ካሓሲት ነገር ግን ቁራዕ 😂ነገረ የመችኺ መንፀገባ ❤😂
@MizanAbay-gw5pv
@MizanAbay-gw5pv 14 дней назад
ካሕሲት ኣቲ ነቀዝ ፅንሒ ትሪእኒ ኢኪ😂😂❤❤😢ሓሳድ ትፅልእኒ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 14 дней назад
ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ
@tbetbe6244
@tbetbe6244 14 дней назад
ይፈትወኩም ኢና እንዳ ብረይ ድራማ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-kt7ml2oz3u
@user-kt7ml2oz3u 14 дней назад
ካሓሲት ጉዳም ተአኒና ዝሰርሓቶ ፀብሒ ማይ ንማይ ገይርኺዮ ሓሳድ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@fuvg8804
@fuvg8804 14 дней назад
Kdamti balaiyyyy❤❤❤❤❤ Laik habni
@akiaksumawit4937
@akiaksumawit4937 14 дней назад
እንኳዕ ደስ በለኪ😂
@fuvg8804
@fuvg8804 14 дней назад
@@akiaksumawit4937 😁🤣
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 14 дней назад
​@@akiaksumawit4937 ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@fuvg8804
@fuvg8804 14 дней назад
😂😂😂😂
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 14 дней назад
@@akiaksumawit4937 ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
@user-jq6ps9pi2g
@user-jq6ps9pi2g 14 дней назад
እንካዓ ብስላም መጻእኩም ፍቅራተይ ብኡኖት ኣነስ ጻሓቂ እየኮ ምይተ ፅብሕ ብር ናይ መላመድና ናይብቆሉዕና ዘነብር ይመስል😅 ብእኖት ካብደይ ሕምኒ ማይ ዓይግ😂
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 14 дней назад
እንቋዕ ዳሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ ሓባይብ ⓬ ቁዱስ ሚኪኤል ኣብ ዝሃለና ሃልና ፅላል የንብረልና ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ ተጋሩዋይ🙏❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊 ካሓሲት ክፍእቲ መሸከል😂😅
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 13 дней назад
@@user-uy4ek2zj3s እሺ❤️
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 14 дней назад
ፍሉይ ጥበብ ዝዓረፎ ተዋሰኦ
@jeannettealemayo9307
@jeannettealemayo9307 14 дней назад
ኣህዋትይ ካብ ምንቅይ ጉባን ስውርን ብሉ😂 ብረይ ግርህይ አያ
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 13 дней назад
አብ ዘለናዩ ቅዱስ ሚካኤል ይሓልይን ድኹላትና እንዳ ብረይ ፅርያት❤❤
@ambessaab8522
@ambessaab8522 10 дней назад
ፅቡቅ ስራሕ ፡ ሓደ ሓደ ናይ ናይቲ ማሕበረሰብ ታሪክ ፣ባህላዊ መርዓ ፣አከባብራዓመታዊ ባዓላት ፣መሃሪ ነገራት ዝያዳ መመዓረ !!
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 14 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤
@user-jx3co3um8z
@user-jx3co3um8z 14 дней назад
ብሉፃተይ ኣጆኹም በርትዑ❤❤🥰 ኣቤት መንፀገባ ሓይሊ😁🥰🥰
@user-ni2ck4gn3f
@user-ni2ck4gn3f 10 дней назад
ተጋሩዋይ❤ ዞም ጎተትዋይ❤ ንፍቅየ❤ ዘብለኩም❤ ፍትዉትዉትዉ❤ ዞም ናተይይይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💋💋💋💋💋💋💐💐💐💐💐👌🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💥💥💥💥💥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🌈🌈🌈🌈
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 14 дней назад
ድስየ ድፎቱ ላይክ አሕዋት❤❤❤❤❤❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 14 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤🎉
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 14 дней назад
​@@Brktitubeገብረ ለካ አነሀኩ እስካለ ግበር ውዴ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምራኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 13 дней назад
ግበረለይ ክገብረልካ እየ❤
@Brktitube
@Brktitube 13 дней назад
@@user-pv8dd9nq3n ገይረልክ ዛናተይ💖❤
@user-fm4ii9sd9h
@user-fm4ii9sd9h 14 дней назад
ስየ ምስ ብሪ ናብ ከተማ ኸይዱ ክመሃር ኣለዎ። ወይድማ ኣዶ ስየ ጥዕየን ገዝአን ክምለሳ ኣለወን።
@EmebeteTes
@EmebeteTes 14 дней назад
Mikirti anes nay menxegba zereba dess kibleni slea eye xketetela 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 14 дней назад
ዋይ ካሓሲት ኣናድድቲን ኣነ ካዓ ብረይ ባዕላ መሱልን 😊
@Brktitube
@Brktitube 14 дней назад
😂😂😂😂😂 ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤🎉
@user-pe5zl4vg6i
@user-pe5zl4vg6i 14 дней назад
ካሓሲት እያ ማይ መልኦቶ❤❤❤❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 14 дней назад
ኢድ ፀላኢ ኮይኑ እኮ ሕዚ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምራኒ ኽብራተይ❤😂❤😂❤
@Ykgxu
@Ykgxu 14 дней назад
ተጋሩዋይ ይፈትወኩም እየ❤💛❤💛
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 14 дней назад
ደስ በሀሊ ምሩፅ ተዋስኦ ሀገረሰብ❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 13 дней назад
ሳብስክራብ 👏😍ማዓረይ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 14 дней назад
ሰላምኩም ይብዛሕ እንዳ ብረይ ምስ ይቅሬታ ኣብቲ ክዳን እውን ቀይርዎ ካልኣይ ዶሞ ብረይ ንኡሸተይ ኣይትፍዘዝ ከተማ ዝረአየት ስለዝኮነት ብዝተረፈ ቀጽሉሉ
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 14 дней назад
Wow what a beautiful act, Tigray is reach of amazing culture. Thank you
@user-bp3xw2it3z
@user-bp3xw2it3z 14 дней назад
ብረይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ያ ፍትዋተይ👌👏🥰🕊💞🙏💞♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉🥀
@Seniabrha
@Seniabrha 14 дней назад
ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ ትፅበዩ ከማየይ ላይክግጨዩ❤🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 13 дней назад
ሳብስክራብ ግጨይኒ👏😘
@sanjkonjo4904
@sanjkonjo4904 14 дней назад
ፅቡቅ ❤❤❤ስራሕ እዩ ግን ቁናኖ የይርለን❤❤i like you gases
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 14 дней назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ተጋሩዋይ 🙏ካሓሲት ተሕርቀኒ ኣላ ንዓይ ዋእ 😳😳😳መንፀገባ ክተሰሕቀኒ 🤣🤣🤣🤣
@smareh5581
@smareh5581 14 дней назад
ካሓስት ግደፊ እንዶ ፍቅሪ ብለመና ኣይከንን😁👌
@user-ix6fq5xu9x
@user-ix6fq5xu9x 14 дней назад
ነስ ብመጸጋባ እየ ቀንእ ትፍለ እያ እኮ ❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 14 дней назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@dwedete389
@dwedete389 14 дней назад
እንካዕ ደሓን መፃእኹም ዳብረይ ፁሩያት ❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 13 дней назад
ሳብስክራብ ማዓረይ👏#
@user-yy5qt4cv5k
@user-yy5qt4cv5k 14 дней назад
እንኳዕ ብሰላም ኣብፃሕኩም ንቅዱስ ሚካኤል ተጋርዋይ
@user-pf9sz7mh7i
@user-pf9sz7mh7i 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤እንዃዕ ዳሓና መፃእኩም ትግራዋኒ❤🎉🎉🎉
@TubeMerkebselamTube
@TubeMerkebselamTube 14 дней назад
መንጸገባ ግን ካርና አብ ማእኽል ታኣቱ አላ ኣብ ማእኸል ፍቁራት ታአቱ የብላን ክልቶኦም ክዛራረቡ ከለው መቀረት ይሁሉዎ እዩ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 13 дней назад
ሳብስክራብ ማዓረይ👏😍
@titilenopo
@titilenopo 14 дней назад
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ሓላላት❤❤❤
@user-ul6tx5ob3k
@user-ul6tx5ob3k 14 дней назад
ዋይ ካሓሲት ዓቢርካ ሓዲርካያ 😂❤❤❤
@HappyBulldogPuppy-pk7um
@HappyBulldogPuppy-pk7um 14 дней назад
እሰይ እንካዕ ተረከበት ዛ መንካዕ ካሕሲት 😢
@selmalovefiseha3679
@selmalovefiseha3679 14 дней назад
እንኳዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ላይክ ከይሃብኩምኒ ከይትሓልፉ❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 14 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤🎉
@SarahApadi
@SarahApadi 14 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤❤ እህ ብረይን ስየን ክፋላለዩ ለለ😢 ኻሓስት ዛ ጉዳም ኣፊት ፀብሕ ማይ ኣእትዋቱሉ😂😂😂😂
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 14 дней назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤ ብረይ ግን ናብከተማ ክትከድ የብላይ 🙏❤🥰
@ArodoAkile
@ArodoAkile 14 дней назад
ከሓሲት መንቀኛ😢😢❤❤❤💛
@user-ib6lq7wh4y
@user-ib6lq7wh4y 14 дней назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩሙና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mezmurmariyam-ys7dd
@mezmurmariyam-ys7dd 14 дней назад
መኑ ባ ቀዳመይ ኩሉኹም ኮመንት ክትፅሕፍ ከለኹም ብድንግላ ትብሉ ክኽክክክ ✝️✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🥰🥰🍒🍒👏🍊🍊
@user-wd1oz4ru4z
@user-wd1oz4ru4z 14 дней назад
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ብረይ ካሓሲት እዛ ማዕጣጥ
@user-jq6ps9pi2g
@user-jq6ps9pi2g 14 дней назад
ብኡኖት ናይ ፅብሕ ደቂ ዓሞይ ስዑዲ ዓርብ ይምስል ምልኪዕ ጥራይ ድዩ ዘለኪ ብርየይ ክቲምንጥልኪ ካሕሳ
@mikihaile-cc7ib
@mikihaile-cc7ib 14 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብረይ ሽኮር
Далее
Super sport😍🔥
00:14
Просмотров 2,8 млн
She’s Giving Birth in Class…?
00:21
Просмотров 7 млн
Gere Emun Part 179 | ገሬ እሙን ክፋል 179
44:22
Gere Emun Part 178 | ገሬ እሙን ክፋል 178
51:54
ATEEZ(에이티즈) - 'WORK' Official MV
3:15
Просмотров 17 млн
Всё, что хочешь
3:06
Просмотров 307 тыс.
Mirjalol Nematov - Galsin (Videoklip)
3:40
Просмотров 2,2 млн