Тёмный

ተሓኒቁ ዝሞተ ይጸድቅ ዶ? ሰብ ላፍቶ ኣይተከኣሉን መንፈሳዊ ሕቶታት ኣብ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ 5ይ ክፋል 

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Подписаться 38 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 224   
@zemedateka1891
@zemedateka1891 День назад
ብጣዕሚ ንፍዕ ዘማሪ ሳሙኤል ንመናእሰይ ቃለ እግዚአብሔር ሕቶ መልስን ምቅራብካ ! ይነአድ ! ቀፅለሉ ! ፀጋ አምላክ የብዘሐልኩም !
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ День назад
ኹሉ ግዜ ምፁና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ❤
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ День назад
ቃል ህወት የስመዐና ክብራት ኣሕዋተይ ደስ ዝብል እዩ ቀጽሉ እካ ክብር ሓወይ ከተቃርጾ ንሕና እዉን ብዙሕ እና ንማሃር ዘለና ❤❤🎉
@SoloTewhado-vk7jn
@SoloTewhado-vk7jn День назад
ካባይ ጀቢርካ ክርስትያን ብፍላይ ተዋህዶ ኣዚና ኣዚና ኣዚና ሕማቃት ኢና ኣለዉ ዉሑዳት ንፉዓት ኣጆና ይሕዋት
@kisantasfaha7919
@kisantasfaha7919 День назад
ዘማሪ ሳሙኤል ቴዎድሮስ ግሩም ስራሕ ጸጋ የብዝሕ አምላክ
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 День назад
ብጣዓሚ ደስ ዝበል ሕቶ እዩ ፀጉኡ ይብሐልኻ ክቡር ሓወና አብ ከመዚ ዝበለ ጋዳናታት ሰለ ዝቃሳቀሱ ዝም ወጣታት ብደምቢ ምንቲ ክፈልጡ ሃይመኖቶም ቀፀለሉ ግን ትመልሲ ውን አንፀር አበልካ ምልሰሎም ሳሚ ሓወይ ድካም ኳይሃልዉ እዩ ግን ንዓኹም ውን ዓብይ በረከት እዩ 🙏💗
@MisginaKiflemariyam
@MisginaKiflemariyam День назад
እንዃዕ ብደሓን መጻኩም ድቂ ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን ከመይ ኣለኩም ጹቡቅ ትምህርቲ እዩ ።ቀጽልዎ ክብሎ ዝደሊ ግዜ ኣይተሕጽርዎ ክርእያን ክትዉዳእን ሓንቲ ኮይና ❤❤❤
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm День назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀገኡ የብዘሐልካ ደስስ ኢሉነ እየ ዝካታተሎ እዙይ መደብ ❤❤❤👏👏👏 እና እንታይ ድየ ክብል ደልየ ምስ ሰናይ ይቅሬታ እቲ ሕቶ ምስ ሓተትካዮም እንተ ዘይመለስዎ መልሶሎም እንሕና እውን ዘይንፈልጦ ክንፈልጦ ስለ ዘለና መልሰነ ኢካ መልሱ ክቡር ሓው ❤❤❤ብዘተረፈ ቀፅለሉ ደስስስ ዝብል መደብ እዩ ❤
@ሜሬጓልተዋህዶ
@ሜሬጓልተዋህዶ День назад
ናተይ እውን ሕቶ እዩ🥰
@behabelomhadishhagos8802
@behabelomhadishhagos8802 15 часов назад
ሊቀ ሐዋርያት ቅዱስ ጴጥሮስ ይባሃል
@behabelomhadishhagos8802
@behabelomhadishhagos8802 15 часов назад
ብኣርዮስ ትጀሚሩ
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd День назад
ኣሰይ ኣነስ እዚ መቅረቢ መደብ ክፈትዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡራት የሕዋትና 🙏♥️
@DanielJakob-dj1vw
@DanielJakob-dj1vw День назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልካ ዘማሪ ስሚ ሓውና እንተ ተኻኢሉ ኣብ ጋርመንት ምጽና
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 23 часа назад
ንባዕለይ በዙሕ ተማህረ ፀገኡ የብዝሐልካ ሓውና ኩሉ ግዜ ምፀና
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel День назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ሳሚ ሓወና ፀጉኡ የበዘሐልካ ርኢቶ ክህበ ምስ ሓተትካዮም እንተ ዘይመለሱ መልሱ ንግሩም አብ ሓድ ሓድ ትምልስለም እካ አብ ሓድ ሓድ ግን ምልሲ አይትንግርለካየሚ ማለት ንዓተም እዉን ንግረም ከምቲ ናዓና አብ ፀሕፍ ተቀመጥለካና ክቡር ሓወይ ምእንቲ ክደሕዝወ ብዝተረፋ ፀጉኡ የብዘሐልክም ቀፅለወ ፍቅራት አሕዋተይ❤❤
@ኣርሴማጓልእመበራሃነዩቱበ
ባሓቂ ቃል ህይወተ ያስምዕልና ጸጋኡ ያበዘሕሉኹም ቃፃሎሉ ሳሚ ሓወይ ♥️🌾 ያትፆበና የኡ❤
@delinadelina4608
@delinadelina4608 50 минут назад
ቃለ ሂወት የስምኣልና ጽቡክ መደብ ቀጽሉሉ በዙሓት ኢና ዘይንፈልጥ ዘለና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩመ
@MerhawiGebreyohannes
@MerhawiGebreyohannes 15 часов назад
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ቃል ሂወት የስማዕልና
@SaraMoh-n8g
@SaraMoh-n8g День назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሕቶ መምሃሪ ቀፅለሉ እግዚአብሄር ፀግኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ❤❤❤
@Samuel-3838
@Samuel-3838 День назад
ብጣዓሚ ጽቡቅ ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ልኡል እግዚአብሔር
@shewitgrmay9606
@shewitgrmay9606 День назад
ናይ ብሓቂ ጽብቅ መደብ ጸግኡ የብዛሓልኩም
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 2 часа назад
ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋትና ፀግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ❤
@NahomDesbele-f7b
@NahomDesbele-f7b День назад
ሳሚ ሓወይ ኣብቲ ናይ መዝሙር'ሲ ጹቡቅ ገርካ ኣረድኣዮም መኽናቱ ገሊኦም ሰባት ደዲሕርኻ ይብሉ ደዲሕረይ በሉ ዝበልካዮም ይመስሎም ኣሎ ። ናሆም ሓውካ እየ ቃል ሂወት የስማልና ብጣሚ እየ ዝፈትወካ በዚ ኣጋጣሚ። ክብሪ ይሃብካ ባይ ሰላም ኩን ።
@hanibalhabtab3088
@hanibalhabtab3088 День назад
መርሓባ መርሓባ ክቡራተይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ
@RutaHagos-u4w
@RutaHagos-u4w День назад
Bejaka tixbit newihuna keltifka mxena hawey buruk kal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏🙏
@salamsalam1464
@salamsalam1464 День назад
እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሓልኩም ቃለ ሂወት የስመዓልና ክዉራተይ❤❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ
@NgstiNgsti-j7o
@NgstiNgsti-j7o День назад
ቃልሂወት የሰመዐልና ቡሩካተይ ቀፅልሉ ግን ኣይተደንጉይና❤
@YemaneTekle-g7s
@YemaneTekle-g7s День назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሕ❤
@2112MARYAM
@2112MARYAM День назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና አሕዋተይ እቲ ትክክለኛ መልሲ ግን ሓታቲ ሓውና ደጊምካ መልሰልና። ምክንያቱ እቲ ህዝቢ ዘትክክል ዝምልስ አሎ ዝመሰሎ እውን ይምልስ አሎ ንተመልከቲ ግን ትክክለኛ መልሲ እርማት ኣብ መጨረሻ ወይ እውን ድሕሪ ሕቶ ተዝዋሃበሉ ዝበለፀ እዩ ቀፅሉሉ 🎉🎉
@እልሻዳይእካአምላከይ
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ❤❤❤
@mariaMio-bv2fi
@mariaMio-bv2fi День назад
ቃለ ህይወት ያስመዐና ፀጋ በረከቱ ያሕድረልኹም
@hintsatewelde4300
@hintsatewelde4300 3 часа назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ኣምላክ ዕድመ ይሃብኩም ኩልኩም የሕዋት መዘምር ሓውና በርትዕ ጽቡቅ መደብ።
@Footballyoutube12
@Footballyoutube12 День назад
ኣሰይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እግዝኣብሄር ጸጋን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤
@sannayisan7439
@sannayisan7439 17 часов назад
ቃለ ህይወት የሥመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራተይ👏👏❤❤❤❤❤ ደስ ዝብል ሕቶ እዩ ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ኣሕና እውን ብዙሕ ላትማሃረና የና እሞ ኣጆኻ ቀጽለሉ ዘማር ሣምኤል ሓውና👏👏❤❤❤
@MetkelBereket
@MetkelBereket День назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna xegu yebzhalkum fetari yehwatey ❤❤❤ kexlwo nay Agolulot zebnkum ybarkum fetari
@user-hiwen
@user-hiwen День назад
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ኽብራት ኣሕዋትይ ኣሜን ድሰ ዝበለ ቃለ መሕተት❤❤❤
@MahderMahder-j6g
@MahderMahder-j6g День назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐልና❤ቡዙሕ ናተምሃርናና ቀፅልሉ ክብራተይ🎉🎉❤
@yordazeray-l2i
@yordazeray-l2i День назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና, ኣሕዋተይ♥️✝️💟
@YersalemTeklebrhan
@YersalemTeklebrhan День назад
ሓወይ ❤ቀጽሎ ቡዙሐ ተማሂረ ቀጽሎ 🎉🎉ጋርመንቲ አንዳ ሚካኣል አባ ምጻአ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
@SmilingBanyanTree-dr5gn
@SmilingBanyanTree-dr5gn День назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብሩ ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቀፅለሉ ደስ ኢለኒ እየ ዝካታቶሎ እዚ መደብ❤❤❤❤❤👏👏👏
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt День назад
ቃል ሂወት የስመዓልና የሕዋት ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ ክብል ይደሊ ። ❤ ❤ ❤
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y День назад
ቃል ህይወት ቃል ሰናይ የስምዐልና ኩቡር ሐውና ቀፅልሉ❤❤❤🙏
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
ጸጉኡ የብዝሕ ንመለስቲ ሳሚ ሓውናለ
@AbrishVio
@AbrishVio День назад
ቃል ህይወት የሰምዓልና ክቡር ሓውና ጸጋኡ የብዘሐልካ አግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ❤❤❤ረ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 День назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኹም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@jalaxyhilfota03s56
@jalaxyhilfota03s56 День назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓወይ ቀፅለሉ🙏
@selamasebaha6289
@selamasebaha6289 21 час назад
ቃል ህይወት ይስሐዐልና ደስ ዝብል መደብ እዩ🙏
@tirhastekleweldemikael8480
@tirhastekleweldemikael8480 День назад
Qale hiwet yesmeslna Brukatey! Kemey desssss zebl medeb!❤ Qexlwo Egziabiher yihagzkum. Amen
@ወለተማርያም-ፈ6ጸ
@ወለተማርያም-ፈ6ጸ День назад
ብሓቅ ቃለ ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ንመሃረሉ ኣለናሞ ንሕናውን ካብ ስደት መልስ ሽልማትከም ኣይቅረየና እልና ንምነይ ኣለናሞ ቀፅልሉ ኣሕዋትና🙏🥰🧡♥️💛🌻
@ትርሓስነኝየማርያምልጅ
ቃለሂወት የስመዐልና ቀፅልሉ ኣሕዋተይ🙏❤
@saral600
@saral600 День назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ👏💘❤❤❤💚
@Miletemhari
@Miletemhari День назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
@ኤልሻዳይነውገታየ
ኩሉ ግዜ ሙፁና ፉቁራተይ ንፅበ እና❤❤❤❤
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
እንካዓ ብስላም መጻእካ ድያቆነ ኣነስ ሕቶትካ ደስ ክብልኒ ኣምላኽ ብዕደመን ብጥዕናን ይሃልውኩም ኣብ ትግራይ ዓደና ክንደይ ብዙሕ ስብ ኣሎ ማንም ዘይፍልጥ ካብ ባዕለይ ጀምሩ ሰደት ገና ምህርና ብዝሕ ሃይማኖትካ ዘይ ምፍላጥ ሕስም እዩ
@TsegaTewelde-u4f
@TsegaTewelde-u4f День назад
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna yehwateyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nebiyatbrhane
@nebiyatbrhane День назад
ቃል ህይወት ይስምዕልና ሳሚ ሓውና እግዚአብሔር ጸጉኡ ይብዝሓልካ ቀጽሎ ብዙሕ እና ንምሃር ❤❤❤❤
@ArsemaHagos-e3y
@ArsemaHagos-e3y День назад
ሳሚ ሓወይ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ቀጽሎ❤❤❤❤❤
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 День назад
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 День назад
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur hawuna egzabiher tsegueu ybzehelka ❤❤❤❤
@AkezaHagos-b7i
@AkezaHagos-b7i День назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም በርቱዕልና
@ezgharya3596
@ezgharya3596 День назад
እንቓዕ ድሓን መጻኹም ደቅ ጽዮን ጸግኡ የብዝሓልኩም ብዙሕ እና ንማሃር ዘለና ሳሚ ሓወይ
@መርሂዋትጓልተዋህዶ
እግዚኣብሔር ይመስግን ኩብራተይ❤
@yousfYousf-bq1ns
@yousfYousf-bq1ns День назад
ንፉዕ ሓወይ ንኡስ ወሎዶና ከምዚ መንፈሳዊ ነገራት ተመልኡ ካዓቢ አለዎ።ቐፅለሉ🙏
@علياحمد-ص4ف7ق
@علياحمد-ص4ف7ق День назад
ቃል ሂወት ይሰመዐልና ዞም አሕዋተይ ቀፅሉሉ🙏❤️
@user-ub2ub8mq8y
@user-ub2ub8mq8y День назад
Btami dese zblie Medeb qexliwo deki tewahado 🙏🏼⛪️❤️❤️
@ሃናጓልአበኑስላማ
ቃል ሂወት የስመዓልና 🎉🎉🎉🎉
@Samsunga14-jz1pr
@Samsunga14-jz1pr День назад
አንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየኩም❤😊
@ተዋህዶሃይማኖተለዘልኣለም
ቃል ህይወት ያስመዐልና ኣይትጥፍኡ
@denaitsemere
@denaitsemere Час назад
Waaw bteami des zbl tebareku medebkum bteami mehari ,baraki eyu kexlwo ekum
@shewittesfahiwet6566
@shewittesfahiwet6566 День назад
Wawww zemari Sami hawina mtami gobez ajoka kexilo 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🤲👏
@user-dm8hn6ut6p
@user-dm8hn6ut6p 19 часов назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏
@ንኩሉዮዳሄ-ኀ8ወ
@ንኩሉዮዳሄ-ኀ8ወ 16 часов назад
ኩሉ ግዜ ምፀና ክቡር ሓወይ ደሰ ዝበል ዩ ብዙሑ ናተማህርና ኢና
@TiTiYou-r5j
@TiTiYou-r5j День назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ሳሙኤል ሓውና ተባረከ ግን መምላስ ምሰ ኣብዮሞ ኣይትነግሮሞን ዝለካ ማለተይ ኣጋጣም ዝይርእዎ ይኮኑ እዮሞ ዝመልሲ
@SaraMoh-n8g
@SaraMoh-n8g День назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤
@asgodomkonstantinos8325
@asgodomkonstantinos8325 17 часов назад
ኣሜን ቃለሂወት የስምዑልና ከም ፍቃድ ኣምላክ ደኣ መልሲ እንተትነግሩና ጽቡቕ ነይሩ
@rodasberhe
@rodasberhe День назад
Kale hiwet yesmialna xegu yebzhalkum ab kixali garment
@misgnaabreham1178
@misgnaabreham1178 День назад
ብጣዕሚ ንፉዓት ሃመረ ሂወት ከም ሽምኩም መንገዲ ሂወት ንብዙሓት ናይ ሂወት ፍልጠት ብዝቐለለ መንገዲ ኣጆኹም እግዚኣብሄር ኣብ ኣገልግሎትኩም ይቕደም።❤❤❤
@dgxt1908
@dgxt1908 День назад
እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኹም❤
@rimon1238
@rimon1238 2 часа назад
❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የስምዓልና ዞም ኣሕዋተይ
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ День назад
ኣሰይይይ ህደይ ደስስ ይብል ፀጉኡ የብዘሐልኩም 😊😊😊
@salamme6643
@salamme6643 День назад
ቃል ህይወት የሰመዐልን🎉❤❤❤
@titigalamebrhan
@titigalamebrhan Час назад
ቀፅለሉ በጀካ ደስስ ክብል❤❤
@Michalesheshay4030
@Michalesheshay4030 День назад
ቃለ ሂወት ናይ ብሓቂ
@tigray1232
@tigray1232 Час назад
ፅቡቅ እዩ ግን እቲ ትሓቶ ሕቶ ብትክክል እንተዝይተመሊሱ ንባዕልካ መልሶ መፅሓፍ ቅዱስ መስረት ጌርካ ክቡር ሓወይ ምክንያቱ ብዙሕ ዎሎዶ ይቅይር እዩ
@nreaeyakidanu7045
@nreaeyakidanu7045 День назад
ቃል ህይወት የስመዓልና 😍😍💙
@dgfhgyfytr7361
@dgfhgyfytr7361 День назад
ቀፅለሉ ሓዉና ደሰክብል❤❤
@furtunatesfalem1875
@furtunatesfalem1875 День назад
Kale hiwet yesmealna kexlwo
@AngesomMesfin
@AngesomMesfin День назад
ኣሜን🎉🎉🎉🎉
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg День назад
እግዚአብሔር ፀጋ ይብዘሓልካ❤❤❤❤
@degneshkidanu355
@degneshkidanu355 16 часов назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጎበዛት
@GrvfGdef
@GrvfGdef 17 часов назад
ቃለ ሂወት የስምዐና ❤❤❤❤❤
@abrhamashebr9191
@abrhamashebr9191 День назад
Qele hiwet yesmalna sami hawey btaemi des zbl eyu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kulen eye zketateln zeleku kab kulu kea xbuq gzie hibkayen aleka mknyatu eti hzbna ayeshelchwon eyu kab 30 deqiq aytehlfen degime qale hiwet yesmalna ruhus zemene matiewos ygberelna
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh День назад
❤❤❤❤❤❤ በረከት ሓወይ ቀፀለሉ
@WegihWegih-mo4nd
@WegihWegih-mo4nd День назад
kal hiwet yesmalena xegu yebzhlekum❤🎉❤🎉❤
@ILoveyouEru
@ILoveyouEru День назад
ቃል ህይወት የስምዓልና ቀጽሎ ሳሚ ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልኩም።እዋ የለን መንግስተ ሰማያት ኣይትረኽባን ኢኻ ጠፊእኻ በቃ ክክክክክ ሓቅኻ ወመይ።
@RakiRaki-cz9sm
@RakiRaki-cz9sm День назад
Qal hiwet yesmealna kbur hawna ❤❤❤
@Ostirch
@Ostirch День назад
ደስ ዝብል ቀጽልዎ ❤❤❤
@MazaAbraham-v3j
@MazaAbraham-v3j 2 часа назад
ሓወይ እጆኻ ቀጽሎ ብዙሓት ክትምህር ኢኻ
@FyeriFyeri-r3k
@FyeriFyeri-r3k 19 часов назад
bzuh temahire ketslelu kbur hawna edmen tsenan yhabka kale hiwet yesmealna🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
እግዚኣብሔር ይመስገን ኩብራተይ❤❤❤❤
@Shewitzetwahdo
@Shewitzetwahdo День назад
ኣሰይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ተዋህደዋይ🎉 ናብ ትግራይ ከይድካ ክትሓተልና ተስፋ ንገብር ክቡር ሓወይ ናብ ትግራይ ከይድካ ሕተተልና ትብሉ ላይክ ሰብክስራይፕ ግበሩኒ ሰናይ ቃዳም ይግበረልና🎉
@mhretgebrekidan7044
@mhretgebrekidan7044 День назад
❤❤❤❤ qale hwot yesmealna❤❤❤
Далее
Распаковка Monster High Potions #monsterhigh
01:00
Eco-hero strikes again! ♻️ DIY king 💪🏻
00:48
መኣረምታ ንዝሓለፈ መልእኽቲ
29:30
Просмотров 3,6 тыс.
ባህሊ/BAHLI NEW PROSE AWEL SAID
1:01:42
Просмотров 11 тыс.