Тёмный

"ብታሪኽ መን'ዩ ከሳሲ መን'ከ ተኸሳሲ? ዝነበረ ይመስክር" 1ይ ክፋል 

Voice of beserat
Подписаться 2,7 тыс.
Просмотров 1,7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 3   
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 7 месяцев назад
ጅግና ኣቦና መኮነን ዓንደሚካኤል ብርሃነ ክብረት ይሃበልና ንስለቲ ቅኑዕ ምስክርነትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤❤❤
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 месяца назад
አይትጋገ ኢሳያስ ወዲ ሀማሴን አይኮነን ኢሳያስ ብሽጣራ ካብ ተንቤን ተደቂሉ በብኡ ጭው ዝበለ ናይ ወሎ አምሀራይ እዩ ብሀፂሩ እሳያስ ኩርኩር ሀይለስላሴ እሱባት ከም መስፍን ሀጎስ ከም ጀነራል አብርሀለይ ክፍለ ንዶ.ር ፍፁም ዝቀተለ ካልኦት ሽም አዲ ብምቅያር አምሀሩ አምቸ እንዳተባሀሉ ዝአትው ንፍለጥ ሀደ ገልጣም ኢሳያስ በይኑ ዝገብሮ የለን ስለዚ ሂወት ታሪኩ ዘይነግር ጭው ዝበለ ቻ በሎ ብንዳብኡ አባሀጉኡ አብ ናይ አገር ሀገር ጎንደር ተቀቢሩ ንምንታይ ተቀቢሩ ዝብል ከማን አይተማየጥኩምን አነ ህጂ እየ ዝከታተል ዘለኩ ሚሊሊክ ዝገበረን ኢሳያስ ብዝከፍአ ይገብረን አሎ የፅንትና አለው ቀንዲ ፀላኢና አምሀራይ እዩ ንምንታይ አብ ክልተ አዲ ዝነብሩ የህዋት ትግርኛ ንምንታይ ብኩናት ተወሊድና ብኩናት አቢና ንምንታይ አብ አድና ኪናት ኢልኩም ተማየጡ ወለዶ ክማሀረሉ ተገዳሲ ክከውን ካልአይ ከይድገም ❤❤❤ ስላም ሀራይ
@GhebrezghiShimhalal
@GhebrezghiShimhalal 7 месяцев назад
ውልቃዊ ርእይቶታተይ ብዛዕባ መስፍን ሓጎስ ክጽሕፎ ዝሓገኹ ካብ ሶርያ ክሳብ ኢሳያስ ናብ ስደት ዘፋንዎ ኣድጊ ኢሳያስ ከም ዝነበረ ዘራጉዶ ዛዕባ ሎሚ ብናይ ኣብኡ ዝወዓሉ ኣሕዋት ክሰምዕ ከለኹ መጽሓፍ ክጽሕፍ እደፋፋእ። ንመስፍን ሓጎስን ዓሊ ዓብዱን ሒዝና ክንቅጥቅጦም ይግብኣና። ነቶም ነዚ ገበነኛ ከም ጅግናን ጻድቕን ዝሓስቡ በሃማት ነዚ ሓቅታት ክሰምዕዎ ይግባእ። ዘይስንኻ ሕጻ ቆርጥመሉ፦ኣርካናት ወገናትና ኣጥፊእና ንሓቅታት ቀቢርናዮ ንኸደሉ ዋላ ሓንቲ ምኽንያት የብልናን።
Далее
Beyond the Debate | Dr. Zakir Naik | 142
3:14:33
Просмотров 639 тыс.