Тёмный

ብፍርሒ ዝተዃነየ መናድቕ ኣየጽልል ኣየምውቕ ብርሃነ ገብርሂይወት ካብ ነዘርላንድስ 

Mosaic Bahli
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Description

Развлечения

Опубликовано:

 

21 апр 2017

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 13   
@eritrana9967
@eritrana9967 5 лет назад
👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👍👍🥈🏅
@user-vy8dx3up5f
@user-vy8dx3up5f 6 лет назад
ጽቡቕ ትዕዝብቲ ኢዩ፡ቁሩብ ዳኣ ኣብ መወዳእታ ግር ኢላትኒ በር። ሎሚ ኩለን እምነታት መሳርሒ ፖለቲካ ከምዝኾና ጥራይ ኢዩ ዝርዳኣኒ ኣነ።
@robielgebrehiwet8410
@robielgebrehiwet8410 5 лет назад
Nay bhaki nfu...rezin gtmi. Felasfa Berhane
@user-vg5jo3ij2m
@user-vg5jo3ij2m 6 лет назад
Abey krdeao ezi mukulea weledo kurub gn abta teakibka mmlak ayedln zbelkaya kab hgi semay rhk ila
@adamsamuel9316
@adamsamuel9316 6 лет назад
ጓን ንጉስ ኣፍቂረ ፨፨,፡፨፨፨፨፨፨፨ ድኻ ደኽዳኽ ሓንቲ ዘይብለይ ቀዳድ ጁባ ኣብ ባዶ ኢደይ ኣብዘይ ዓቅመይሲ ሓፊለ ጓልንጉስ ያኢ ፍቕሪ ከስተማቕር ክድሰት ክሕጎስ ጎኒ ከምዘሎኒ ጸግዒ ዘመድ ሃብቲ ከምዝውንን ማዕሪ ኦም ዝዛመድ ሰይጣን ግዲ ፈሲሎይ ኣዚዙለይ ገመድ እምበር ዕሩቕ ዝዝባነይ ልብሲ ኣልቦ ቀዝሒ ቁሪ ሃልሃልታ ጽሓይ ለሚደዮ ሒቦ ጉሓፍ ዝቐለበይ ማእሪረ ዝረኽቦ ድቦላዩ ወሪዱኒ ተረኽቦ እዛ ዳዋ ተምጽ ኦ ኣሎዋ በለ ኣባሓጎይ ንሳ መነን ዝስተ ሕጻባ ዛዉያ ጾጉሪ ርእሳ ምስ መስተር ወለባ እንቃዓ ጠስሚ ጌራትሉ ካብ ኣልባ መዓር ጠስሚ ኣጁቦ ቀለባ ክት ኣቱ ክትወጽእ ብዘብዐኛ ተዓጅባ ከመይለየ ክሓታ ኣበይየ ክረኽባ እንዶዒ ግናስ ሓያልዩ ፍቅሪ ኣይተባህለንዶ ዕዉር ኣብትሕቲኡ ዘምበርክኽ ኣሲሩ መሓዉር ነብስኻ ኣረሲዑ ልብኻ ዝስዉር ደድሕሪ ትፈትዋ ኮለልዘብል ዘዝውር ወሰደኒ ደኣ ንንዳንጉስ ኣቢሉ ዘብዐኛ ጸኒሑኒ ምናቱ ገቲሩ እንታይ ክሰምዓካ በለኒ ነድሩ በቃ በልኩ ሞይተ ኣኪሉኒ ኣንቃጥቃጥኩ ፍርሒ ዊሒጡኒ ደገመለይ ዓው ኢሉ ጨደረ ካን ጭፍሊቕ ከብለኒ ከምዛ ኮሚደረ የግዲ ኣውካእኩሉ ዝገበርኩ ጌረ ንሱ ግን ጸጥበለ ንደቓይቕ ለካ ይዳሎ ዩ ኔሩ ብትዕቢት ክስሕቕ ድሓር ግን ሃንደበት ኣበሪኹ ንጎዳ ድምጹ ዓው ኢሉ ሰሓቐ 32 ኣስናኑ ገይጹ ጉሓፈይ ከይምእርር ብድኽነት ተመሊኸ ብነጻ ብሓርነት ከይነብር ዝረኸብኩዎ ሓይኸ ኣብሽግር ኣባ ኣተኹ ብፍቅሪ ተማሪኸ በልኩ ምሬት ንርሳ ኢላያ ትወግሕ በልኩ ንውሽጠይ ከርግእ ብፍርሒ ርዒደ እንከለኹ በቲ ካልእ መልኽዕ ንውሽጠይ ከጸናንዕ ብትዕድልተይ ክረክእ ድሓር ትዘብዐኛ ሓላዊ ጓል ንጉስ ዓትዒቱ ሓዘኒ ንጎይታኡ ንኸሐጉስ ምስቲ ጥሙይ ከብደይ ብኩሪንኩሪት ተኣሲረ ኣብ ዕሩቕ ዝባነይ ብቐዝሒ ክግረፍ ሓዲረ ንጉስ ሆየ ኣንጊሁ ተንሲኡ ጽሩይ ኣየር ክህረም ኣብቲ ገበልኡ ኣዒንቱ ሊኢኹ ናባይ ኣተኩሮኡ እሕእሕ ብምባል ሓተቶ ን ዘቦአኛ ጸዊዑ መንዩ ኣሲሩዎ ኣንታዩ ገበኑ ብ ኣፍልቡ ተሰጢሑ ዝኖሄ ደኒኑ ዕርቃን ዝወረሶ ኣብጥራሕ ዝባኑ ሾዑ ትዘብዐኛ ሰዓቐ ኣመና ጎይታይ እንታይ ክንጸውየሉ ስቕ ኢሉ እንደኣሉ ንጓልኩም ዩ ኣፍቂሩ ሽዑ ኣነ እዝጊሄር የር ኢኩም ኩሩስቶስ የመልክትኩም ድኻየ ዝመጻኹ ክበልዕ ርፍራፍኩም ፍትሒ ምስጎደለ ድኻ ተበደለ ኩቡር ጎይታ ግዳፍትሑኒ ኣመና መሪሩኒ በዲለ እንተኾይነ ፍርድኹም ሃቡኒ በልኩ ክንደይ ከትደፍር ዓቅምካ ዘይትሓልም ሓቅኸ ዘይትዛረብ መልሓስካ ተለማልም ካን እታጓለይ ጥማዕ ወርቂ ጥሚቅ ምልዖ ቀለብ እኳ ዘይንልካ ንትበልዖ ቁራስ እካ ዘየብልካ ተኮምስ ዖ ልባስ እኳ ዘይብልካ ትድር ዖ እንታይ ኮይነ ኢላሞ ንዓኻ ክትምር ዖ ወድሰብ ከንሰይ ናይዛ ዓለም ፍጡር መሰለይ ከንሱ ክወልድ ክፈሪ ክዛመድ ከፍቅር ክሰርሕ ክመሃር ክምዕብል ብሓርነት ክነብር ወድመሬት ከንሰይ ወደባት ዘይሕዱር ጩራ ብርሃን ሓሪሙኒ ጋሪድዎ ጸልማት ዕርቃን ስእነት ወሪሱኒ ተማሓዝየ ምስ ድኽነት ትርጉሙ ጠፊኡኒ ሃገር ሃገራውነት ምድረበዳ ኮይኑ ባዲሙ ፍቅሪ ሕውነት ምስ በልኩ ኣንታ ደፋር ዲኻ ጸጊብካ ሓቅኻ ኪንድዚ ትዳፈር ምስንጉስ ጉይታኻ ሃባ ገመድ ሃባ ትማሕለኻ ኣብ ኣ ይውዓል እሰሮ ኣጽኒዕኻ ጉድ እኮረኪበ ዓመታት ጸናሕኩ ምሶም ተዓሲበ መዓር የብሎዖም በበርቢ ጸባ የስትዮም ሓሓሊበ ጽራይ ዱቛ ሜስ የስትዮም፡ጎጎይበ ሕስረት እምበር ጓሎም ዶ ረኺበ ጓል ንጉስ ኣፍቂረ ኣብዘይዓቕመይ ኣንጉዐይ መጽዮም ሰትዮሞ ደመይ መልክዐይ ተደምሲሱ ሃሲሱ ቀለመይ ሰላም ሓሪሙኒ ከምዓለመይ
@adamsamuel9316
@adamsamuel9316 6 лет назад
ሳሙኤል ገብረሂወት
@nebsegedayiseyas3617
@nebsegedayiseyas3617 6 лет назад
Emo hizibi ena xefe sik belu tbil alek haymanot eko nkulu eyu zigibio merahiti haymanot eko haki hizomka nimesel deki sebat zizarebu methaf kudus mnbab yediliyeka alo alem merahiti haymanot ente zihziwa ezikul tegem aymmeten ambb kitinbb
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl Месяц назад
Ane golgol hazom harise kbel e eye zdelo
@y.yohannes613
@y.yohannes613 7 лет назад
ንስኻ ኸ ሕጂ እንታይ እኻ ትብል ዘላኻ? ስብከት ይትረፍ ድዩ ቢሂልካ?
@omermehamed729
@omermehamed729 6 лет назад
🙏👍💟💟💟✌
@sdetmerierr9917
@sdetmerierr9917 7 лет назад
Ab mewedata sebabierkaya chela kied
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 7 лет назад
ቓላት ኣወቒብካ ድምጽኻ ክስማዓልካ ምግባር ጻዕሪ ኣየድልዮን ኢዩ ከምኡ ክትገበ ምፍታንካ ውን ዝገርም ኣይኮነን እቲ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ግን ኣብ መናድቕ ልቢ ዘይኮነ ኣብ ከበሮ እዝኒ ውን ዝበጽእ ኣይመስለንን ከመይ ትብል ትኸውን ሓቒ ኢዩ ንሰብ ሰብ ኣይኮነን ፈጣሪ ውን ኣብ ድላዩ ክኣምንን በቲ የዋጻኣኒ ኢዩ ዝብሎ ክጓዓዝን ስልጣን ሂብዎ ኢዩ እቲ ዘገርም ግን ናትካ ኢዩ ኣብ ድሌተይ ክኣምን ዝሰብከኒ ኣይደልን ኢየ እናበልካስ ንሕና ኸ ብፍታውና ኣብቲ ባህ ዝበለና ክንኣምን ድኣ ስቕ ዘይትብለና ንስኻ ኣብ ዓለም ክሳብ ዘለና ብዓለማዊ ሕጊ ጥራሕ ክንጓዓዝን ክንቕየድን ከም ዘለና ኢኻ መግለጺኻ ኣቕሪብካ እሞኸድኣ እቶም ብድሌትና ብዘይ ገለ ነገር ጸቕጥን ምፍርራህን ብናጻ ድሌት ብሓባር ናብ ኣምላኽ ክንቐርም ኢና ስለዝበልና ስለንንታይ እምነት ኣብ ውልቒ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ ኢልካ ክትግድደና ትፍትን ዘለኻ እቲ ካልኣይን ዘገርምን ናታካ ግን ኩሉ ሰብ ብሓባር ናብ ኣምላኽ ክቐርብ ድሌትካ ከምዘይሙኻኑ ምግልቅጽካ ጥራሕ ዘይኮነ ብሓብር ኣብ ዓለም ኣብ ፖሎቲካ ዲዩ ካልእ ክንሰርሕን ክንዓይን ከም ዘለና ክትዛረብ ምኽኣልካ ኢዩ ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ በል ንሕናስ ብፍታውና ብሓብር ናብ ፈጣሪና ክንቐርብ ከነመስግን ውን ኢና ሃገርና ድማ ኣብዛ ምድሪ ዘይኮነ ኣብ ሰማያት ኢዩ እንተደሌ ድኣ ዓለም ንዓና ትምሰብ እምበር ንሕናስ ንዓኣ ኣይንመስልብ እቲ ዝመርሓና ድማ ዓለማዊ ሕጊ ዘይኮነ ሙሽጣዊ ሕልናዊ ሕጊ ኢዩ ዘለና እንተኪኢልካ ግን ከምቲ ንስኻ ንሕና ውን ከም ልብና ከም ድሌትና ክነብር ኢድና ኣልዕለልና ንስኻ ክትድቕስ ጎረበትካ ኣደቕስ ከም ዝባሃል ከምቲ ንስኻ ናጻ ክትከውን ትደልዮ ዘለኻ ናጻ ክንከውን ግደፈና ኣብ ሃይማኖታዊ ንጥፈት ኢድካ ኣይተእቱ እዚ ወዳሓንካ።
@berhaneghebrehiwet903
@berhaneghebrehiwet903 7 лет назад
Muuz Muler "ኣብ ሃይማኖታዊ ንጥፈት ኢድካ ኣይተእቱ" ዝበልካዮ፡ ከተነጽረለይ ምደለኹ። ኢደይ ኣይኰነን እግረይ ወይ ምሉእ ኣካላተይ እውን ዘየእትወሉ ምኽንያት ኣይህሉን። ንግዕዙይ ኣካይዳኡን ምሕደራኡን ኣይትተንክፍ ትብል ከም ዘለኻ ዝተረደኣካ ኣይመስለንን። ብስምዒት ስለ ዝጸሓፍካዮ ኣየቕለብካሉን ትኸውን። ብኸምዚ ትግዝተኒ ዘለኻ ኣካይዳ ዝኸይድ ሃይማኖታዊ ኣመራርሓ እንተ ደኣ ኣሎ ኰይኑ፡ ካብ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ ወይ ፖለቲካዊ ምልኪ መፍለዪ ኣይረኽበሉን ዘለኹ ሕጂ እውን። ኣብ ባይታ ዝዕዘቦ ዘለኹ ግስርጥና ድማ እዩ። ኣካይዳኻ በዚ ነቐፌታዊ ጽሑፍ ስለ ዝተተንከፈ ክትከላኸል ወይ ከተጥቅዕ ምፍታንካ ብወገነይ ኣየገረመንን። ኣብዚ ጽሑፍ ሓፈሻዊ ትዕዝብተይ እየ ከቕርብ ፈቲነ ዘለኹ። ተኸታሊ ናይዚ እምነት እዚ እየ በለኒ እሞ ኣብ ባይታ ዘሎ ክውንነትን ምስቲ ክኸውን ኣለዎ ዝብሎ ሓሳባዊ ስእልን እናኣነጻጸርኩ ከቐምጥ ክፍትን። ኣይትእመን ዝብል መልእኽቲ ኣብ ሕመረት ናይዚ ጽሑፍ ዘሎ ኣይመስለንን። "ኣብ ዓለም ንዘለና ተኸተልቲ ዝተፈላለዩ እምነታት ዓለማዊ ሕጊ እዩ ኣማእኪሉ ዘመሓድረና፡ እምነት ውልቃዊ እዩ፡ ኣብ ድላይካ እመን ግን ኣይትስበኽ" ንዝብል ርእይቶ፡ ብኢድካ ኣይተእቱ ክትዓጽዎ ምፍታን ነጸብራቕ ናይቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣካይዳ እዩ ክብል እደፍር።
Далее
Maybe a little TOO much gel 😂
00:12
Просмотров 8 млн
መንገዲ ጃፓን | መበል 19 ክፋል
19:17
Просмотров 1,7 тыс.
А где Ахмат?
1:00
Просмотров 4,6 млн
Ах как прекрасно
0:17
Просмотров 11 млн
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
0:19
Просмотров 13 млн