Тёмный

ብፁዕ ኣቡነ መርሐክርስቶስ መን 'ዮም?ብሊቀ ካህናት መ/ር ሃ/ስላሴ መሰናድኢ ዲያቆን ይብራህ ካሳ/Ybrah Kassa/Tigray Orthodox Tewhdo 

Tibeb Ybrah
Подписаться 46 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

ጥበብ ይብራህ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእስታት ኣብ ሃይማኖት ኣብ ታሪኸን ባህሊ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝነበርናዮ ልዕልናና ንምምላስ እጃሙ ዳወፈየ ዝርከብ ሚድያ 'ዩ::ንቕድሚት ክሰርሖም ዝደልዮም ብዙሓት ትልምታት ስለዘለውዎ ኣብ ሽትኡ ንምብፃ ናይ ኩልና ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ሰለዝኾነነ ናብ ኩሉ ብምብፃሕ ብሓሳ ብገንዘብ ብዝተፈላለዩ ዓቕሚ ብዝፈቕዶ ኣብ ፍፃሚኡ ንኽበፅሕ ንደጋገፍ::
Welcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like, Comment, Share And Subscribe to our

Опубликовано:

 

4 янв 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 88   
@mdmoon5304
@mdmoon5304 2 года назад
ብሓቃ ቃል ህይወት የስመዕልና ክብርት አብታትና 💒አርቶዶክስ 💒💛❤️🙏🙏🙏
@hadastafereyibrah4350
@hadastafereyibrah4350 2 года назад
ዲያቆን ንእትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ። ብዛዕባ ብጣዕሚ ዝፈትዎም ብድሕሪ ወለደይ ናይ እምነተይ መሰረት ዝኾኑ አቦይን ኣልዒለ ዘይፀግቦም ኣቡነ መርሃ ክርስቶስ ስለዝሰማዕኩ ንኣምላኽ ብጣዕሚ አመስግኖ። ናይ ኣቡነ መርሃ ትምህርቲ ካብ ቅድስተ ቅዱሳን መንበረ ፓትያርክ ማርያም ክሳብ ገዝኦ እናኸድና ንማሃር ነይርና መሰረት እውን ኮይኖምና። ብግለይ አብ አዲስ አበባ እናነበርኩ ከም ማህበረ ቅርሱሳን ዝፀልኦ ኣይነበረን። ኣታ ናበይ ኢና እንኸይድ ዘለና እናበልኩ ኣሓርር ነይረ። ኣቦታትና የምህሩ ግን ብኻሓድቲ ተዓብሊሎም ሰማዒ ኣይነበረን ሎሚ ብደቆም ብኾምዙይ እንትዝከሩስ ናይ ባሓቂ ብታሕጓስ ነቢዐ። ንሕና ተጋሩ ናብ መሰረትና ንምለስ ከምዘለና ብሓቂ አረጋጊፀ። ግን ብዙሕ ፃዕ ዝሓትት ስለዝኾነ በርትዑ። ምስ ኣምላኽ ኣቦታትና ኣሕዋትና እንተበርቲዕኩም ኢና ናብ መረበትና ፅዮን እንምለስ። ዘይተርፍ ድማ እዩ።እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኽበር ይመስገን። ኣሜን!!!
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-kl2vg9cj2u
@user-kl2vg9cj2u 2 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ኩቡራን መምህሪና❤⛪✅
@user-od8rk4nv1m
@user-od8rk4nv1m 2 года назад
ስእሎም ናይ ብጹእ አቡነ መርሐ ክርስቶስከ አበይ ክንረኽቦ ንኽእል🕊
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦታትና :: ናይ ትግራይ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣቦታት ሰብ ፅንዕ እምነትን ብፈሪሃ እግዚኣብሄር ዝተሃነፁ ሊቃውንቲ እዮም::
@user-sy8vf3cj7o
@user-sy8vf3cj7o 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ አሜን ብጣዕሚ ደስስስስስ ዝብል ት/ቲ እዩ ኩልና ትግራዎት ታርክና ንፍለጥ አቦታትና ንሕተት አብ ሚድያና ንዕሰል ንጠቀመሎም አቦታትና 💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@user-do1gl5zy3x
@user-do1gl5zy3x 2 года назад
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኹቡራት ኣቦታትና እርቶዶኩስ ተዋህዶ ሃገረ ትግራይ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም🙏🙏🙏💒💒💒
@user-vo9ud5nv4k
@user-vo9ud5nv4k 2 года назад
ሰላም አምላክ ይብዝሓልኩም አቦታትና እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ሰላም ንህዝብና አቦታትና ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ እትግብሩለይ ሓገዝ አየ እየ ዝመስገን ስብስክራይብ ግብሩለይ ሓግዝኩም አይፍለይኒ ደቂ ተጋሩዋኒ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 2 года назад
ቃል ህይወት ይሰመዕልና አርቶዶክስ ትግራይ አቦታትና 💗💗🙏
@user-kt7cb7yz1d
@user-kt7cb7yz1d 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራት አቦታትና ናይ አቦና ብጹእ ቅዱሰ አብነ መርሐ በረከቶም ፅሎቶም አይፍልየና
@user-gh1uz2bn2b
@user-gh1uz2bn2b Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፅግኡ የብዘሐልኩም አሜን አሜን አሜንንን 🙌🙌🕊🕊💖💖🕊🕊💖💖🕊🕊🕊
@atsedgidey7272
@atsedgidey7272 2 года назад
Amen kbrte yablna abinane mmiheranan kalhewt ysmana kmakum zbl netgirayna ybzhna 🙏
@user-gu3qs1zb5j
@user-gu3qs1zb5j 2 года назад
ኣስይይይ ኣቦታትና ዕድመን ጥዒናን ያሃበልና ናይ ኣቦና በረከቶም ኣይፈለየና አሜን
@letebrhanasfawwoldearegay9028
@letebrhanasfawwoldearegay9028 2 года назад
Amen kal hiwet yesmalna kburat abotatna kahanatn❤❤❤🙏🙏🙏Ezgabiher amlakna ymesgen kbrn mogosn nfetarina nmelae hzbna mhretun redietin selamun ysdedelna fetarina❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@user-od8rk4nv1m
@user-od8rk4nv1m 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡራት አቦታትና መምህራንና ቃለ ሕይወት የስመዐልና በረከቶም ይብጸሐና ብሓቂ! ዲያቆነይ ቤዛኹም ናይ ብጹእ ወቅዱስ አቡነ ጳውሎስ,ውንባ ታሪኮም ንገሩና መምህረይ 😔
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 года назад
ብዕደመን ጥዕና ይሓልወና ክቡራት ወለደት ናይ ኣቦና በረከት ይሕደርና
@user-jy3dx6sm5x
@user-jy3dx6sm5x 2 года назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ፅብቅ ትምህርቲ ክቡር ኣቦና ድያቆን ይብራህ ሓውና ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅለሉ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም
@tewhjjhheheje6007
@tewhjjhheheje6007 2 года назад
የቀንየልና ክቡር አቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 2 года назад
ቃለ ሂወት ያስምዕልና ክቡር ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@user-hl9nn6tc2c
@user-hl9nn6tc2c 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፅግኡ የብዘሐልኩም ክብራት ኣቦታተይ በረከት ናይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ መርሐ ክርስቶስ ይሕደረና
@abunayared4220
@abunayared4220 2 года назад
አምላክይመስገን ቡጹአ አቡነመርሃ ሐቀኝን ቅዱስን ቡቁዕ ጳጳስዮም ባሐታውን አዮምነሮም አነውን ብተወሰነማዓቲይፈልጦምየ ዲያቆን አግዚ አብሄር ይባርኩም ዲያቆን
@tadeleshasefawteklehaymano1321
@tadeleshasefawteklehaymano1321 2 года назад
ሰላም አምላክ የብዘሐልኩም አቦተትና ዲያቆን ሐውና እትገቦሮ ዘላኻ ፃዕሪ ብጣዕሚ ፅቡቅ አገልግለት ዘበንካ አምላኽ የባርኽካ
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት መምህራና ፀግኡ የብዘሓልኩም ዕድመ ጥዕና ይሃበልና እግዚአብሄር አምላክ ናይ ክቡር ኣቦና መርሃክርስቶስ ፀጋ በረከቶም ይሕደረና ሰላም ንሃገርና ዓባይ ትግራይ
@melatmelat761
@melatmelat761 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራት አቦታትና 🙏🙏🙏
@malenebeyena4229
@malenebeyena4229 2 года назад
ብሓቂ ።ክቡራት አቦታተይ ቃልሂወት የስመዐልና ብዕድመን ብጥዕናን እግዚአብሔር አምላክ ይሃበልና ።በረከት ጸሎቶም ብጹእ አቡነ መርሐ ክርስቶስ አይፈለየና ።አይይ ዛትግራይ ዓደይስ ክንደይ ቅዱሳን አቦታትና እዪ ዘለዋ ።ሰአን ፍጠትና ባ ንጠፍእ አለና ብሓቂ ቀጽለሉ ድያቆን ሓዉና ይብራህ
@letezgheralebel4961
@letezgheralebel4961 2 года назад
ቃል ህይወት ይስመዕልና🙏🙏
@astertesfay5169
@astertesfay5169 2 года назад
ፀጋን በረኸትን ናይ ቅዱሳት ኣቦታትና ምስ ኹላትና ይኹን።
@user-ms1ft4tk9i
@user-ms1ft4tk9i 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምኣዓልና።እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።
@nebitbelay7933
@nebitbelay7933 2 года назад
Amen Amen gurum yifeltom nere ab kidase
@Sameera-fk3ho
@Sameera-fk3ho 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 2 года назад
Egzabiher ybark kalehwet ysmalna abona zebenkum ybark zebenkum ybark
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 2 года назад
Kalehiwet yesmalna, nay Abona bereket mis kuluna yikun, Amen.
@user-bv9lj3wl7s
@user-bv9lj3wl7s 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሰናይ የሰመዐልና
@ngstiarayaweletegerima5578
@ngstiarayaweletegerima5578 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ናይ ብጹእ ወቅዱስ አቦና መርሐ ክርስቶስ በረከቶም ይብፀሐና ድያቆን ይብራህ ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ እየ ክቡር ሓዉና ቀፅለሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ እመብርሃን ካብ ዘይተሓሰበ ሕስደት ኩሉ ትሓሊካ
@user-kh7ik1pk2l
@user-kh7ik1pk2l 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ፀግኡ የብዝሐልኩም😍😍😍 ናይ ኣቦና ኣቡነ መርሃ ክርስቶስ በረከቶም ይሕደረና
@user-br9rh9pe7s
@user-br9rh9pe7s 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር አቦና በረከቶም ይሕደረና እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላም ፍቅሪ ምሕረት የውርደልና ለሃገርና ትግራይ ልመላእ ዓለም አሜን እና ብዕድመን ብጢዒናን ይሓልወልና ኩቡር መምህር ና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን
@user-cw8ni7zp9z
@user-cw8ni7zp9z 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦናን መምህርናን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ናይ ኣቦና አቡነ መርሐ ክርስቶስ ፀሎት በረከቶም ይሕደረና
@peaceandlove8063
@peaceandlove8063 2 года назад
Thank you so much for teaching us our history. God bless our country tigrai 🙏🙏 🙏
@user-vh6kv9ti6e
@user-vh6kv9ti6e 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚኣብሔር ብዕድመንብጥዕናን ይሓልወልና ክቡር አቦና ዲያቆን ሓውና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም ፈጣሪ
@Asqualgebrehiwot
@Asqualgebrehiwot 2 года назад
Qalhwet ysmlna kbur abona xoltom ayflyna🙏🙏🙏
@zufanmengistu5612
@zufanmengistu5612 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 2 года назад
ፅዮን ኣዉግሕዮ ንህዝቢኪ ሰምኪ ሃብዮ
@iangoghhg4659
@iangoghhg4659 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tigraweityeie2996
@tigraweityeie2996 2 года назад
🙏🙏🙏በረከቶም ኣይፈለየና🙏
@shewitbahta4494
@shewitbahta4494 2 года назад
የቐንየልና ኣቦታትና እግዚኣብሔር ይሃበልና ፥ ናይ አቦና ብፁእ ኣቡነ መርሐክርስቶስ በረከቶም ይሕደረና ፥ ናይ ብሓቂ ሊቅ ቅዱስ ኣቦ ምንባሮም ካብ ፍሪኦም ፈሊጠ አለኹ ፥ ደቀመዝሙሮም ዕንቚ መምህር ፥ ኣብዚ ጊዜዚ ኣለዉና ካብ ንብሎም ኣቦታት ትግራይ መምህረይ ዘርአዳዊት ፥ ድያቆን ይብራህ መምህር ዘርኣ ዳዊት ርኸቦም ፥ ስለ ብፁእ ኣቦና መርሐክርስቶስ መጽሐፍ አናዘጋጀዉ ምዃኖም ይፈልጥ እየ ። ኣቦታትና አናሃለዉ ንጠቀመሎም ።
@malenebeyena4229
@malenebeyena4229 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦና
@kidanebeyn6808
@kidanebeyn6808 2 года назад
ሰላም ዲያቆን ይብራህ ናይ መምህር ገብረኪዳን ደስታ መጽሓፍ እንቤታ አንጻር ወረርቲ ትብል ደልየ ኔረ ብኸመይ ኽረኽበካ ይኽእል
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 года назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ይኽበር ይመስገን ካብቶም ወረርቲ በለዕቲ ሰብ ዘላቀቅኹምና ክቡራን ኣቦታትና ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና ብሓቂ ትግራዋይነት ከም ሓጥያት ከም ገበን ተቆፅሩ ካብ ቀደም ሕጂ ኩላትና ንንቃሕ ምስ ኣቦታትና ንዕሰል በረከቶም ይሕደረና ናይ ክቡር ኣቦና✝️ ☝️
@user-nt5sw6qi4x
@user-nt5sw6qi4x 2 года назад
እንኳዕ ብድሓን መጽካ ይብራህ ሓወይ
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 2 года назад
ስላም አምላክ ይብዝሓልኩም አቦታታና እንኳዕ ብደሓን መፆኹም ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏💖💖💖
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 года назад
ሊቃውንትና ነኽብር : ንሕና እንተዘይኣኽቢርናዮም ክንከብር ኣይንኽእልን :: ዕድመን ጥዕናን ንሊቃውንትና ሊቃውንቲ ትግራይ ይግበረልና::
@menkem676
@menkem676 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቓል ሂወት የስመዐልና ኣቦና
@sarat.1578
@sarat.1578 2 года назад
ቃላ ሒወት የስመዔልና ናይ አቦና ተኽለ ሐማኖት እና ናይ አቦና መርሐ ኽርስቶስ ሰዕሎም ፖስት ግበርልና ብድሒርትኻ ስለ ዝኾኑ ብዙሕ አይረኤይን የቀንየለይ
@missmekdas5548
@missmekdas5548 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 2 года назад
ብሓቂ ቃለሂወት የሰመዐልና ክቡራት አቦታትና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ በረከትኩም ፆሎትኩም አይፈለየና አሜንንን
@user-hx7ml4mp7e
@user-hx7ml4mp7e 2 года назад
አሜን
@etebegnikoshashaalegni4623
@etebegnikoshashaalegni4623 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት አቦታትና ጸጋ የብዝሓልኩም በርከትኩም ይብጽሓና
@swswits8487
@swswits8487 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habenmebrahtom8704
@habenmebrahtom8704 2 года назад
ኃው ዲያቆን ይብራህ፣ ኣብዚ ክትጽሕፍ ከሎኻ በቲ እሩም ትግርይና ገይርካ እንተ ትጽሕፍ ክንደይ ሠናይ ነቢሩ። ሊቀ-ካህናት መምህር ኃይለ-ሥለሰ፡ ብፁዕ ኣቡነ መርሐ-ክርስቶስ ኢልካ እንተ ትጽሕፎ ክንደይ ምጸበቐ ነቢሩ። ካልእ ጽቡቕ መደብን ትምህርትን ኢዩ። ኣምላኽ ይባርኻ!
@zekerasberhe5904
@zekerasberhe5904 2 года назад
ሰላም ሰላም
@zenabazemo7142
@zenabazemo7142 2 года назад
Egziabher yehagzena btaemi sbuq eu Egziabher bedmen tenan yhalwelna
@TibebYbrah
@TibebYbrah 2 года назад
ካልኦት ዝተረፉ ስራሕተይ ንኸሳልጥ ቤተ ሰብ ብምኻን ሓገዝኩም ስለ ዘበርከትኩምለይ ኣዝየ እየ ዘመስግን::
@TibebYbrah
@TibebYbrah 2 года назад
ካልኦት ዝተረፉ ስራሕተይ ንኸሳልጥ ቤተ ሰብ ብምኻን ሓገዝኩም ስለ ዘበርከትኩምለይ ኣዝየ እየ ዘመስግን::
@mekonenbirhane9167
@mekonenbirhane9167 2 года назад
የቐንየልና መንፈሳዊ ኣቦታትና🙏🙏🙏ቃል ህይወት የስምዐና🕯️🕯️🕯️🕯️🌾🌾🌾🌽
@brktitekle801
@brktitekle801 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና በረከቱም ይሕደርና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@freygebreslassie5242
@freygebreslassie5242 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና እግዚአብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድለልና
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 2 года назад
Bahaqi qalehiwet yesmeana KBR abona KBR memhrnan
@FilateyStar
@FilateyStar 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም መምህርና ኣቦና ሊቀ ካህናትን ብዕድመን ጸጋ ይሓልወልና ኣቦታትና🙏🥰🥰🥰
@mashowalaslase2617
@mashowalaslase2617 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብራት ኣቦታትና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ዕድመን ጥዕናን የሃበልና
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 2 года назад
_አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረኽት የሰመዐና ጸጉኡ በረኽቱ የብዝሕ እግዛአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዒናን ይሓልዉና ናይ ብፀኡ አቦና መርሐ ክርሰቶሰ ፀጋ በረኽቱ ይሕደርና_
@netsanet7155
@netsanet7155 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኩቡራት ኣቦታትና ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣሜን (3)💛❤️🙏
@nananana1404
@nananana1404 2 года назад
አቡነ መርሃ ክርስቶስ ሊቅ ፈሪሆተ እግዚአብሄር ዘለዋም ብፀሎት ጠጠው ኢሎም ቀትርን ለይትን አብ ፀሎትን ብክያትን ዝነብሩ አቦ ዬም
@ngstitigraykuweit2624
@ngstitigraykuweit2624 2 года назад
ሰላም ክቡራተይ ስድራ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ታሪክ እዩ ናይ ኣቦና ቃለ ህወት የስመዐልና ኣሜን
@user-kh7ik1pk2l
@user-kh7ik1pk2l 2 года назад
ዝተወለድሉን ዝዓረፍሉን ዓመተ ምህረትን ስም ኣቦኦምን ኣዲኦምን እውን ንገሩና❓❓
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 2 года назад
ናዓይም ሕቶ እያ::
@TibebYbrah
@TibebYbrah 2 года назад
ምስቲ ዝዓረፍሉ ዕለት ኣተሓሒዝና ኣብ ቀፃሊ ክነቕርቦ ኢና::
@user-kh7ik1pk2l
@user-kh7ik1pk2l 2 года назад
@@TibebYbrah እሺ ክቡር መምህርና
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 2 года назад
💗💖💖💖💖💖💗🙏🙏🙏
@zewdu756
@zewdu756 2 года назад
መዲነአለም ክብሪን መጎስን ይሀበና ቀለህወት ይስመዕና ዲያቁን ይቢራ ማሪያም ፁየን ሚሳኹም ትኹን አሜን ተደፍኑ ዝነበረ ናይ ትግራይ ታሪኽ ተዊፁዕና ዘለኹም አቦታት ክብርን መጎስን ለበታትና አሜን አሜን አሜን 🤬🤬🤬
@firewenghiwet2812
@firewenghiwet2812 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@deannamarie9953
@deannamarie9953 2 года назад
Thank you so much and God bless you 🙏❤
@TibebYbrah
@TibebYbrah 2 года назад
ካልኦት ዝተረፉ ስራሕተይ ንኸሳልጥ ቤተ ሰብ ብምኻን ሓገዝኩም ስለ ዘበርከትኩምለይ ኣዝየ እየ ዘመስግን::
@mekonenyohannes1977
@mekonenyohannes1977 2 года назад
አቦና ብጹዕ አቡነ መርሐ ክርስቶስ ካብቶም ዝለዓለ ፍልጠት ዝወነኑ ሊቃውንት (4ዓይና) ተባሂሎም ዝጽውዑ ብዙሓት ሊቃውንት አቦታት ቀዳማይ አቦ ከምዝነበሩ ብብዙሕ አድናቆት ክምስክሩሎምን ክገልጹ ይሰምዕ ነይረ ። ካብ ኩሉ ዝሕዝን አማውትኦም እዩ ። አብ ጊዜ ዕረፍቶም ብእውነት ብዙሓት ሊቃውንቲ Library ተቀቢሩ ኢሎም ክምስክሩ ይስምዕ ነይረ ናይ በሓቂ ኒአቦና ሊ /ካህናት መ/ ኃ/ ሥላሴ ከምኡውን ኒሓውና መ/ር ዲያቆን ይብራህ ዝዓበየ ክብሪ አሎኒ !! ናይ እግዚአብሔር ጸጋን በረከትን የዓድለልና !! ቃለ ሕይወት የስምዓልና !!
@akberetberhane3014
@akberetberhane3014 2 года назад
KALE HIWET YESIMEALINA KIBURAT ABOTATINA ABI ZELEKUMO BOTA IDIMEN TSIENAN YIHABIKUM
@user-oy6pl7cn3z
@user-oy6pl7cn3z 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዐልና እግዚኣብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም 👇👇👇👇👇👇👇ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-Y5IVUBQ0t1I.html
@michaelhaile3427
@michaelhaile3427 2 года назад
ሃበስ ቀደስ ናይ ኦርቶዶክስ ጥንቆላ እንተቅላዕ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-Dx5p8snAAWA.html
Далее
Она Может Остановить Дождь 😱
00:20
ዮአዳን (ክፍል 16)
38:07
Просмотров 246 тыс.
Она Может Остановить Дождь 😱
00:20