Тёмный

ብሰንኪ መውቃዕተይ ሰበይተይ ኪሒዳትኒ ፡ ቀንዲ ዓርከይ ዝነበረ ንሰበይተይ ተመርዒይዋ ፡ ዘሐዝን ጥልመት ዝበፀሖ ተጋዳላይ 👉 ተጋ. ወልዱሽ 0919838018 

Desta ደስታ Show
Подписаться 77 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ብሰንኪ መውቃዕተይ ሰበይተይ ኪሒዳትኒ ፡ ቀንዲ ዓርከይ ዝነበረ ንሰበይተይ ተመርዒይዋ ፡ ዘሐዝን ጥልመት ዝበፀሖ ተጋዳላይ 👉 ተጋ. ወልዱሽ 0919838018
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Опубликовано:

 

22 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 231   
@semhalhaftu4277
@semhalhaftu4277 9 часов назад
ልምንታይ እዩ ግን ኣብዚ ሎሚ ሰዓት ቃል ኣምላክ ዝፍርሕ ተሳኢኑ 😢ኣጆካ ዝሓወይ መዓረይ ወይለኦም ንሶም ንሶም ዝሓሰሩ እምበር ንሰካሰ ክቡር ኢካ ጅግና ኢካ😘👑
@bitigaltigray
@bitigaltigray 6 часов назад
ኣጆካ ዝሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ እምበር ንፅቡቅካ እዩ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ 🙏 ❤❤
@TEzEkARl
@TEzEkARl 6 часов назад
ባዕለይ ከምርዓዎኻ ጎየታዋይ❤
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro 10 часов назад
በእውነት ረሳሕ እያ 😢😢😢😢 ከምዚ ዶ ይግበር እዋይ ዙዓርካ እወን ጨምላቅ እዩ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ወልድሸይ ❤❤
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 часа назад
እዙኩሉ ትጎንፎ ኣጋጠማኒ ግን ብጣዕሚ እየ ድሰተኛ ቃል ጀግና ኣምላክ ኩሉ ግዜ እናሓጎሰካ ንበረለና ዙሓወይ ማኣሪይ❤♥️
@fderfeet7866
@fderfeet7866 4 часа назад
ዋይ ኣጀካ ማረይ ❤ ብጃኺን ባ ኣብ ስዑዲ ዘለና ኣዋልድ ባ ዓድና ኸይድና TDF ንምርዖ እዩ ዘለና 👏
@ትግራይዓደይሰላምኪየርእና
በየኑ ዕድልና ንረክበም
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 6 часов назад
ዊይ ወልድሸይ ለኸ ብዓል ሓዳር ኢካ ነይርካ ተጣላለም ዝኮነ ግዜ ኣጆካ ፈጣሪ ደው ኢልካ ትከድ ክገብረካ እዩ😢😢❤
@Salam-in7ct
@Salam-in7ct 8 часов назад
ኣጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኻ መፃእኻ ይባረኺ ብሓቂ ጆግና የኻ❤️❤️
@Haben-bo1bg3id8x
@Haben-bo1bg3id8x 3 часа назад
ባዓለይ ክምረዐወካ ኣብ ስዑዱ ኣለኩ ድሕሪ ሓደ ዓመት ናዓደይ ክምለስ ያሓስብለኩ ዕድመይ ደሞ ጋል 23 እየ ፍቃደኛ ተኮይንካ ልዕሊ ማንም ኣሕንቅቅቅ ከብለካ❤❤❤❤
@KhanKhan-em1ju
@KhanKhan-em1ju 2 часа назад
👏🥰
@ሜሪጓልእመብርሃን
መዓረይ❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 10 часов назад
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ እመ አምላክ ፅላልካ ትኩን አጀካ ንባዕላ ገደዳ እበር ንስካስ አምላክ ዝሓዝልካ አሎ እዩ ክዉር ሓወይ❤❤❤❤
@Fgj-u1m
@Fgj-u1m 9 часов назад
ዙረ ብጠዕሚ እካ ገበዝ ብደገካ ሑጉስ ኢካ ብውሽጥካእውን ሑጉስ ክተከውን እለካ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@mihrethagos8291
@mihrethagos8291 8 часов назад
ንሳኸ ብምታይ አሚናታያ ታነብሳ ጽባሕ ብዙሕ ነገር ዘሎ አጀካ ዝሐወይ አምላኽ ምሳኻ ይኹን ንአካ ዝሐዘልካ አሎ ቶ ንስኻ ጀግኔ ኢኻ🙏🥰
@Fshamehari
@Fshamehari 9 часов назад
ጅግና tdf ወልድሽ👌🥰🥰🥰
@Rora112
@Rora112 Час назад
እንኳዕ ከደትልካ ሓደ ማዓልቲ ሂወትካ ተመዓራርዩ ኣብ ጽቡቅ ምስ ረኣየትካ ሕልና ክህልዋ እዩ ንስካ my hero ኢካ ✊
@tijitiji4532
@tijitiji4532 9 часов назад
ከጦር ሜዳ ሲመለስ እናቱ ሙታ ሚስቱ ሌላ አግብታ ከጠበቀችው ወታደር በላይ ጠንኻራ ሁን ድዮም ዝብሉ ጠንኻራ ኢኻ👌💪እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣጆኻ ጅግና ሓወይ❤️😊💛
@gdfx3728
@gdfx3728 2 часа назад
ዝሓወይ በርትዕ ጠንካራ ኩን ሰብ ዝአመነ ማይ ዝሓቆነ እንድዩ ለሙሰ ንአምኖ ካ ሰአና ፈጣሪ ዝፈርሕ ሰ ዘየሎ
@Biti504
@Biti504 3 часа назад
ኣጆኻ ዝሓወይ ጅግና ንፅቡቅካ እዩ እንኳዕ ጥራይ ብሂወት ተረፍካ❤❤
@VhFy-np7xw
@VhFy-np7xw Час назад
አጆካ ወልድሸይ ጅግና ታሓኪምካ ፅቡቅ ውፅኢት ንክተምፅእ ብልቢ ክንፅልየልካ ኢና ሓወይ ናተይ❤❤❤❤
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 8 часов назад
አጆኻ ጅግና ሐወይ ተስፋኻ ኣይትቑረጽ ናዕኻ ምጥላማ ጌጋ እዩ ግን ጌታ ባዕሉ ክፈድያ እዩ
@ቲቲስደተኛ
@ቲቲስደተኛ 8 часов назад
ምዓረይ አጀካ አምላክ ዝሓዘልካ ይህልዎ ክብረተይ😢❤
@Mlash-p9i
@Mlash-p9i 9 часов назад
ጥቅመኛ ዝኾነት ጠላም ኣጆኻ ኣይነብርኪ ኣይእመንን ❤
@علياحمد-ص4ف7ق
@علياحمد-ص4ف7ق Час назад
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኻ ጅግና ተጋደላይ ❤
@tgrayadey-j1x
@tgrayadey-j1x 9 часов назад
ዉይ ሓወይ መዓረይ ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የዉርደልካ እንተ ንሳ ግን💔😥እግረ መንገድና ሳብስክራይብ ገይርና ንዉፃእ ተጋሩዋይ ኣሕዋትና ነዕቢ ኣነ ሳብስክራይብ ገይረ ኣለኩ❤
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta 2 часа назад
ናይ ባዕሉ ዩትፕ አለወ ድዩ
@idhgydgc1654
@idhgydgc1654 9 часов назад
ምሕረት የውርደልኮ ማዓረይ❤❤❤❤
@soligualagame
@soligualagame 8 часов назад
ካምዚ ካኣ ኣሎ ድዩ እሞ ካኣ በጃና ደሙ ዝከፈለ ጅግና እዚ ይግበኦ ድዩ ከመይ ኣክኢልዋ ዳሓር ካኣ እቲ ወዲ ኣቦ ወዳን ቀዳማይ ኣሜና ኣብ ፀገሙ ዝረሕረሐቶ ኣብ ፀገሙ ካምትርሕርሖ ብከመይ ርግፀኛ ኮይኑ ዓይንካ ትንቆር 😢ኣጆካ ጅግናና ንፅቡቅካ ኢዩ
@Mire-u8y
@Mire-u8y 3 часа назад
ኣነ ክምርዑካ እየ ኣጆካ ❤🎉
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z 6 минут назад
አጆካ ማዓረይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ናዓካ ካኣ ዝበለፀ ሒዝልካሎ❤❤❤
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ 53 минуты назад
ኣጀካ ናይ ሰብ ነገር ኣመነት የብልይዋ ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብካ ናይ ባዕልካ እግዚአብሔር ሕዝልካ❤❤❤
@akilove3701
@akilove3701 7 часов назад
ተጣላለም ዝኮነ ግዜ 😢አጆካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@SsWw-e6w
@SsWw-e6w 7 часов назад
ኣጆኻ እዚ ሓወይ እንካዕ ብሂወት ተረፈካ😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hgyy2926
@hgyy2926 Час назад
የኔ ቆንጆ ኣነ ባዕለይ ክምርዕዋካ ፍቃደኛ እንተ ኮይንካ ኣብ ስዕዲ እየ ዘለኩ ሓንት ቆልዓውን ኣላትኒ እያ ❤❤❤❤❤❤❤
@gygh7129
@gygh7129 4 часа назад
ወይ ሓወይ ግን ስለ ምንታይ 😢 ኣጆኻ ኣምላክ ክሕግዘካ እዩ❤❤❤🎉
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 2 часа назад
ምሕረት የውርደልካ ጎታዋይ ኩሉ ልፅቡቅካ አዩ ❤❤❤
@ተመሰገንተመሰገን-ቘ6ሸ
ጅግና ኢኻ መዓረይ
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 8 часов назад
መድሃኒኣለም ከልቢ የውልዳ።
@Wfcgcbj
@Wfcgcbj 2 часа назад
ጅግናዋይ አደካ ጎታዋይ አምላክ ምሕረት የዉርደልካ
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 6 часов назад
ብፃይ ወልድሽ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤
@AAAa-fm8xi
@AAAa-fm8xi 2 часа назад
ኣጆካ ብፃየይ ንብዓላ ገደዳእንበር እንካዓ ብሰላም ወፃካ ዛሓወይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و 4 часа назад
ፍቃደኛ ተከኑ ኣነ ክምርዐወ እየ ኣብ ስዕዲ ኣለኩ ዕላማይ እውን ወዲአ እየ ልዓደይ ክኣቲ ወሲነ ኣለኩ ጓል19ተ ዕድመ እየ የወለድኩን ንውር የፈተንኩን ደሞ ኣጀካ በለለይ❤
@DhdHdhdhd-lf4oj
@DhdHdhdhd-lf4oj 3 часа назад
ኣብተግባር ኣውዕልያ ዛምቤተዋኒኒ
@adonay7097
@adonay7097 7 часов назад
ንዓይ ኢካ ተወቂዕካ፡ ክቡር ተጋዳላይ
@MariG-z3l
@MariG-z3l 17 минут назад
ኣጆካ ጀግናዋይ ኩሉ መስዋእቲ ስለና እዩ ክብሪ ናዓኩም😢❤❤❤
@Vip-j8f
@Vip-j8f 2 часа назад
ስዲ ኮይና እምበር ናትካ መቁሰልቲ እዩ ካብፀልማት ኣውፂእዋ ግን ኣጆኻ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ
@Mlash-p9i
@Mlash-p9i 9 часов назад
ጀግንነትኹም ተነቢቡ ዘይውዳዕ❤❤❤🎉🎉
@Tsedihaftiyjeganu
@Tsedihaftiyjeganu Час назад
ዋይ አምላክ አቦይ ካብ ፀላእየይ ዘይኮነስ ካብ ፈታውየይ ሓልወኒይ
@tigraweti6377
@tigraweti6377 7 часов назад
❤❤ኣጀካ ጅግና ሓወይ❤❤❤
@ንግስቲጓልራያ
@ንግስቲጓልራያ 8 часов назад
ኣጆኻ ወልድሸይ ጅግና😢
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 5 часов назад
መዓረይ ጅግና ጠንካራ ኩን❤❤
@NoraA-d5z
@NoraA-d5z Час назад
ኣጆካ ኣምላክ ኣሎ ዝሓወይ እንቛዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mihretabyemane8847
@mihretabyemane8847 5 часов назад
ኣየ ተጋሩ ሽግርኩም ኣይውዳእን ዩ ነዚ ጅግና ሲ እዚ ክረክብ
@DanaytGebretekle920
@DanaytGebretekle920 8 часов назад
ኣጆካ ዝሓወይ ጠንካራ ኢካ ማዓረይ😍🥰
@GgyyvFvgg
@GgyyvFvgg 6 часов назад
ጅጋና ዛሓወይ ኣጆኻ❤🎉
@FfHrt
@FfHrt 8 часов назад
ጅግና
@mulubrhantsigabumulubrhant8655
@mulubrhantsigabumulubrhant8655 6 часов назад
ሓወየ አጆካ አምላኽ አሎ ምሳካ እዛ ካሕዳም ኩሉ ጊዜ ናሓፈረት ክትነብር እያ ወላ እቲ ዘዕተዋ ሰብዓይ ሕለና ዘይብሉ ሩኩስ እዩ
@ሜሪጓልእመብርሃን
ወለላይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ አጆካ ዘይትጠቅመካ ስለ ዝኮነት እዩ ፈጣሪ አርሒቅልካ ናትካ ዝኾነት ፈጣሪ ይፍጠረልካ ጎታዋይ❤❤ እንተ ንሳስ ክንደይ ከይጥዕማ ዋ ጠላም😡
@HadidaRiee
@HadidaRiee 8 часов назад
አዋይ ዘይስማዕ የለን አጆኻ ቲዲኤፈይይ ናይ ኢዳ ይሃባ
@YewhansAmanial
@YewhansAmanial 7 часов назад
ኣጆኻ እዚ ሓወይ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ።
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
@እየሩሳሌም-የ9ጸ 23 минуты назад
ኣጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ያሓግዝካ
@selamgebrekidan6956
@selamgebrekidan6956 8 часов назад
ጅግና ዝሓወይ ኣጆኻ 🥺😍
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta 2 часа назад
አጆኻ ዛሓወይ ኩሉ ግዜ አብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ እኩም
@ASDFGASDF-h8n
@ASDFGASDF-h8n 7 часов назад
ኣጀካ
@lemigereziher8177
@lemigereziher8177 4 часа назад
ኩሉ ግዜ ፈጣሪ ዘየድልየካ ሰብ እዩ ካባካ ዘርሕቀልካ እሞ ተመስገን ምባልለ ፅቡቅ እዩ አስካ ስለ መውቃዕቲ ሰለ ዝበፅሐኒ ተሊማትኒ ክትብል የብልካን ፈጣሪ ስለ ዘይትግበአካ እዩ ካብአ ዝፈለየካ ልአካ ትግበአካ ጋል ክህበካ እዩ አና ተመስገን በል አብ ግዜኡ ልአካ ትኮን ጋል ሂዋን ክህበካ እዩ ርግፀኛ አየ በፈጣሪየይ🙏
@kiflefisaha1841
@kiflefisaha1841 7 часов назад
ኣጆካ እግዚአብሔር ኣለ ፈረዲ
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 6 часов назад
Ajeka marey jegna eka nrasa gededa❤❤❤
@GggCgcc
@GggCgcc 7 часов назад
❤❤❤❤ኣጀካ
@امماممم-خ8ه
@امماممم-خ8ه 4 часа назад
አጀኻ ማዓረይ❤❤❤
@waskan8288
@waskan8288 Час назад
አጆኻ ዝሓወይ ፈጣሪ አይግደፍካ እምበር ሰብስ ሰብዩዋ❤
@gualabaytigray
@gualabaytigray 5 часов назад
ዘይናትካ ኣይናትካን ኣጆኻ ኣብዚ ክንፈርድ ግን ከቢድ እዩ 🥲
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
ኣጆካ ዛሓወይ
@drtt2855
@drtt2855 3 часа назад
ጅግና ሓወይ ኣይዘካ
@ስለማዊትአለም
@ስለማዊትአለም 7 часов назад
Aejeka zhawey ❤❤❤❤❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 5 часов назад
ጅግናና ❤❤
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
ኣጆኻ ጅግና ፈዳይ ሕነ ❤️💛❤️🙏
@samerhmahlet
@samerhmahlet 6 часов назад
ምዓረይአጀካ አምላክ ዝሓዘልካ ይህልዎ ክብረተይ😂
@دانه-غ7د
@دانه-غ7د 8 часов назад
ኣጆካ ኣምላክ ኣሎ ❤❤❤❤❤
@NigistyTesfay
@NigistyTesfay 7 часов назад
ጀግና TDF ፈታዊ ዓዲ ተሓበን ንሳ ግን ፍፁም ተጋጊያ ይቅር ይበላ ፈጥሪ ።
@NigistyTesfay
@NigistyTesfay 7 часов назад
እዚህ ዓርኪካ ናይእማን ደቅሱዶ ይሓድር ይኮን? አቤትዙጊዜ ይምሐረና አምላክ።
@mahamamdmahamam5576
@mahamamdmahamam5576 Час назад
አጀኸጀገና❤❤❤❤
@Segenlu
@Segenlu 9 часов назад
Eway Ajoka ze haway Amlak alo nekuluo zay telim ajoka ❤❤❤
@VcDdd-w4x
@VcDdd-w4x 3 часа назад
ኣጀኻ ዝሓወይ 😢😢
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 2 часа назад
ኣጆካ ጅግና ሓወይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤
@YeshuYeshu-e4l
@YeshuYeshu-e4l 7 часов назад
enkae terefka ❤❤❤❤❤
@nnnKk-dy9ng
@nnnKk-dy9ng 3 часа назад
😂ኣጀካ ንፅብቅካ እየ ዝሓወይ እንካኣ ብህወት ተረፍካ❤❤❤❤
@ፅጌኃልውቅሮ
@ፅጌኃልውቅሮ 7 часов назад
ኣጆካ ❤❤❤
@የርዱጋልሃይልሽ
@የርዱጋልሃይልሽ 8 часов назад
ምንም ኣይምሰልካ ፈጣሪ ዘይትጠቅመካ ሙካና ፈሊጡ ኣርሒቁልካ ኣሎ
@nigistikalayu3619
@nigistikalayu3619 9 часов назад
ሙሉእ ምሕረት ይውርደልካ ዝያዳይ ❤❤❤❤❤❤ኣምልክ ምሳካ ይኹን❤❤❤❤
@abo0286
@abo0286 3 часа назад
ኣጆኻ ሓወይ ምዓረይ❤❤❤❤❤
@Kbsku
@Kbsku 5 часов назад
Ajoka 🎉❤hawey
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px 6 часов назад
እዝ ጂግና ብፃይ ዝሓለፈ ሂወትን ታርክን ተከፈለ እየ ግን እዛ ጓል ግን ናይ እዲ ክትረኪበ እያ ንስካ ግን መርኣያ ጀጋኑ እካ ማ ኣጀካ ራግፀኛ እየ ፅባሓ ሓዉካ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክትበፅሑ እካ ሙቊረይ❤❤❤❤❤❤❤
@assass8589
@assass8589 9 часов назад
ጅግና ወዲ ዓደይ ኣይዘካ😢❤❤❤❤❤❤
@gebmeb1193
@gebmeb1193 11 часов назад
Dadab maheyem fooo
@Treychvvbb
@Treychvvbb 3 часа назад
የሕዝን 💔❤️❤️❤️
@እግዚኣብሄርጋሳየይእዩ
ኣጀካ ጎይታዋይ🥺
@SenayAraya-o5h
@SenayAraya-o5h 4 часа назад
ኣታ ገለ ክንሰምዕ ኢና ዋእ ጽበልኩም ኣይልከፈና ሰይቲ ዕርክኻ ዋእ ---------
@ميري-ح4د
@ميري-ح4د 8 часов назад
ኣጆኩም ጀጋኑና🎉😢🎉
@Wfcgcbj
@Wfcgcbj 2 часа назад
ጎታዋይ❤❤❤
@IdApps-fn2cf
@IdApps-fn2cf 8 часов назад
ጀግና አኣ
@ሚዙቻናልmizuchanal
@ሚዙቻናልmizuchanal 8 часов назад
አጆኻ ወልዱሸይ❤
@نينبتنينبتبت
@نينبتنينبتبت 11 минут назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና አጀካ ክታሓዊ ኢካ
@ገሬሓበሻዊ
@ገሬሓበሻዊ 9 часов назад
ሰበይቲ ማለት ይገርም እዩ
@HaftomDesta-r5r
@HaftomDesta-r5r 3 часа назад
ጂግና🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@mass-media6445
@mass-media6445 7 часов назад
መንእሰያትና ንህዝቦም ክብሉ ተሰዊኦም፣ ሰንኪሎም፣ ከም ባዓል ደብረጽየን ድማ ንስልጣኑ ከደላድል ላዕልን ታሕትን ይብል አይገርምን ዶ !! አዚዩ ዘሕዝን እዩ። ህወሓት ኮነ ጨናፍሩ ክእለዩ አለዎም፣ አብ ትግራይ ናይ ምስግጋር መንግስቲ ብሕጹጽ ይገበር።
Далее
LIFEHACK😳 Rate our backpacks 1-10 😜🔥🎒
00:13
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57
Просмотров 13 тыс.
GERE EMUN PART 196 | ገሬ እሙን ክፋል 196
40:32
LIFEHACK😳 Rate our backpacks 1-10 😜🔥🎒
00:13