Тёмный

ተስፋይ ገብረዮሃንስ - ኣብ ቀዛሕታ ፓድካስት Kwzahta Podcast 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 124 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 129   
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 4 месяца назад
እንኳዕ ን30 ዓመት ምምስራት ሠርከስ ትግራይ አብፃሓና ብዝበለፀ ልንፉዕ መስራቲ ክኢላን ሰርከስን ስነ ጥበበኛን ተስፋይ ገብረዮውሃንስ(ሊፋይ)እንኳዕ አብፀሓካ ክብል ይፈቱ🙏ንእግረመገደይውን ልባዊ ሠላምታይ ይብፃሕኻ ሊፋይ ለባም ሰብ👏
@mablen2124
@mablen2124 4 месяца назад
ጊቱ ኢ ዩ መስራቲ ሰርከስ ትግራይ።
@gebruabay4587
@gebruabay4587 4 месяца назад
ብዘበን ዉቤ ልፀመመስ ብዘበን ውቤ ... ከማኻ ዓይነት ግግምና የለን።
@DaniMeli-kp4gq
@DaniMeli-kp4gq 3 месяца назад
ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ !
@GenetEstifanos-y7p
@GenetEstifanos-y7p 4 месяца назад
መራሕቲ ትግራይ አብትግራይ ፅብቅ ስራሕ ዝሰርሕ እንተ ሪኦም ናብ ኢትዮጵያ እዮም ዝወስድዎ ትግራይ ማአእከልና ገርና ንስራሕ ክንክበር ተስፍሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏 ❤❤
@dawittesfay4185
@dawittesfay4185 3 месяца назад
Great Interview Tesfish ❤
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 4 месяца назад
እዋይይይይ ሊፈይ ዘ - ብሔረ ዞባ 7 ብዓል ራኢ ኣብነታዊ ኣፍቃሪ ናይዚ ወለዶ ጥዑም ዕላል 🙏 ዘመንካ ይባረኽ ❤️✨👍
@መቐለሽኮር
@መቐለሽኮር 4 месяца назад
ሐሽዊ ሉቑማፅ ጊቱ እዩ ጀማሪኡ
@MuluGermay
@MuluGermay 3 месяца назад
መንጃር ስምዓዮ
@WeresFitsum
@WeresFitsum 3 месяца назад
ሓሳዊ ኹሉ ወዲ መቐለ ዝኾነ ሰብ ዝፈልጦ ሰርከስ ትግራይ ዝመስረታ ጊቱ እዩ ኣይትሓስዉ ዋይ
@01tigray
@01tigray 3 месяца назад
ዕድመን ጥዕና ይሀብኩሙ 🙏❤
@Mealtawi
@Mealtawi 3 месяца назад
How can I say this is only an interview? It is more than a lecture and life lesson. Long live TEsfay Lifay and Bereket Kezahta. The flow is super magnetic, memorable, experiential, and historical. keep it up!
@iskatl1098
@iskatl1098 3 месяца назад
ኦተስፋይ ጠንካራ ያው ዝብላ ቃላት ያዕ በለን።
@brhanesium7335
@brhanesium7335 3 месяца назад
መትዓቢቲ ከምዚ ዓይነት ስብእናን ልቦናን ትዉንን ምኳንካ ኰሪዔልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ proud of you 🎉
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 4 месяца назад
❤❤❤ good to see you lifay hawey❤❤
@shalom5798
@shalom5798 4 месяца назад
ተስፍሽ ዓይነይ❤❤❤ ኣምባሳደር ሰርከስ❤❤ ትግራይና❤❤❤
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 4 месяца назад
መፅእለኹ ንመማፀኢ ይሰማመዑዬም
@علمعلمعلم-د7ح
@علمعلمعلم-د7ح 3 месяца назад
ሓሻዊ
@genettebeje1163
@genettebeje1163 4 месяца назад
Congratulations 🎊 Tesfish for 30 years anniversary ❤️ 💖 ♥️ 💕 💙 💗 ❤️ 💖 ♥️ 💕 💙 💗 ❤️ 💖 ♥️ 💕
@fanieluhenon2127
@fanieluhenon2127 4 месяца назад
ወድነዋይ ፃዕዳ ❤❤❤❤❤❤
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 месяца назад
አዝካ ኩራዕን ተሓበንን ተስፋይ አቦ ፍቅርን ሓሊዮትን ታራኽ ሰራሕን ወዲ ህዝቢ !!❤💖💝👌✍️🤝💪✌️👏🙌
@henigg
@henigg 3 месяца назад
Great interview, Such a humble and passionate man💛❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 4 месяца назад
ATOME SEBAT HEJE EKHUME TENFASE REKHEBKUME ABE WEGE ZENEBER HEZEBI TEGERAY HALIKU MENESEY TEGERAY ABEY DEYOU NERU KESE BELU BEJAKHUME MENGESTEKHU AYTKALULU WAA ETI MENESEY ZEGEBREWO ZELEW BEKHARA HANG ENDAGEBERU NEATATOME A GEBE BELEWOME SELAME KESANET RAHEWA TENNA NE HEZEBI TEGERAY AMEN AMEN AMEN 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@yohaneshailemariam104
@yohaneshailemariam104 3 месяца назад
ተስፋሽ ወዲ ዓበይቲ እድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ምሉዕ ቤተሰብካ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 месяца назад
ተስፋይ ተስፋ ፍቅርን ሓቦን ፅንዓትን ኢካሞ ተሓበን ወርቃዊ ዕዙዝ አበርክቶን ታሪኽን ስለ ዝወነንካ!!
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 месяца назад
ህዝባዊነት ተዓጢቁ ከይተሓለለ ዝጠንነሰሰን አብ ተግባር ተርጉሙ ሂወት ምሌዮናት ምሕብሓብ ስመስልዎ ወርቃዊን ዘለኣለማዊን ታሪኽን ሓወልትን እዩ ሞ ኽብሪ ንኩሎም አብ ማልትን ሰርከስን ዝዓሰሉን አበርኽቶኦም ዘወፈይን ዘለአለማዊ ኽብሪ ይግበኦም !!👌✍️🤝💪✌️👏👏🙌
@dinkineshgebresilase8874
@dinkineshgebresilase8874 3 месяца назад
እንቋዕ ንመበል 30 ዓመት ሰርከስ ትግራይ አብፀሐካ ተስፍሽ ብፍላይ ንዓካ፡፡
@eyasuberhe-xh3uy
@eyasuberhe-xh3uy 3 месяца назад
ብሓቂ ተስፋይ አብ መወዳእታ ዘቐመጠን መልእኽቲ አብ ትግራይ ዘሎ ጭቡጥ ሓቂ እዩ። አይንተሓላለኽ!!!
@Beki_kidanee
@Beki_kidanee 3 месяца назад
Ere Getu eyu jemirwo
@lectureandentertainment7979
@lectureandentertainment7979 3 месяца назад
Feshfash hasawi kab 1ይ amet natekebre zmetses na orit mesilkum tsebebti
@adugaltgray3831
@adugaltgray3831 3 месяца назад
ታሪክ ንበዓል ታሪክ ዘይናትኩም ታሪክ አይትስረቁ አጀካ ጌቱ ጅግና ማዕተብያ ሓቅስ ትምንምን እምበር አይትብተክን
@SolomonMehari-rf5vc
@SolomonMehari-rf5vc 3 месяца назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ሰርከስ ትግራይ ክጠፍእ ዘይግበኦ ትካል ነይሩ ኣብ ዓዲግራት ነይሩ ከምኒ ተስፋይ ኪቦርድ፣ ሙሉ ብርሃን ዋሪ ፣ሳምሶም ገ/አሊፍ ዘፍረየ ሰርከስ ሰገናት ጠፊኡ ብሓድሽ መንፈስ ኣብ መላእ ትግራይ ክክፈት ኣለዎ❤❤❤
@awoiye5486
@awoiye5486 3 месяца назад
Tesfay zenbiom bzuhat alewu / alewa Tshafu antum seb tarik. Tarik tsetsbuqu tray aykonen intelay hmaqu wn abal nay tarik iyu
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t 3 месяца назад
በረኸት ሓወይ የቐንየለይ ለባም ኢኻሞ ለባማ ተቕርብ ንተስፋይ ውን የቐንየለይ ሰላም ንዓኹም ለባም ህዝበይ ቻው
@KirosAndom-jh6qn
@KirosAndom-jh6qn 3 месяца назад
ሓሸውቲ ጎጠኛ መስራቲ ጊቱ እዩ ዋሓጡዋ
@grmaylemlem9951
@grmaylemlem9951 3 месяца назад
ሎቅማፃ ሰርክስ ትግራይ ናይ ጊቱ ዓለምሰገድ እዩ
@freselamgualteklay8660
@freselamgualteklay8660 3 месяца назад
ተስፋይ ኣብ 2000 ናትካ መጺሒት ኣንቢበያ ነይረ በሓቂ ከኣ ታሪካ መሲጡኒ ብዘይ ወለዳ እያ ተመሪዓትኒ ዝብል ክሳብ ሕጂ ከኣ ናይ ሓዳርካ ፍሊም ዘይ ምስራሕካ በሓቂ ደንጉካ ምክንያቱ ፍቅርኩም መምሃሪ ሰብ እዩ ክከዉን ነይሩ ጽቡቅ ናይ ፍቅሪ ታሪክ እዩ ዘለካ ሓቀኛ ታሪክ ኢልካ በጃካ ፍሊም ስራሕያ
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq 3 месяца назад
Leba kab asmera metsika ngitu keybeltseka benkirkayo nayu zneberu kolu habilka wesidkayo
@መቅደስ-ኀ1ፐ
@መቅደስ-ኀ1ፐ 4 месяца назад
❤❤❤❤
@Habesha3789
@Habesha3789 3 месяца назад
Good interview
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 месяца назад
ወለድካ ንዝኩሉ ዓወታት ዘሪእኩም ፍሪያት ምርኣይኩም ዓብይ ሓበንን ሞጎስን ኽብርን ተላቢስኩም ተሓበኑን ቅሰኑንን !!!❤💖💝👌✍️🤝💪✌️👏🙌
@lectureandentertainment7979
@lectureandentertainment7979 4 месяца назад
ቤኪ ፁቡቕ ፃንሒት ነዞም ብኣጉል ብከባቢያውነት ዝዓወሩ ወረቐቶም ናይ FB ድግሪ፣ Specialization ኝኝኝኝ ; ፍልጠት ኣልቦ፣ዕስለ ኮታስ ኩሉ ነውርታት ዝዓተረ ዓንጃል useless ጉጅለ ኣፉ ዘትሕዝ ፃንሒት salute 👏 Beki!
@BereketAsmelash-f2y
@BereketAsmelash-f2y 3 месяца назад
Getu eu mesritwo mbals alitawnwt du koylu liba tadeka eskale hadhawi liba tkon ham tesfay
@TekleSolomon-zn8zf
@TekleSolomon-zn8zf 3 месяца назад
I hope ኣነ ክኣ ምስ➡️ ሓንቲ ትግራወይቲ ክምርዖ ይመነ'' እስከ ጸልም ኢልኪ ረጓድ እንተሊኪ ርከብኒ❤!!
@jonatandavid9136
@jonatandavid9136 4 месяца назад
👏👏👏 newih edme Ms tiena nmneyelka abona eti elamakum ewun egzabher ytahaweso
@fanieluhenon2127
@fanieluhenon2127 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተስፍሽ ሹኮር ሓወይ ❤❤❤❤❤❤
@kirosbeyene680
@kirosbeyene680 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤Lifay Anbesa
@jonmichael8595
@jonmichael8595 3 месяца назад
Ane Ertrawi Iye… Tesfay eta nay gual hagereseb ( hade ewanyu weride Adi… tibl derfika azya tiemti eya. Note: ezom hasawi elkum hawukum tixerfu tegaru gn lebimu. Hasawi Getu eyu jemirwo serkis aytbelu. ETA Hasawi Tibl Kal gedifkum, getu do aykonen jemirwo elkum kem hito Akrbulu.! Wedehankum.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 месяца назад
መን ከምዝጀመሮ እንዳፈከጠ እኳ ኢዩ ኣነ ጀሚረዬ ዝብል ዘሎ ስለዚ ነዚ ሓሳዊ ኢዩ ዝበሃል።ከይፈለጠ ብጌጋ ንዝዛረብ ሰብ ኢኻ ከምቲ ዝበካዬ ጌርካ ትሓቶ ።
@haftayatsbeha5556
@haftayatsbeha5556 3 месяца назад
Kill and pass ሓሪፍ እዩ👍 mr. Borat i like you😁
@saragezaw4834
@saragezaw4834 3 месяца назад
ሰርከስ ድሕሬ ኸዚ ናይስፖርት ትምሕርት ብግሊ ልማሓሩሉ ሙዚቛ እዉን ልማሓሩሉ ብግሊ ኸፊቶም ክስራሕ አለዎ እበር ትድኤ ክትሕግዞኦ ኣይግባዕን ስራሕ ክፍጠር ኣለዎ ዉሱናት ቆሉዑ ዝዓቡዩሉ ክኸዉን የቡሉን ባሓሊትዬ ዝዓረገ ኣታሓሳስባ እዩ።
@MedhnHagos
@MedhnHagos 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@hafteab6188
@hafteab6188 3 месяца назад
ሙሉእ ቡመልእ ሕሾት
@MedhnHagos
@MedhnHagos 3 месяца назад
Zahaway.❤❤❤❤❤❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 3 месяца назад
ታሪኽ ንባዓል ታሪኽ
@mebratgebre6573
@mebratgebre6573 3 месяца назад
ተስፋይ ሌይባ ልምንታይ ብዘይ ስራሕኻ ትኾርዕ?
@علمعلمعلم-د7ح
@علمعلمعلم-د7ح 3 месяца назад
ትክክይ
@melestesfay5687
@melestesfay5687 3 месяца назад
እውይ ጋልሓገረሰብ ብጥዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ሓላል መሬት እንቋዕ ተጋሩ ኮንኩም በኪ ሓወይ አንበሳ ባንኪ ካብ USA ብናይ ደገ ሸርፊ አይቕበሉን ንምንታይ? ንግድ ባንክ እናተቐበለ አንበሳ ብንክ ዘይቕበለሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ዓብይ ብዝነስ ይስእን አሎ
@AshenafiGetachew-zi8mp
@AshenafiGetachew-zi8mp 3 месяца назад
Tesfay hashawi qetafi eka
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 месяца назад
በረኸት ትግረዋይ እንተ ሓቢሩን ሰሚሩን ሓሪኑን ዘይሰርሖ አብ እዛ ዓለም የለን እሞ ብምሉእ ልቢ ብዝበለፀ ክዕንብብን ክብራክን ግድን እዩሞ ንሕበር ንስመር !!❤💖💝👌✍️🤝💪✌️👏
@EdomYeshegerua
@EdomYeshegerua 3 месяца назад
Ewe my queen👌👌
@ermiasaraya9939
@ermiasaraya9939 4 месяца назад
Hi Tesfay. ኣነ ሶሎሞን የ. ብሓንሳብ አብና. ልፋይ ሳጋ ዮሴፍ ጎእቶም ያ አንቅኤ ኣብጸሕ ካ አንዳ ደይ ጉአይ አደጋ ዓርቢ ዝተወልድኽኣሉ. ደስ ይብል
@yikdemabu681
@yikdemabu681 3 месяца назад
ጏዕፃፂ ናይ እማቱ ታሪክ ጨውዩ ናቱ ንምግባር ዘይፍንቅሎ ነገር ዘይብሉ ዓማራሪ
@meronzeray5722
@meronzeray5722 3 месяца назад
ጊቱ ከምዝኮነ ኣየጠያይቅን ንዝበለፀ ነቶም ናየ መጀመርያ ናይ ጊቱ ሰልጠንቲ ይጠየቁ
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 3 месяца назад
👍💜🤎💖❤️💐🌹🌷
@genetakiliu3819
@genetakiliu3819 3 месяца назад
ጔቱ እዩ ዠመስረታ ታሪክ ንባአል ታሪክ ደንደንቲ
@EmutiBintIslam4170
@EmutiBintIslam4170 3 месяца назад
Tesfay Betami eyu hasaw Betami geraman bhiak 😏😏🤔🤔🤔
@AshantiAshanti-qg9zs
@AshantiAshanti-qg9zs 3 месяца назад
ልኽልቲኦም አቅርበልና ገፅ ል ገፅ
@zeraihagoshailemariam5496
@zeraihagoshailemariam5496 3 месяца назад
lifay harif nmtay dea kme abnet accounting and management tetkimka
@AB-ov4hq
@AB-ov4hq 3 месяца назад
ዋይ ውርደት አታ😊😊😊
@iskatl1098
@iskatl1098 3 месяца назад
ሊፋይ ጺዒርካ ኣማዕቢልካዮ ጊቹ እውን ኣይካሓደን እቲ ሕቶ ግን ሰርከስ ትግራይ ጀማሪኡን መስራቲኡን ጌቹ ምኻኑ ብዙሓት ሰባት እምስክሩሉ ኣለዉ ስለዚ ሞራሉን ፍናኑን ተተንኪፉ ስለ ዘሎ ከም እተገፍዐ እራኣየኒ ኣሎ ስለዚ ተንሲኡ ከበርክት ምትብባዕ የድልዮ ኣሎ ጌቹ ከኣ ኣጆኻ ካብ ምስትምሳል ወጺእካ ጻዓር ክትዕወትኢኻ።
@محمد-ت1ش5ر
@محمد-ت1ش5ر 3 месяца назад
Hasahwe
@AlemuKassie
@AlemuKassie 3 месяца назад
ነበር ዳይሬክተር ሰርከስ ትግራይ ንኢስዎስ መስራቲ እውን እዬ እንተይሉ እዚ ኣይሰብን። ተስዳይ ካብ ኤርትራ ተሰዲዱ ኣብ መቐለ ስራሕ ስኢኑ እናሃለወ ጊቱ ቆልዑት ኣሰልጢኑ ኣብ ባሎኒ መቐለ ትርኢት ከቕርብ ይዝክር። ሓደ ምዓልቲ ምስ ዓርኹተይ ከቢብና ንኒ ጊቱ ኣናረአና እናሃለውና ተስፋይ ምስና ኸቢቡ ንጊቱ ክርእይን ሓደ ሓደ ርኢቶታት ክህብን ይዝክር። ካብ ኣስመራ ተሰዲዱ እንጀራ ኣብዝደለየሉ ኣዋን ንጊቱ ጓዕጺጹ ዝረኸባ ዕድል ሞራል ብዘለዎ መገዲ ተጠቒመ፥ ኣብ ሃገርን ዓለምን ተፈሊጠሉ እየ ኢሉ "ኣክነውሌጅ" ኣብ ክንዲ ምግባር ካብ ኤርትራ ምስዘምጻእኩዎም ቆልዑት ግዛዕ ምዛዕ ምባል ሌብነትን ሕስረትን እዩ።
@lectureandentertainment7979
@lectureandentertainment7979 3 месяца назад
ጓሓፍ መሃይም ሓሳዊ ሓሳድ ትግራዋይ ኝኝኝኝኝኝ ሓደ ተኣምራዊ ሰብስ ምስ ተራ ቆማላት ተጋሩ ተወዳድሮ ድርባይ።
@AlemuKassie
@AlemuKassie 3 месяца назад
@@lectureandentertainment7979 "ቀዲምኪ ሓባል በልያ" ዓይነት ደርፊ ደናቁር እያ እዚኣ። መንዩ እቲ ሓሳድ? እቲ ካብ ኤርትራ ተጓሒፉ ዝመጽአ ብመንፈሱ ግን ኣብ ኤርትራ ዝነብር "ወዲ ሹቕ" ዶ ኣይኮነን ግዲ ሓሳብን ዝተጣየሸን ማሕበር ሰሪቑ ዝወራዘ ዘሎ? መኻን ርእሲ እያ ኣብ ሕስድና ትርከብ እምበር ጊቱስ ኣብ ሓንቲ ሰርከስ ኣይምኣረገን። ሰረቕትን ጉሓልትን ነታ በቲ መፍረያይ ርእሲ ዝተጣይውሸት ማሕበር ሰርከስ ትግራይ ምስዘሰልጠነቶም ደቁ ጨውዮም ን30 ዓመታት ፍርኣ እናሓንጠጡ እንጀራ ቆሪሶም በሊዖም ። ሰሪቖም ምብልዖምስ ጸገም ኣይነበሮን፥ ሰሪቖም ቁሩብ ሕፍር ዘይምባሎምን መስራቲ እውን ክብሃሉ ምህንቃዎም ግን የሕዝን። ንስኻ ለሓሲ ድስቲ ሓሽከር /ዓስካሪ :-) ስለዝኾንካ ኣባኻ ጊዜ ኣየጥፍእን።
@Goytam
@Goytam 3 месяца назад
የሰታውሰ ኣብ መርዓኻ ቆልዓ,ኾይነ, ምሰ,ሓውካ,ኦኒ,እና,ያቆብ,ክንርብሸ,ይዝክር
@AaAa-ki4zs
@AaAa-ki4zs 3 месяца назад
Atum hasewuti tarik nbeal tarik habwo
@salammokonen7173
@salammokonen7173 3 месяца назад
😮😮😮
@genygen5351
@genygen5351 4 месяца назад
Bereket bejaka Tigringa tezareb. Biziterefe tsibuk tsibuk sirehat.
@genygen5351
@genygen5351 4 месяца назад
@user-zu2dd7px2n yhawawiso alo, tsuruy tigringa eye zibil zeleku, amharinga firki firki koinu.
@Richo_Habeshawit.
@Richo_Habeshawit. 3 месяца назад
ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ ሃቦ ንዝሓልፍ ግዜ ዘይሓልፍ ቃል ኣይትዛረብ ጊቱ እዩ መስራቲ 😏😏 ብስራሕኻ ንፎትየካ ነይርናዋ ክብርኻ በዓልኻ ኣይተውርዶ ዘይናትካ ኣይናትካን 😉😉
@LemlemGdey-m4j
@LemlemGdey-m4j 3 месяца назад
Hade ewan eyu werife adi zfetwa derfi
@Habesha3789
@Habesha3789 3 месяца назад
ቤኪ ሕቶ ኽትጅምር ክለኻ ድሕር ባይታ ጀምር
@سارةهواياتي
@سارةهواياتي 3 месяца назад
ፍትሒ ንጊቹ
@HaftomAregay-ee9ez
@HaftomAregay-ee9ez 3 месяца назад
Taym lamahgzkyo nayrka madelka????
@goitommeressaashebr8629
@goitommeressaashebr8629 3 месяца назад
1,ኣነ ሰርከስ ለስታዉስ በዓል የካቲ ልምኽባር ካብ ት/ቲቤት ተሰሊፍና ባሎኒ ኣቲና ጊቱ ሒዙዋሙ እንትጋላበጥ ኣብዙ ሜዳ እዮ። 2, ከዚ ሰርከስ መበል 30ዓመቶሙ የኽብርለዉ ዝገረመኒ ግን ተስፋይ ካብ ወንበር ምግልባጥ ካብዘቃፅ(ካብስልጣን ካብለይወርድ) ህንዱዙይ ምፅንሑ እዩ 3, ……….?
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 4 месяца назад
Ezi wedi wana gujle seb yfelto eye wana eyu 1989 seb gize eyu bhwehat ltewekele
@equarenderta7521
@equarenderta7521 3 месяца назад
ዘመነ ቲፎዞ ኣዕብይካ ተስፋይ .......................... ንቱ ሓቃዊ መስራቲ ዝኾነ ጊቱ ኽኣ ስኣን ቲፎዞ ደርብያቶ ......
@brhanesium7335
@brhanesium7335 3 месяца назад
ነቲ ካብ ኣርእስቲ ወጻኢ ፖለቲካዊ ዝመስል ሕቶ ኤርትራን ትግራይን ጽቡቕ ጌርካ መሊስካዬ ካልኦት ከማኻ ለባም ዝዀነ መልሲ ክምልሱ ካባኻ ክመሃሩ ተስፋ ይገብር
@salemsalem2511
@salemsalem2511 4 месяца назад
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️❤️❤️
@agona4373
@agona4373 3 месяца назад
Fix your sound system Bereket. ተስፍሽ ዓብዪ ሰብ!
@ሸረኒ
@ሸረኒ 3 месяца назад
ተስፍሽ ኣነስ ክፈትዋ❤️🤌🏻
@KirosAndom-jh6qn
@KirosAndom-jh6qn 3 месяца назад
ጊቱ እዩ መስራቲኡ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 месяца назад
ካብ ህዝባዊያን ትካላት ትግራይና ማሕበር ትግራይ እያ እዛጥንስስ ድማ ብ1985 አብ ሀገረ ስዊድን ጥጅእ ኮይናን ብማሕበር ኪኢላታት ተጋሩ ዝብል ስም ጥጅእ ሓሳባ ናተይ ኮይና ምንምኳ ብዙሓት ሓሳዳት ተፃብኦ የብዙሑላ እምበር ተስፋይ ቸንቶ ካብ ጀርመን ረዚን ሓሳብ ኢሉ ብአኬባ ስቶክሆልም 9 ዘኣባላታ እያ ተመስሪታ ታሪክ ከምዘለዎ ክቅመጥን መርትዖ ክህልዎን ግድን እዩ እሞ ታሪካ ይሰነድ ። እዚኩሉ ህዝባዊ ስራሕትን ናብራ ብዙሓትን ንምቅያርን እዩ ነይሩ እሞ ማልት ከም ህዝባዊ ውድብ ህወሓት አብ አፍሪቃ መዳርግቲ ዘየብላ አዶ ብዙሓት ኢትዮጵያ እዩ ብዙሓት አብ ኢትዮጵያ ስለዘፍረየት ። ብምሉእ ተወፋይነትን ህዝባዊነትን አብዚ ዓብይ ዘላ ዘብፀሐ አቦ ልምዓት ነብሲሄር አርኣያ ዘሪሁን እዩ እሞ ክብሪ ይግበኦ ። ማለት አዶ ውፅዓትን መዳርግቲ አልቦ ማሕበር ፅሪቲ ህዝባዊት ትካል ተጋሩ ስለዝኮነት ኩሉ አባኣ ይረሳል!!✍️👌🤝💪✌️👏
@musiefessehass3741
@musiefessehass3741 3 месяца назад
እዚ አኮ ንስብሐት አዋልድ ዘቅርብ ነበረ ድቃላ ረሳሕ ሰብ እዩ
@gebruabay4587
@gebruabay4587 4 месяца назад
እዚ ገለፃ ዘይርደኦ እንተሃልዩ ሃገርን ወዲ ዓደይ ምባል ንመፈላለይን ንፅልኢ መስፋሕፍሒ ጥራሕ ልጥቀመሉ ፀማም ጥራሕ እዩ። ሰርከስ ትግራይ ማለት ብተራ አክሮባት ከለውለው ምባልን ብስፕሊት ፎቶ ምስኣል ማለት ከምዘይኮነ ካብዚ ንላዕሊ መረዳእታ የለን። ካብ ትግራይ ሓሊፎም ኣብ ዓለም ሙሉእ ዘለዉ ኮኾባት እዚ ሓቂ ስለዝርደኦም ብተግባሮም ይምስክሩ አለዉ። ጉዕዞ ሰርከስ ትግራይ ዝተፈላለየ ዕድመ።፣ ሃይማኖትን ፀባይ ዘለዎም ሰባት ብፍቅርን ስነምግባር ኣሊኻ ናይ ጥበባትን ኢንዱስትሪ ምዃን እምበር ተቀሚጥኻ ሓሜትን ሃለውለውን ኣይኾነይ።
@mablen2124
@mablen2124 3 месяца назад
Melhas leba yedli mehzeni
@DANIK-ETH
@DANIK-ETH 3 месяца назад
ሰራቂ ናይ ሰብ ርሓፅ ቁጥሚ
@abrahamleakemariam6502
@abrahamleakemariam6502 4 месяца назад
ማንም ይጀምሮ መን ኣዕብዎ እዩ እቱ ኣገዳሲ።
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 4 месяца назад
አታ ቀዛሕታ አይተሓሱ ንኢትዬጵያዩ ዝሰርሕ ዝነበረ
@sabatadesse-lee2596
@sabatadesse-lee2596 3 месяца назад
"Bank Lion" that means the Bank is lazy but good-looking :).
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 3 месяца назад
ኣቤት በረከት ቆልወጥወጥ ክትፎቱ ሳላ ከምኡልካ ኣይሓመቐካን ናባዓል ፃዕዳ ኮይንካ ተሪፍካ
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 4 месяца назад
አረ ሰብ ታይ ይብለኒ በል በረከት ሰርክስ ትግራይ መን ድዩ ጀሚርዋ ጊቱ እዩ መሰሪትዋ ኢልካ አቅሪብካዮ ኔርካ ሕይ ተስፋይ ትብል ሸም
@ethiopiawitabraha330
@ethiopiawitabraha330 3 месяца назад
ተሰፉይስ ከመይ ኢሉ እዩ ኤርትርኛ ተዛራባይ ኮይኑ ሰልጢኑ ማለት ድዩ ?
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 месяца назад
እዛ ታሪካዊትን ንአሻሓት ሂወት ዝቀየረት ማልትን ሰርከሰን ትግራይና ቀፃሊ ክትዓብን ብሩህ መፃኢ ክህልዋን ንወለዶ ተሓላሊፋ አዶ ልምዓትን ፍቅርን ኪነጥብብን ክትኮውን ኩሉ አብ ማልት ንዕሰል ትግራይና ክትበርኽ !! እንተ ተስፋይ ግዳ ካልኣይ አቦ ልምዓትን ዕብየትን አርኣያ ዘሪሁን ኢካሞ ተሓበን ። ንቲ ጥንስስ ሓሳብ መፍለቂ ድማ አነዉናን አዝየ ይኮርዕን ይሕበንን !! ህዝባዊያን ዘለኣለማዊያን እዮም !!✍️👌🤝💪✌️👏🙌
@habteabtekest7412
@habteabtekest7412 3 месяца назад
በረከት ግን ጊቱ ወየሰትፈልጦ ዲኻ ኾንካ "ጊቱ "ኢልኻ ደጊምኻያ!? ጊቱ አለም ሰገድ መስራቲ ሰርከስን ሰብ ስኢኑ ብወገናውነት ልፍዓቱ ዝተመንጠለን.. ብዞም ከባብያውያን ሐሰውቲ ተልካሳት ኽፉአት ተግባሮም ብፅልአት ደቂ መቐለ ስርሑ ዝተመንጠለ ሰብ እዩ።
@mychannel89608
@mychannel89608 3 месяца назад
ኤርትራዊ ድዩ ኢትዮጵያዊ ቤኪ?
@agona4373
@agona4373 3 месяца назад
ወደስመራ ትግራዋይ።
@jonmichael8595
@jonmichael8595 3 месяца назад
Haha. 😆 Eway Melsi… kef zelewa melsi.
@qwEr-e7s
@qwEr-e7s 3 месяца назад
ሎቕማፅ
@ሚዙቻናልmizuchanal
@ሚዙቻናልmizuchanal 3 месяца назад
ለቃሙጽ🙃
@BetiBabuedu
@BetiBabuedu 4 месяца назад
አቱም ሓሸውቲ ሰርከስ ትግራይ መስራቲ ጊቲ ይበሃል
@gebruabay4587
@gebruabay4587 4 месяца назад
ዕሙት " ዓሻ ሓደ ደርፉ" ሰሚዕኻኳ አይተዳምፅን?
@hadasmirats
@hadasmirats 3 месяца назад
Leba
@mychannel89608
@mychannel89608 3 месяца назад
ጉራ እዩ ምንም የብላን ትግራይ ሓሶት እዩ
@saragezaw4834
@saragezaw4834 3 месяца назад
ሕቶና እስኻ ኣይኮንኻ ሰርከስ ዝፈጠርካ ጌቱ እዩ እሞ ትሓቂ ተዛረብ እሱማ ጌሬሙሉ ካስ ናይ ኢትዮጵያ ኮይንኻ ሓፍታም ጌሩካ አሎ ብሰብ ስራሕ ምፍላጥ እላተሻማመቅካ ክትነብርኻ ዒኻ እመነኒ።
@lectureandentertainment7979
@lectureandentertainment7979 3 месяца назад
ደደብ he is international figure ነዚ ቆማል ህዝብኻ ሰብ ዝቀየረስ ይነግስ ዶ ይሹቕረር ? ነገር ቆማላት ምስ ሰብ ማዕረ ጌርኩም ትግሬ ኝኝ
@HadeHabtam
@HadeHabtam 3 месяца назад
Tesfay 👎👎👎👎seraki
Далее
Новая BMW 5 провал за 10 млн! ИЛИ?..
32:07
Истории с сестрой (Сборник)
38:16
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 27 ( BY BRUNO )
45:35
Новая BMW 5 провал за 10 млн! ИЛИ?..
32:07