Тёмный

ብጸላኢ ዝተፈጽመ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ኣብ ሰላማውያን ነበርቲ ዓዲ ኣባኾኻይ | ERi-TV 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 563 тыс.
Просмотров 57 тыс.
50% 1

ብጸላኢ ዝተፈጽመ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ኣብ ሰላማውያን ነበርቲ ዓዲ ኣባኾኻይ | ERi-TV

Развлечения

Опубликовано:

 

21 июн 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 276   
@medhaniefekadu7056
@medhaniefekadu7056 3 года назад
እቶም ቐንዲ ናጽነት ዘስተማቕረዎ እዞም ኣቦታትና እዮም ብሓቒ, ንሕና ነኣሽቱ ወለዶ ክንድዚ ዝረኣናዮ ግፍዒ ስለ ዘየለ ኣማረርቲ ኢና 44። Glory to Our Martyrs 🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 года назад
ህግደፍ ናይ'ዛ ፕላኔትና መንሽሮ ኢዩ! ከም ህግደፍ ዝኸፍአ ከቢድ ግፍዒ ኣባና ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ኤሪትራ ፈጺሙ'ዩ! ካብ ሃገር ኣባሪሩ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ቀለብ ዓሳ ጌሩና፡ ኣብ ሲናይ ዚወረደና መጥባሕቲ ናይ ኩሊትና ሽያጥ ዶላር ኣብ ኣስመራ ተኸፊሉ ወዘተ መወዳእታ ዘይብሉ መከራን ግፍዕን ኣብ ልዕለና ተፈጺሙ'ዩ።
@sabamhret6468
@sabamhret6468 3 года назад
1975 ab kebabi asmera zelewa aditat kineda kelewa seb'ay hatney bisanja kisadu kortsiom drbemo slezi ab eritrea zeytenegre ember zeytegebre yelen tselmat zeyra'aye birhan ayntayun eyu
@robelmelake5735
@robelmelake5735 3 года назад
@@tomasmogos6239 kedem kedadem Eritrawi dika higedefe ke entay malet eyu
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 года назад
@@robelmelake5735 ጽቡቕ ሕቶ'ዩ! ኣነ ወዲ ኣከለጉዛይ ኢየ፡ እቲ ኤሪትራውነት ምዃን ዪጽየኖ፡ ይፍንፍኖ፡ ዪሕሰሞ ባኻልእ ኣዘራርባ ኣይፈትዎን'የ! ምኽኒያቱ ኤሪትራውነት ማለት መቦቆል ዓድኻን መረበትካን ቤተሰብካን መንነትካን ረሲዕካ ካበይ መጽእካ ብዘየገድስ ኤሪትራዊ ጥራይ ምዃንዩ። ስለዚ ኣነ ኣብ ዓቃባዊ ፖለቲካ ማለት ስትራተጂ ዓዲ ዝኣምን ን ኤሪትራውነት ዚሕሰም ወዲ ምድረ ባሕሪ ኢየ። ህግደፍ ማለት ድማ ተግባሩ ከም ዚገልጾ ንናጽነት ኤሪትራ ዘይኣምኑ ብመንነት ቅልውላው ዘለዎም ሰባት ዝቖመ ውድብ ኢዩ። ብሓጺር ኣገላልጻ መንሽሮ ህዝቢ ኤሪትራ'ዩ። ቃልሲ ህዝቢ ኤሪትራ ናጽነትን ሓርነትን ሰላምን ብልጽግትን ዲሞክራስያዊትን ሃገር ንምትካል ኢዩ ዝነበረ ኮይኑ ግን ህግደፍ ዚብሃል ውድብ ነቲ ራኢ ቃልሲ ህዝቢ ኤሪትራ ጨውዩን ጠሊሙን እንሆ ን ኤሪትራ ናብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ንኽመልሳ እንታይ ተሪፉዎ።
@robelmelake5735
@robelmelake5735 3 года назад
Entay tebel wedey arki jone belashen wefey denbe elkilel dika wey wedi malisha serenay bel aytehsobo eti mes Ethiopia kehwosa zeblkayou neseka tehasob eyu mes bejeka konti teferi mes tegeray oko tetehwosewa zeyhaferekom hiji ka eti zehasebkom sele zeyrekebkom kehwosa wela gelmel demokurase zeytefltowo kemo mebalkom eyu zegerem
@letayhabteghergis2037
@letayhabteghergis2037 3 года назад
እወ ናይ ብሓቂ ሓቂ ኣነን ሓብቴን ሃድምና ናብኡ ኣቲና ካብቲ ኩሉ መከራ እታ መዓልቲ ስለ ዘይተወደት ግን ብህወት ክሳብ ሕጂ ኣለና ክርሳዕ ወይ ክሕከኽ ዜይክል ካብ ሂወትካ እዩ ናይ ብሓቂ.
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 года назад
Abey adi yu
@yewaasli4407
@yewaasli4407 3 года назад
@@user-dw5rw3gl7v adi kakoyy kab Asmara 10 Keli metr terkib adi eya Haweyy
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 года назад
@@yewaasli4407 nabey wegn ya ni emba derho diya thanks
@yewaasli4407
@yewaasli4407 3 года назад
@@user-dw5rw3gl7v no kebai senbil Ab senbil konka teri ey Eta Adi bezi Saf nay Senbil Merfo Nafritt
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 года назад
@@yewaasli4407 OK thanks kbretey 🙏
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 3 года назад
ዘላለማዊ ዝኽሪን ክብርን መጎስን መላእ ህዝብና ሰማእያትና ብስራሕና ንደብሶም
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 3 года назад
ሕዝቢ ኤርትራ ንነዊሕ ግዜ መሪር ግፍዒ ኣብ ርእሲኡ ዝተፈጸሞ ክነሱ ግን ኩሉ ግዜ ንዝመጽእ ዝሐስብን ንሰላም ደልዩ ይቕረ በሀላይን እዩ። እዚ ግን ብጎረባብትና ከም ዕሽነትን ግርህነትን ክሕሰብ ይርኤ ስለዝኾነ ሎምስ ይኣክል ደኣ። ዘሕዝን እዩ።🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 3 года назад
@Noካብ ጥንቲ ከም ኤርትራውያን ሕሰምን መከራን ግፍዕን ዘሕለፈ የለን። በዚ ምኽንያት ከኣ ሕማቕ ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሕዝቢ ኣይንትምነን ኣየሕጉሰናን ከኣ። ግን ንሰላምን ዕርቅን ዝፈጥር ሐቂ ጥራይ እዩ። እቲ ሐቂ ከኣ ከምቲ ዝበልካዮ ህግደፍን ብልጽግናን ዘይኮነስ እንታይ ደእ ንብሙሉኡ ሕዝብታት ዝበደለ ህወሐት እዩ። ግን ንስኻትኩም ካብ ጸቢብ ናይ ብሄርን ዘርእን ስምዒት ወጺኹም ነቲ ግፍዒ ግፍዒ ኢልኩም ክትኩኑኑ ኣይሰማዕናን። ንሰብ ሐወይን ሐላይን ዘብሎ ሐደ ቋንቋ ባህሊ ምህላው ዘይኮነስ ሕዝቢ ክግፋዕ ከሎ ነቲ ገፋዒ ነውሪ ክብሎ ከሎ እዩ። ካልእ ኩሉ ይትረፍ ቤት ፍርዲ ዝፈረዶ እንተዝቕበልዎ ንኹላትና ኣይምሐሸንዶ? ሕወሐት ብሐሶትን ጸለመን ነት ውጹዕ ሕዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ጎረባብቱ ጽልኢ ንከሕድር 27 ፡ዓመታት ሰሪሖም ተዓዊቶም ከኣ። ናይ ዝሐለፈ ከይኣክል ሕጂ እውን " ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣክሱም ነገስትነት ናትና እዩ " ዝብሉ መሊኦም ተጋሩ ኣለው። ስለዚ ንፍቕሪ ንሰላምን ንሐቅን ንውጹዕ ሕዝብኻ ነቲ ሐቂ ብምንጋር ጠጠው በል። ሕዝቢ ትግራይ ብጀካ ከም ኩዕሶ ዝተጻወተሉ ህወሐት ሕዝቢ ኤርትራ ጸላኢኡ ኮይኑ ኣይፈልጥን። ኣብ ኤርትራ ሀብታማት ዝነበሩ ኤርትራውያን ዘይኮነስ ትግራዎት እዮም ነይሮም። ንሕና ብህወሐት 20 ዓመታት ደም ኣፍሲስና ደም ነቢዕና ኢና። ብዝተረፈ ሕሰም ስለዝተሞከርናሉ ንማንም ሕማቕ ኣይንትምነን።
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 3 года назад
@No እቲ መጀመርያ ቅድሚ ውግእ ባድመ ክዘራረቡ ዝኸዱ 7 ሽማግለታት ዝቐተልዎም ትፈጥዎዶ? ሕብሪ ዓይንኹም ኣይፈተናዮን ኢልካ ዝተገብረ ዘረፋን በደልን ኣይትፈልጦን ዲኻ?ወያነ ንባድመ መመሳመሲ ምኽንያት እምበር መሬት ትግራይ ከምዘይኮነ ይፈልጡ ኔሮም እዮም። ወያነ ኣብ መሬት ኤርትራ እንድዩ ሰልጢኑ።ናይ ብሐቂ ባድመ እንተዝኸውን እቲ ዝኸፍኤ መሪር ውግእ ንምንታይ ብዓሰብን ጾሮናን ብመረብን ነይሩ? 20 ዓመታት ማዕቀባ ካልእ ግደፎ ኣፋውስ ክነእቱ ኸማን ኣይተፈቐደልናን። ብሐቂ ባድመ እንተዝኸውን እቲ ፍርዲ ንምንታይ ዘይተቐበልዎ? ግን ህወሐት ተልእኾን ድሌትን ናይ ኣሜርካ ንምትግባር መንግስቲ ምቕያር እውን ኣጀንድኡ እዩ። ስለዚ በደልን ግፍዕን ህወሐት ዘይትፈልጥ ፍትሐዊ ኣይኮንካን። ማንም ይግበሮ ማንም ግፍዒ ግፍዒ እዩ። ብዛዕባ ስደተኛታትሲ ጽቡቕ ግብሪ? ቀዳማይ ኤርትራ መንእሰያታ መታን ክጠፍኡ ዝተገብረ ውዲት እዩ። እቲ ናብ ወጻኢ ምውጻእ ብሽም ኤርትራውያን ዝወጹ 90% ትግራዎት እዮም። ብሽም ስደተኛታት ዝመጽእ መዓት ሐገዛትን ገንዘብን ናብ ህወሐት እንዳኣተወ ንስደተኛታት ዝወሀብ ቁንጣሮ እዩ። ናይ ስደተኛታት ጉዳይ ዓቢ ትርፊ ዘለዎ ሸቐጥ እዩ። ብዙሐት ዝተቕትሉን ዝተበደሉን እውን ኣለው። እቲ ክትሰምዖ ትደልዮ ጥራይ ምስማዕ ሐቀኛ ኣይገብረካን። ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ንምትግባር ሰላም ኣይትኽልኡና። ምስ ጎረባብቱ ዘይተሳነየ ደቂሱ ክሐድር ኣይክእልን። እንተ ክትፍለዩ እንተ ክትሐብሩ ጉዳይኩም ምስ ኢትዮጵያ እምበር ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ንምትግባር ብሐሶትን ጸለመን ሰላም ኣይትኽልኡና። ኤርትራ ዶባታ ፍሉጥ እዩ። ኣሜርካ ከኣ ጥቕሚ ቀይሕ ባሕርን ኣገልጋሊ ንምርካብን እምበር ረብሐ ትግራይ ዓጂብዎም ኣይኮነን። ከክንዲ ጎቦ ዝኸውን ግፍዕታት ህወሐት ክረኣየካ ዘይምኽኣሉ እቲ ጸቢብ ናይ ብሄር ስምዒት ዝበልኩኻ በዚ ምኽንያት እዩ።
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 3 года назад
@Noእስከ ህወሐት ዝበደለካ ሐንቲ ጥቐሰለይ ብዝበልካዮ እዩ ተጀሚሩ እምበር ኣብ ዝሐለፈ ዘይምንባር ጽቡቕ እዩ። ምስ ጂቡቲ የመን ዘጓነፈና ናይ ባሕሪ ግጭት ብቤት ፍርዲ ተወዲኡ። ህወሐት ጥራይ እዮም ሰላም ስለዘይደለዩ ንፍርዲ ዘይተቐበልዎ። 2% ግቡኤይን ብድሌተይ ዝኸፍሎ እንተዘይደለኹ ከኣ ዓደይ ምእታው ዝኸልኣኒ የለን። እርእስቱ ኣይኮነን። ኣይተወለድኩን ካብ ምባል ምእንቲ ሐቂ ኢልካ ንኩሉ ኣንብብ ንኩሉ ስማዕ ።ኣመዛዚንካ ከኣ ንማዕተብካ ፍረድ። እቲ መንእሰይ 25 ዓመታት ኣብ ድፋዕ ክነብር ከሎ መን ብዝፈጠሮ ምፍጣጥ እዩ? መራሕትኻ ክሳብ ትማሊ ባዕሎም ዝተዛረብዎ ሕማቕ ዘረባ ስምዓዮ። እቲ ነጥቢ ግን ብሰንኪ ከምዚ ከማኻ ንጌጋ ዓገብን ነውርን ዝብል ስለዘይረኸበ ሕዝቢ ትግራይ ኣይበልዔ ኣይሰተየ ኣብ ዝበኣሰን ዝኸፍኤን ሽግር ይኣቱ ኣሎ። ህወሐት ክትድግፍ ከም ትግራዋይ መሰልካ እዩ። ግን ብልጽግናን ህግደፍን ክትውንጅል ሐቂ የብልካን። ዝኾነ ዜጋ ኤርትራ ኢትዮጵያን ሶማልያን ብዛዕባ ህወሐትካ ሕተት። TMH ሬድዮ ደደቢት ጥራይ ምስማዕ እቲ ሐቂ ኣይትረኽቦን ኢኻ። ንኩሉ ንምርኣይ የብቃዓና።
@eritreanorthodoxtewahdohay5518
@eritreanorthodoxtewahdohay5518 3 года назад
Bhaki gn agziabher nkomu zbele yehlu u Erey 🇪🇷♥️agziabher gasa kulu alo msaki ayzosh
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 года назад
እዞም ሕጂ ናጽነት የለን ዝብሉ ዘለው ኣቦታቶም ቅኒትን ወልደገባን ኮይኖም ቆልዓ ሰበይቲ እንዳቐተሉ ብስርናይ ካናዳ ካኣ ደቆም ብጽጋብ ዓብዮም ስለዚ ንሶም ሓቆም ኢዮም ኣብ ናጽነት ኢዮም ኔሮም ። እዚ ብጭኮናን ግፍዕን ከርተት ዝበለ ሓላል ህዝቢ ግን እንቋ ነዚ ኣርኣየካ ፍረ ጻማኻ ስለ ዝኾነ ጽቡቅ ጌርካ ኣስተማቅሮ !!!!! እቶም ብስርናይ ካናዳ ዝዓበኹም ክርዳድ ካኣ ዓስቢ ግብርኹምን መስጣ እዚ ለዋህ ህዝብን እንሻላህ 1000ዓመት ኣብ ባርነት የንብርኩም ብድሕሪኡ ካኣ ከም ዳይናሶር ትጸንቱልና ትኾኑ 🇪🇷🕯️🇪🇷🙏🙏😭😭😭😭🇪🇷🕯️🕯️🇪🇷💪💪
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 3 года назад
ናይ ብሓቂ ዘስካሕካሕ ግፍዒ ኢዩ እቲ ዝክፍእ ግን ኣቶም ከም ገለ ኢሎም መሊቆም ዝተረፉ ውጽእ ማዓት ነቶም ሽዑ ንዕኦም ዝቀትልዎም ክሕግዙ ኢሎም ባዕሎምን ደቀምን ዝጠፉ ኣሕዋትናስ ምስ ምንታይ ይቅጸር ናይ ሞት ሞት ዶ ኣይኮነን።ኣቶም ኣዚ ሰሚዕኩም ከምዚ ከምዝሃለፈ ፈሊጥኩም ምስ ኣምሓራ ዝወገንኩም ኣብቲ ግዚ ስለዘይንበርኩም እንበር ንስኩም እወን ከሙኡ ምገብርኩም ስርዓት ሂግደፍ ድማ ከምዚ ንዝገብረና ኣምሓራይ ብሂወት ክትሕግዝ ኣብ ሓደ ዓዲ ከማን ክትዛወር ኣይትፈቅድን።ቀደም ብኣምሓሩ ተቀቲሎም ሎሚ ንኣምሓራ ክሕግዙ መይቶም ላምሲ ምስ ሓርዲኣ ትሓድር ድዩ ዝባሃል።ዋይ ህዝበይ ቀደም ብ ኣምሓራ ሎሚ ድማ ብሂግደፍ እባ ጠፋእኩም። በዚ ከ ሕግስቲ ኢኪ ማለት ዱዩ ።
@ametezghiteklsenbet
@ametezghiteklsenbet 3 года назад
ዘሊኣለማዊ ዝክሪ ንሰማአታትና ክብርን ሞገስን ኒሰማአታትና
@godislove7512
@godislove7512 3 года назад
😭😭😭 አዋይ ጎረቤት አዜኦም ምኻን ሲ ብሓቂ መርገምዩ , ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማአ ታትና 🇪🇷🇪🇷
@tesfitgere3281
@tesfitgere3281 3 года назад
ገለ ገለ ኤርትራዊያን ድማ ብህዝቢ ኤርትራን መንግስትን ክላገጹ ጸሓዮም ይዕርቡ፡እቲብሓቂ ኣማጽኣ ናጽነት ኤርትራ ዝፈልጥ ንሱ ኢዩ ኣስተማቃሪ ።እምበር ስድራና ብዘኻብኩሞ ግፍዕን መከራን ቀሊል ኣይነበረን እሞ ሕጂ ዕድመን ጥዕናን ዓወት ንሓፋሽ ክብሪ ንስወኣትና
@metkelzion3987
@metkelzion3987 3 года назад
ጀጋኑ ሻዕብያ ህዝባዊ ግምባር ደቂ ሓረስቶት ኣያታትና ከምዚ ግፍዒ ምስ ረኸቡ እዮም ንሜዳ ወጽዮም ኣብ 1991 ከኣ ንኢትዮጵያ በቲንናያ። እዚ ሓሳድ ስድራቤታዊ ስርዓት እሰያስ ከኣ ንታ ዘፍረስናያ ኢትዮጵያ ከድሕን ምስቶም ከብዲ ኣዴታትና ዝቐደዱ ኢትዮጵያውያን ከውደኽድኽ ይውዕል ኣሎ!!!! እዲ ላግጺ እዩ።
@eritreanorthodoxtewahdohay5518
@eritreanorthodoxtewahdohay5518 3 года назад
Mesrh u agziabher tray u ms selamn fkrn znebr da amber nay alemsi komu u
@mikimokonen7204
@mikimokonen7204 3 года назад
I can't not stop crying
@eritreanorthodoxtewahdohay5518
@eritreanorthodoxtewahdohay5518 3 года назад
Zehzn andu 😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gerrywelderufael2481
@gerrywelderufael2481 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️🙏Ab hagerna ab gezanan
@Waesay
@Waesay 3 года назад
26:39 thank you meleta for remembering us she’s one of my cousins 🙏🏽
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 года назад
ዘይተነግረ እምበር ዘይተፈጸመ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ህዝብና የለን።ነዚ ይኹን ነቲ ብወያነ ዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ በደል ኣብ ልዕሊ ህዝብና ረሲዖም: ምስ ጸላኢ ዝተሓባበሩ:ኢድ ህዝብን መንግስትን ነዊሕ ምዃኑ ረሲዖም ኣለዉ እሞ ንህዝቢ ኤርትራ ዝበደል ክንደየናይ ከይድቅስ።
@metkelzion3987
@metkelzion3987 3 года назад
ጀጋኑ ሻዕብያ ህዝባዊ ግምባር ደቂ ሓረስቶት ኣያታትና ከምዚ ግፍዒ ምስ ረኸቡ እዮም ንሜዳ ወጽዮም ኣብ 1991 ከኣ ንኢትዮጵያ በቲንናያ። እዚ ሓሳድ ስድራቤታዊ ስርዓት እሰያስ ከኣ ንታ ዘፍረስናያ ኢትዮጵያ ከድሕን ምስቶም ከብዲ ኣዴታትና ዝቐደዱ ኢትዮጵያውያን ከውደኽድኽ ይውዕል ኣሎ!!!! እዲ ላግጺ እዩ።
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 года назад
@@metkelzion3987 ትም በል ዓጢነ ደጋፊ ወያነ።
@berekettesfamhret3185
@berekettesfamhret3185 3 года назад
ትም በል ድቓላ ዘመድ ኢሰያስ ኢኻ ንስካ ኣውርዶ ኢቲ ባንዴራ ኤሪ ናይቶም ቀተልቲ ኣቦታትካ ኣምሓሩ ግበር ወዲ ርግምቲ
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 3 года назад
@@berhanetewolde3247 ደጋፊ ወያነ ካብ ትብል ግዳይ እቶም ትማሊ ዝቀተሉካ ኣምሓሩ ክትድግፍ ኢልካ ደይኮኑን ኣሕዋትና ዝመቱ ዘለዉ።ካብ ምጽራፍ ምሕሳብ ይሓይሽ ክቡር ሓው።
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 года назад
@@berekettesfamhret3185 ሳሕሳሕ ዓጋመ ዋሒድ:ኣምሓሩ ድኣ ንዓኻ ይቐርቡኻ:ጣጥ የብልኹም ኣለዉ።
@rutaweldeyohannes1600
@rutaweldeyohannes1600 3 года назад
Btaemi eyu zehizin misziom zeymzingae enber chekanat eyom😭😭😭😭😭😭
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 года назад
መመሊሱ ትብዓትካን ንሃገራዊ ስሚዒትካን ዘገንፍል መሪር ዘስካሕክሕ ፍጻመ።
@LuluLulu-wi3jq
@LuluLulu-wi3jq 3 года назад
Nay bahki
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 года назад
ወለድና ዘሕለፍዎ ግፍዕን ሽግርን ጸብጺብካ ኣይውዳእን ኢዩ ግን ብሓቂ ሓዳጋት ኢዮም እንበር ይቅረ ዝበሃሎ ኣይገበሩናን ፡ናይ ሕጂ ዘለና ወለዶ ግን ተመስገን ዘይንፈልጥ ኮይንና ዝገርም ወለድና ነዛ ሕጂ ዘላ ኤርትራ ብጣዕሚ ናጽነት ኣለና ይብሉ ስለምንታይ ስለ ሕማቅ ዘሕለፉ
@binyamghebre9079
@binyamghebre9079 3 года назад
We never forgot
@eden1debesay686
@eden1debesay686 3 года назад
Aresanayon 😭🙏⚘⚘⚘🇪🇷🇪🇷
@suzitsegay1897
@suzitsegay1897 3 года назад
Hzbi Eritrea Egzabihier ybarka Zihalefu gifetat niselamka mewuhasi eyu Tebareku
@temf8072
@temf8072 3 года назад
Pain full 😭😭😭😭😭
@abrehetkinfi3641
@abrehetkinfi3641 3 года назад
ጉድ ረኺባና እንታይ ዓይነት ጨካናት ኢዩ። እዚ ኩሉ ግዜ ክርአ ኣለዎ። ኣብዚ እዋን ምሁራት ኢና ዝብሉ ናይ ዘመና ሊቃውንቲ ኢና ብሃልቲ ንመንእሰያትና ከዳናግሩ ኣብ ፈይስ ቡክ ዓንገረር ዝብሉ ኣለዉ ኣይተጋደሉ ከምዚ ንሰምዖ ዘለና መስገደል ሂወት ዘይእንታዮም ንጠንቀቕ ደቂ ኢረይ ። ኣጆኹም ስድራና ፍረ ናይዝኹሉ ናጽነትና ኢዩ ። እሞኢዩ
@metkelzion3987
@metkelzion3987 3 года назад
ጀጋኑ ሻዕብያ ህዝባዊ ግምባር ደቂ ሓረስቶት ኣያታትና ከምዚ ግፍዒ ምስ ረኸቡ እዮም ንሜዳ ወጽዮም ኣብ 1991 ከኣ ንኢትዮጵያ በቲንናያ። እዚ ሓሳድ ስድራቤታዊ ስርዓት እሰያስ ከኣ ንታ ዘፍረስናያ ኢትዮጵያ ከድሕን ምስቶም ከብዲ ኣዴታትና ዝቐደዱ ኢትዮጵያውያን ከውደኽድኽ ይውዕል ኣሎ!!!! እዲ ላግጺ እዩ።
@kahsayzemariam8641
@kahsayzemariam8641 3 года назад
ነዚ መስካሐኪሒ ግፍዒ!! (ህዝቢ ከባቢ) ዘበነ ዕግርግር ኢንዳበለ ብአርሙሞ ይዝክሮ።
@umamier3318
@umamier3318 3 года назад
ነዚ ኣሕልፍና ኣይከሰርናን ተባህልና አህ መስጣ ህዝቢ ይውረዶም
@Hidat35
@Hidat35 3 года назад
Zelalemawi zkrin kibrin mogosn nsemaatatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@julianaafewerki4306
@julianaafewerki4306 3 года назад
Me and my sister were not the only survivors from the church massacre that came out unscathed me and my other sister her name is Azeb she was a baby the only reason she survived was because she was on my grandmothers back and my grandmother unfortunately passed
@rimey8334
@rimey8334 3 года назад
Wy Atum ERITREAN Yehwatey Ykre Mbal Nay Amlak Alah Eyu Gn Nzrdo Eyu Yaklena Grhnet Eshinet Bejachum Nztebedele Kusli Nzelewo Hbreteseb Gn Merir Eyu😭😭😭🙏
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 года назад
እዞም ጨካናት ኣምላኽ የጽንቶም ይኸውን መዋእልና በዜኦም ነቢዕናን ጸኒትናን መመሊሱ ደምካ ይፈልሓካ
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 3 года назад
ከይጠፉኡ ዳኣ ምስኦም ኮይንና እንዶ ንካላከለሎም ኣየለና ሂወትና ንህቦም ።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 года назад
@@tsegayteklu8715 ንጁንታ ንምጥፋእ ዋላ ምስ ሰይጣን ኮይና ከነጥፍኦም ኢና ድሓር ክኣ ኩሎም ሓደ ኩሎም ኣጽኒቶምና ሕጂ ኽኣ ይፍደይዋ ኣለዉ
@sabamhret6468
@sabamhret6468 3 года назад
Nihna nezi natsnet nestemakro nezi merir gfei sle zra'anayo slezi natsinet nestemakro nezi zeyra'aye gn ayntayun eyu hji ka hadera Hager na'akiba
@zeynebbrhane3155
@zeynebbrhane3155 3 года назад
So sad 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 года назад
Zilaalemawi zikirini kibirini mogosini ni jeganu sematatina wetiru abi livena 👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🐪🕯🐪🕯🐪🕯🐪🕯🐪🕯🐪🕯🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🔥🇪🇷🔥🇪🇷🔥🇪🇷🔥🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯
@yewaasli4407
@yewaasli4407 3 года назад
Sedrayyy Mariyyy delkum Edme yehabkum Etom geday deknkum Mengste semayy yehwarski sedrayy wexa mat eyom kabzi gedayyy
@azebweldu1949
@azebweldu1949 3 года назад
ኡፍ ነዚዪስ ረስዕዎ
@sabamhret6468
@sabamhret6468 3 года назад
Hizbey bisanja eyu tezelzilu slezi sematat eritrea nzelalem yzekeru
@user-tr5ei8xj8i
@user-tr5ei8xj8i 2 года назад
ነዚ ረሲዕኩም ከኣ ሕጂ ምስ ኣምሓራ ሓቢርኩም ትዋግ ኡ ኣለኩ ኣምሓራ ግን ንዘለኣለም ጸላእትና ዮም
@planet9210
@planet9210 3 года назад
Amhara ziblu abzi digital weyane agame eyomi, enberi tegaru Amhara ormo kulu nay Ethiopia hzbi eu ginn amharic yzarbu slezi keythawaweskumi deki🇪🇷Erey 😭🌺
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 3 года назад
ታሪክ ካብ ዘይምፍላጥካ እዩ ደርጊ ወያነን ሓደ ኣይኮነ በብናቱ ሃቦ ታሪክ ኣንተዘይፈሊጥካ ግን ሕተት ወያን ወይ ኢትዮጵያ ብሓባር ኮይኖም ዝትዋጉና 1998 እዩ ቅድሚ ናጽነት ግን ደርጊ እዩ ዝባሃል ወያን ምሳና ኮይኖም ሓቢርና ኣጥፊእናዮ ይብል ታርክ ኣንብብ ናኣሽተይ እንተ ኮይንካ።
@planet9210
@planet9210 3 года назад
@@tsegayteklu8715 memhir arkey tibuki gerka anbibo agame tegaru ybleka aleku
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 3 года назад
ናይ ብሓቂ ዘስካሕካሕ ግፍዒ ኢዩ እቲ ዝክፍእ ግን ኣቶም ከም ገለ ኢሎም መሊቆም ዝተረፉ ውጽእ ማዓት ነቶም ሽዑ ንዕኦም ዝቀትልዎም ክሕግዙ ኢሎም ባዕሎምን ደቀምን ዝጠፉ ኣሕዋትናስ ምስ ምንታይ ይቅጸር ናይ ሞት ሞት ዶ ኣይኮነን።ኣቶም ኣዚ ሰሚዕኩም ከምዚ ከምዝሃለፈ ፈሊጥኩም ምስ ኣምሓራ ዝወገንኩም ኣብቲ ግዚ ስለዘይንበርኩም እንበር ንስኩም እወን ከሙኡ ምገብርኩም ስርዓት ሂግደፍ ድማ ከምዚ ንዝገብረና ኣምሓራይ ብሂወት ክትሕግዝ ኣብ ሓደ ዓዲ ከማን ክትዛወር ኣይትፈቅድን።ቀደም ብኣምሓሩ ተቀቲሎም ሎሚ ንኣምሓራ ክሕግዙ መይቶም ላምሲ ምስ ሓርዲኣ ትሓድር ድዩ ዝባሃል።ዋይ ህዝበይ ቀደም ብ ኣምሓራ ሎሚ ድማ ብሂግደፍ እባ ጠፋእኩም።
@helenberhane7113
@helenberhane7113 3 года назад
😭😭😭😭
@uealarudjd
@uealarudjd 3 года назад
Amlk nzmtu mngste semay nzelwu xenat edmen tenan khbeley ena temnku lewh halal hzbey telfon knbil nfetu abta tzkurla nhna wen mhgezna telfon ay trsuna nay ti hzbi ajkum sedra natey 🇪🇷🇪🇷🙏
@peaceandlove684
@peaceandlove684 3 года назад
እዋይ ናይ ኤርትራውያንሲ ኦዚ ኩሉ አሕሊፉስ ክሳብ ሕጂ ዘይወዳአሉ ምዃኑ እዩ💔💔
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 года назад
Really! Kedemti Agame! You are done and over. Winners pay price. Three Ethiopian archenemy regimes are decimated. Janda land and almost all Africa is burning while peace and love reigns in Eritrea!
@yorsalemgerrensa4708
@yorsalemgerrensa4708 3 года назад
Eway shikane btami zehzine ewan halifu
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 года назад
ከምዛ ዘጽነቱናን ደዘኽተሙናንሲ ይጸንቱን ይዝኽትሙን ይኾኑ መርገም ህዝቢ ኤርትራስ ይበጽሖም ይኸውን
@metkelzion3987
@metkelzion3987 3 года назад
ጀጋኑ ሻዕብያ ህዝባዊ ግምባር ደቂ ሓረስቶት ኣያታትና ከምዚ ግፍዒ ምስ ረኸቡ እዮም ንሜዳ ወጽዮም ኣብ 1991 ከኣ ንኢትዮጵያ በቲንናያ። እዚ ሓሳድ ስድራቤታዊ ስርዓት እሰያስ ከኣ ንታ ዘፍረስናያ ኢትዮጵያ ከድሕን ምስቶም ከብዲ ኣዴታትና ዝቐደዱ ኢትዮጵያውያን ከውደኽድኽ ይውዕል ኣሎ!!!! እዲ ላግጺ እዩ።
@winkwink2882
@winkwink2882 2 года назад
Great timing interview
@jaynjonas
@jaynjonas 3 года назад
ልክዕ ከምቲ ሓንቲ ኣደ ዝበለኦ መሪሕዎም ዝመጸ ትግራዋይ ኔሩ ዝበላ ሓቀን ኢየን። ኣብቲ እዋን እቲ ቆልዓ ኔረ።ይዝከሪኒ እቶም ንጸላኢ መሪሖም ኤርትራዊያን ዘጽንቱ ዝነበሩ ኣብ ካርነሽም ተወሊዶም ዝዓበዩ ትግራዎ ኢዮም። ነዞም ዝበልዕሉ ጻሕሊ ዝሰበሩ ከዳዓት ብሸቃ ጊለ ብዓል እምባደርሆ ተጠርኒፎም ሕዝቢ ዘቕትሉን ከምኡ ውን ነቲ ሕዝቢ ዝጥቀመሉ ዒላታት ይኹን ዲጋታት ብምስማም ሕዝቢ የጥፍኦ ኔሮም። ኣብ መወዳእታ ንሸቃ ጊለ ብዓል እምባደርሆ ኣብ ማርካቶ ኣስመራ ብጀጋኑ ፊድኣይን ተቐንጺሉ። ዘልዓለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።
@eritree9794
@eritree9794 3 года назад
🌴🇪🇷ተሓበን ህዝበይ🇪🇷🌴 ገዛእቲ ኢትዮጵያን ዘራያቶምን አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝገበርዎ ግፍዒ ዘንቲኻ ዶ'ይውዳእ'ዩ ?! ግን'ከ ሳላ'እታ ሕያወይቲ ከርሲ ኤርትራዊት አደ አንበሳን ዋዕሮን ዝወለደት ሃገረ ኤርትራ መቃብር ጸላእታ ጌሮማ እነሆ ሎሚ ጎሮባብታ እንዳተሓመሳ ቀሲና ትርከብ ። ዋጋ ሰላምን ፍቅርን ክቡር ይኹን ዳአምበር ከምህዝቢ ኤርትራ ዝፈትዎን ዝናፍቆን ህዝቢ ዘሎ አይመስለኒን ! ካብ ሕሉፍ ታሪኽና ዝተማሃርናዮ ነገር እንተሎ ሃገርና ኤርትራ አብዚ ምብራቅ አፍሪቃ ብሰላም ክትነብር እንተኾይና ክትሕይል ጥራሕ'ዩ ዘለዋ ። ✌ወትሩ ንኹሉ ድሉዋት✌
@azebweldu1949
@azebweldu1949 3 года назад
ንሰማማዕ የሕዋት በጃኩም ደቂ ኤርትራ ኡፍ
@elk5824
@elk5824 3 года назад
ኣነ ንገዛእ ርእሰይ ነዚ ዝተገብረ ግፍዒ ንመጀመርያ የ ዝሰምዖ ዘለኹ ንእሽቶይ ኔረ ክኸውን ይኽእል ኣብ ሱዱን ከለኹ ዝሰማዕክዎ ንህዝቢ ሽዕብ ብታንኪ ጌሮም ከም ዝጨፍልቅዎ ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ንሰምዖ ኔርና ፡ናይ ወያኒ ውን ተደጊሙ እዞም ህዝቢ እዚኦም ጨካናት ናሓድሕዶም ውን ኣይዳናገጹን ዩም እግዚአቢሔር ይግናሓዮም ።
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 года назад
ተዘይተጋግየ ናይ ሸዕብ ብዕለት 12/05/1988 እዩ ኔሩ።
@eritree9794
@eritree9794 3 года назад
@@azebweldu1949 አዘብ ወልዱ 🌹 አጆኺ ሓፍተይ ማዕረይ ሃገርና ንኽንደይ ሓያላን ፍትሒ አልቦ ሃገራት ዘይመከተት ጽንዓት ህዝብና መዘና የብሉን። 🇪🇷ወትሩ ንኹሉ ድሉዋት🇪🇷
@azebweldu1949
@azebweldu1949 3 года назад
@@eritree9794 ኣጀኹም ኢድ ንኢድ ንተሓሓዝ
@mehariyohannes
@mehariyohannes 3 года назад
Ane zgermeni zelo ezi kulu halifu hji k entay selam delikum eikum mes amharay adgi
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 года назад
Gezati Ethiopia merita ember hezba aydelyenan enda belu hezbna tektilu sedra xenitu ezi chekan fexum ayresane eyu. Agame kendi haswti eyom neyerom nezi geben kefxem. Kebren mogosen nsewatena🇪🇷❤💓
@adhanetweldemichael480
@adhanetweldemichael480 3 года назад
RIP my grandpa my family 😭😭😭
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 3 года назад
Ahhhh sdray 😭😭😭😭😭😭
@Waesay
@Waesay 3 года назад
I really don’t know why we go to ady Bacakoy I am one of the victim I wish I was there to interview I can tell you more😭
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 3 года назад
Ewayyy ane sedrAy nezi halifom sedranas hegi yehwat Ina hade ina zebehal zereba arhekulna begakum beamlak, efedeyewo regumat zeri areminat eyom ezieom belaeti teum fedeyti hesum aynebeken lomi equa dea tebaten habenen kesemeana alewo eti mentay ertera beritrawi dem zetenetsfet zefesesan sle zekonet nezi regitse nesom yehwtey zebel kuno hatsur yederbe heji wen💝💝💝💝💝 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💝💝💝
@metkelzion3987
@metkelzion3987 3 года назад
ጀጋኑ ሻዕብያ ህዝባዊ ግምባር ደቂ ሓረስቶት ኣያታትና ከምዚ ግፍዒ ምስ ረኸቡ እዮም ንሜዳ ወጽዮም ኣብ 1991 ከኣ ንኢትዮጵያ በቲንናያ። እዚ ሓሳድ ስድራቤታዊ ስርዓት እሰያስ ከኣ ንታ ዘፍረስናያ ኢትዮጵያ ከድሕን ምስቶም ከብዲ ኣዴታትና ዝቐደዱ ኢትዮጵያውያን ከውደኽድኽ ይውዕል ኣሎ!!!! እዲ ላግጺ እዩ።
@meley2k18
@meley2k18 3 года назад
💔kolea keleku ysemo niere dkas yeabini nieru😢😢😢😢😢.
@samsungyeni594
@samsungyeni594 3 года назад
Eway sdray offffffffff lbka zsebr zanta
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 3 года назад
😭😭😭😭😭😭
@akilebahta8427
@akilebahta8427 3 года назад
ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ተካይዱ ከብቅዕ ሕጂ ውን ኣምሓሩ ምረትና ክረግጹ ንሪኦም ኣለና። እዚ ግን ህጂ ውን ደም ክሓተና ዩ ዝመስል
@muzeimogos9652
@muzeimogos9652 3 года назад
I can't stop crying 😢 😢 😢 😢
@ruthshimey6717
@ruthshimey6717 2 года назад
Very painful, እዞም ሕጂ ፈተውትና ዝብሃሉ ዘለዉ ኣምሓራ ዝፈጸምዎ ግፍዒ ተነጊሩ ኣይክውዳእን ኢዩ። ሕጂ ውን ንሕበር መፍቶ ጸላእትና ከይንኸውን።
@zerahaimanotseyoummekonen3259
@zerahaimanotseyoummekonen3259 3 года назад
እዙይ ኹሉ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ብገዛእቲ ስርዓታት ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ማሕረድን ምጽናት ስድራቤታትን፣ምንዳድ ዓድታትን ዕንወት መንብሮንሲ ድሕሪ ናጽነት ምርካብና፣ ነቲ ኩሉ ዝተፈጸመ ግሕሰት ግቡእ ሕጋዊ ካሕሳ ክወሃቦ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝቐረበ ሕጋዊ ጥርዓት ኣብ ማሕበረሰብ ዓለምን ውዱብ ሕቡራት ሃገራትሲ ቐሪቦዶ? እቲ ቐዳማይ ጥፍኣቶም ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዝገበርዎ በድልን ዓመጽን ኣብ መጋባእያ ሕጊ ዓለም ስለ ዘይቐረብሉዶ ይኾኑ ነዙይ ዳግማይ ምጽናትን ምዕናውናን ድሕሪ ናጽነት ሃገርና እውን ክደግምዎ ዘይሓነኽሉ ? እሞ ታሪኽና ሕያው ምስክርና ስለ ዝኾነ ዋግኡን ክብረቱን ርዝነቱን ንወለዶታት ዚቕጽልን መመሊሹ ዝደምቕ እንበር ዘይሃስስ ስለ ዝኾነ በቶም ነቲ ፍጻሜ ብኣካል ዝተረኽብሉን ብዓይኒ ዝረኣይዎ ሰባት ከተቕርብዎ ምኽኣልኩም ጽቡቕን ዝነኣድን ተበግሶን እዩሞ፣ ቐጽልዎ። ምኽኒያቱ ታሪኽ ሓቄኛ ምስትያት እዩ።እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንሃገርናን ንሕዝብናን ብጸጋ ሰላምን ሓድነትን ይባርኸና። ንኹላቶም ሰማእታት ኤርትራ ኣብቲ ክብሪ መንግስቱ ይቐበለልና።
@Silmat
@Silmat 3 года назад
ደርግስ ካልኣይ የብሉን ኣረመናት ዘይሰባት 😭😭😭
@luwamyohanes6627
@luwamyohanes6627 3 года назад
Hzbi Eritrea rekabi mekera 😭😭😭
@Habenzerierzghi1
@Habenzerierzghi1 3 года назад
ብመጀመርያ ነዚ ዝሓለፈ ግፍዕታት መግዛእቲ ምስናድኩም የመስግን። ህዝቢ ኤርትራ ወዲ ከባሳ ይኹን ወዲ ቆላ፣ ኣስላማይ ይኹን ክስታናይ፣ መሬትናን ባሕርናን ንምዝማት ብዝምነዩ ደመኛታት ጸላእቲ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ስጋዕ ትማሊ ብወያነ፣ ተሳቕዩ እዩ። እዚ ዝሓለፈ ስቅያትን ግፍዕን ክንስንዶን ክንትርኾን ይግባእ፣ ምኽኒያቱ ሕሉፍ ታሪኹ ዘይፈልጥ ሕብረተ-ሰብ መጻኢኡ ከውሕስ ኣይክእልን"ዩ። ስለዚ መንእሰይ ወለዶ፣ ታሪኽካ ፍለጥ፣ መጻኢኻ ኣውሕስ!!! ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና!!! ዓወት ንሓፋሽ!!!
@bereketghebretnsae9102
@bereketghebretnsae9102 3 года назад
ኣይንርስዖን ከመይ ክንርስዖ ብኣልማማ ቕዝፈት ዘይ ብሉ መለክዖ ኣዳም ሓሊፋ መላእኽቲ እናጸውዐት ምኽንያት መሕረዲኣ ከይፈለጠት ኣበሳ ኣልቦ ንጹሃን ብሳንጃ መረበቶም ብደሞም ውሕጃ ኣይንርስዖን ንሶም ንሕና ካባኣቶም ውጻእ ማዓት እንዲና! ሳላ ሰማእቲ ዝዳሓና! ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ክብርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
@teklit3568
@teklit3568 3 года назад
ኢትዮጵያ ትብሃል ሃገር ሲ በዚ ዝገበረቶ ህልቂት ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ተማሂራ ዶ ትኸውን? ስርዓት ደርግ ፡ ወያነ ? ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና።
@metkelzion3987
@metkelzion3987 3 года назад
ጀጋኑ ሻዕብያ ህዝባዊ ግምባር ደቂ ሓረስቶት ኣያታትና ከምዚ ግፍዒ ምስ ረኸቡ እዮም ንሜዳ ወጽዮም ኣብ 1991 ከኣ ንኢትዮጵያ በቲንናያ። እዚ ሓሳድ ስድራቤታዊ ስርዓት እሰያስ ከኣ ንታ ዘፍረስናያ ኢትዮጵያ ከድሕን ምስቶም ከብዲ ኣዴታትና ዝቐደዱ ኢትዮጵያውያን ከውደኽድኽ ይውዕል ኣሎ!!!! እዲ ላግጺ እዩ።
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 3 года назад
ኣይኮነን ንሶም ንሕና ከማን ኣይተማሃርና ትማሊ ቀቲሎምና ሎሚ ክነማውቶም ኪድና ኣዚ እዩ ኣቲ ሓቂ።
@almazhabte2804
@almazhabte2804 3 года назад
Uffffff 😭
@Itsme-go5jv
@Itsme-go5jv 3 года назад
Btaemi zehezn 😭😭😭😭
@Waesay
@Waesay 3 года назад
I am Survivor I’m I was there I wish I have a chance to tell everything what I see this one’s nightmare I wish I was there to tell everything 😭
@bahrenursuleiman1324
@bahrenursuleiman1324 3 года назад
😭😭😭
@yoseifmahari1458
@yoseifmahari1458 3 года назад
🤯🥺😭😭😭😭
@tarikeritrea9155
@tarikeritrea9155 3 года назад
እዚ ኹሉ ሽግር ተሓሊፉ እነሆ ሎሚ ብ የሕዋትና ኢልና ዝኣመናዮም ሓመድ ድፋጫና የስትዩና !! ምስ ታሪኻዉያን ጸላእትና ድማ ኢድን ኃንትን ኮይና ንሰርሕ ኣለና ፋይዳ ኣልቦ
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 года назад
Game Over Agame! It is nicely done and over. Ora, tutto quello che puoi fare è baciare il culo dell'asino.
@fretatewelde4372
@fretatewelde4372 3 года назад
Abraham welekiel Akoy eu
@senaitjiji9649
@senaitjiji9649 3 года назад
🕯😭😭😭😭🕯
@user-on7op7cn5e
@user-on7op7cn5e 3 года назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ermiastesfaledet1280
@ermiastesfaledet1280 3 года назад
Deki sheramut hji dma nemharu thgzwom alekum bexabx
@planet9210
@planet9210 3 года назад
Ya bro tbuki aleka ezomi sbi dislike & negative comment zithfu tegaru wey agame eyomi
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 года назад
Game Over Agame! It is nicely done and over. Ora, tutto quello che puoi fare è baciare il culo dell'asino.
@freeeritrea1769
@freeeritrea1769 3 года назад
What is the difference btw Isayas Aforkie, Abi Ahmed and Mengstu hailemariam ? Please help me. I just want to understand the Difference. Thank you !
@Waesay
@Waesay 3 года назад
It’s really really really big difference if you know what they talking abut 46 years A go I am one of the victim Please don’t compare anything
@freeeritrea1769
@freeeritrea1769 3 года назад
@@Waesay victim of what ?
@Waesay
@Waesay 3 года назад
If you see the video you know what I’m talking about I’m one of the Survivor same day I was seven years old I can tell you what I see I cannot tell you what I don’t see
@freeeritrea1769
@freeeritrea1769 3 года назад
@@Waesay i wasn't talking abt the video. I was just asking the Difference of Isayas aforkie, Abi ahmed and mengstu hailemariam.
@Waesay
@Waesay 3 года назад
@@freeeritrea1769 I am sorry I told you are Eritrean but now I find out you ጅንታ The different President Eseyas Eritrean president the one he got freedom for Eritrean people Doctor Abi he is the best for Ethiopian people they never have 🇪🇷❤️🇪🇹
@havendelina769
@havendelina769 3 года назад
ስ......ለ........ም........ን.........ታ............ይ ግን ከምዝን ወዲ ከምዝን ኣሕሊፉ ህዝቢ ሒጂ ክኣ ናብ ኩናት እሞ ክኣ ምስ ኣምሓሩ
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 3 года назад
ናይ ብሓቂ ክልተ ሞት እንታይ ይባሃል ሽዑ ዝተረፍናን ደቅናን ኣለዉ እሞ ሕጂ ካ ናዓኩም ክንሕግዝ ክንምውት እዩ ዘስምዕ ምሽክናይ ህዝቢ።
@ancharotube7658
@ancharotube7658 3 года назад
Please translate to English to show to world.
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
❤️❤️🥲💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷eritrea hagerey ab lbey fluy bota aleki ente nezom metaqeti mo one day ala
@kabomiss2580
@kabomiss2580 3 года назад
ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸመ ካልኣይ የብሉን
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 3 года назад
Hizbi Eritrea 🇪🇷 tsenu iyu zehizin zeskahikih ezom rugumat n hizbi Eritra zeyigbo sala jeganu yehiwatna Eritrean freedom for ever kibrin mogosen nisematatna 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@LuluLulu-wi3jq
@LuluLulu-wi3jq 3 года назад
Ms ezko seb demna kemey elna hade nkewn😳?????ayhsebn eyu
@yonastsegay1163
@yonastsegay1163 3 года назад
Eza medeb bejakum kexlwa meknyatu kulna nashtu weledo knfelo sle zelena entay aynet gfeatat kemzhalefe. Sfh ente bele ka temeraxi mkone bmelkae video.
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 3 года назад
Ahhhhhhh ezi kulu halifu
@luulaamanuel4569
@luulaamanuel4569 3 года назад
Kebren zekren nesemaitatna
@dinahalal1736
@dinahalal1736 3 года назад
Ehhhhhhhe
@ibrahimafaagamet9034
@ibrahimafaagamet9034 2 года назад
Ahhhhhhhhhh but they pay it at the end 1991 we saw it thank you God.
@tl2254
@tl2254 3 года назад
Hji ka bahri deliyom yegergru alewu! Hzbi Eritrea ezi aykonenn edu neyru
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 года назад
Game Over Agame! It is nicely done and over. Ora, tutto quello che puoi fare è baciare il culo dell'asino.
@tl2254
@tl2254 3 года назад
@@hizbawiginbarginbarghinda3872 u 😄 beka agame ktblu 30 amet eko konyu Singapur hawey!
@samridesale4812
@samridesale4812 3 года назад
ኣኽ ዘይ ሓዊ ቅስሊ
@Andemaryam
@Andemaryam 3 года назад
Amhara dea lefenti eseyas koynom hiji wen aygedefunan yelekimom dea ember yelekimuna alew
@fxumteklit5929
@fxumteklit5929 3 года назад
Anta mzium do selam yrkeb ktefue tray nierwom
@lulategaye2793
@lulategaye2793 3 года назад
😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BHW2007
@BHW2007 3 года назад
46 amet ab barnet. Hji kea xlei ktekl seb ketfau kale hasab yelen. Journalists ferehat donakur... iseyas denkoro. Lewti zeyele. Lewti ..tnsaie hsebu.
@senaitkidane7460
@senaitkidane7460 3 года назад
Idom aysanu. Ab lilly hzbi eritra zeywerede gifii yelen..
@siumrahwa2959
@siumrahwa2959 3 года назад
😭😭😭eway sckane
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 года назад
Sewata kzkrekum ina nwuld weldo bhzbkum hwetkum nhzbkum aawefkum amgst semyat nuberu yirfu "🕯🕯🕯💚❤️💙tarkum bwerki kelem fezahf knebr nzelalem🕯🕊📖✍️🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Jusesmyking6625
@Jusesmyking6625 3 года назад
መሬታ እምበር ሕዝባ ዘየገደሶ ኢትዮጵያ ሕጂ ከኣ ሓደ ሕዝቢ ኢና ኢልኩም ሓንጊርኩሞም ትከዱ ኣለኩም
@aberehamtegaygelegaber7404
@aberehamtegaygelegaber7404 3 года назад
Ezom hji abtsar hager deki hager entay nbelom? Mealtkum tesebeyu
@paulostsegay3743
@paulostsegay3743 3 года назад
Tegaru zerebana ena tezarebu mise amhara koyinome atifiomina
@planet9210
@planet9210 3 года назад
Ya bro tbuki aleka ezomi sbi dislike & negative comment zithfu tegaru wey agame eyomi
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 года назад
Game Over Agame! It is nicely done and over. Ora, tutto quello che puoi fare è baciare il culo dell'asino.
@issawweldegergis972
@issawweldegergis972 2 года назад
So how can we say tedemrenal? Agdilomunad kind Meron?! Iyfal.
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 года назад
Amharu gifom meglexi yeblun
@masawa5400
@masawa5400 3 года назад
Kemzi Aynet GifEi Ena yehlifna silezi dima Ena bkali Zendhlelln zentberin::
@user-ui7ob4zo5r
@user-ui7ob4zo5r 3 года назад
wedla xarad amharay adig ,rebi nay eidehom habeyom. ende liamirom amhara ende rafia lamaxia tigraway garmaka.
@awsenawenkirukedukhw3948
@awsenawenkirukedukhw3948 2 года назад
Eti gfci nay Ona ba awrdwo entay dea falalikhim teawrdu
@fretatewelde4372
@fretatewelde4372 3 года назад
Eti ztekaxele geza enda abehagoy eu
Далее
ТРОЛЛИНГ СКАМЕРА СТАНДОФФ 2
00:59
Eritrean Music - Sawa Graduation 2024
4:22
Просмотров 4,8 тыс.
Всегда проверяйте зеркала
0:19