Тёмный

ተስፋጼን፡ ኣማስይኡስ 2ይን መወዳእታን  

Alena Media TV
Подписаться 80 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ፡ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ኣብ ዕለት 20 ሰነ፡ ትሕዝቶና ብፈነወ ሳትላይት ናብ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ኣብ ወጻኢን ንምትሕልላፍ ንዳሎ ኣለና። ተኸታተሉና! ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ሕውነታዊ ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ካብቲ ብብዝሒ ዝቐርበልና ዘሎ ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ናይ እንካን ሃባን፣ ብቀጥታ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ኢና። ምንጪና ጽሩይ፡ ሕላገትና ከኣ ሓቂ ንክኸውን ኣበርቲዕና ክንጽዕር ኢና። ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ፍትሒ ኣብ ምምጻእን ንዝዓነወት ሃገርና ኣብ ምህናጽን ኣገዳሲ ተራ ከነበርክት ኢና። እዚ ከኣ ንዓኹም ሒዝና ኢና። ኣብኡ ንምብጻሕ፡ ወፈያኹም ንሓትት ኣለና። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org, Follow us on social media: rediealena, Instagram, Twitter, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org . Please don't forget to Share, Subscribe & like our channel.
All the Best,
~-~~-~~~-~~-~
Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
• እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Al...
~-~~-~~~-~~-~

Опубликовано:

 

18 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 404   
@ብሊና
@ብሊና 4 года назад
ኣብ መበል ዕስራን ሓደን ክፍለዘመን ከምዚ ዓይነት ረሳሕ ስነሓሳብ ዘለዎ ሰብ ክትርኢ ከለኻ ናይ በሓቂ ዘሕዝን ዩ ። ሰብ ድላዩ ክሓልም መሰሉ ዩ ነቲ ሕልሚ ኣብ ግብሪ ከውዕል ዝፍትን ግን ኣብኣ ይረኽባ።
@mashudismail3389
@mashudismail3389 4 года назад
55749ui387uyytguml .
@mashudismail3389
@mashudismail3389 4 года назад
557rouieiu5hgyi8 .
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 4 года назад
@@mashudismail3389 ₩]]]]]]]]]]
@romodanbarq1757
@romodanbarq1757 4 года назад
ተዓወት ኩሉ ግዜ ዕውት.ናይ ብሓቂ.ሃገራዊ ምኽሪን ማዕደን መጥንቃቅታን ሂብካዮ ዝሰምዕ እዚኒን ዝሓስብ ሐንጎልን ኢንተሃልይዎ
@Aneshekor
@Aneshekor 4 года назад
Dear wedi mehari, we thank you and admire you for your struggles working day and night for one eritrea. You are highly respected. May god be with you and wish you full health and long age.
@mehretabeyasu1674
@mehretabeyasu1674 4 года назад
Thank you very much abona soldier redie mahari, well done und God bless you in Eritrea
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 4 года назад
Alena media TV thank you for hardworking i admire you how much you care about on you country and on you people cheers 👍
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 4 года назад
"ንለባም አምተሉ ናበይ ከይስሕቶ ንዓሻን ደርጉሐሉ ናበይ ከይፈልጦ " ተስፋጼን ዘደናግሮ ወዳባት ኤርትራዊ የለን በጀካ እቶም ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ሐተላ ናይ ታሪኽ ኢዮም ተስፋጼን ካብ ታምራት ነገራ ዝፈልዮ ነገር የለን ታሪኽ ጠማዚዝካን ቃላት ኮሐሒልካን ዝመጽእ ሃገር የለን ፈትዩ ጸሊኡ ፖሎቲካዊ ታሪኽ ሀገረ ኤርትራ ምስ መግዛእቲ ጣልያን ዝመጸ አብ ውጫሌ ዝተፈረመ ነገር ኢዩ ተስፋጼን ሃተፍተፍ ዝብሎ አገዳሲ ብዘይኮነ ካብ ኦሪት ዝፍጥረት ዝመጸ መቦቆል ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ንሱ ውን እንተኾነ ኤርትራ ካብ ነገደ ኩሽ ሴም ኒልን ካምን ዘመጸ ህዝቢ ብእምነት እስልምናን ክርስትናን ዝቆመት ሃገር ኢያ :: ኣብ መጨረስታ ግን ነዓና አድፊርና ዘሎ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ስለዝኾነ ነዚ ጉልሐይ ተበላጺ ሌባ መደናገሪ ገዲፍና አቅልቦና ናብ ውልቀመላኺ ጥራሕ ይኹን
@eritreanforfreedom1827
@eritreanforfreedom1827 4 года назад
Thank you respected brother for telling us the truth of our history.
@yordaethan652
@yordaethan652 4 года назад
You are amazing Ato Redie My greatest appreciation. Tesfazion nay wegahta ika embiar netom jeganu naykedem tegadelti ketebachu koloka zehizin iyu. What we are expecting from grade 6
@hailattekle4296
@hailattekle4296 4 года назад
You so smart. I really appreciate your show .... thanks
@zerisenaykidane5779
@zerisenaykidane5779 4 года назад
ኣጆኻ ወዲ ማሓሪ ኣኮለጉዛይ ከባቢ ዓላን ማይሓባርን ከባቢ ዓሊ ገደን ትግረ ኣለዉ፡ኣብ ሰራየ ኣብ ሞጎ ቆሓይንን ዛይደ ኣኮሎምን ዑበል ብፍላይ ከኣ ኣለዳ ድባሃል ቦታ ከኣ ትግረ ኣለዉ ዓው ኢልካ ብርእሰ ምትእምማን ተዛረበሉ ኣጆኻ
@tesfamichaelh7538
@tesfamichaelh7538 4 года назад
ተስፋጼን ኤርትራውነት ንምድምሳስ ዝትዓጥቀ ጉሒላ፡ የማናይ ኢድ ውልቀመላኪ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምኻኑ ክንዝንግዖ የብልናን።
@abukamil7376
@abukamil7376 4 года назад
ኦ ኤሪትራዊ መንእሰይ !!! ፥ ካብዞም ብዝተፈላለየ ዓበይቲ ገበናት ተኸሲሶም ፥ ኣስማቶም ኣብ መዛግብቲ ተሰኒዱ ፥ ካብ ሕጊ ኣምሊጦም ፥ መዋእሎም ኣብ ስደት ክነብሩ ፥ ወሲኖም ዘለዉ መራሕቲ ሽበራ "ኣግኣዚያን" ፥ ሕጂ ግዜ ከለካ ራሓቅ ። ከይለከሙኻ ከለዉ ፥ ቀልጢፍካ ራሓቅ ።
@user-jy2ov7zv6r
@user-jy2ov7zv6r 4 года назад
ኣታ ንዓኹም ውን ንገድፈኩም ከይመስለኩም ቁሩብ ሞ ከም ኣጋዚኣን ተንከስ በሉ ክንብድሃኩም ኢና ተሓቢእኩም ትገብርዎ ንውድዳብን ጽልእን ዘለኩም ንፈልጦ ኢና ተሰዲድኩም መጺኹም ልዕሊ ደቀባት ኮንኩም ሰላም ክትከሉና ኣይኮንኩምን
@ወዲ78ኣስመራ
@ወዲ78ኣስመራ 4 года назад
ጽብቅ ዘረባ ንስኹም ምስልምና ከኣ ካብዚ ሽሪዓዊ ኣተሓሳስባ ውጹ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ።
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 года назад
@@user-jy2ov7zv6r mishmush kelbi hgdef
@nassernasser7399
@nassernasser7399 4 года назад
100% true Eritrean
@Hagos1971
@Hagos1971 4 года назад
ኣጆኻ ኣያ ረድኢ ኤርትራ ንኤርትርውያን እምበር ፉጹም ብባዓል ግዕዛውያን ትሓዚሉ ዝኣቱ ትግራይ የለን:: ተጋሩ ግን ናብ ዓዶም ትግራይ ክመለሱ ተደልዮም ካብ ኤርትራ ወጽዮም ክኸዱ መሰሎም እዩ::
@fessehayeweldeab6024
@fessehayeweldeab6024 4 года назад
Thank you General redei mehari ቀጽሎ ምሳኻ ኣለና
@asmaraeritrea4757
@asmaraeritrea4757 4 года назад
Ya habibina Redei Edemin xenanan yehbka
@beyenemussie3990
@beyenemussie3990 4 года назад
Abshir Redie Mahari
@Flower-qt7ic
@Flower-qt7ic 4 года назад
Eritrea welida Redie Mehari. Nberelna zhawey
@semereberheteklemichael1180
@semereberheteklemichael1180 4 года назад
I am so proud now to call my self eritrean cause we are all young generation we are lost we need some one like u may god blessed u
@Esunosamsom
@Esunosamsom 4 года назад
Eritrea will be there for ever.ኣጆኻ brother
@abukamil7376
@abukamil7376 4 года назад
ኣብ ሞንጎ ኣብ ሓደ ሃገር ዝቅመጥ ህዝቢ ናይ ጽልኢ ሰነ-ሓሳብ ዝነዝሕ ጉጂለ ኣጋኣዚያን ፥ ብግስ ክብል ፉሹል እዩ ። እዚ ምስ "ዓባይ ትግራይ" ምቋም ስትራተጂ ዝተታሓሓዘ ምንቅስቃስ ፥ ኤሪትራዊ መንነትን ሃገርን ምፍራስ እዉጅ ዕላሙኡ ስለ ዝኾነ ፥ መራሕቱ ኩነታት ኣብ ዘፍቅደሉ እዋን ፥ ብክሕደት ክኽሰሱ ሙዃኖም ርግጽ እዩ። ብፍላይ እቲ ኣብ ትግራይ ሙዱብን ዕላዊን ህላወ ዘለዎ ናይ ባዓል ዮሴፍ ገብረህወት (jstudio) ክፋል ፥ ብጣዕሚ ሕደገኛ ብሙዃኑ ፥ ኣነ ኤሪትራዊ እየ ዝብል ካብኦም ክርሕቅ ኣሎዎ ።
@tdf114
@tdf114 4 года назад
Nihna tigringa agazian kenefshlo ena eto aslam ka netom akreti aslam afshlwom
@abdulkadirbakry5177
@abdulkadirbakry5177 4 года назад
Selamat,Dear Brother Redie Mehari!!Good Job.good to go keep Continue We are with you
@medamedai6644
@medamedai6644 4 года назад
ኣጆዃ እስከ ረድእ መሓሪ
@yemensolomon7521
@yemensolomon7521 4 года назад
7
@yostes4259
@yostes4259 4 года назад
Thanks for all the information.
@osmanzean4573
@osmanzean4573 4 года назад
شكرا جزيلا لهذه المعلومات المفيدة وننتظر منك الكثير المناضل الكبير رديئ محاري شكرا ياحبيبنا yes I still I reapit we are one people and we are brothers even if we have deferent faith we have one origin
@littlestar1519
@littlestar1519 4 года назад
So much respect for you!!! ❤ A man with common sense, keep on exposing those who are delusional and try to devide the eritreans with their supremacist ideology! They try but I know for a fact the real Eritreans won't allow it to happen!!! 😊
@user-wn7ic5bv7d
@user-wn7ic5bv7d 4 года назад
አዚ ጠበቅ ብዓለይ ከጥፍኡ አየ ወዲ ዓደይ አዩ
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 3 года назад
እንታይ በዲሉካ።
@bltblt2473
@bltblt2473 4 года назад
ብደርሆ ምብላዕ ዝፍጠር ሃገር የለን.
@teclebrhanhagos6043
@teclebrhanhagos6043 4 года назад
ኣቶ ረድኢ መሓሪ ጅግና ሓውና ቀጽሎ ኣምላኽ ዓወት ይሃብካ፣ ሓገዝቲ ከአ ይሃብካ።
@Aneshekor
@Aneshekor 4 года назад
Halah wedi halal, I wish you full health and long age. I swear I wait every day to hear your speech. I pray for your protection every day inshallah. You are a true leader and true eritrean. Long live redie mehari wedi halal.
@toshememahari2379
@toshememahari2379 4 года назад
You are the bro
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 4 года назад
ዋጋ ኣይትሃቦ ግዜን ኣምላክን ክፈትህዎ ኢዮም ኣምላክ ፍትሃዊ ኢዩ ደም ጀጋኑና ክፋረዶ ኢዩ።
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 4 года назад
ኣቦና ረድኢ መሓሪ ስለተቲ ኣበርኩተካ ምስጋና ቀጺለ እዛ ጸብጻብ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ንፍልጦ ብዝሒ ህዝብና ክትሕግዘና ጽብቅቲ ታሪክና ስለ ዝኮነት ቦስት ግበረልና ኣብ fb, የቀንየለይ ኣቦና
@HassanHassan-zg3un
@HassanHassan-zg3un 4 года назад
zia amet 2020 bzuh hmakin sbuk teryena ala eretrawyan adom zmleslu gze akilu ymesil agazen zbahalu aynfeltemun ina ab tarik nay eritrea win agazen zbahal yelen tanks redi mehari👌👍👍
@osmanmahammed4372
@osmanmahammed4372 4 года назад
ኤረትራ ኒኤረትራውያን በትሪ ሓቂ ትቀትንምበር ኣይትሰብርን አቶ ረዲእ ማሓሪ መደብካ ብጣዕሚ ንካታተሎ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ,
@amanuelteklay2692
@amanuelteklay2692 4 года назад
ብዓል ሜዞ ርስቶም ሕልሚዩ ጅግና አያና ረድኢ መሓሪ
@elsaweldemichael8340
@elsaweldemichael8340 3 года назад
Thank you
@mohammednurkelifa2226
@mohammednurkelifa2226 4 года назад
Abshir habibi wedi erey hero
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓዊ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 года назад
ዝኸበርካ ሓውናን ኣያናን ኩሉ መደባትካ ዝወጾ የብሉን ኣዝየ ከኣ የድንቀካን የመስግነካን ኣጆኻ ብዙሕ ስራሕ ኣሳሊጥካ ኣለኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ። ዝገርምን ዘሕዝን ነዚ ሰብዚ ወይ ስኑሓሳብ ተስፋጼን ትድግፍ ኣባላት ኣጋኣዝያን መንእሰያትን ዓበይትን ኣይትታለሉ ንየማን ተመለሱ ከምኡውን ብወገን ምስልምና ብናይደገ ምትእትታው ነሕዋትካ ክሒድካ ብጸቢብን ድኹምን ኣተሓሳስባ ኣብሚድያታት ዝገብርዎ ጉዕዙይ ኣተሓሳስባ ዘየርባሓና እንዳ ጎሓፍ ኣሊና ንምኽሪ ለባማት ኣብታትኩምን ኣሕዋትኩምን ሰሚዕኩም ኣብ ደምበፍትሒ ንሓደ ናይ ሓባር ጸላኢና ካብዓድና ዘሳደደና ይኹን ቃልስና ይኣክል ዕሽነት ኣብ ኤርትራ ክልተ ሃይማኖታት ጸገም ዝበሃል የብልናን ጸገምና ስርዓት ህግደፍን ኢሰያስን እዮም ።እቶም ካልኦት ካብዕሽነትና መዝሚዞም ደንዲኖምና ሃገርና ምስኣተና ዋጋ የብሎምን ምስ ህዝቢ ትግራይ ከም ጎረባብቲ ተኸባቢርና ንነብር ደቂ እረይ ስደትና ነሕጽሮ ኣብ ኢድና እዩ እቲ መፍትሕ ኣንጻር ነብስና ኣይንኹን ስጋብ መዓስ ዕሽነት ብሓድነት ኢና ንዕወት ።
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 4 года назад
አጆካ ቀደም ጅግና ሕጂ ጅግና ኩቡር አቦና አስመራ ብሌን ዓይነይ ብአአ ከይትመጸኒ ለተጼን ንሕና ደቂ አስመራ ብሰነ ሰርዓትን ሰነምግባርን ዝዓበና ኢና ብጥዓሚ ይገርም
@testagiorgisasgedom4735
@testagiorgisasgedom4735 4 года назад
He will never set his foot in Eritrea,if he does he will face justice.
@teclitembaye5038
@teclitembaye5038 4 года назад
ምስ ተስፋጺን አቦ ትግርኛ ጅግና አብ ቅድሚኦ ደው ዝብል የለን ኩሎም ሖቡኦና ይብሉ አለወ ክትሕቡኦ እንተ ደሊኾም ነብስኾም ምሰሉ
@asmeromeyob2691
@asmeromeyob2691 4 года назад
kkkkk niskan abokan tray ekum tigrinya zimesleka kkkkkkkk kab b resi xulul tehasb kurub resika mihashe ele yhasib ezi hawey
@yacobandemicael5264
@yacobandemicael5264 4 года назад
ኣግኣዝያንሲ ዓሌት እዩ ይመስለኒ::ዓሌት ሃይማኖ ት ይኹን ቈንቈን ኣይውክልን ::ኣነ ብእምነተይ ክርስትያን እየ::ዓሌተይ ግና ኣግኣዝያን ኣይኮንኩን:: ካብ ዓሌተይ እስልምና ዝኣምኑ ኣለዉ::ናተይ ዓሌተ እሳቶም እዮም:ኣግኣዝያን ኣይኮኑን ::
@devneb2501
@devneb2501 4 года назад
AGAIAZIAN MALET TIGRINTA EYU, EZI NSKA TITSIHFO ZELEKA QALAT. TIGRINYA AYKONKUN TBL ENTELEKA NEAKA YMLKET.BKALIE QANQA TSIHAF.
@lulrbahri
@lulrbahri 4 года назад
Redie. Hawey. Ajoka. Kewedeku. Eyom
@yacobandemicael5264
@yacobandemicael5264 4 года назад
እሞ ዕድልና ኮይኑ ኤርትራውያን ኣብ ዓለም ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ኢልና ኣሎና:: ደቅና ኸኣ ናይ ቲ እተወልድሉ ሃገር ቈንቈ ይዛረቡ:: ብኣዘራርብኦም ዓሌቶም እንግሊዛውያን :ፈረንሳውያ ን ወዘተረፈ ክንብሎም ማለት ድዩ :ክቡር ሓው::ኣይፋልካን ነውሪ :: ቈንቈ ንዓሌት ኣይውክሎ እዩ ::ዓገብ::
@devneb2501
@devneb2501 4 года назад
@@yacobandemicael5264 HAWEY, QANQA, HAGERAWNET, BAHLI KALIE EYU. ALET KEA KALIE EYU. ALET MITSIBTSAB TSBUK AYKONEN, DEKIKA DEKI YACOB ANDEMICHAEL EYOM. BAHLOM SIMIETOM HAGERAWNETOM QANQAOM GN NAY TIGRINYA AYKONUN, KISAB EZITAT ZEYMHARKAYOM. QANQA HADE KABTI NHAGERAWNETKAN BAHLKAN ZEDELDIL YU.
@yacobandemicael5264
@yacobandemicael5264 4 года назад
ደድሕሪ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ምህውታት ኣድላዪ ኣይኮነን::ዓለም ዘንብቡዋ ዘለዉ ኣይመስለንን:: ነ ዚ ኣንጠቅጥቕ ኣቢልካዮ ኢኻ ትሓልፍ ::ኣብዚ እንነብረሉ ዘሎና ምዕራብ ዓለም ዓሌትካ እዮም ን ቕድም ዝሓቱኻ:: ኣብ ምብራቅ ኣፍሪቃ ንሰምዕ ኣሎና ሰባት ብዓሌቶ ካብ መረበቶም ክመዛበሉን ክ ስጎጉን ::ብድዛረብዎ ቈንቈ ኣይደሓኑን::ስለዚ ነብስና ኣይነታልል:: ሎሚ ሰባት ተሰማሚዖ ብምክብባር ክኸዱ ንርእን ንሰምዕን ኣሎና::እሞ ኣብከምኡ ድኣ ነቅልብ ::ምግባት ጽቡቅ ኣይኮነን :ሸግር ጥራይ እዩ ዘምጽኣልካ ::ንኹሉ ነገር ኣስፊሕና ድኣ ንርኣዮ ::እቲ ፊት እትብሎ ኣይትርአ :እቲ ገም ዘብለካ ርአ ::እሞ ኣይትተዓሸዉ::
@yasinmohammed6800
@yasinmohammed6800 4 года назад
Ajoka Nay Behaki Xbuk srah 🤙🏻inshallah Eritrea hara tkewun kab higdefin kab fisahaxenin.
@abdelamohamed313
@abdelamohamed313 4 года назад
Jegna wad ad enta brother I just want say I am very proud of you 👍 not because you talk about fesasein but you are amazing 😉 and true talk
@kbromtesfa3705
@kbromtesfa3705 4 года назад
ኩቡር ኣቦና ረዲኢ ማሓሪ በዚ ኣቅሪብካዮ ዘለካ ቡሩህ ገርካዮ ኣለካ ብሓኪ ኣድኒቀካ። ከምእውን ኣቦና ረዲኢ ነቶም ንአርትራ ዓረብ ንገብራ ኢና ዝብሉ ኣለው ነዚኦም ካኣ ገለ በሎም ኢካ ንኩሉ ክንጽረሉ ።ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና ኩቡር ኣቦና ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ
@ابوسميره-ح5م
@ابوسميره-ح5م 4 года назад
ወላ ይቅረታ እንተሓተተ ብመንም ተኣምር ኣይንገደፎን ኢና በፍጽም
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 года назад
ዘገርም'ዩ ከምዚአቶም ስብ አብ 20 ክፍለዘመን ከምዚኦም ዓይነት ክህልዉ ግን እቲ ዘሕዝን እቶም ሳዓብቶም'ዩ ዓገብ ዓገብ ዓገብ
@mulugetagergis6438
@mulugetagergis6438 4 года назад
Nihna mis aslam ahwatina mayin tseban ena, ezi tesfachenawi ziblo zelo halewlew bizuh tirgum yebilun, Aboy Redie ezi tihibo zeleka meredaeta netom tihti 30 amet edime zelewu ahwatina kinue haberta kesnikom eyu!!! Edmen tienan yimineyelka!!! Eritrea nzelealem tinberelna!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelmoges9076
@amanuelmoges9076 4 года назад
እዛ ጠቂዕዋ ዘሎ ካርታ ንኤርትራ ምስ ትግራይ ወይ ምስ ኢትዮጲያ ሓዊሱ ብኽብረቱ እንተልዓላ ይሕሾ ህዝቢ ኤርትራ ንሱ እንተዝኾውን ኔሩ ሕትኡ እዚ ኹሉ መስዋእትን መውጋእትን አመድለየን ኔሩ (thanks again Redei)
@aamutho7173
@aamutho7173 4 года назад
ጽቡቕ ስራሕ ኣቶ ረዲእ መሓሪ፡ ተስፋጼን ኩሉ ዝሓሰቦ ዝነበረ ስለዝፈሸሎ ኣብ ሓማሴን ክሕባእ ትፍትን ኣሎ ኩሉኹም ደቂ ሓማሴን ዓገብ በሉዎ ንዉልቃዊ ጠቕሚ ክብል ሃገርና ኣብ ዕዳጋ የዉርዳ ኣሎ፡ስለዚ ነዚ ክቡር ህዝቢ ሓማሴን የዋርድዶ ኣሎ ዓገብ በሉዎ!
@mehrtesfamicheal318
@mehrtesfamicheal318 4 года назад
ኣታ ሕቡን ሃገራዊ ኣጆካ እምባሕ በል ንከምዚኣቶምሲ በሎም እስከ ሕመሎም ክሳብ ርእሶም ዝዘሮም እዞም ምስሉያት መዳናገርቲ መልምጽቲ ጻሕሊ ጎረቤት ኣብ ናይ ሕልሚ ዓለም ምንባር ዝመረጹ ውዱቅ ስነ ሞጎት ኣልዒሎም ዝህውቱቱ ንህዝቢ ኤርትራ ክበታትኑ ብዙሕ ጽዒሮም ዝፈሸሎም ጠፋሻት ጌና ጌና ከነጽርዮም ኢና ኤርትራዊያን ተሰዲድና እምበር ኣይ ጸነትና ኣለና ክንህሉ ኢና ነታ ነፍቅራ ሃገርና ኣብ ሓጺር እዋን ሕጊ ተኪልና ንምለስ ኢዩ ዕላማና ተስፋጼንን ሳዓብቱን ከምኡ ውን እዞም ገለ ገለ ጽቡቁና ዘየሕጉሶም ጎረቤትናን ጽባሕ ከም ዝሓፍሩ ርግጸኛ ኢየ ኣጆካ ረድኢ እንቋዕ ንስካን ከማካ ዝኣመሰሉን ጀጋኑ እንቋዕ ጥራሕ ሃለኩምልና ኣምላኽ ይባርካ
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 4 года назад
ተስፋጽዮን ጉጉይ ሰብ ኢዩ ። ኣግኣዝያን ዝብሃል ኣብ ዝቀረባ እዋን ዝተራእየ ንህዝቢ ኤርትራ ጋሻ ሓሳብ ኢዩ ስለዚ በዚ ዝደናገር ኤርትራዊ የለን ምስ ህዝቢ ትግራይ ሰናይ ጉርብትና ክህሉ ትምኒተይ ኢዩ
@jemilakasim7966
@jemilakasim7966 4 года назад
Well come thanks nice job
@asefbizen9013
@asefbizen9013 4 года назад
ኣምላኽ ይባርኽካ ኣያ ረድኢ ኣምላኽ ንሃገርና ኤርትራ ይባርኽ ንኤርትራና ድማ ሕጽርቲ ብግርማ ክልልቲ ብመንፈስ ቅዱስ ይግበረልና ። ኣምላኽ ምስዋዕትናን ሽግርናን ርእዩ ባሪኹ ዚሃበና ናጽነት ዚምንጥለና የለን ኤርትራ ወትሩ ንዘለዓለም ናይ ኤርትራውያን እያ ። ሕብረ ብሔራትና ድማ ክብሪ ጽባቔና እዩ ። እቶም ጸረ ልዑላውነት ኤርትራ እትቖሙ ሰባት ዝረገጽኩማ ኩዕሾ ኣስተውዕሉላ ኣይተሰጉመኩምን እያ ። ርሑስ ስናይ ቅምያት በዓል ናጽነት ይግበረልና ። ናጽነትና ሕያው ስውኣትና እያ ።
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 4 года назад
Thank you kubur hawuna Redi Mehari idime yihabka zama yihabka
@toshememahari2379
@toshememahari2379 4 года назад
ብናይ ተስፋጽዮን ግዘየካ ኣይትቕተል ወዲ መሓሪ
@michaelmedhaniehabte7968
@michaelmedhaniehabte7968 4 года назад
ወዲ ሐትነይ አነ አስመራ ምዕባየይ ፍቕሪ ኢዩ ምግብይ አስመራ ካብቶም ደሞም ዓጽሞም ዝከስክሱ ጀጋኑ አስላማይ ክስታናይ አዝማሪኖ ሃይማኖት ዘይሐትት ኣበዩ ዓድካ ዘይሕትት መበቆሉ ወድባት ኤሪትራዊ ኢዩ አስምራ ተስፋጭዮን ኣይፈልጣ ኢዩ አዝማራ ፒኾሎ ሮማ ሐሙስ ሐሙስ ብማይ ትሕጸብ ካብ ሳዓት 6 ናይ ምሽት ካምፖ ደላ ስታቶ በሪሃ ኤሪትራዊ ሽ ናዕ ኢሉ ክዛወር ከሎ ካብኩቱር ጭቅጭቅ ዝዛወር ስብ ይጎነጽ እሞ እስኩዛ እስኹዛ እናበለ ብፍሽክታ ገጹ ክማሐላላፍ ከሎ ኣበዲኡ ነትሩ ዓጋመ ካብ ዓዶም ንአስመራ ክመጹ ከለው ተገፊፎም እንዳዘክታማት ኢዮም ዝዕቆቡ ነይሮም ብዘወረቀት ዝተርክበ ካአ ኢዚ ሕጂ እብ ማተመናይ ዘሎ እንዳ ሳዕል ትብልዎ ብማኪና ለምለም ኢልና ንጽዋዓ ዝነበርና ማኪና ናይ ሙንቺብየ ናይ ማዛጋጃ ቤት ተገፊፎም ኣብታ እንዳ ዘክታማት ይዕቆቡ ድሕሪ ስሙን ንዓዶም ይምለሱ ነይሮም አይርሳዕናዮን ወዲ ሐትነይ አስመራ ማዕረ 2000 ዝኮና ፍብሪካ ዝንበራ ከተማ ከተማ ኤሪትራና ሃይለስላሴ እንተኮነ ፋብርካታትና የዕንዩ ሕጂ ካኣ አስመራ ዕባይ ተመሲሉ እታ ምጭውቲ ብጽርየታ ዝተመስከረላ ካብ ሙሉእ አፍሪቃ ዝበለጽት ሲንጋፑር ክገብራ ኢና ኢሎም ዝማሐሉ ደቀባት ሐለፍቲ ቃልሲ ሕጂ አብ ማእስርቲ የሒቂቅዎም ዘሎ ዕባይ አዝማሪኖ ብመስረታ አስመራ ስለዘፈልጥዋ ኢዮም። ሕድሮም ትምኒቶም ካአ ንዓብይትንና ናአሽቱና ተላብዮም ኢዮም ሐሊፎም እም ሐድራና በጃኩም ደቀብት ሐደራኹም እምበር ናይ ተሺፋ'ጭዮን ሕልሚ አስመራ አይከሪኣን ኢዩ ክብርት ይሃብካ ወዲ ሐትነይ ክውግሕ ኢዩ ግዲ የብልካን ብጥዕና ብስላም ጽንሐልና ንዘይፈልጦ ሜስ ናይ መድህን በራድ የጥርጦ በለት ጎል ተንቤን ( ሚኪ ቺና ) Stuttgart
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 года назад
ኩቡር ሓው ረድኢ መሓሪ እዞም ኣብ ሃዋህው ዝሕንብሱ ዝኸሰሩ ሰባት ከም በዓል ተስፋጽዮን ሕጂ ድማ ተጋዳላይ ተ ሓ ኤ ነበር ግን ሕጂ ንመንነቱን ታሪኹን ደዋዊሱ ዝገልጽ ነብሱ ኣብ ጎሓፍ ዝደርበየ ረዘነ ሃብተ ዝተባህለ እውን ከምዚ ጌርካ ክትገልጾ ይጽበየካ ምኽንያቱ እዚኣቶም ኣብ ሂወቶም ኣብ መነባብሮኦም ኣብ ሕልሞም ዝኸሰሩ ንኽነብሩ ዘይተባህለ ዘይተገብረ ነገራት ሃሰስ እንዳበሉ መንእሰያት ዘታትልሉ ሰባት እዮም እዚ ትገብሮ ዘሎኻ ተባዕ ቃልሲ ቀጽሎ ጅግና መሰታ ጀጋኑ።
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 года назад
WELCOME Alena Media TV Thank you very much. ERITRA Ni Eritrawian TIMALI LOMI TSBAH
@yiaklsdet262
@yiaklsdet262 4 года назад
Teaweti
@yohannesdesta5829
@yohannesdesta5829 4 года назад
✊✊✔💝👍
@yasser8419
@yasser8419 4 года назад
Btaemi xbuk medeb ajoka kexlo alkelb yenbah Ajemel yemsh kemzbahal tesfaxiyon ms saabtu nay tarik gahafat iyom Eretra neretraweyan iya dbrx ayblenan iyu 🤝🤝🤝🤝🤝✌️✌️✌️✌️✌️
@ermiastesfaledet1280
@ermiastesfaledet1280 4 года назад
Merhaba baba redae msaka alena kexlo ab gonka alena💪💪✔
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 4 года назад
ረዲኢ ጅግና ክንደይ ኩናት ተኻፊልካ ክንደይ ጀጋኑ ቀቢርካ ነታ ነጻነት ዝተቓለስካላ ሪኢኻያ ግንከ ብድጉል ደርጊ ኣብ ማእከልና ተስኪምና ኣጣቒዕና ኢሳያስ ጅግና ተባሂሉ ዳርጋ ካብ ኣምላኽ ንላዕሊ ተራእዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን ሓው ረዲኢ ብዛዕባ ተስፋጼንባ ለተጼንባ እናበልካ ግዜኻ ኣይተጥፍእ ኤርትራን ትግራይን ከም መዳውብቲ ኢና ዓዓድና ሒዝና ንኽልተና ክጎድእ ንዝመጸ ኸኣ መራድእቲ ኢና ኮይኑ ብሓደ ተቐቢርና ኢና ደርግ ዝተደምሰሰ እዞም መዓል ተስፋጼን ይኹን ለተጼን ምዝራብ ሽሙ ተፈሊጡሉ የንፍሖ ከም ጎይቱኡ ወዲ በራድ ግይጽ እናበለ ኣፍ ልቡ እናሃረመ ረኣኹምዶ ዓጀውጀው ኣቢለዮም ክብልን ከም ጎይቱኡ ተደሚርና ኢዩ ተሪፉዎ በጃኻ እዚ ሰብዚ ኣይትዘክሮ ከምቲ ዝበልኩኻ ገባራይ ከማን ግራውቶም ብደረት ይፈልይዎ እቲ ሓደ ናይቲ ሓደ ኣይሓርስን ንሕናን ትግራይን ከላኢ ዶብና ኣብ ካርታ ዝሰፈር ኢዩ ናይ ሓባር ጸኢ ክርከብ ከኣ ልክዕ ከም ግዜ ደርጊ መራድእቲ ኢና እንተዘይኮነ ሓያልየ ኢልካ ዝውረር ሳዕበን ኣለዎ
@amankidane6105
@amankidane6105 4 года назад
ተስፋጽዮንን እዛ ኣብ ኢትዮጵያ "ንግስቲ ኢትዮጵያ" ኢላ ንርእሳ ዝሰመየት ሰበይቲ ሓደ እዩም።
@fiorytaeme3914
@fiorytaeme3914 4 года назад
✊✊✊✊🥰
@asmeromgebremariam
@asmeromgebremariam 4 года назад
ከማካ ይብዙሑልና ኣቶ ረድእ ክብሪ ኤሪትራዊ ትመልስ ደለካ። ኣቦታትና ንኤረትራ ኢሎም እዮም ተሰዊኦም ንሕና ደቆም ድማ ኤሪትራውያን ኢና ወዝለቅለቅ የለን።
@mohamedsuliman6565
@mohamedsuliman6565 4 года назад
شكراً. للمناضل. الكبير ردئ علي. هذه المعلومة. ونطلب. منك. المناضل. الفاضل. ردئ المزيد. ومتي سنزيل مقابر الاحتلال. الإثيوبي. من. مدينة. النضال. والتأريخ مدينة. بادمي. والأراض. الارترية المحتلة من قبل. حكومة. إثيوبيا. وحتي بعد التزامها بقرار محكمة العدل. الدولية. لم تنسحب إثيوبيا من هذه. الأراض الارترية
@berehanwelde1079
@berehanwelde1079 4 года назад
ናይ ብሓቂ ኣያናን ኣቦናን መትከል ኤርትራዊ ኣስላማይ ክስታናይ ኣብ ሓደ መሬት ዝሓለፉ ሕጂ ሰብ ምስላብ ማለት ኣበደን እንተ እዮብ ግን ኖን ሕጂ ንመጻኢ ኣበይ ክሰፍር እዩ ዳሓን ሓቢርና ንሪኦ ኢና።
@redseaafar
@redseaafar 4 года назад
Afar - 3% (from total population) Northern Red Searegion, 175,000 (3% of total population), 98% Muslims and (2% Christians).
@MM32506
@MM32506 4 года назад
Kuburr hawanaa Redii sigabbbb hijiii kemnnn buzuhhh edill hibkumoo.
@geeznation4492
@geeznation4492 4 года назад
History is History! It is unchangeable! We want to be who our History is. Simple.
@sabela7451
@sabela7451 4 года назад
Eritreans must bring a civil action against spreading lies about the "State of Eritrea " we the people of eritrea cannot tolerate any more. 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷
@iskiashabte9581
@iskiashabte9581 4 года назад
ትግራይ ፡ተጋሩ አብ ምፍራስ ፈደረሽን ኤርትራ አብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ዝፈጸምዎ በደልን ጥልመትን ዘይርሳዕን ዘይሕከኽን ታሪኽ በደል ከመይ ገይሩ ይርሳዕ ? አብ ጎድኒ ስርዓት ሃጸይ ሃይለስላሰ አብ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት ብምእታው አብ እዋን እቲ ኤርትራ ብዘይሕጊ ምጉባጥ ኤርትራ ዝተኻየደ በደል ተጋሩ ንኤርትራውያን ደቀባት ምቅንጻል ተዋፊሮምን አብ ቅድሚ ተዓዘብቲ UN ኤርትራውያን ብምምሳል ምስ ኢትዮጵያ ምሕዋስ ይሕሸና ብማለት ዝከአሎም ዘበለ ጥልመትን በደልን አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ፈጺሞም እዮም ። አብ ስርዓት ደርጊ እውን ካድረታት ፡ ድህንነት ፡ሚሊሻ ስርናይ ፡ ቃኝ ሐሰውቲ ፡ ሊቀመናብርቲ ቀበሌታትን ከፍተኛታትን ብምኻን እዚ ኢልካ ዘይጽብጸብከቢድ በደል አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ፈጺሞም ። ቀጺሎም እውን አብ ጽባሕ ናጽነት ኤርትራ ዘይተደልየ ን ዘይሕጋውን ኵናት ወሊዖም ልዕሊ 20 ሽሕ መንእሰያት ኤርትራ ተስፋ ሃገር ዝነበሩ ሉኡላውነት ሃገሮም ንምድሐንን ምኽባር ክብሉ አብቲ ዝተወልዔ ኵናት ብጅግንነት ተሰዊኦም እዮም ። ቀጺሎም ስርዓት ወያነ ምስ ስርዓት USA ብዝነበሮም ርክብ መሠረት ወግሔ ጸብሔ ንኤርትራ ከም ገበነኛ እንዳኸሰሱ ብዘይ ሐደ ምኽንያት ብሐሶት ልዕሊ 10 ዓመት እገዳ አብ ልዕሊ እታ ሃገር ብUN ከም ዝብየን ተገይሩ ። ህዝቢ ኤርትራ ድማ አብ ከቢድ ጸገም ከም ዝወድቅ ገይሮሞ ጸኒሖም እዮም ። ስለዚ ተጋሩ ካብ ጥንቲ ናይ መደብ ዕሉላት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኾኑ ሎሚ እውን ብንጹር ኤርትራ ሉኡላዊት ሃገር ብምዃና ህዝባ ሐቈፋ ንቅድሚት ደአ ትግስግስ እምበር ሐድ ሐደ እራይ ምራይ ተጋሩ ተስፋጽዮን ኮነ ሐድ ሐደ ዝጠፈሹ ተጋሩ ንዝገብርዎ ከንቱ መናውራታት ንህዝቢ ኤርትራ ዝዓጅቦ አይኮነን ።
@hawitedi9810
@hawitedi9810 4 года назад
"መሰረትን መበገስን ዘይብሉ፡ኤርትራውያን ደቀባት እንከለና፡መስመርና ረጊጹ ተዓወተ ማለት ዘበት። ሰኣን ንቅሓትኩም፡ብዝተበረዘ ናይ ገለ የእምሮ፡ንዝተጋህሰ ጥዑይ የእምሮኹም፡ኣይፉልን ኢልኩም ተመለሱ፡ መክቱ ሃገራዊያን፡ስረ ጅግንነት ኤርትራዊ ዳግም ኣመስክሩ።" መርሃዊ/ጀርመን
@fstumtube1834
@fstumtube1834 4 года назад
ደቂ ኤሬ ደቅዛ ሽኮሪናታይ ስብስክራይ ግበሩና ማራልኩም አይፈለየና ድቅዛ ሀላል መሬት ካብ ዘዘለናዩ አብዛ ወርቃዊት ኤርትራና የአካክበና ፈጣሪ
@eyobhidru9249
@eyobhidru9249 4 года назад
Tesfaion dea hewet zeyblu kfelali eber ktrnief zkiel hasab yeblun
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 4 года назад
Thank dear brother for information young my Age we are one hawka wedi senafe
@danielwoldayberaki8437
@danielwoldayberaki8437 4 года назад
AMBESA WEFDEBAT KAB HAWKA WEDEBAT
@berhanetewelde2324
@berhanetewelde2324 4 года назад
ሰላም ኩቡር ኣያና መምህር ክብርታት ታሪክ ኤረትራ ፈጣሪ ካብቲ ብስል ጥረ ገሩ ዘትረፈካ ፈታሪ ብዘይ ምክንያት ኣይኮነን ነኣና ክህሸና እዩ ናይ በሃቂ ፈጣሪ ከኣ ነታ ትምነያ ኤርትራ ክትርእያ ኣብቲ ናይ ክብሪ ወንበራ ኮፍ ኢልካ ግእዞ ገነታዊ ግእዞኣ ሪኢካ ኣብ ርሻን ሃወልታ ምስቶም ነኣካ ኣያታትካን ኣቦታትካን ናይ ክብሪሃወልቲ ኣንዲ ኤረትራ ክትክውን ፈጣሪ ነዊህ እድመ ክህበካ ይምነ ኣጆካ ስክፍ ኣይበልካ ብእዮብ ዝለግበካ ምንም የለን ብትምህርቲ ምማጉትካ ኣይኮነን በእምሮ 0 ዝኮነ ሰብ ሃደ ዘህስበኒ ነገር ንሱ ዘይ ኮነ ጽሉል ደንቆሮ እቶም ዝክተልዎ ካብኡ ዝገደዱ ጽሉላትን ደንቃርን እዮም ነሃደ ሰብ ምግምጋሙ ድህሪ ባይትኦ ምጽናእ ጽቡቅ እዩ ስለዚ ህተቱ ኣጽንኡ ፍለጡ እቶም ተከተልቲ ጽሉል ተስፋጸን
@marsadabali5781
@marsadabali5781 4 года назад
احب للمتابعين هاذا البرنامج فعلاً هذا الأخ له حضور واضيح وانا من أكثر المتابعين له ولكن مع الأسف في موضوع العفر احب بأن في دنكاليا البحر الأحمر الاحصائيه غير صحيح وفي الأراضي العفريه دنكاليا لم يوجد نهائيا الديانة المسيحية والتاريخ الارتري يشهد بذلك والسؤال من أين له هذه الاحصائيه من اختكم بنت العفر بنت البحر الأحمر 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@marsadabali5781
@marsadabali5781 4 года назад
Kolu hasawe koynu nemen kem niame uka tefeuna heje ab Dnkalia Afar kersteyan befxem yelun Tarek nay Eritrea yemesker Ani kem gual Eri Afar bezuh yedenekka neyre kemze demesle rouy gega ay texebuken kabaka kab haftukom gual Red sea afar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@hassanidris8748
@hassanidris8748 4 года назад
Please send me all information
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 4 года назад
ናይባሓቂ ንተቓውሞ ፋሕ ከቢል ዝመጸ ጸላእና ኢዩ ።
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 4 года назад
ነዚ ርካሽሲ ክንድዚ ዕድል ድርባይ ፍጥረት እንድዩ ተስፋጼን ድኣ ብዝኾነ ጽቡቅ ጌርካ ዝጠፈአ መንእሰይ ኣለና ነቲ ሓቂ ክፈልጦ ሓጋዚ ስራሕዩ ታሪኽ ዝነግሮ ኣይረኸበን ስለዚ ንመንእሰይ መወከሲ ክኾኖ ኢዩ።
@danielyoebio1827
@danielyoebio1827 4 года назад
ኣያ ረደኢ መሓሪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዚኣቶም ንቅርጽን ኣቃውማን ኤርትራን ሓድነት ህዝብና ክዘርጉ ዝተላእኩ ሰባት ኣለዉ ብዙሓት እዮም ነዚኦም አብ ምቅላስ ኩሉ ኤርትራዊ ኣስላሙ ክስታኑ ክሓብር ኣለዎ እዛ ሃገር ኣስላምይን ክስታናይን አብ ሓደ ጉድግዋድ ዝተቀበሩላ ሃገር እያ
@kesete767
@kesete767 День назад
Tesfasion,gexa,teway,hangolu,teway,,dhul,wejhi,zeyblu,dmsus,redie,anbesa,below,nezi,mtrus
@tekluweldegabr8244
@tekluweldegabr8244 4 года назад
Ane ab 1984 tewelide ztemharkuwo tarik ybleyn hji gn kabaka Ato Redi Mehari kubur wedi kburat ymhar aleku ajoka amlak edmen tenan yhabka befli wekaru gn keythmena nferhaka jigna kemaka ybzhu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯 kab 🇩🇪
@hakiewenet4754
@hakiewenet4754 4 года назад
We are not deprived Eritrean we paid a lot of sacrifice. We have a lot of educated people they choose silent don't want to engage with argument. Ignore this guy but would like to say thank you for alena media and keep teaching young people that can help to build the young generation. Its better to be United and engaged dialogue with hegdef as well rather than fragmented the society.
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 года назад
ተስፋጽዮን ነዚ ምባሉ",,,,, ጀበርቲ ፣ሳሆ ኣብ ኮንሰንትረሽን ካምፕ ክኣትው ኣለዎም ,,,,,,," ብወንጀል ዘሕትት ኣበሃህላ ፋሽሽታዊ ስነሓስብ ናይ ኣዶልፍ ሂትለር ስለዝኾነ ክሕተት ኣለዎ ፣ ናይ ስነኣእምሮ ጸገም እንተልዩዎ ክሳብ ዘረጋግጽ መስርሕ ክጅመር ኣለዎ።
@awet2507
@awet2507 4 года назад
Seb eyu sienu enber kikses eyu zelewo mistya nay 14 gal ziamexa tewsiku kieser eyu zelewo ezi Tebek
@eritreaadey3074
@eritreaadey3074 4 года назад
@@samimoha2027 😄😄😄😄😄😄 emo yelen tedelyo emo yezengaka koynekom deqalo.
@ሰላማዊትዓለምንደሊኣለና
ሓሳዊ ከሙኡ ዘይበለ፡ ዓረባዊ ስነ ሓሳብን፡ቋንቃ ዓረብ ከእቱ እየ ዘዕገርገረ ግን ኣብ ካምፕ ከበእትዎ ኢና ክሳብ ዝእረም ምኽንያቱ ከማኹም ናይ ምቅታልን ምሕራድን ኣመል፡ስለ ዘይብልና ኢሉ።
@faniealmera9360
@faniealmera9360 4 года назад
Baba enqae natina konoa blibi yekeniyelina alena nibel deki hager🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@africantiger1364
@africantiger1364 4 года назад
Good Job M/s Redi Mahari Unit Is thats Mean Be Very Strong ❤️🤝👏🏽💪🏽
@musadinsalih5879
@musadinsalih5879 4 года назад
ኣየ ታሪኽ በጠዕሚ ወሽጥኻ ዚበርበር ቐጽሎ ኣብጎንኻ ኣልለና።
@mekdeswube4729
@mekdeswube4729 4 года назад
ናይ ኤርትራ ኣውራጃውያን ኢና ዝብሉ ደናቑር ክፈልጥዎ ዝግብኦም ሓቅታት፣ ቀዳማይ እቲ ብመግዛእቲ ዝወረደና ርእሰ ምትሓት ኩሉ መዳያዊ እዩ ነይሩ። ጣልያን ምስ ምኒሊክ ብምዃን ንኣማኢት ዓመታት ዝነበረና ወታሃደራዊ ልዕልናና ተሓዲግና፣ኤኮኖሚና ካብ ኢድና ወጺኡ ናብ ናይ ጥልያን ክደምቲ ተለዊጥና፣ናይ ቫቲካን ሃይማኖት ካቶሊክ ድሕሪኡ ክኒሻ ናታቶም ቤት ትምህርትታን ባህልን ብምትእትታው፣ብውግእ ተዳኺምና ስልዝጸናሕና ካብ ተክኖሎጂ ተፈሊና ምስ ጸናሕና ብተዛማዲ እቶም ኣምሓራ ጥልያን ብዝገበርሎም ሓገዝ እቶም ኣስላም ካብ ኣዕራብ ብዝረኽብዎ ትኳቦ እኳ ኣብ ትሕቲኦም ክምዝስማዓና ኮይኑ፣ ድምር ናይዚ ኩሉ እቲ ኣግኣዝያናዊ ባህልና ተፈንፊኑ ካብ ስሜን ትግራይ ከምዝጠፍእ ምስ ተገብረ እቲ ትግራዋይ ነብሱ ፈንፊኑ ኣብ ስሜን ዘሎ ኣነ ኤርትራዊ እየ ምባል ጀመረ እቲ ናይ ደቡብ ትግራዋይ ካኣ ክምሐርሕር ጀሚሩ። በዚ ምኽንያት እዚ ኻኣ መብዛሕትኡ ኣብ ስሜን ዘሎ ትግራዋይ ብመንነቱ ምሕፋር ስለዝጀመረ ትግሪዋይነቱ ምሕባእ ጀመረ ፣ሻዕብያ ምስ መጸ ካኣ ብዝገደደ ኩነታት መንነቱ ሓቢኡ ኤርትራዊ ብዝብል ሓድሽ ቫይረስ ስለዝተጠቕዐ ትግራውነት ብዝተዓጻጻፈ ክጥቃዕ ጀመረ። እንተኾነ ግን ምምጻእ ማሕበር የሕዋት ኣግአዝያን ነዚ ናይ ነብሰ ምትሓት ሕማም ብዘስደምም ኩነታት ንሓንሳብን ንሓዋሩን ክም ዝልወጥ ግይርዎ። ሕጂ ዘይትጽበዮም ሰባት አንዳውጹ ትግራዋይ እየ ምባል ጀመሩ ብዙሓት ካአ ንትግራውነት መንሻው ኣንጻር መንነትካ ደው ምባል ዕሽነትን ደንቁርናን ምዃኑ ዓው ኢሎም ምዘራብ ምጅማሮም ኣብ ዓቢ ናይ ለውጢ ማዕበል ንርክብ። እዚ ናይ ሕጂ ትውልዲ እቲ ሓቂ ምምርማር ስለዝጀመረ እቶም ወለዶም ውን እቲ ሓቢኦሞ ዝነበሩ ናይ ትግራዋይ መንነቶም ንደቆም ቀስ እንዳብሉ ክንግርዎም ይራአዩ ስለዝለው እቲ ለውጢ ከኣ ብዓብዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ይቃላሕ ኣሎ። ኣብ ዝኾን ጽፍሒ ናይዚ ሕጂ ኤርትራ ዝብል ዘሎ ሕብርተስብ፣ ፍሉጣት ስነጥበበኛታት ነጋዶ ፖለቲክኛታት ኣባላት ሰራዊት ኣብ ጥቓና ዘለው ይዕርኽቱና እንተሪእና ኣብ መዓልቲ መዓልቲ ትግራዎት ምዃኖም ይኽሰት ኣሎ። እንተድአ እዞም ኣብ ኩሉ ጽፍሕታት ነዚ ሕዝቢ ዝውክሉ ሰባት ናይ ትግራይ መንነት ሀልይዎም እቲ ሓፋሽ ብኤርትራ ዝፍለጥ ፮ ሚልዮን ሕዝቢ ናይ ትግራዋይ መንነቱ ንጹርን ጋህድን ኮይኑ መጺኡ ኣሎ። ኣብ ቀረባ እዋን ካኣ እቶም ኣውርጃውያን ውን ካብቲ ተሓቢኦምሉ ዘለው ናይ ድንቁርና ብዓቲ ወጺኦም ትግራውንቶም ምቅላሕ ክም ዝጅምሩ ፍሉጥ እዩ።
@habtomtikue78
@habtomtikue78 4 года назад
good job aya Redie we know Tesfatsion i Crazy ..
@DirarGebrekidan
@DirarGebrekidan 4 года назад
ናዓና ንደቂ ኣከለጉዛይ ዘጽነቱና ተጋሩ ኣይኮኑን። ኤርትራውያን አዮ ኣጽኒቶምናን ዘጽንቱና ዘለዉን ኤርትራውያን አዮም። ንስኻትኩም ኣብ ዓድኹም ገዛ ኣለኩም፡ ዓዲ ኣለኩም። ንሕና ግን ብዘይ ገዛን ዓድን ተሪፍና ኣለና።
@titisebhatu6039
@titisebhatu6039 2 года назад
ንዋላ ሐደ ኒኢዱ አይፈልጥን ንኩሉ ይጸርፍ የካፍእ አጀንድኡ ብህግደፍ ተላኢኩ ነንሕድሕድና ክንጣፋእ እዩ
@amanuelmoges9076
@amanuelmoges9076 4 года назад
እዚ ተስፋፅየን ዝብልዎ ኢዱን እግሩን እንተሓዘ ይሕሾ ምኽንያቱ እዚ ጠቂዕዎ ዘሎ ጅኦግራ ብይ ኤርትራ ምስ ትግራይ ሓዊሱ አውፂእዎ ዘሎ ብኽብረቱ እንተልዓሎ ይሕሾ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ጠቂዕዎ ዘሎ ካርታ አይኮነን ህይወቱን ንብረቱን ከፊሉ ህዝቢ ኤርትራ ንኡንኮ ኤርትራ ጥራሕ ኢዩ ሓላፍነቱ ካልእ ዝውስኽን ዝጎድልን አየድልየናን ኢዩ ብተስፋፅየን ዝውከል ኤርትራዊ አይኮነን ሲ ዋላ ንዑፍ ኤርትራ ውን ክውክል አይክእልን ኢዩ የቀንየለይ ረድኢ
@ኩሉድሕሪሃገር
@ኩሉድሕሪሃገር 4 года назад
ሓወቦይ ይቅሬታ ግና ነዚ ሰብ እዚ ብዛዕባቲ ንሱ ዝዛረበሉ ደሎ ኣርእስቲ ኣልዒልካ ምምካቱ እምበር ሓሳዊ ወይ ሰራቂ ምንባሩ ምንጋር ትርጉም የብሉን። ኣብዚ ግዜና ወድሰብ ሓሳቡ ብሰላማዊ መንገዲ ምግላጹን ምቅላሱን ክጽላእ የብሉን ግና ፊትንፊት ምምካቱ ጥራይ እያ ተዋጽእ። ካልኦትውን ኤርትራ ናህናያ እቶም ካልኦት ካብ ላስታዶ ገለዶ እዮም መጺኦም ክብሉ እኮ ይስምዑ እዮም ስለዚ ሓቂ ንፍቶ ብግልጺ ክኣ ብሓባር ንኹሎም ንመክቶም ኣይንፍራህ
@devneb2501
@devneb2501 4 года назад
NAY BHAKI ZMSGEN HASAB. ANE WN KOMU EYE TETSEBE NERE, ENTEKONE GNA NETI HASABATU ZBDH HADE SEB WETSYU KZAREB AYREAKUN.
@hassanidris8748
@hassanidris8748 4 года назад
False words are not only evil in themselves but they infect the soul of fools with evil.
Далее
Holding Bigger And Bigger Dogs
00:18
Просмотров 26 млн
ከም ሎሚ ኣይስሓቅኩን:: 30|06|2024
52:11
Noam Chomsky - Why Does the U.S. Support Israel?
7:41
Holding Bigger And Bigger Dogs
00:18
Просмотров 26 млн