Тёмный

ብቀሊሉ ካብ ፊኖ ልስራሕ ኣብ ባዴላ ልግገር እንጀራ 

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

#ሰላምፀጋይ #selamtsegay #ኣጋጋግራ እንጀራ #እንጀራ ፊኖ #እንጀራ ኣብ ባዴላ

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 128   
@yygentertainment4290
@yygentertainment4290 2 года назад
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏
@itechinfoupdates4006
@itechinfoupdates4006 2 года назад
ዝኸበርኪ ሰላም ...ብጥዓሚ ጽቡቕ ስራሕ ኢድ ይባርኽ..ከም ሓበሬታ ከኣ እታ "ልግገር" ትብል ቃል "መጋገር" ካብ ዝብል ናይ አምሓርኛ ቃል ዝመጸ ኮይኑ በቲ ንኮርዓሉን ክዕምብብ ዘለዎ ትግርኛና " ዝስንከት" "ሰንከተ" ብዝብል እንተዝትካእ ዝያዳ ጽቡቕ ምኾነ ይብል እሞ ቀጽልዮ ኣጆኺ። ትግርኛና ይዓምብብ።!
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 года назад
ባች ቅጭ ምስ ፊደል ድዩባ ባኣሲ እኒእና ኮይኑ ፊደል ትቆምሉ ዘለክን ኣማሓርኛኮ ጋል ግእዝ እያ ኡሉ ካብ ግእዝ እዩ ተወሊዱ ቃንቃና ኩራዓትና ዝኮነ ይኩን ቃንቃ ኣይፅላእን ንቅዱሳን ሃዋርያት እኮ 72 ቃንቃ እዪ ሂብዎም ኢየሱስ ክርስቶስ ደሞ ኣመሓረኛ ቃንቃ ንሕማቅ ግዜ ይጠቅመና እዩ እቲ ወታደርና ቅድሚ ሐዚ ብፌስቡክ ዝስማዕናዮ ሻላ ቃንቃ ዝከኣለ እዩኮ ክቀትሎ ዝመፀ ኣማሓራይ ብካራ ዉጊኡ ናቱ ክዳን ተካዲኑ ብኣማሓርኛ ተናጊሩ ልክዕ ከምቲ ኣማሓራይ ኮይኑ ነብሱ ዘደሓነ ታይ ድኣ ከምዘይከኣለ ግን ሞዋቲ እዩ ነይሩ ንቡዙሕ ይጠቅመና እዩ ኣነ ኣይድግፎን ቃንቃ ናቆማመልክን ትዉዕላ
@merhawittesfa8011
@merhawittesfa8011 2 года назад
እወ ሓቅካ መዓረይ ልጋገር ብዝስንከት ይተኣረም
@ጓልሰብዓ
@ጓልሰብዓ 2 года назад
ዋው ሰሉየይ ምቅርቲ እስከ ሰላምኪ ይብዛሓላይ ዝያዳይ ኢድ ይባርኽ ግንሲ መብዛሕቲኡ ብድዮኪ ትሰርሕዮም ተዘክሮ ኣለዎም ሶሉየይ ምቅርቲ ናይ ማምየ እንጀራ ኣዘኪርክኒ🥀🥀🥀🥀🥀❤❤❤❤❤❤❤❤
@kaletigrawiti4766
@kaletigrawiti4766 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊእንጀራ ሰሉየ እድ ይባርክ ንማዘርኪ❤❤❤❤
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
ዋው ሰሊተይ ማዓረይ አሰይ ደስ ክብለካ ኢድ ይባርክ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ሰሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ🥰🥰🥰 😘😘😘
@selam801
@selam801 2 года назад
እሰከ ኽጅምሮ ምቅርተይ እንተኽኢልኺ እውን ናይታ ማይ ቢሑቅ አሰራርሓ አርእይና የቀንየና
@alembrehanestart7543
@alembrehanestart7543 5 месяцев назад
ከመይ ኢልና ክንሰምዓኪ ሙዚቃ አይትግበሪ በይዛኺ 😂😂😂
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
አሰይይይ ምቅርተይ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ💝💝 ክንደይ ደቂቃ ንሕዘሉ ምሕማስ ጊድን ድዩ ፊኖ ስንዳይከ እዚ ናይጭረት
@ሙሉእሰላምይግበረልና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እንጀራ ኢድ ይባርክ
@ABADITGALBEYENE
@ABADITGALBEYENE 2 года назад
ሰላመይ ጀግና ብምክንያት እየ ዝፊተወኪ ን ማዓዛዋኒ በጣዕሚ እና ንመሰገነኪ በለልይ እግዚአብሔር አምላክዕድመን ጥዕናን ይሃብኩን
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ሳብስክራይብ በልኒ መዓረይ🙏
@lifesameer9601
@lifesameer9601 2 года назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እንጀራ ኢድ ይብርክ ሰሉየይ ቆንጀ❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘🙏
@prontolecid1723
@prontolecid1723 2 года назад
ዋውውውውው አዲካ ይባርክ ግን ጨው ክንደይ ክንገብሮ 1/ኪሎ ሐረጬ
@nuriyaibrahim5521
@nuriyaibrahim5521 7 месяцев назад
መሻዐላህ ማይ ቡኹዕ አሰራርሀ አሪዕ ኢኺ ሀቢቢቲ
@banaadey2848
@banaadey2848 2 года назад
ልግገር አይኮነን ዝስንከት እዩ ዝብሃል ጋል ዓደይ
@ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም
ሰሉየይይ ምቅርቲ ኢድ ይባርክ ዛቤተይ ብጣዕሚ ጎበዝ 💖ግን ኣነስ ይስክት እሞ ጣዕሙ ማይ ማይ እዩ ዝጥዕመኒ እዛ መዋክዕቲ ዝበልክና ኣርይና ኢኺ ግዜ ተሊኡክይ ስርሕልና ኢኺ ምቅርተይ 😘😘😘
@zxtsf
@zxtsf Год назад
❤ስላም ኣርምዮ ጽሑፍኪ = ዚ ስራሕ እምበር ልስራሕ ኣይበሃልን መጋገር ኣምሓርኛ እምበር ትግርኛ ኣይኮነን ብትግርኛ ዚስንከት ኢዩ ዚበሃል። ብዚተረፈ ጽቡቕ ስራሕ!!!!!!!!❤
@ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
_ኣስይይይ ዝሓፍተይ ለባመይይ_
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 2 года назад
Kamera weyka lebito nehmbasha emberr nenjerasi yebalashiwo eyu aynu xebuke euka entekone ab afika gen tamtu woy kia mekaretu teum aykonen eyu selezey akedmka teluso ab 2 maltu woy kea 3 maltu mes tisnkito tieum yekoun malet eyu
@ጓልምድሪገነትሽረ
@ጓልምድሪገነትሽረ 2 года назад
ሰሊተይ ሽኮር ኣነስ ከፈትወኪ ናተይ ❤️💛እና ብጣዕሚ ፅቡቅ እንጀራ 😍😍
@ፍረጋልትግራይ-ሠ2ዐ
@ፍረጋልትግራይ-ሠ2ዐ 2 года назад
አሰይይ ኢድ ይባርክ መቀረተይ😍 ብጣዕሚ ፅቡቅ ናመስገና ኢና የቀኒየልና
@Godisgood-yd7xv
@Godisgood-yd7xv 6 месяцев назад
እሰይ ወሓለ 👏👏👏 የቀንየልና ምቅርተይ❤❤❤
@Yrgutube
@Yrgutube 2 года назад
ዋውውውው ሰሉየይ የቐንየልና ኢድ ይባርኽ በልለይ ንማዘር ክንፍትኖ ኢና እንተኣብያትኒ ንማዘር ደጊምኪ ኣርእይኒ ክብላ እየ የቐንየልና ካዓ
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ሳብስክራይብ በልኒ መዓረይ🥰
@Yrgutube
@Yrgutube 2 года назад
@@sara6064 እሹኒ
@ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ኢድ ይባርክ❤❤❤ ካሚር ማለት ግን እንታይ ማለት እዩ ካሜራ ድዩ ?
@Mebrahti
@Mebrahti 2 года назад
ኢድ ይባርክ ሰሉየ የቀንየና❤ ክንለዉሶ ከለና ከ ብማይ ዙሑል ዲና ክንለዉሶ ኣነ እዉን ሌቋ ኣለዎም ዓዲ ዓሞይ የጥሕኑ ምስ ፊኖ ተለዊሰዮ ማራ እዩ ኣስሊ😍
@fsahafsaha2151
@fsahafsaha2151 2 года назад
ኣብ ባዴላ ልጋገር ?? ብቀሊሉ ኣብ ባዴላ ዝስኸት እስኪ በሊ...እቲ ናይ ትግርኛ ላዛ ፅቡቅ እቲ ኣምሕርኛ እንታይ ኣምፀኦ ??እዚ ኩለይ መሕክዕ ሒስክንስ ኣምሕርኛ ክትሓውሳ
@tffhgft769
@tffhgft769 2 года назад
የቀንየለይ ሓፊተይ ክምክሮ እየ ግን ካሚሪ አይፈልጦን ከመይ ዝበለ እዩ
@abraham.9457
@abraham.9457 2 года назад
ሰሉ የየ ኣነ ናይ ሰለስተ ዓመት ልምዲ ኣለኒ ስራሕ ኣልሽለይ
@ለሚጓልተዋህዶ
@ለሚጓልተዋህዶ 2 года назад
ዋይ😟 ናደዋይ እንጀራ ተራእዪኒ ሰሉዋይ ንማዘርኪ ኢድ ይባርክ በልለይ
@mab4rati128
@mab4rati128 2 года назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል እንጅራ ናፍቅና ሎምስ
@ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ
ዋው ዋሓለ💞
@titichannel8465
@titichannel8465 2 года назад
ኣስይይይ ዋሓለ ስሉተይ ሸኮር ❤️❤️❤️😘😘😘
@dhhiutgghj5945
@dhhiutgghj5945 Год назад
ልግገር ማለት እንታይ ማለት እዩ
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 2 года назад
የቀንየልና ሰሉዋይ ምቅርቲ እግዚኣብሔር ኣምለክ ይባርኪ
@kidaneutophia6012
@kidaneutophia6012 Год назад
❤❤❤❤
@ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
@ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 2 года назад
ዋው ወሓለ♥️😍🌹
@ለሚጓልተዋህዶ
@ለሚጓልተዋህዶ 2 года назад
ሰሉየይ ሰላምኪ ይብዛሕ ዋይ ሓረካት ለካ ዘይሓመስኩዎ እዩ ዝኣብየኒ ዘሎ ክሙኩር እየ ኢድ ይባርክ
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 года назад
ክክክክክ እወ
@freygaltigray6569
@freygaltigray6569 Год назад
ሶሪ ታይ ኡ ማይ ሊጥ😢❤❤ ሶሊ ምቅርቲ
@thth800
@thth800 2 года назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝብላ እንጀራ ኢዲ ይባርካ
@ተስፉ-ደ4ኘ
@ተስፉ-ደ4ኘ 2 года назад
ዝስንከት ✅ ልግብር ❌
@selamgoytom8175
@selamgoytom8175 2 года назад
ኢድኪ ይባረክ ⭐️🙏🏽
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
ኣሜን😢😢😢
@ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
ብጣዕሚ ነመስግን ክብርቲ ሓፍትና ሰላምታኪ ይብዛሕ ብጣዕሚ ነመስግን
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ሳብስክራይብ በልኒ መዓረይ🥰
@ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
@@sara6064 እሺ
@titiwukro3182
@titiwukro3182 2 года назад
ዛማይ ሊጥ ንገርና ምቅረተይ
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 2 года назад
Xebuk enjera edekin yebareke mama
@hanahana4246
@hanahana4246 2 года назад
Lesnket & zesenket Legigir 😂😂
@brllabay3842
@brllabay3842 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ
ኣስይይይ ዝያዳይ የቀንየልና ናተፀበኩኪ እየ ቀንየ እንጀራ ኣስራርሓ ከሪአክን ምስ በልክን ተሓጊሰ እና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ዛምበይተይ
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ሳብስክራይብ በልኒ ሓፍተይ🥰🥰
@haielaaa2767
@haielaaa2767 2 года назад
Wayy amoshiki aylewskiyon aynerekiyo gal adey
@procell3625
@procell3625 2 года назад
የቀንየልና ሽኮረይ
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ቆንጆ እንጀራ እዩ🥰🥰
@ማዚጋልትግራይ
@ማዚጋልትግራይ 2 года назад
ዋዉዉዉዉ ኢድ ይባረክ ሰሉየይ ሽኮር💋💘💘💘
@ትግራይሃገርእያ-ጰ2ሰ
ካሚር እንታይ እዩ ዝያዳይ ውሓለ ጓል ትግራይ 💓😘
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ካሚራ መለታ ከይኾን 🥰🥰
@hduhdh6263
@hduhdh6263 2 года назад
ከሚር ማለት መብዛሕቱኡ ኣብ ጅዛን ከባቢ እዩ ዝፍለጥ እና ሌቋ ምስ ኩቡዝ ሓዊሰን እየን ዝሰርሕኦ ግን ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ዝገብሮ ኣነ ይጥቀም እየ ግን ጥንቃቄ የድሊ እዩ ፀወምቲ እንተኮይንክ ሳሙሊ ይኣትዎ እዩ ናብቲ ከሚር
@axumawit381
@axumawit381 2 года назад
ከሚር ማለት ለዊቶ እዩ
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 года назад
@@axumawit381 ሊቢቶ ኣይኮነን ካሚራ እዩኮ ሊቢቶን ካሚር ግን ካልእ እዩ
@t.g824
@t.g824 2 года назад
Eshi የቐንየልና ሰሉዋይ መቐረት
@ቅሱዕባይትግራይ
@ቅሱዕባይትግራይ 2 года назад
ዋው ሰሊተይ ኢድ ይባርክ🙏❤
@AsAs-rk1ou
@AsAs-rk1ou 2 года назад
እድ ይባርክ
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 года назад
ማዘርኪ ኣብዚ ኣብ ሱዕዲ እኒእዋ ማለት ድዩ
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 2 года назад
Entay eu may Lit😠
@luliaswork7399
@luliaswork7399 2 года назад
ሰላም ንዓኺ ብርክተይ ክፍትኖ እንድየ gn ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ጣፍ ዓብይኒ እሞ እዚ ኣብ ዓዲ ሃሩር ከመይ ይወጸልና plc ተገድስኪ መልስለይ ንገርኒ ::
@slamslam54
@slamslam54 2 года назад
ጣፍ ኣሎ ድዩ ኣብ saeudi
@ሰሓቂጥዑምቻናል
@ሰሓቂጥዑምቻናል 2 года назад
ይቅርታ ግን ምሳ ሓመሲኪ ንፍዮ ምክንያቱ ትለሲዮ ከለኪ ረእዮ ዕንኩሩኮር እዩ ዝከውን፡፡፡፡፡፡፡አነ ካብ ዝጥቀም 3 ዓመተይ ትክክል ቆንጆ እዩ
@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ
@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ 2 года назад
ከመይ ዝበለ ሕሩጭ ኢኪ ትጠቀሚ ዝያዳይ
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 2 года назад
ልስራሕ ❌️, ዝሰራሕ ✅️✅️ ልጋገር ❌️❌️, ዝስንከት ✅️✅️
@axumawit381
@axumawit381 2 года назад
ኩሉ ምዓረ እዩ
@bereketsaba9876
@bereketsaba9876 2 года назад
@@axumawit381 No mare aykonan
@etebegnikoshashaalegni4623
@etebegnikoshashaalegni4623 2 года назад
ብጣዕሚ ጎበዝ ኢድ ይባረክ ግን ትማይ ቢሑቅ/ሊጥ/ክንደይ ግዜ ይወስድ/ ስዓት/ይወስድ ወይስ ንእለት ሓፍ ምስ በለ ኢኪ ትገብርዮ ክትምልስለይ ተኪእልኪ ዝሓፍተይ ንገርኒ ከመይ እዩ
@سمرالسمر-ه6ف
@سمرالسمر-ه6ف 2 года назад
❤️❤️❤️❤️❤️💘💘💘💘💘💐💐💐💐💐
@lifesameer9601
@lifesameer9601 2 года назад
ሰሉምቅረተይ😘😘❤❤❤😘😘🙏
@ዕባይሃገረሰብ-መ2የ
@ዕባይሃገረሰብ-መ2የ 2 года назад
💛💛💛💛
@titisabawit3510
@titisabawit3510 2 года назад
ዋዉዉዉ😍😍😍
@abujabri6608
@abujabri6608 2 года назад
ማር
@selamgoytom8175
@selamgoytom8175 2 года назад
የቀንየልና ፅብቅተይ ⭐️❤️
@ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን
ኢድ ይባርክ ፅጋበይ ሞኪረዮ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ቅንጆ እንጀራ
@JanaJana-h6n
@JanaJana-h6n 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ahmadsmali3598
@ahmadsmali3598 2 года назад
ማዘርኪ ኣብ ሱኡዲ እኒኣ
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 2 года назад
ፅብቅ ደስ ክብል የቐንየልና
@LOVEYOU-nz7vg
@LOVEYOU-nz7vg 2 года назад
ለባም ሰብ ብሓቂ 👍🙏
@eyerusalemgaltigray643
@eyerusalemgaltigray643 2 года назад
ወወ ደስ በሃል💛❤
@aduylulatube
@aduylulatube 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣሳራርሓ
@HiwetAdisu
@HiwetAdisu Год назад
❤❤❤❤❤❤
@lydialidu2092
@lydialidu2092 2 года назад
Wow 🤩👏🏼👏🏼
@zaydhadush9273
@zaydhadush9273 2 года назад
ወው ብጣዓሚ ደስስስስስ ዝብል ክብርቲ ሓፍተይ ሰሉየይ ቀፅልሉ
@NnNn-hj5vo
@NnNn-hj5vo 2 года назад
ሰሊ ክትዉሕልሊ❤❤
@ፅላልየመድሃኒአለምልጅነኝ
ስልሲ ለ
@Godisgood-yd7xv
@Godisgood-yd7xv 3 месяца назад
ሰላም ሓፍተይ ❤❤ ላፋ ኣየድልዮን ማለት ድዩ?
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 2 года назад
Tekale Tigregha ki Amharegha Tezarebi ewa
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 2 года назад
💝💔💞💟
@MtaarZ-pn8vl
@MtaarZ-pn8vl Год назад
ዋውው ኢድ ይባርክ ሰሉተይ መዓረይ❤🌹
@slam4693
@slam4693 2 года назад
💖💖💖😘😘😘😘💖💖💐💐💐💐💐
@Dianaamanuel3237
@Dianaamanuel3237 2 года назад
Kubuz entay eu
@መንከምኣዶሓላል
@መንከምኣዶሓላል 2 года назад
ካልኣይ ኣይቅጠንን ማለት ድዩ ሰላመይ 🌺🥰🥰
@urdayutupiya8034
@urdayutupiya8034 2 года назад
💓🧡💜💝
@gdhfteucdgb8388
@gdhfteucdgb8388 2 года назад
ሓደ ነገር ሪስዕኪ ዘይተነፍየ
@albadralbadr933
@albadralbadr933 2 года назад
💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@bereketsaba9876
@bereketsaba9876 2 года назад
May bihuq do tigrna may Lit Amharic
@mashotsegay2610
@mashotsegay2610 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣሳራረሓ❤❤❤
@abrehetgebrehiwot1062
@abrehetgebrehiwot1062 2 года назад
ምንፋይ ረሲዕኺ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ Год назад
ኣስይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤
@fyorifyori3507
@fyorifyori3507 2 года назад
እታ መዝሙር ናይመን እያ ዝያዳይ
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 2 года назад
ኣይተሃበና ሞት ኢልኪ ትረኽብያ ኢኺ
@tsegahailu6877
@tsegahailu6877 2 года назад
ናይ ድያቆን ያሬድ
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
ኢድ ይባርክ ሰሉየ ምቅርቲ 😍😍😍
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
ብጥዓሚ ደስ ዝብል ዝይዳይ ❤️
@Channel-vj9tk
@Channel-vj9tk 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምቅራት
@ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ
❤❤❤❤❤❤❤❤
@djdjdheh2572
@djdjdheh2572 2 года назад
እንታይ ማለት እዩ ካሚር ሰሉየይ
@SalamSalam-jz2je
@SalamSalam-jz2je Год назад
🙄🙄
Далее
Сколько стоит ПП?
00:57
Просмотров 96 тыс.