Тёмный

ብከመይ ገይ ኮይኑ ተዛሪቡ// ካብዚ ንመሃር ንደቕና ንጠንቐቅ! 

Neshnesh Tv
Подписаться 282 тыс.
Просмотров 218 тыс.
50% 1

ብከመይ ገይ ኮይኑ ተዛሪቡ,,,,,,,ካብዚ ንመሃር ንደቕና ንጠንቐቅ!

Развлечения

Опубликовано:

 

4 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 964   
@user-vd1gg8yx4j
@user-vd1gg8yx4j Год назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ይቅረ በለና😢😢 እዚ እርኩስ መንፈስ ይኡ ፆሎት ፆም ፀበል ስግደት ቀንድ መፍትሕ 😢😢
@atranos2198
@atranos2198 Год назад
ሰብ ሎሚ ቅድሚ መርዓ ዝሙት ይገብር ብዝሙት ብዘይቃልኪዳን ተኣኻኺቡ ይነብር። ሎሚ ጓል ዓርኪ ዘየብላ ወዲ ኪኣ ዓርኪ ዘየብሉ የለን ኩሉ ከም ድላዩ ይዝሙ። ብዝሙት ቆልዓ ይውልደ። ኩሉ ሓጢኣኣት ኢዩ እቶም ነዞም ግብረሰዶማውያን ትኸስዎም ዘለኹም ምንም ትብዓት የብልኩምን ክትከስዎም ዋላ ንስካትኩም ኣብ ሓጢኣት ተጨማሊቕኩም ኢኹም። ኣይትሓምቅዎ ኣይትሕሽዎ። ኣይትፍረድ ከይፍረደካ ኢዩ ዝብል። ጽባሕ ንግሆ ተመሊሶም ቀዲሞሙና መንግስተሰማይ ኪኣኣትዉ ይኽእሉ ኢዮም። እቶም ቀዳሞት ዳሕሮት እቶም ዳሕረዎት ቀዳሞት ኪኾኑ ኢዮም ዝብል ቅዱስ መጽሓፍና። ስለዝስ ናይ ነብስና ንፍራህ።
@pauletamartini2821
@pauletamartini2821 Год назад
Amen Amen Amen 🙏
@kahasitgaltigray325
@kahasitgaltigray325 Год назад
ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ጎይታ መዓረይ😢 እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ😢😢
@tesfit4774
@tesfit4774 Год назад
ኣእምሮኻ ይከፈት፡ ናብ ኣእምሮኻ ይምለስካ።ዝጸልመተካ ይብራህ ዝሓወይ፡ ምሕረቱ የውርደልካ።
@godislove6010
@godislove6010 Год назад
ቆንቆ ናይ ዘጸበካ አይኮነን, ናይ ኣጋንንቲ መንፈስ ኣይንስሕቶን ኢና, እግዝኣብሄር ካብዚ ኩፉእ መንፈስ የናግፍካ ብሩክ ሐወይ 🙏🏻
@user-yb7oh4zl5t
@user-yb7oh4zl5t Год назад
ኣጆካ ዝሓወይ ሓደ ማዓልቲ ክምልሰካ እዪ ናብ ልብካ ይመልስካ ዝሓወይ እቲ ዝፈጠረካ አምላክ ናብ ልብካ ይመልስካ 😢👏👏👏
@askalgebreselassieabay
@askalgebreselassieabay Год назад
Amen🙏
@hgfhjgfg9447
@hgfhjgfg9447 Год назад
Gey Entay Malet Eyu Aytredann
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 Год назад
ብዓይነ ምሕረት ይጠመቱ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏😢
@user-tq2lu5mb9n
@user-tq2lu5mb9n Год назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ገፅካ መልሰልና 👏👏👏እንካዕ ብሰላም መፃካ ነሹ ሓወይ❤
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o Год назад
ኦህ😢 እንድዒ አነስ ዓደይ ውን ናፊቐ 😌ከላ እዚ ግዜ ከጽለአካ በቃ ስቕ ኢሉ ሓጥያት ጥራሕ ዝሓፍስ ወለዶ ኾይንና
@Children_of_God545
@Children_of_God545 Год назад
Neshu jigna it’s important topic. You are right we have to get closer with them and pray. God is good. One day he will change how God created him.
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ነሹዋይ ብሉጽ መንእሰይ🙏❤️ኣብ ስድት ክልተ ህይወት እዩ ዘሎ ስድነትን ትምህርትን ብቻ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና😢ጸላኢ ሰናይ እዩ ዝጻወተሉ ዘሎ ማዓስ ፈትዩ ኣብ ጸሎትና ንዘክሮ ስድራ እግዚአብሔር ኣይነድሃሎ😢 ቲኹቶክ ስለ ዘይብለይ ንፈጣሪየይ ኩሉ የመስግኖ🙏❤️
@mehawihagos7860
@mehawihagos7860 Год назад
Me too brother ane wun kemak tik tok ኣይጥቀምን እየ ኣዝዩ መራዚ ኢዩ ንሓንጎል ብጣዕሚ ሕማቅ እዩ።
@user-wd1lm4df6r
@user-wd1lm4df6r 3 месяца назад
ዓይነ ልቦናካ ይክፈተልካ ኣቢ ሓውይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምቶ ጌታየ ኣሕዋት በጃኩም ኣብ ጸሎትኩም ፋ ዘክርዎ እምበር ኣይትጽረፍዎ ፕሊስ😢
@hgf6568
@hgf6568 Год назад
እግዚአብሔር ዓይኒ ልቢና የሃብካ ዝሓውይ ሓንቲ ማዓልቲ ናብ ልቢ ክምለስ ተስፋ አለና
@absiblessed8542
@absiblessed8542 Год назад
Lets pray for him may God have mercy up on us
@hanisibhat4871
@hanisibhat4871 Год назад
ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ከምዚ ኸውለና 🤲🤲🤲 ።
@danielgebrehiwet7924
@danielgebrehiwet7924 Год назад
ኣምላኽ ብዓይኑ ምሕረቱ ይረኣየና😭
@Redsea_show651
@Redsea_show651 Год назад
Kemzi kemay b comments fun zekwun seb 👍👍👍 anbebti comment we love you ❤ am the 3 person 😅😅😅
@neshnesh_show
@neshnesh_show Год назад
😂❤️
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 Год назад
GOD have mercy to all of us
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 Год назад
You are absolutely right Neshu thank you 🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Год назад
❤️❤️❤️
@Titijosi
@Titijosi Год назад
አምላኽ ይርዳእካ ካብዚ ማእሰርቲ የናግፍካ ኣምላኽ ከምዚ አይፈጠረን!!!
@bereketfeseha2925
@bereketfeseha2925 11 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ነሹ ሓወይ ጽቡቕ ዘረባ ስቕ ክንብሎ ኣለባ ተዛሪብና ተጻሪፍና ነምጽኦ የለን።
@fidleytube
@fidleytube Год назад
አሕዋተይ አይንፅረፉ መፅራፍ መግደዲ እዩ እንተኪኢልና ንባዕልና ከምዚ ሓውና ከይንከውን ንጠቀቅ እየ ዝብል የቀንየልና ነሹ❤❤
@temelsoluaula8420
@temelsoluaula8420 Год назад
እግዚኦ ማሓረና ኣምላኬ ኦ ጎይታ ባዕልካ ገስጦም Sad💔😭 ካብዚ ድማ ማሓረና🙏
@natankebreab911
@natankebreab911 2 месяца назад
OMG HE ATE THAT EVERYTHING HE WAS SAYING WAS FACTS AND HE'S RIGHT THEY USE TO BE GAY ERITREANS LONG TIME AGO
@ummohammedlove7869
@ummohammedlove7869 Год назад
እግዚአብሔር ብዓኒ ምሕረትካ ጠምተና🙏😢😢
@user-tl4kd3uq8w
@user-tl4kd3uq8w Год назад
ነሹ ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ 💔ኣቱም ኤርትራዊያን ኣሕዋተይ ታይ እኹም ትኾኑ ዘለኹም እዝ ናፅነት ዝብልዎኮ ህዝብና ኣበላሽዩዎ ኣብ ናፅነት ዘሎዎ ዓድ ዘለኹም ኣሕዋትኩም ደቅ ሃገርኩም መዓዱ ባእ💔♥♥እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😭😭😭😭😭😭ነብሰይ ፈረሐላ
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Год назад
ኤርትራውያን ጥራይ ኣይኮኑን ሓፍተይ ተጋሩ እውን ኣለዋ ኣጓላት ኩላትና ብፆሎት ናሓስቦም
@rahilove9599
@rahilove9599 Год назад
ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ዲኺ ዝበልኪ ሒዝኪ ይኽድ ድህልቲ 😢ናመንዳነኺ ኣሕዋት እዮም ዚኦም😢
@danielarsemadaniel6056
@danielarsemadaniel6056 Год назад
​@@rahilove9599 የሕዋተይ ክትብል ኢምበር ታይ ድኣ ክትብል ተቀይምኪ ኸ ታይ ዝመጽ ጽድቅን ለውጥን ኣሎ ኢዩ
@rahilove9599
@rahilove9599 Год назад
@@danielarsemadaniel6056 ከምዚኦም ዝበለ ሓሳድ ሓው የብልናን
@atranos2198
@atranos2198 Год назад
ሰብ ሎሚ ቅድሚ መርዓ ዝሙት ይገብር ብዝሙት ብዘይቃልኪዳን ተኣኻኺቡ ይነብር። ሎሚ ጓል ዓርኪ ዘየብላ ወዲ ኪኣ ዓርኪ ዘየብሉ የለን ኩሉ ከም ድላዩ ይዝሙ። ብዝሙት ቆልዓ ይውልደ። ኩሉ ሓጢኣኣት ኢዩ እቶም ነዞም ግብረሰዶማውያን ትኸስዎም ዘለኹም ምንም ትብዓት የብልኩምን ክትከስዎም ዋላ ንስካትኩም ኣብ ሓጢኣት ተጨማሊቕኩም ኢኹም። ኣይትሓምቅዎ ኣይትሕሽዎ። ኣይትፍረድ ከይፍረደካ ኢዩ ዝብል። ጽባሕ ንግሆ ተመሊሶም ቀዲሞሙና መንግስተሰማይ ኪኣኣትዉ ይኽእሉ ኢዮም። እቶም ቀዳሞት ዳሕሮት እቶም ዳሕረዎት ቀዳሞት ኪኾኑ ኢዮም ዝብል ቅዱስ መጽሓፍና። ስለዝስ ናይ ነብስና ንፍራህ።
@user-lv7tu3sc3d
@user-lv7tu3sc3d Год назад
ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ጎይታይ ገጽካ መልሰልና 😢😢
@user-xy7pc5ux8u
@user-xy7pc5ux8u Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@neshnesh_show
@neshnesh_show Год назад
🙏🙏🙏
@zaydteklemariyam279
@zaydteklemariyam279 Год назад
ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ጎይታይ ገጽካ መልሰልና
@zaydteklemariyam279
@zaydteklemariyam279 Год назад
🙏🙏🙏🙏
@merawaliku3182
@merawaliku3182 Год назад
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@selamyaryed8859
@selamyaryed8859 Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ዓይን ልቦናና ይኽፈተልና ናበይ እና ንኸይድ ዘለና 😢😢😢😢
@hagosgebremedhinkrar975
@hagosgebremedhinkrar975 Год назад
ናይ ብሓቂ ኣብ መወዳእታ ዓለም በፂሕና ኣለና መሕዘኒ እዩ
@EfremAmine-gu3ji
@EfremAmine-gu3ji Год назад
ኣብዛ ገዛ ነሹ ዘለክን ደቂ ትግራይ ኣዋልድ ሲ ፈቃራት ግዲ ኮንክን ሲ ኮሜንትክን ደስ ክብለካ፡ ሰላም ኣብ ዘለክንኦ😊❤
@fyerialem
@fyerialem Год назад
ፈኮስቲ ዶ ፈቃራት
@fifi43
@fifi43 Год назад
ኣምላክሲ ከመይ ይሓዝን ይከወን 😢😢😢😢😢😢😢 ሕጂ ስ በቃ ናይ መወዳእታ ዘበን በጺሕና ኢና ፈጣሪ ኣቦይ ርድኣና በጃካ!!!!!!🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-gh5gi3nn4o
@user-gh5gi3nn4o Год назад
በስመ ስላሴ ጸላኢ ሰናይ እግዚኣብሔር ይገስፅካ እመ ብርሃን ትርዳእካ ዝሓወይ ኣምላኬ ካውዙይ ማሓረና ዓይነ ልቦናካ የብረሀልካ ና ዝሓወይ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
ነሹ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ የኔ ፍቅር እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እንታ እዩ ወርዱና
@kingdude525
@kingdude525 Год назад
He needs Jesus....and you Neshu you are absolutely right we have to watch out for our kids...God bless you wonderfully 💖
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Год назад
ነሹየ❤ ማዓስ መጺእኻ 😅 ናፊቀካ ነይረ🥰 ዋይ እግዚ ኦ ተሳሃለነ 😢😢
@yes6292
@yes6292 Год назад
ዋይ ጎታይ ማዓረይ ካብዚ መሓረና😢 እንታይ ዓይነት ግዜ እዩ ፈጣሪ ኣቦይ 😢😢😢
@lueldebase1653
@lueldebase1653 6 месяцев назад
ንዓለም ምሕረት የዉርደላ ኣምላኽ.
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Год назад
እንካዕ ብደሓን መፃእካ ነሹ ሓላል🥰💖 እዚ ሰብና ግን እንታይ እዩ ዝከዉን ዘሎ🤔 እንታይ ኣለዎም እስከ ሐጂ ነዚ ከይዶም ፈለዉ ዘብል😥 ፈጣሪ ምሕረቱ ይለኣከልና 😥🙏
@ove6164
@ove6164 Год назад
ብሓቂ እንተመጺና እቶም ኣመንቲ ኢና ብሃልቲ ኢና ሓሰውቲ ኣስመሰልቲ፡ እዚ ወዲ ዋላ ኣብ ጸልማት ይኩን ኣብቲ ክኮኖ ዝደሊ ዓለምዩ ዝነብር ዘሎ ፡ ከምቲ "ኣብ ቲክቶክ መጽየ እኮ ዋላ ሓንቲ ኣይወድልክንን እየ" ዝበሎ ኣብ ቲክቶኩን ቴሌፍኑን ዝደለዮ ሼር ክብል መሰል ኣለዎ 'ዩ። እቶም ናትና ግን ብሓቂ እዚ ሰብ ዝከዶ ዘሎ መንገዲ ጌጋ ሙካኑ እንተኣሚኖም እንታይ ኣለዎም ኣብ ሓንቲ ለይቲ 5k ሰባት ፈለው ኢለምዎ? ( ዶስ እቶን 5k 'ውን ገይ 'ዮም) ስለዚስ እዚ ሰብ ብግልጺ ሓጥያት ይገብር ኣሎ እንተኢልና ንሕና ከ ኣመንቲ ብዝብል ተሸፊና ሓጥያት ንስርሕ ከይንህሉ ነብስና ንፍትሻ ዶ ኣለና? ኣምላክ ዘይፈትዎ ገይ ሙካን ጥራሕ ኣይኮነን፡ ምቀኝነት፣ ሕስድና፣ ዝሙት፣ጽልኢ፣ ቅተሎ ሕረዶ ምባል ከማን ዓርሱ ዝክኣለ ሓጥያት እዩ። ስለዚ ፍርዲ ንሓደ ፈራዲ ገዲፍና ንባዕልና ንፈትሽ እዚ ሰብ ከኣ ናብ ገነት ይኩን ግሃነም ባዕሉ እዩ ዝኣትዎ፡ ኣብ ገዝኡ ከይድኩም ጻዲቃት ክትመስሉ ኝኝኝ ኣይትበልዎ ሓቂ ተልይኩም ንዙይ ኣንፈለው ወይ ብሎክ በልዎ😏 ኣምላክ ብየማናይ መንገዱ ይምርሐና እንበር ብሓቂስ ኩለና ኢና ሓሚምና ዘለና።
@neshnesh_show
@neshnesh_show Год назад
✅✅✅
@selam801
@selam801 Год назад
ኪያዬ❤ናትና ሰብ ሱቅ ኢሉ እዩ መንጨብጨቢ😢
@lovejlk5351
@lovejlk5351 Год назад
Exactly 100/100
@Daniandom-zv3rk
@Daniandom-zv3rk Год назад
tkkl🥰
@rahilove9599
@rahilove9599 Год назад
ትክክል 😢
@gjcg6332
@gjcg6332 Год назад
ነሹዋይ ለባም ♥️ኣምላክ ልቦናና ይክፈተልና😢
@samueltsega525
@samueltsega525 Год назад
ችላእ ሕማቅ ግዜ 😢😢 እግዝአብሔር አቦይ ምሕረትካ አውርደልና 🙏
@selam801
@selam801 Год назад
ዌል ነሹዋይ❤ ዙሓውና ግን ዲያብሎሰ ይጻወትልሎ ናይ ገብረሰዶም መንፈሰ እኒአዎ😢እግዚአብሔር ናብ ልቡ ይምለሶ ብጾሎትና ንዘኽሮ ለለ አይንፈረድ ሕማቅ ቃላት አይንዛረብ😢
@rishane9576
@rishane9576 Год назад
Lebame hafti hakiki aleki nehena ewne eko tefelaleye hateyate neserehe ena gene nesebe neferede fetari yekre yebelelena ezi kolea ka fetari yemeleketo
@wedigoje5544
@wedigoje5544 Год назад
ነሹ ሓወይ ሎምስ ከይራኽኻ ክሓልፍ ይብል ሞ ዋዛኻ ምስ ቁምነገርካ ከኣ ንውሽጠይ ግዲ ገለ ጥዑም ኣልሚድዎስ ዘልመድኻኒ ኣይትኽላኣኒ ከኣ ይብለኒ ወትሩ ድሃይካ ኣይትሓባኒ ወረ ጡዑም ድሃይ ወዲ ሪመይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@semeretesfalem9159
@semeretesfalem9159 Год назад
ኦ ፈጣሪ ምሕረትካ ኣውርደልና ካብዚ ኣድሕነና።
@MeriMeri-yw8oh
@MeriMeri-yw8oh Год назад
ማዓዝ እዩ ጀሚርዎ ምሕረት የዉረደልካ
@mulalemzingbong
@mulalemzingbong Год назад
በስመአብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ አሜን ታይ ዓይነት እዋን ኢና በፂሕና አምላክ አቦይ መሐረና ይቅር በለና አምላክ ነዞም አብሕማቅ ነገር ዘለዉ አምላክ ይቅር በሎም
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
ነሹዋይ ንስኻ ክትመፅእ ካብ ድቃሰይ ይበራበር ግደፍ 😄❤️ኣቤቱ ኣምላኸይ ይቅረ በለልና የሕዝን እዩ 😥🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Год назад
🙏🙏🙏
@nebyathagos71
@nebyathagos71 Год назад
እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምትካ ተዓረቀና ገይታይ
@DhfggFudtft
@DhfggFudtft Месяц назад
ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና😢😢😢
@rreer
@rreer Год назад
It's scary time we are in. May God give us Mercy 🙏🏻
@neshnesh_show
@neshnesh_show Год назад
🙏🙏🙏
@yoseftukue839
@yoseftukue839 Год назад
English koynatka dya dea reply gerkaya neshu arkey
@rahilove9599
@rahilove9599 Год назад
​@@yoseftukue839 hahha ፈረንጂ መሲልዎ😂
@astierisak4660
@astierisak4660 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ä❤❤ä❤ä❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 Год назад
❤❤❤
@user-yh3yd7wo8u
@user-yh3yd7wo8u Год назад
ጎይታይ መዓረይ ይቕረ በለና😢😢😢😢
@user-fk5ol2bi4y
@user-fk5ol2bi4y Год назад
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ዋይይይ በስም ስላሴ የንብዕ ኣሕዋተይ ታይ ንኮን ኣለና ነስተዉዓል ኦ ፆይን ማርያም ኣደይ ህዝብና ሓደራ 😢😢 😭💖🇨🇳🇨🇳🇨🇳
@user-zl7rl7tm7b
@user-zl7rl7tm7b 5 месяцев назад
ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@mulalemzingbong
@mulalemzingbong Год назад
ሰላም ነሽ ነሽ ቅድሚያ like ሀብዎ ተጋሩ ብምልእኩም ሚዲያ ነሽ ነሽ ንምዕባይ ኩልካ ተጋሩ ይኩን ኤርትራውያን ሼር ላይክ ሀብዎ አታ ወዲ ቅድሳን ቤተሰብ ነሽ ነሽ ዓቢ ሰብ ተባረክ ሐቢቢ
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ሓቅኻ ነሹ ሓውና ንቁምነገር ዝኽተል የለን ንሞት ዝዕድም እንተኾይኑ ግን ከምዝበልካዮ እዩ😢😢 እዛ ናይ መዝሙር ኪላክስ ክትምቅር ኩሉ ግዜ ግበራ ነሹ ሓውና❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Год назад
🙏🙏🙏
@Suzimerhawi
@Suzimerhawi Год назад
​@@neshnesh_show kkkk neshu kemzen hameyti ansti atamta gerkalu 😂😂😂😂😂😂 derfi kderif delye aleku kttehababereni do Musik awxika nerka melis bqedamay win xihfelka melis
@KratAdi4
@KratAdi4 Год назад
ru-vid.comr4ItjGd0NYU?feature=share
@danayttsegay9822
@danayttsegay9822 Год назад
ነሽነሸይ ዝያዳ ሓወይ ብጣዓሚ ድሕዝን አደይ ማሪያም አደይ ምሕረት አውሪድልና ማራ ሕማቅ አለና ደቅኪ አቱም ፈለው እንዳበልኩም ትከተላ ትክተልዎ ደለኩም ዓገብ 😔😔😔
@TV-vh2im
@TV-vh2im Год назад
አይ ኣምላኬ ልንስሓ ሞት አበቀዐና መጨረሻና የፀበቀልና😢 ኣምላክ ንሓጥያት እንበር ንሓጥእ ኣይፀልአይ ዋ ኣምላክ ይመልሶም😢 ነሽዋይ🥰🥰🥰
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari Год назад
ልቢ ይሃብካ ሓወይ ወይልኣ ዝወለደት 😢😢
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 Год назад
ስደት ብዙሓት ቱኳያት እዩ አፍሪዩልና
@atranos2198
@atranos2198 Год назад
ሰብ ሎሚ ቅድሚ መርዓ ዝሙት ይገብር ብዝሙት ብዘይቃልኪዳን ተኣኻኺቡ ይነብር። ሎሚ ጓል ዓርኪ ዘየብላ ወዲ ኪኣ ዓርኪ ዘየብሉ የለን ኩሉ ከም ድላዩ ይዝሙ። ብዝሙት ቆልዓ ይውልደ። ኩሉ ሓጢኣኣት ኢዩ እቶም ነዞም ግብረሰዶማውያን ትኸስዎም ዘለኹም ምንም ትብዓት የብልኩምን ክትከስዎም ዋላ ንስካትኩም ኣብ ሓጢኣት ተጨማሊቕኩም ኢኹም። ኣይትሓምቅዎ ኣይትሕሽዎ። ኣይትፍረድ ከይፍረደካ ኢዩ ዝብል። ጽባሕ ንግሆ ተመሊሶም ቀዲሞሙና መንግስተሰማይ ኪኣኣትዉ ይኽእሉ ኢዮም። እቶም ቀዳሞት ዳሕሮት እቶም ዳሕረዎት ቀዳሞት ኪኾኑ ኢዮም ዝብል ቅዱስ መጽሓፍና። ስለዝስ ናይ ነብስና ንፍራህ።
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Год назад
ኣቤት እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 እመብርሃን ኣደይ ዓይነ ልቦና ክፈትልና ኣይተመካሕኩን ዋ ፈራሕኩ ትብል ሓትናይ 😢😢😢😢
@user-sk9uz7dy6e
@user-sk9uz7dy6e 8 месяцев назад
ኦ ፈጣሪ ኣቦይ ካብ ከምዚ ኣድህነና ምሕረትካ ኣውርደልና 😢
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we Год назад
ነሺ good body እቲ ቐንዲ ስዓቤኑ እንታይ ይመስለካ ስደት እዩ። እዞም ቐለውዕ እዚኣቶም ኣብ ዓዶም ተማሂሮም ተትዓብዩ ሕብረተ ሰቦም ምመሰሉ። እንተ ንበይኖም እንተ ምስ ስድሮኦም ኣብ ምዕራባውያን ምስ ተሰደዱ ብሕልፊ ብናኣሽቶኦም ምስ ዝስደዱ እሞ ምስከምዚ ጠባይ ምስ ዝዓብዩ ዓቕሚ ኣዳም ምስ በጽሑ ክትቕይሮም ቐሊል ኣይኮነ። ኩሉ ወላዲ ውላዱከምቲ ንሱ ዝደልዮ ክኾነሉ ዝጸልእ የለን ግን ውላድ ከምቲ ንሱ ዝደልዮ ድኣምበር ወላዲኡ ዝደልዮ ኣይኮነን ዝልወጥ። ኣነ ብኣካል ዝፈልጦም ስድራ ኣብ ሳንፍራንሲስኮ 2 ደቖም ለዝቢያን ተቐይረን ከምኣተን ጾታ ክምርዓዋ ንስድረአን ዓዲመኖኦም ኣዲኤን እቲ ዕድመ ተቐቢላቶ እቲ ኣቦ ኢሉዋ ንሰበይቱ ኣብ መርዓአን ትኸዲ ክፈትሓኪ እየ ኢሉዋ ኣደ ከምዕድሚኣ ከይዳ ሰብኣያ ኽኣ ከምታ ዝበላ ፈቲሑዋ። ናይዚ ሕማቕ ጠባያት ኣብ ስደት ዘማዕብልዎ ዘልዉ መናእሰያትና ኣብ ሃገሮም ተትዓብዩ ኣብ ህንጸት ሃገሮም መድሃቡ። ትሓታቲ ናይዚ እቲ ኣብ ኤሪትራ ዘሎ ስርዓት እዩ።
@BerieTech
@BerieTech Год назад
ፈጣሪ ኣቦይ ምሕረት ኣውርደልና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 😢😢 ንሓውና ድማ ዓይነ ልቦናኡ ይኽፈተሉ
@user-zx1iv7mk2g
@user-zx1iv7mk2g Год назад
❤❤❤
@Lifeisgood300
@Lifeisgood300 Год назад
ኣምልኽ ምሕረት የውደልና😢😢። ክብ ለምዚ የድሕነና!
@user-tf5pw5mr6t
@user-tf5pw5mr6t Год назад
ብጣዕሚ ኢዩ ሓደገኛ ንሱ ብተፈጥርኡ ክከውን ይክእል ኢዩ እቲ ሰባት ንከእምን ዝዛረቦ ዘሎ ዘረብስ ግን ኣዝዩ ሓደገኛ ኢዩ።
@tsegatekle4957
@tsegatekle4957 Год назад
ኣንታ ኣምላክ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና እምበር ይከብድ ኣሎ እዚእዋንሲ
@TsegaChannel21
@TsegaChannel21 Год назад
እዋይ መኃኔአለም ኣቦይ ይቅረ በለልና 😢😢😢ዕድመ ንንስሓ ሃበና ወላዲተኣምላክ ኣደይ ይቅረ ኢላ ናብ ልብካ ትምለስካ ሓወይ ናተይ 😢 ግን ዝገርመኒ ካብቲ ንሱ ኣትዩዎ ዘሎስ እቶም ንሕና ንክተሎ ብመስኮት ቲክቶክን ካልእን ንገድድ ንሱን ንሕናን እቶም ተከተልቱን ብዓይኒ እግዚአብሔር ማዕረ ኢና ንሱ ብግልጺ ሓጢአት ይሰርሕ ኣሎ ንሕና ክኣ ካብ ሰብ ተሓቢእና ካብ እግዚአብሔር ግን ከይተሓባእና ሓጢአት ንሰርሕ ኣለና እሞ ነፍስና ንመርምር ብፍላይ ኣመንቲ ተዋህዶ ዝኮንና ነሕዝን 😢
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Год назад
ነሹዋይ ኣነስ ቡዙሕ እንድየ ዘይኣቱ ተኣትየ ግን ኩሉ ከምኻ መስተወዐል ከምዝኾን ይምነ🙏😍 እዝጎ ይምሓረና😢
@wediberhiu4068
@wediberhiu4068 Год назад
ሓበድካ ዕደ እዋይ ኣደ ኣካእሎ ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@yosieftesfazgi1706
@yosieftesfazgi1706 Год назад
ጥዕና የብሉን እዚ ሕዝቢ ጽሉል ክፈቱ መዓት ኢዩ
@user-mw7lb5xv3u
@user-mw7lb5xv3u 5 месяцев назад
amlak mheret yewrdelkum kab nayamlak nay seytan srahe tserhu zelekum 😢😢😢
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Год назад
ኣዋይ ኣምላክ ኣባይ ይቅሪ ይበለልና ፈጣሪ ንፅቡቅ ዝስዓብ ሰብ የለን ንሕማቅ እዩ ዝስዕቡ ነሹ ሓወይ
@user-hd7gk5lu8s
@user-hd7gk5lu8s Год назад
ፈጣሪ ኣቦይ ንዑኡ ወሲዱ ይታዓረቀና እንታይ ዝበልወ ግዜ ኢና በፂሕና 😢
@romanroman2419
@romanroman2419 Год назад
ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረት ልኣኸልና እግዝኦ🙏🤲🙏🥺💔
@NanaNana-ze9xh
@NanaNana-ze9xh Год назад
Ata ftari aboi sel kulu yekere bellna nshnesh hawei tebarke😊😊❤❤❤❤❤❤❤
@user-ij8wi8ty8p
@user-ij8wi8ty8p 10 месяцев назад
ነሹ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣነስ ክፎትወካ ማዓት እየ❤❤
@merahawitgaltigray
@merahawitgaltigray Год назад
እግዝኦ ማሓረና ክርስቶስ አረ እዚ ኣምላክ ክንደይ ይፀረና😥😥
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 11 месяцев назад
ጽቡቅ መደብ ነሹ ❤
@user-cu2if6ro1s
@user-cu2if6ro1s 11 месяцев назад
😢😢 ካብዝይ ማሓረና ፈጣርይ ኣቦይ
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u Год назад
መሓረና ጎይታይ መዓረይ ሳታጃጅል ውሰደኝ ይብሉ ኣምሓሩ ሓቆም እዮ እንታይ ዝበልዎ ግዜ ኢና በጺሕና😥
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 Год назад
ዋይ እንታይ ዓይነት ጊዜ በፂሕና የፍረሐካ ባዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ጎይታይ ማዓረይ😢😢😢
@GualAmlak333
@GualAmlak333 Год назад
Wey gud confidence geru eu kea dezareb ufff Amlak aboy yeqre belelna 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@sabagebru6850
@sabagebru6850 Год назад
Egzeo maharena keristos Amen 🙏🙏🙏
@user-rk1kn6ob1b
@user-rk1kn6ob1b 11 месяцев назад
እግዚኣብሂር ኣምላኽ መጀመርት ፍጥረት ካብ ሰብ ሰብኣይን ሰበይትን ፈጠር ፡ ንሳቶም ንሳቶም ድማ ኣዳምን ሂዋንን እዮም ክሉ ሰብ ድማ ካብኦም ብእግዚኣብሄር ተባዝሐ ፡ እቶም ግብረሰደማውያን ግን፡ ስብ ካብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክርሕቅ ኮሎ ዝረኽብዎ ናይ ጥፋት መዓት እዩ፡ ስለዚ ካብቲ ናይ ጥፋት መዓት መውጽ ኦ ይፍጠረልኩም። እግዚኦ መሃረኒ ክርስቶስ
@yemartakele
@yemartakele Год назад
ፈጣሪ ልቦና ይሃበና በስማኣም😢
@Hareg675
@Hareg675 Год назад
ፁቡቅ ገበርካዮም እንታይ ሪእክናሉ 😢😢 እግዚአብሔር ሉቡና ይሃብክን 🙏ኣይሃፍራን ይዳሄ ትግራይ ሃገር እያ ክዓ ዝብላ እንየዋ😢
@user-ec3sf4xw7k
@user-ec3sf4xw7k 6 месяцев назад
ሓወይ ማዓረይ ካብዘለካዮ መዎጾኦ ይስራዓልካ
@user-ce3el5sq7o
@user-ce3el5sq7o Год назад
ኣምላክ ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Год назад
ያሕዝን ብጣዕሚ😮
@habtaron6897
@habtaron6897 Год назад
99% ተጋሩ እዮም እዞም ኻሳዳት አትማን
@zyaday1652
@zyaday1652 Год назад
Alelyu betesebkum😂qosile dye gele😂😂😂neshu shkor yeakkkk❤
@mebrihithaftu9787
@mebrihithaftu9787 Год назад
Medhinealem aboy kab mengedka keynwetsa baalka halyena🙏🙏🙏😔😔
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg Год назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ (3) ኦ ጎይታይ ይቅረ ግበርልና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 😢😢😢😢😢
@lulrbahri
@lulrbahri Год назад
ኣምላኽ ዓይኒ ልቦናኡ ይኽፈተሉ ኣቢ ሓውና❤
@user-mv7dz4yg4f
@user-mv7dz4yg4f Год назад
_ነሽየ♥️ ኣይይይይ ፈጣሪ እት ዓቅልኻ😭_
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
ዋይይይይ እዝ ሓወይ ታጋገይለኻ ኣምላኽ ልቦና ያሃበና እውይይይይይይይ ስለ ምንታይ እዩ ብት እግዚአብሔር ዝፈጠራና ዘይንነብር ሰበይት እንድሕር ከይንና ሰበይት ከይንና ንነብር ኣወዳት እንድሕር ከይንና እውን ኣወዳት ከይንና ንነብር እዩ ዘለና ኣበይ ሃምዝ ዓይናት ኣብ ቅድም እግዚአብሔር ዝተፀለአ እዩ ኣይይይይይይ ኣምላኬ ሆይ ይቅር በለን 😢😢😢😢😢😢😢😢😭
@shamsham6109
@shamsham6109 Год назад
ዎኣምላከይ በኣልካ ምህረትካ ለእከና
@martaabraha1305
@martaabraha1305 Год назад
Tsekelilu gale koyenu Egzabhir nabe lebu yemlslu 💔😭🙏💔😭🙏😭💔🙏
@eumenur8172
@eumenur8172 Год назад
እዋይ መስኪናይ እዚ ወዲ ከቢድ ሕማም ሓሚሙ ምሕረት የውርደሉ
@adm4023
@adm4023 Год назад
ጎይታይ ማዓረይ ልንሰሐ ሞት የብቀዐና እረ ኣብ ደገ ዘለና ካርና ኣኽፍእና 😢😢😢😢😢
@regataraya7861
@regataraya7861 Год назад
It's scary 😂😂😢 thank you Neshu.
Далее
NEW ERITREAN GOT TALENT 2023  ASMERA  SEASON 1  PART 3
51:18
настоящий чемпион
0:59
Просмотров 7 млн
ийу 😅
0:14
Просмотров 9 млн
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
Просмотров 157 млн
Утонуть НЕВОЗМОЖНО 😱 #Shorts
0:19