Тёмный

"ብሰንኪ ሕማም ናይ ኣደይ ጥበብካ ይሰስን ዝብል ምርቓ ስኢነዮ" ዕላል ምስ ድምጻዊ ፊልሞን ማሕራይ -Interview with Artist Filmon Mahray 

ARARAT Entertainment
Подписаться 220 тыс.
Просмотров 174 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@wedikeren6851
@wedikeren6851 3 года назад
ብሓቂ ድዩ ተዋሒጥልኩም እዞም ዲስላይክ ገርኩም ዘለኩም ሕልናና ነስፋሓዮ 🥺 ሎሚ ናብ ብጻይና ጽባሕ ናባና እዩ ጸገም ዝሓዘልና ኣይንፈልጥን ኢና ስለዚ ብሕልና ንገዛእ።
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
💔💔❤️🙏
@awetnihafash8242
@awetnihafash8242 3 года назад
Tegaru eyom gdefom
@freweinytekle1351
@freweinytekle1351 3 года назад
Nay behaki hawey natey
@wedihagereseb5401
@wedihagereseb5401 3 года назад
@@awetnihafash8242 ብኸመይ ፈሊጥካ ተጋሩ ምኻኖም
@HiwetErikitchen
@HiwetErikitchen 3 года назад
ከምዝመስለኒ ብዙሕ ሰብ ናይ ልይክ ን ዲስላይክን ክፈላልዩ ኣይክእሉን ኢዮም ዘይምፍላጥ ኢዩ።
@medhaniegenzebu6945
@medhaniegenzebu6945 3 года назад
ኣብራሃም & እስይን ፈጣሪ ይሓጉዘኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ተስፋ ተስንቆ ኣዲና ምሕረት ይውረደላ ፈጣሪ
@meron5303
@meron5303 3 года назад
ፊሊ ሓውና ኣጆኻ ኤርትራውያን የሕዋትካ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ይኹኑ፡ ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ጎንኻ ኣለና ብዓቢኡ ድማ ጥዕና ካብ ኣምላኽዩ ዝርከብ እሞ፡ ንወላዲትካ ምሕረት የውርደላ። ወዲ ሰብ ብሞራልን ደገፍን እዩ ዝነብር እሞ ኣጆኻ ንበሎ ጽቡቅ ስራሕ ኣብርሃም ሓዉና።
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
Ewe blbi dewilna ajoka nbelo
@almazaskale7593
@almazaskale7593 3 года назад
gel telfonu yeblkumn akmey hbe kkesn
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
@@almazaskale7593 ezia natu eya 07220306nay adiu kea 00249965395438 natu ka abyatni nmazeru gna dewilna beqa msh aqmna wela hawi wey hafti nkono💔😰💔🇪🇷🙏
@almazaskale7593
@almazaskale7593 3 года назад
@@soliyanatesfagergish1005 h teye marey keydekesku hdre wela hji bun bedun khsb senhe zsededkley thjse ewe hwet enda tehjajezka eyu thanks God bless you solana hbtey
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
@@almazaskale7593 kgermeki neza natki endambebku dewilelues serihatley ena beqa tehagise ena ndewlelu kulna ahwateye❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asgeberhane9809
@asgeberhane9809 3 года назад
እቲ ታሪኽ ናይቲ ገዛ ጓል ስዉእ ሰይቲ ስዉእ ወዲ ስዉእ ነዚኦም ዘይሓገዝና ንመን ንሕግዝ። ኣጆኻ ፊልሞን ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጥንቲ ወልዶ ተሓጋጊዙ ኢዩ ዝነብር ኣይትቖርርን ኢኻ። ኩልና ኣብ ጎንኻ ኢና። ንኣዴኻ ምሕረት የውርደላ።
@andomtesfay52
@andomtesfay52 3 года назад
ናይ በሓቂ ልበይ ተንኪፍኒ ነደና ፈጣሪ ምሕረት የውርደላ ሓወይ መዓረይ ኣጆካ🙏🙏🙏
@Adulisawi
@Adulisawi 3 года назад
ኣራራት ስራሕኩም ማራ መሲጡኒ ቀጽልዎ። ፊሊ ሓወይ ኣምላኽ ነዴኻ ምሕረት ይፍጠረላ።
@Goytaye
@Goytaye 3 года назад
በጃኩም ወላ ቅርሺ ሓገዝ እያ በጃኩም እቶም ዓቅሚ ዘለና plss ንሓግዞም ጽባሕ ውን ናባና ሙካኑ ዚ ጸገም ኣይንረስዕ
@aktube1821
@aktube1821 3 года назад
Hii yoni Tele nay fili xehafley please
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
07220306 ezia eya gna tabyeni ala nhagzo kulna💔🇪🇷
@hildanaweldeyohans3715
@hildanaweldeyohans3715 3 года назад
Teuy zeserh tel sidedulna
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
@Meheretina Tesfay anem rekibeyo msh beqa dess elni teregagie ❤️❤️❤️❤️🇪🇷
@aslitesfu6736
@aslitesfu6736 3 года назад
@@aktube1821 07220306
@zenhom9968
@zenhom9968 3 года назад
ኩሉ ናይ ፈጣሪ ዩ ብዓቢኡ ነዴኻ ምሉእ ምሕረት የውርደላ ኣብ ሓጺር ግዜ ሓውያ ትራኸብሉ ይግበረልኩም።
@ሰላምእዩድሌተይ
@ሰላምእዩድሌተይ 3 года назад
አጆኻ ሓወይ ክትሓውየልካ እያ አምላኽ ንመን ኢልዋ ጾሎት ግበር ቴለፎንካ ጸሓፈለይ እሞ አብ ጥልያን እየ ዝነብር አብ ስደት ዘለና ዓቅምና ክንሕግዝ ደጊመ ክብለካ አጆኻ አምላኽ ሰናይ እዩ ብሓቂ ለዋህ ጾሎት ንግበር ስለ ኹሉ ነገር ቅድስቲ ድንግል ማርያም ተጽልለልካ ምስ ክብርቲ ወላዲትካ ( በየናይ መገዲ ንረኽባ ክንሰድድ ዓቅምና ብዝፈቀዶ
@araratentertainment
@araratentertainment 3 года назад
Kbrti Haftna Abti video reayo Texahifu Alo.
@ሰላምእዩድሌተይ
@ሰላምእዩድሌተይ 3 года назад
@@araratentertainment ሕራይ አይረአክዋን ኔረ
@HiwetErikitchen
@HiwetErikitchen 3 года назад
ኣጆኻ ዝወደይ ኣምላኽ ኣዴኻ ክምሕረልካ ኢዩ። ኣብ ልዕሊ ሓገዝ ሰብ ክኣ ፈታሒ ኩሉ ሽግርና ኣምላኽ እዩ እሞ ከየቋረጽካ ጸሊ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብካ ንወላዲትካ ክኣ ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ።
@wizaarons6141
@wizaarons6141 3 года назад
ኤርትራዊ ምኻነይ ኣኹሪዑኒ ፊሊ ሓወይ ኣብ ግነኻ ኣለና
@rahelnegede2703
@rahelnegede2703 3 года назад
ኣጆኻ ሐወይ ምዓረይ ማማ ምሕረት የውርደላ ኩሉኹም የሕዋት በጃኹም ንሐግዞ ቁሩብ ተቀሰነ
@luwamhaile8758
@luwamhaile8758 3 года назад
ኣጆካ ሓወይ ምዓረይ ኣንቢዕካኒ .ኣምላክ ኣሎ ክትሓዊ አያ ኣዴካ
@Desyesereke
@Desyesereke 3 года назад
ከም ህዝበይ ይህሉ ዶ ? ይኮን !!!! ኣምላክ ክሕግዘና ኢዩ ኣጆኩም
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 3 года назад
Aioka wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
Bunet zeyele beqa nnabras ngaddlo 💔🥲🇪🇷
@ሳሚወዲተወልደ
@ሳሚወዲተወልደ 3 года назад
ኡፍፍ, መግለጺ ዘይብልኩም ደቂኤረይ ምትሕብባርኩምን ምትሕግጋዝኩምን ብጣዕሚ የሕጉስ እዩ ኣምላኽ ከኣጻዕርኹም ሪኡ ንወላዲት ምሉኡ ምሕረት የውርደላ
@momona369
@momona369 3 года назад
ኣጆኹም ደቂ ሪመይ ንተሓጋገዝ በብዓቅምና🙏🙏🙏🙏
@teklit3568
@teklit3568 3 года назад
ስን-ጥበበኛታት ሃገርና እኮ ኣብ ምትሕግጋዝ ብጣዓሚ ትድነቑ ኣጁኩም ፡ነዴና ካኣ ምሕረት የውርደላ
@heniyehabit3957
@heniyehabit3957 3 года назад
ኣብሽርካ ፊሊ ሓውና ፈጣሪ ንጽቡካ ክገብረልካ ዩ ተስፋን ሞራልን ጥራይ ኣይተጥፍእ ንማማ ከኣ ፈጣሪ ምሕረት የውርደላ
@ስብናብሰቡ
@ስብናብሰቡ 3 года назад
ኣጆኻ ፊሊ ሓወይ ኣምላኽ ምሕረት ከውርደላ ኢዩ ። ንኣዴና ኣምላኽ ምሰኣ ይኹን ። ሓንቲ ሓፍትና ዮዲት ትበሃል ኣብ ሱዳን ካንሰር ሓሚማ በታ ዓቕምና ንሕግዛ ኔርና ኣብ ጡባ ካንሰር ሓሚማ ፡ ኣብ ሕክምና ኢያ ትእለ ኔርና ፡ ካብኡ ወጺኣ ናብ ማጨሎት ከይዳ ኣብ ሱዳን ገዳም ናብኡ ከይዳ ተሓጺባ 2 ሰሙን ሓውያ ። ገለ ካብ ዝፈልጦ ሞ ናይ ኣምላኽ ይዓቢ ኢለ እየ ።
@mielatyohannes1031
@mielatyohannes1031 3 года назад
ኣጆካ ፊሊ ሓወይ ኣምላክ ኣሎ
@mielatyohannes1031
@mielatyohannes1031 3 года назад
አዞም dis like ትገብሩ ግን ሕልና ግበሩ
@rigatathome9849
@rigatathome9849 3 года назад
ፊሊ ሓውይ ን ክብርቲ ውላዲትካ ምሕረት የውርድላ ኣጆካ ብሩክይ🙏
@kokobghebrehiwetmehari5590
@kokobghebrehiwetmehari5590 3 года назад
ፍሊ ሓወይ ክኣ ኩሉ ካብቲ ልዑል ኣምላኽ እዪ ምሕረት እሞ !!!ማማ ሓዊያ ንስካ ትሑጎሰሉን ቦታካ ሒዝካ ሙዚቃኻ ተንጎድግደሉን ግዜኻ ክመጸካ ጸሎትና ንፈታሪ ነዕርገልካ :: ማማኻ ሓውያ ትተሓቓቅፍሉን ግዜ ድማ ካብ ልቢ ንምነየልካ :: ኣጆኻ ፊልሞን ሓወይ 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@Eritrea20431
@Eritrea20431 3 года назад
ኣጆኻ ፊሊ ሓወይ ተስፋ ጥራይ እምበር ወላዲትካ ብሓይሊ ኣምላኽ ክትሓዊ እያ ማጮሎት እንተ ትኸይድ ድማ ምሕር ምበለት ኔራ ወላዲት ኣምላኽ ጽላላ ተንብረልኪ ክብርቲ ወላዲት
@akilemulugeta8346
@akilemulugeta8346 3 года назад
ኣይ ከኣልኩን ናይ ብሃቒ ኤርትራዊ ሙካነይ ኮሪዐ !!! ብጣእሚ ደስ ኢልኩሙኒ ከምዚ ኢዩ ኤርትራዊ ማለት ኣቤት ሕልና ዓይኒ ኣባይ ኩም ይደፈን ደቒ ኤረይ ማዓረይ, ፊሊ ሃወይ ኣጆካ ፈጣሪ ኣሎ ብኣቢኡ እግዛቢሄር ኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ!!!! ኣራራት ከኣ ብፈጣሪ ርከብዎ ኣስብኩም እንበር መግለጺ የብልናን ከምዚ ከማኩም ይብዝሑ,
@momwithfourkids7989
@momwithfourkids7989 3 года назад
ኡፍፍፍፍ ንብዓተይ ሙቁጽጻር ስኢነ ምሕረት የውርደላ ንወላዲትካ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@funnyentertainment4704
@funnyentertainment4704 3 года назад
እዋይ ማማ ቡርኽቴ ምሕረት ይውርድ
@aklilutesfamikeal1054
@aklilutesfamikeal1054 3 года назад
ፍል ሓወይ ኣጃካ ፈጣሪ ኩሉ ይካኣሎ እዩ ምሕረት የውራደላ ኣምላክ
@amanbeyney8602
@amanbeyney8602 3 года назад
እህህህህህ ኣይክኣልኩን ኣጆካ ፊሊ ሓወይ ምሉእ ምህረት ከውርደላ'ዩ ብሓይሊ ፈጣሪ ተስፋ ስነቅ ኣብ ኣምላኽካ ጥራይ እመን።
@weddbayliya1779
@weddbayliya1779 3 года назад
ኣጆካ ዝሓወይ ማማካ ሚሕረት ብፈጣር የውሪደልን አነ ካብ ኢትዮጵያ እየ ሚትሕግጋዝኩ ማራ ፎትየ
@laylaelyas8063
@laylaelyas8063 3 года назад
ፊሊ ሐወይ ነዴካ ሙሉእ ጥዕና ይምነይላ ረቢ ይቀንጥጠላ ፊሊ ሐቢቢ ዕደለኛ ኢካ ወላሂ እዞም ኩሎም ሰነ ጥበበኛታትን ካልኦትን ብዓቢኡ ረቢ አሎ ምሳካ ገን ነቶም ዝሕገዝን ዝረደእን ዘይብሎም ዝሐመሙን ዝተጨነቆን ያረብ ያረብ ያረብ ባዕልካ ቃሕ ኢልካ ራአይልና አሜን
@gerieberihuhailu121
@gerieberihuhailu121 3 года назад
ፊሊ ኣጆኻ ስነ ጥበባውያን ሃገርና ከኣ ዝሓሰብኩሞ ጽቡቅ ተግባር ይመሰለልኩም ምሕረት የዉርደላ ፡ ናይ በሓቂ ንፉዓት ክንተሓጋገዝ በሃልቲ
@blackstar3432
@blackstar3432 3 года назад
ዋይ ኤረትራዊ መዳርግቲ ኦልቦ ን ማማ ክኣ እግዛቢሄር ኣምላኽ ምሕረት የዉርደላ
@erinatekele2862
@erinatekele2862 3 года назад
ኣጆኻ ዘሓወይ ኢቲ ሽግር መናብርቲ ደቂ ሰባት ዩ ኩሉ ሓላፋይ ዩ ነ ክብርቲ ወላዲትካ ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ ዘሓወይ ንነብሰይ ኣባኻ ረኪበያ ኣነውን ተማሳሳሊ ከምዝናትካ ጸገም ሓሊፈ ህጂ ግን ኣምላክ ይመስገን ጽቡቅ ኣሎኩ ስለዚ ጽባሕ ካሊአ መዓልቲ ያ ተስፋ ምግባር
@godfirst1207
@godfirst1207 3 года назад
Ohhh I can't stop😭😭😭 በቲ ሓደ ትሕበን በቲ ሓደ ድማ ውሽትኻ ትትንከፍ ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ ኣንታ እቲ ሃገራዊ ግቡእ ከ ዘይምሕርዎ እዮም መስኪናይ
@trhastewelde4738
@trhastewelde4738 3 года назад
Entay elom kmhru eziom
@ነፂጋልሃገረትግራይ
ናይ ሰብ ቁሩባይ ሓገዝ ዊ ኣምላክ ምሕረት የውርደከልኪ ክብርቲ ወላዲት
@ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ
ኣጆካ ፍቁር ሓወይ እግዚቢሄር ምሕረት የውርደላ ን እዴና ኣጆካ ንእግዚኣቢሄር ኩሉ ይካኣሎ ኢዩ እቶም ስነጥበባውያን ካኣ ናይ ባሓቂ ንፋዓት ናይ ሕልና ስራሕ ሰሪሕኩም
@eritreamassawa5604
@eritreamassawa5604 3 года назад
ናይ ብሃቂ ክህገዝ ይግብኦ ነድዩ ጥራይ ዘይኮነ ንፊልሞን ከማን ነብሱ ዝክእለሉ ናይብአሉ ትካል ክክፈተሉ ሃደ ነድዩ ብምካኑ አመርእዎ
@aloniabo7466
@aloniabo7466 3 года назад
ኣደ ብርሓን ዓለም ንዘልኣለም ክትነብርን ክትከብርን ኣለዋ ።ብሓይሊ ኣምላኽ ሓዉያ ትተሓቃቀፍሉ ጊዜ ይግበረልካ ፊሊ ሓውና ምሉአ ምሕረት ይግበረላ።
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 3 года назад
Amen brukey
@yodit1991
@yodit1991 3 года назад
ኣብርሂሞ ከምዚ ገይርካ ምቕራብካ ክብሪ ይሃብካ፣ ፊልሞን ወዲ ጅግና ኣጆኻ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ጎንኻ ከምዘሎ ክገልጸካ ይደሊ ብኹሉ ነገር ከምንሕግዘካ ፍለጥ፣ ናይ ክብርቲ ወላዲትካ ድማ ምሕረት የውርደላ ኣምላኽ ኣጂኻ ክትሓዊ ኢያ፣ ጸሎት ክንገብረላ ኢና።
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 3 года назад
ኣብርሃምን ኤፊ ትገብርዎ ዘለኹም ብጣዕሚ ዘኹርዕ ዩ ቀጽልዎ።ካብ ፈጣሪ ጻመኹም ይሃብኩም።ነዴና ከኣ ምሕረት የዉርደላ ፈጣሪ።
@febuhafitirobi8973
@febuhafitirobi8973 3 года назад
Ajoka fili hawena nedena Brkti dima amlak mihretu yelakela🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@yodittesfeaye5169
@yodittesfeaye5169 3 года назад
በመጀመርያ ለናትህ እግዛብሔር ይማራት ኪዳነምሕረት ትዳብሳ፡ አይዞህ የኔወንድም ተስፋ አትቁረጥ አምላክህን ለምን በተረፈ ለሁሉችሁም አገርውስጥ ያላቹ አርቲስቶች በጣም ነው የምታስደስቱት ትብብራቹህ ይሔናው የኛ የኛ ኤርትራዊያን መለያችን፡ እኛም ውጪ ያለን ያቅማችን እናግዛለን በርቱ🇪🇷
@ካፒተንናይጸርፊ
@ካፒተንናይጸርፊ 3 года назад
ዝም በዪ ደርጊ ተበዲ
@Official-Hermela-Tek1
@Official-Hermela-Tek1 3 года назад
@@ካፒተንናይጸርፊ rieska asrhayo ta xlul😡
@ካፒተንናይጸርፊ
@ካፒተንናይጸርፊ 3 года назад
ትም በል ወዲ ኮማሪት ድቃላ ኣምሓራይ
@amanmebrahtu5167
@amanmebrahtu5167 3 года назад
Yodit haftey eritrwait tekonki nay adiki konka tezarebi kulina kintido nikil.....amharina ay nay abkoki ay nay adeki
@tesfagebrieltesfu5769
@tesfagebrieltesfu5769 3 года назад
ሚሕረት የውርድ ክብርቲ ወላዶት
@tirhasrussom885
@tirhasrussom885 3 года назад
ኣጆኻ እዚ ሓወይ መዓረይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ ኢዩ።
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 3 года назад
ምሕረት የዉርደላ ፊሊ ሓወይ
@brockennation2756
@brockennation2756 3 года назад
ምሕረት የውርደላ ንዑኡ ኻኣ ርግኣት ይፍጠረሉ
@beshiraforkibeshiraforki9119
@beshiraforkibeshiraforki9119 3 года назад
ፊሊ ሓወይ ኩሉ ሓዉኻ እዩ ንስኻ ክኣ ናይ ብሓቂ ትርጉም ወላዲት ብግብሪ ዘርኤኻ እሞ ንሽግር ገጢምካ ነዴና እዝጋብሄር ምሕረት የውርደላ ንዓኻ ክኣ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕናን ኣቃስኖን ይሃብካ እዞም ሕማቅ ትዛረቡ ዲስ ላይግ ትገብሩን ክኣ ምስ ሕልናኹም ተዓረቁ ትርጉም ወላዲት ይረዳእኩም
@danik7767
@danik7767 3 года назад
ገለን ብማይ ገለን ሰኣን ማይ ከምዚ ናትካ ዩ ፊሊ ሓወይ
@Eriboy62
@Eriboy62 3 года назад
በሓቂ ጽቡቅ መደብ ን ሽጉር ምሕጋዝ ሕልናዩ ዘሓተካ ኤረትራውያን ኢደይ ኢድካ ንበል ን ማማ ብርኽቲ ከኣ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደላ ፊሊ ሓወይ ኣጆኻ ኣይትጃጁ ክትሓዊ እያ እኮ
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 года назад
ነዴና ምሕረት የውርደላ 🙏🙏🙏ንስኻ ካኣ ኣጆኻ ክንዲ ሽሕ ክትኮነላ ኢኻ።
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 3 года назад
እዚ ህዝብናስ ኣብ ዘይብሉ ዝሕግዝ ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ ንማማ ከኣ 🙏🙏🙏
@solianafsehation4008
@solianafsehation4008 3 года назад
ኣጆኻ ፊሊ ሓወይ ኩሉ ፍቃድ እግዛቢሔር"ዩ ኣምላኽ ክትፍተን ስለ ዘለካ"ዩ ዝፍትነካ እምበር ኣጆኻ ኩሉ ንጹብቅካ፡ዩ ኣጆኻ ንማማ ብርኽቲ ከኣ ሙሉእ ምሕረት ይሃባ
@selamawittsefamicael3122
@selamawittsefamicael3122 3 года назад
ምሕረት የውረደላ ሐፋተናተይ🙏🙏🙏💠💠💠
@berie7195
@berie7195 3 года назад
ኣምላክ ይሓግዘኩም ማማ ካኣ ምሕረት የውርደላ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ምትሕብባርኩም ደስ ኢልና ኣጆኹም
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 3 года назад
ን ጎይታ እንታይ ይሰኣኖ ኣጆኻ ፊሊ ሓውና ገጽ ወላዲትካ ከርእየካ'ዩ ፈጣሪ።
@natsnettsegaimehari9964
@natsnettsegaimehari9964 3 года назад
ፊልሞነይ እግዚአብሔር ንወላዲትካ ምሉእ ምሕረት ሂብዎ ኣዴካ ተሓቓቖፉ ይግበርኩም:: ኣራራት ድማ ጽቡቕ ስራሕ ምትሕግጋዝ መለልይ ባልና እዩ ብሓቒ ጽቡቕ ስራሕ
@meharikesete7306
@meharikesete7306 3 года назад
mehret yewurd fetari 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@yoelmengstab6397
@yoelmengstab6397 3 года назад
ፊሊ ሓወይ ኣጆኻ ህዝቢ ኤረትራ ተሓጋጋዛይ ኢዩ ን ማማ ብርኽቲ ከኣ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደላ
@samikidane-r7d
@samikidane-r7d 9 месяцев назад
ከማይ ጌሩ ብናይ ፊሊ ሓጎስ ዝተሓጎሰስ ይህሉ ዶ ይከዉን❤ፊሊ ወዲ ጅግና ኩሉ ዝሓለፍካዮ ሽግር ኣብ መወዳአቱኡ አዩ አሞ ኣጆካ። ፈጣሪ ሓዳርካ ይባርኽ ብሮ
@robelhaileab7018
@robelhaileab7018 3 года назад
ኢግዛብሀር ምሕረት ይልከላ ጽቡቕ ሰአራሕ ክኣ ዲቂ ኤረይ
@Merhawi-o2u
@Merhawi-o2u 3 года назад
ል ዕሊ ኩሉ ፈጣሪ ይ ሓግዝካ ፍሊ ሓወይ
@teshemetesfa3503
@teshemetesfa3503 3 года назад
ምሕረት የውርደላ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም
@nabilamahmood9208
@nabilamahmood9208 3 года назад
ፊሊ ሓወይ ኣጆኻ። ወላዲትካ ከኣ ወላዲትና እያ ረቢ ምሉእ ጥዕና የውሪደላ ያረብ ኣብሽርካ ሓቢቢ ዓቅሚና ዘፍቂዶ ኪንሒግዝ ከኣ ድሉዋት ኢና ሓወይ ናተይ 🤍🤍
@yrgaalmbalchaw8857
@yrgaalmbalchaw8857 3 года назад
ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ኣጆካ ኣምላክ ምሓሪ ኢዩ
@yonastewolde1946
@yonastewolde1946 3 года назад
ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን ስነጥበበኛታት ሃገርና ናይ ብሓቂ ንፉዓት ነዴና ካኣ ኣምላክ ምሕረት የውርደለን ኢንተር ቴመንት ኣራራት ካኣ ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣምላክ ፍረጻዕርኩም ይሃብኩም
@Eritrea32
@Eritrea32 3 года назад
ኣጆኻ ፍሊ ሓውና፡ ነዴና ድማ ምሉእ ምሕረት የውርደላ ፈጣሪ
@elshadaimesfun9604
@elshadaimesfun9604 3 года назад
ኣምላኽ ይሓግዝካ ሓወይ ናተይ።
@tesfaldettekle5822
@tesfaldettekle5822 3 года назад
ኣጆኹም ኤርትራውያን የሕዋተይ ከመይ ዲኹም መሕጎሳት
@binamsimonsimon7398
@binamsimonsimon7398 3 года назад
Ajoka fili hawna adeka ka mhret yewrdela egzabhier amlak 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@eyobaaaaaa7336
@eyobaaaaaa7336 3 года назад
ኣብራሃምን ዋና ቻነል እሰይን እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ንፊሊ ሓውና ምህረት ካብ እግዛብሄር እዩ ሞ ምሕረት የውርደላ ንክብርቲ ኣዴና።
@filimonmosazgi1592
@filimonmosazgi1592 3 года назад
ፊሊ ሓወይ ኣጆኻ ነዴኻ ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ
@abielzeray9678
@abielzeray9678 3 года назад
ፊሊ ሓወይ ኣጆኻ ኣምላኽ ምሕረት የዉርድ
@mullermeary3295
@mullermeary3295 3 года назад
ፉሊ ሓወይ ምሕረት የዉርድ
@smetayowhanes8783
@smetayowhanes8783 3 года назад
ኣጆኻ ፊሊ ሓወይ ኣምላኽ ዝሓዘ ኣይሓፍርን እዩ ማማ ካኣ ናብ ንቡር ተመሊሳ ገጽ ን ገጽ ከራኽበኩም ናይ ዘዉትር ጾሎትና እዩ ኣምላኽ ብ ዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትኪ ማማ🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@milimebrahtu2425
@milimebrahtu2425 3 года назад
Filiteyyy bror ajokha, ahwateyyy 1000h xegemat na 1de seb kebid u na buzhat gn qelil u bejakhum aqamna zfqedo nhgazo 🙏 xolot dma nabti kulu zkhal fetari mulea mhret yewrdela amen amen amen🙏🙏🙏
@teddyande
@teddyande 3 года назад
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት መክበርቲ መንነቶም🙏🏿❤ ን ኣዴና ከኣ ኣምላክ ምሕረት የውርደለን❤🙏🏿
@Asmeray.
@Asmeray. 3 года назад
ኣምላኽ ኣቡይ በጃኻ ኣድኣኡ ሓውያ ተሓቃቕፉም ይርኣና ይልምነካ ኣለኹ 🙏🙏🙏🙏
@wedimokie4968
@wedimokie4968 3 года назад
ሙሉእ ምሕረት የዉርደለን እግዛኣቤሔር ኣምላክ ንወላዲድት
@ኣነሙኻነይዋጋኣለዎ
ኣነስ ዶ እምበር ዝሓስብ ርእሲ ኣለኩምዩ እዞም ዲስላይክ ትገብሩ 💔💔💔 ፊሊ ሓወይ እቲ ጽግዒ ዉጽዓት ዝኾነ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኻ ኣጆኻ ምስ ኣዴኻ ዳግማይ ብሉጽ ናብራ ክትነብሩ ኢኹም🙏😘💪❤
@BilUmom
@BilUmom 3 года назад
ፊሊ ሓወይ ኣጆኻ ኩሉ ናይ እግዚአብሔር ዩ ንማማ ከኣ ሓውያ ገጽ ንገጽ ትራኸብሉ መዓልቲ የምጻልኩም ፈጣሪ ። 😥😥
@sabielateklehaymanot1253
@sabielateklehaymanot1253 3 года назад
Ajoka fili hawey n weladitka dma mhret yewrdela fetari🙏🙏🙏
@ለምለምመሬትና
@ለምለምመሬትና 3 года назад
እግዛቢሄር ሙሉእ ምሕረት ይግበረለን ወላዲት ክብርቲ ልዕሊ ኲሉ ስለ ዝኮነት።
@rigmeb3294
@rigmeb3294 3 года назад
አጆኻ ፊሊ ሐወይ ንኽብርቲ ወላዲትካ እግዚኣብሔር ክምሕረልካዩ ንዓኻ ድማ ጽንዓትንምራልን ሐቦ ይሃብካ ፊሊ ሐውና ፥
@yosinatey939
@yosinatey939 3 года назад
I can't stop crying 😢 really my heart breaking ajoka fili hawey kulu egzabhiar zhasebo eyu zkewn nmama amlak mhretu ysdedela
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
Mee too😰😰😰💔💔kem lomi lbey ayteseberkun beqa
@hannaasmelash8926
@hannaasmelash8926 3 года назад
Bekayit aykonkun b ade gn hisum eyu
@gottseidankimmerimmergotts4302
@gottseidankimmerimmergotts4302 3 года назад
ኣጆካ ፋላ ኣዴካ ኣዲ ኩሉና ኢያ ኣብ ጎንካ ኣለና ኤሪትራዊ ተሓጋጋዛይ ኢዩ ኔዴና ምሕረት የውርድላ ሰላምን ጠዕናን ምሳኩም ይኩን ደቂ ኤረይ
@naodnaodi3344
@naodnaodi3344 3 года назад
Egzhaber melu mhraet kgbrila eyu fili hawina ajoka deqi erey kea beqa kemzi nayziom bfeqri bhleyot bthtina nnbaer ezom abe sdaet zlina God bless you deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✝️☪️🙏👉❤👈one love 😍😍😍
@rezeneasmelash7558
@rezeneasmelash7558 3 года назад
ኣራራት (እሰይ ተስፋጋብር ምስ መሳርሕትኻ ብፍላይ ከኣ ኣብርሃም ክብርን ምስጋናን ይሃብኩም
@zergabrmebrahtu767
@zergabrmebrahtu767 3 года назад
ፊሊ ሓወይ እግዛቢሄር መሓሪ ዩ ሞ ምሉእ ምሕረት ንወላዲትካ ዘተሓቓቕፍ ግዜ ይሃብኩም።
@ሕልናስንቂስነምግባርኢያ
ኣጆኻ ፊሊ ሓወና ልዕሊ ኩሉ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ ንክብርቲ ወላዲትካ ምሕረት የውርደላ
@zionzion2882
@zionzion2882 3 года назад
ኣክአኣሎ ይሃብካ ዝሓውይ ውርደትን ዘብቅዓሉ ይምጸኣልና
@jackyjacky7919
@jackyjacky7919 3 года назад
Ajoka filiy hawey nmama ka mhret yewirdela ❤🙏
@banamebrahtu632
@banamebrahtu632 3 года назад
Fetari mhret yewurdela ndena🙏 ajoka fili hawuna
@ተመስገንአምላኽ-አ4ነ
አጆኻ ፊሊ ሓወይ ነደኻ ኻአ እዝጋብሄር ምሕረት የውርደላ
@hmotivate5314
@hmotivate5314 3 года назад
Betami xebuk serah eyu. ♥️🇪🇷✊ Proud to be eritrean let's be supportive ajoka bro amlak mesaka eyu 🙏
@adegoytay6885
@adegoytay6885 3 года назад
Kulu skealo fetari mhretu yewrdela 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@habenokubayhaile5658
@habenokubayhaile5658 3 года назад
ዓቕሚ ተዘይብልና ሸር ንበሎ የሕዋት የቀንየለይ።
@hermonhagos5644
@hermonhagos5644 3 года назад
ኣጆኻ ፊሊ ሓወይ ንብርክተይ ከኣ ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸላ
@Aki-HD134
@Aki-HD134 3 года назад
ኣብሪሂሞ ጽቡቕ ስራሕ ቐጽሎ፡ናይ ብሓቂ ዝምስገን፡፡ፊሊ ሓውይ ኣዲና ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደላ፡ኣጆካ ተስፋ ኣይትቁረጽ፡ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 3 года назад
አጆካ ዝወደይ ኩሉ ኤርትራዊ አብ ጎንካ ብዓቢኡ አምላክ ይአክል ይብል
@tsegaybrhana
@tsegaybrhana 3 года назад
ንወላዲትና ምሕረት ይኣዝዘላ ፡ፊሊ ሓወይ ከኣ ልክዕ ከምቲ ጥበብካ ትረር ቀንደይ!።
Далее
Human vs Jet Engine
00:19
Просмотров 113 млн
ሕቶታት ወዲ ኩናማ ን ሜሮን
29:51
Просмотров 16 тыс.
Interview Artist Habteslasie (Aynomey)
50:32
Просмотров 42 тыс.