Тёмный

"ብኽነት ኣቦ ድኽነት" ምድጋስ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ዘለዎ ፅዕንቶ ዝድህስስ ምድላው! 

Dimtsi Weyane Television
Подписаться 434 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 39   
@medhnatsbha7056
@medhnatsbha7056 5 лет назад
ድኽነት ዓቢ ፀለኢና ኢዩ! ድኽነት ካብ ገጽ ትግራይ ንሞጥፋእ በኹሉ መዳይ ኣበርቲዕና ክንሰርሕ ኢና! እንዳበልና ኣብ ኢድና ዘሎ ይዕበ ይንኣስ ብኸንቱ ኣጥፊእና ናብ ዝገደደ ድኽነት ምእታው ድንቁርና ኢዩ! ስለዚ ካብ ነብስወከፍ ከባቢ ሓደ ወይ ክልተ ሰብ ናይዚ ጉዳይ እዚ ጥቅሙን ጉድኣቱን ኣምሂርካ ናብ ቦቶኦም ተመሊሶም ክምህሩ ብምግባር እዚ ድሑርን ጎዳኢን ባህሊ ንምቅራፍ መንገዲ ዝኸፍት ይመስለኒ።
@70mmxm27
@70mmxm27 5 лет назад
ዋይ አቦይ ዘርአይ መዓረይ ብሓቂ አሲሒቖሙኒ ብዝኾነ ቀፅልዎ ናብ ወረዳ ደርጋጀን ውን ቅልቅል ክትብሉ ተስፍ ይገብር ሓፍኹም ካብ ስዕዲ ዓረብ.
@user-fs8wm6wg1o
@user-fs8wm6wg1o 5 лет назад
በሃል ደስ ይብል ግና በመጠኑ
@yosefalhbshi9404
@yosefalhbshi9404 5 лет назад
ላብ ኣፅቢ ወንበርታ ድማ ቅልቅል በሉና መርዓዊ 12 ተይወደአ ስደት እዩ ዝስደት ስለዚ መንእሰይ ኣባሕሪ ኣብማኪና ሓደጋ ኣብ ስዑዲ ድማ ዘይኮነ ስራሕ እናሰሐ ይፍእ ኣሎ በተለይ ሃገረሰብ እዩ በኣብዝሓ ዝጉዳእ ዘሎ ተተኻኢሉ ድማ መንእሰይ መውፅኢ ጉጂ ቦታ ክዋሃብ ኣለዎ ባሕልና ድማ ይጠፍኣሎ ጭራዋጣ ክቐሪ የቡሉን ጋዜጠኛ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ሰላም
@user-fd5oo5xu4s
@user-fd5oo5xu4s 5 лет назад
ሓቂካ ኣለካ ውድዓደይ
@user-mz3eo1dn3c
@user-mz3eo1dn3c 5 лет назад
ሓቅኪ ጓል/ወዲ ዓደይ
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Год назад
ናይ ኣፅቢ ደራ መፅወዪ የብሉን
@user-si6wi7nr2v
@user-si6wi7nr2v 5 лет назад
eseyyy elilili tigray adey kab semen eskab debub kab mierab eskab mibrak fetariy baelu yihalikhiy dikhinet getsu yirhakh tigray wetro lemlem wetro haftiy kuniy destan festan ayifelekhiy amenn amenn
@temsgne7752
@temsgne7752 11 месяцев назад
ጓላ ዝሓዘ ገር ዝሓዝ ያ ኣየ ዛጓል ስርሕቲ እኽሊ😂😂😂ብዝኮነ ንህዝብና ሰላም የዉርደሉ😘
@meyou3218
@meyou3218 5 лет назад
adey marey💛❤
@yosefalhbshi9404
@yosefalhbshi9404 5 лет назад
በጃኻቱም እዙስራሕ እዙይ ጋዜጠኛታት ቀፅሉሉ ትስርሕዎ ዘለኹም ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ጥራሕ ትበዓል ጉዳይ ዝጉዳእ ላፍቱ ጉዳይ ዝመፅእ እውን ዘይብሉ እናሃለወ ተለቂሑ እዩ ዝኸይድ
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 Месяц назад
Betame abuye program eyu ketsellu
@hdhhd7462
@hdhhd7462 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 5 лет назад
ባህልና ክንርስዕ የብልናን ግን ንድክነት ዘቃልዕ ውራይ ግን ክኮውን የብሉን ሰብ ይብለኒ እናበልካ ናብ ዘይተደለይ ፀገም ቅድሚ ምእታውና ባዕልና ተጋሩ ኣፀቢቅና ክንሓስብ ይግበአና ባህልና መለለይ መንነትና ትግራዋይነትና ቀይሕ ደምና
@mahiesa1141
@mahiesa1141 5 лет назад
ዘይነቅሕ ህዝቢ በሓደ ማዓልቲ ጫሕ አቢልካስያ ደስታ ይበሃለለይ
@zd6493
@zd6493 5 лет назад
አረብደቢገይርኩምደይቡካብውቅሮንላዕሊተበላሽዩእዩእንዮካብኡከዓመንድእዝበሃልእንየዮእዙይክብልከለኩ60 ሽሕካብኡንላዕሊምክንያቱሓደሓደስዕዲዝከዱዛሕለፈሎምካብመጠንንላዕሊእናደገሱዓዲኣባላሽዮምዎካብኡድማእቲድካከዓከምገረበቶምክገብሩብዕራዩሽይጡናብስደትንቀለብዓሳንይኮኑኣለውተዓቂኑተሰሪሑኣብትግራይድክነትየምተርአየንስለዚእዚነገርእዚብመንግስቲሕጊይውረድእቲድካከመንከልዕሉሓደራጠንኪርኩምስርሑ።
@samriesamra317
@samriesamra317 5 лет назад
ታኣዩ ፁሑፍ ዱዩ እዚ
@abraahaagabramadin9036
@abraahaagabramadin9036 5 лет назад
መንግሰቲ ትግራይ ትክርት ክገብርሉ እንኘው አብ ውርዳታት ጣብያታትን ቁሸትን ሓደ መፍቲሒ ክግበር አለወ በህልና ምግዳፍ ግነ አይኮነን ግነ በዓቀን
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 5 лет назад
እፍፍፍፍፍፍፍ ተወልደ ሓወይ ብቐዳምነት ከመስግነካ ይፈቱ።።። ምክንያቱ እቲ ንናፍቆ ዓድማን ኣከባቢናን።።። ንናፍቆም ቤተሰብና ንክንሪኦም ስለዝዓደምካና ማለት እዩ። ቀጺሉ ከምትዝብሃል ዘሎ እዩ በተለይ ኣብ ዓድና ኣዝዩ እዩ እኽለማይ ዝፈስስን ዝፋሰስን ግን በቃ ከምባልን ከይንብሃልን ብዝብል ህዝብና ተለቂሑን ተመርቂሑን እዩ ዝግ ብር ዘሎ።።። እና እንዳሓውበይ ዘርኡ ማራ ኣብዚሐምዎ 40 ገንኢ ኣይይይ ብዝኾነ የቐንየልና
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 года назад
ባህልና በጣዕም ፅብቅ አየ ግነ በመጣን
@user-sk4dd4gq7s
@user-sk4dd4gq7s 5 лет назад
በጃካትኩም እዚስራሕ እትሰርሑ ዘለኩም ጋዘጠኛታት ብጣዕም ፅቡቁ ስራሕ እዩ ቃፅልሉ ብጣዕሚ ነመስግን ብተለይ ኣብ አፅቢ ወንበርታ በጃካትኩም መፂኩም ተትርኢወ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም መርዓን ክርስትናን ኩሉ ማዕረ እዩ ድካ ኣይኩእሎን።
@user-mz3eo1dn3c
@user-mz3eo1dn3c 5 лет назад
ሓቅኪ ጓል ዓደይ ማዓርይ አብ አፅቢ እውን ገበረ ኽገብር እናብሉ ድኽንት የምፅኡ አለው
@anisaany6039
@anisaany6039 2 года назад
💊💊✅✅✅✅
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 5 лет назад
ልዕሊ ዓቀን ጉዳይ ዝገብር ክቅፃዕ አለዎ።እዚ እዩ ዘዋፅእ።
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 5 лет назад
D w wawwwwww
@user-cf6ez6iq4u
@user-cf6ez6iq4u Год назад
እዋይ ከምዙይለ ኣሎ ድዩ ኣስፊሕካ ክስርሖ ዘለዎ እዩ ድኻ ዘይክእሎ ስራሕ
@nigstihaileslasie5489
@nigstihaileslasie5489 5 лет назад
አረ ኣይ ከም ሎምን ውድድር እዩ ዝገብሮ ዘሎ ስብ በተለይ ኣብ ሃገረሰብ ብደንቢ ክፅናዕ ኣለዎ
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 5 лет назад
ብተወልደ ፍንቃ ግን የለኩን ኡይይይ
@teklemahari9821
@teklemahari9821 5 лет назад
እዋይ ወልካ ኣብ ስደት ዘለካ ኣብ ዓረብ ፋሕፍሕካ ስምንቶ ኣብ ኣመርካ ኤውረጳ ድቓስ ስእንካ ኣምጽእካ ብዘይ ኣገባብ ምጥፋእ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ
@user-tl5ov2bb9c
@user-tl5ov2bb9c 5 лет назад
ወይ ህዝበይ ምስክን ዝገርም ነገር ኣብ ትግራይ እቲ ገጠር ዘሎ ብፍላይ ገና አይማዕበለን በታሓሳስባ አነ ዓድዋ እየ ተወልደ ዓብየ ዓድዋ ገጠር ሕጂ ዘለክዎ ስደት ዩ። ምስ ፈጣሪ ፍቃድ ድሕሪ 7 ወርሒ ክምረዖ ሓስበ አለኩ ሰባአይ ግን ክደሊ ዩ ገና እናም እንተሰማዓኩስ ጋል እከለያ ተመርዕያ ከመይ ዝበለ ብባንዲ ይባሃል ባንዲ 15- 17 እዩ። ንባንዲ ጥራሕ ካብኢ ንበርበረ ንስዊ ንናይጀራ ንናይ ሕባሻ ንናይ ብዕራይ ብዝሕ ጣጣ አለዎ ብውሕድስ ናብ ሚኢቲ ሽሕ ክከይድዩ ብውሕዲ። እሕዋት አነዝገብራ ግን ንናይ ጭራ ሽሕ ብዕራይ ሓደ ስዊ ሽድሽተ መርብል እንጀራ ሰለስተ ኩንታል በቃ ካብኢ ትርፉ ታሀልዩ ናሓዲረይ ይሞቆሊ ታይ ካዓብሰለይ ምናአድ ዋእ
@meharihaile9188
@meharihaile9188 5 лет назад
ክብለኒ ብልኻ ዶያ ዓይንኻ ላርአኻ ዳገደል ክእቶ? ዋይ ድነሀኻ ዕብዳን ዋይ ድነሀኻ ዕሽነት። እዚ ብስሩ ክውገዝ ድነሀዎ ጉዳይ ይኡ!!
@user-hj8ud2ep2t
@user-hj8ud2ep2t 4 года назад
ክክክክክክ ኣቤት ናዓድና ነግር
@tsrititareke2226
@tsrititareke2226 5 лет назад
bmetenu kikewn alewo mengst tkuret kigebrelu alewo
@user-ph3bj8tt4k
@user-ph3bj8tt4k 5 лет назад
Dw wow
@teweldemahari568
@teweldemahari568 5 лет назад
ብሓቂ ነዚ ጉዳይ እዚ መግስቲ ትግራይ ግቡእ ስጉምቲ ክወስደሉ ይግባእ በቃ ስሪት አውጺኡ ማለት ዓቐኑ ምፍላጥ እዩ
@user-zg4vv5gw7b
@user-zg4vv5gw7b 5 лет назад
ሓሳውት መንግሲ ንህዚብ እንተዚዲንቅጺ ካልእ ዘይገብረሎም ካብ ጉዳይ አይትግበሩ እልካ ምዚራብ
@nebitbelay7148
@nebitbelay7148 5 лет назад
Eti musika english entay amsoo
@nebitbelay7148
@nebitbelay7148 5 лет назад
Eti musika english entay amsoo
Далее
Аруси Точики ❤️❤️❤️
00:13
Просмотров 389 тыс.
አወል እና ወንድሟ ታረቁ😱
12:47
Просмотров 56 тыс.
Аруси Точики ❤️❤️❤️
00:13
Просмотров 389 тыс.