Тёмный

ተኽሉ ሓራዳይ ሓፃር ኮሜዲ ድራማ - Short Tigrigna Comedy Drama 

ላዛ ሪከርድስ Laza Records
Подписаться 153 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Приколы

Опубликовано:

 

24 апр 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 81   
@abigaltigray7411
@abigaltigray7411 2 года назад
አጆና ንዓመታ ብሰላም ክነሕልፎ ኢና ህዝበይ❤💛😍💪
@user-hy2pt3tr1d
@user-hy2pt3tr1d 2 года назад
ደስ ክትብሉ ተጋሩዋይ ፁሩያት💛❤ ኣምላክ ሰላምና ይመልሰልና 🙏🙏🙏
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 2 года назад
ሙቁራተይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ቀፅልሉ እንኳዕ ኣብፀሐኩም 💛💛💛❤️❤️❤️🌹🌹🌹⛱⛱⛱💊💊💊😘😘😘😘
@betimodel6712
@betimodel6712 2 года назад
ኣረ ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ኣታባብዕዎም እስከ ጎቦዛት ተጋሩዋይ💛❤️
@user-gl4mt9ci5l
@user-gl4mt9ci5l 2 года назад
እሰይ ተጋሩዋይ ❤💛🌻እንካዕ አብፀሐኩም 🙏🙏❤❤
@user-uv3tn6zs7i
@user-uv3tn6zs7i 2 года назад
ኣጆኩም ተጋሩዋይ ክሓልፍ እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ
@user-wj2gn3xr2z
@user-wj2gn3xr2z 2 года назад
ቀፅልሉ ነበረታታዓዮም ተጋሩ አሕዋተይ ❤💛 እዚ እውን ይሓልፍ !!! እህህህም አጆኹም ተጋሩ አሕዋተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ! ሓሊፋ ማለት ግን ክርሳዕ ማለት አይኮነን !!!!!!!!!!!!!
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l 2 года назад
ኣጆና ክሓልፍ እዩ ብሓቂ ጠፊእና ኣይንጠፍእን ተጋሩዋ ትንሳኤኪ የርእየና ትግራይ ዓደይ💓💛💓💛💓💛💓💛💜💊💜💊💙💊💙💊💔💔💝💝
@user-dm9be5ih8z
@user-dm9be5ih8z 2 года назад
አጆኹም ህዝበይ ክሐልፍ እዩ ኹሉ ትግራይ ትስዕር ❤❤💛💛
@erieritrea6645
@erieritrea6645 2 года назад
ክሓልፍ ኢዩ
@vxnn4818
@vxnn4818 2 года назад
💘💘💘❤💛❤💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🙌🙌💪💪አጀና ክወግሕ እዩ ከምኡሉ አይቀርን ህዝበይ
@user-gw2fc7gg7c
@user-gw2fc7gg7c 2 года назад
ኦፍፍፍፍ እወ ክሀልፎ እዩ💔💔💔💔💔😪 አጆና ተጋሩዋኒ
@ሲል
@ሲል 2 года назад
እዚ ወዲ እዚ ክምቸወኒ😁😂
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 2 года назад
ተጋርዋኒ ክፈትወኩም 💝
@user-ut7ei6uj4u
@user-ut7ei6uj4u 2 года назад
ደስ ክትብሉ ፀሩያት ❤️💛
@kiflaytbirihan613
@kiflaytbirihan613 2 года назад
አጆና አሕዋተይ ሰላምና ይመልሰልና አሜን
@slama4601
@slama4601 2 года назад
ተጋሩዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሰይይይይይይ💪💪💪💪💊💊💋💋
@kdsan7915
@kdsan7915 2 года назад
ኣጆና ክንሰግሮ ኢና ብሓይሊ እግዚኣብሔር ሳላ ምሕረት እግዚኣብሔር እኳስ ክሳብ ሎሚ በጺሕና
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ⛱⛱⛱
@meriytgraweyti4577
@meriytgraweyti4577 2 года назад
ግርምሸይ ፈይቨነይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤️❤️❤️
@user-lj9yh7fd6y
@user-lj9yh7fd6y 2 года назад
ኣጆካ ህዝበይ እዚዩ እውን ክሓልፍ እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ🙏🙏🙏❤️💛❤️
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 2 года назад
አጀኹመ ኩሓሉፉ እዩ ኩሉ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኹሙ ይኸን ❤❤❤❤❤🇻🇳🌾🌿🌿🌿
@gideyweditigray5250
@gideyweditigray5250 2 года назад
Ajkum deki Hagere Tigray 👍👍👍
@ddsd2475
@ddsd2475 2 года назад
ኣጀኩም ተጋሩዋን💊💊💊💊💊💊💊🏖🏖💊💊😭❤
@tirhasadane8906
@tirhasadane8906 2 года назад
ህዝበይ 🙏💔💔💔💔💛❤️😭
@salamaa8995
@salamaa8995 2 года назад
ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍጥረት❤️💛💟
@Timmy-x9h
@Timmy-x9h 2 года назад
very Educational drama. Great job. Keep it up!
@metufkk3000
@metufkk3000 2 года назад
ኣጀኹም ካሓልፍ እዩ ንፋዓት 💔💔💔🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@moskotawet7593
@moskotawet7593 2 года назад
ጥዕምቲ ድራማ
@slama4601
@slama4601 2 года назад
ኣጀኩም ኣሕዋተይ ክሓልፍ እዩ ኩሉ ❤❤❤❤💔💔💔
@Reem-iy8pz
@Reem-iy8pz 2 года назад
ኣጆና ተጋሩዋይ ደጊም ቀሪብና ኢና
@almazgiday9935
@almazgiday9935 2 года назад
አጆካ ህዝበይ ኩሉ ክሐልፍ እዩ ናዓመታ ካብዚ ዝበለፀ ክከውን እዩ ።
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 2 года назад
ወይ ደስ ክትበሉ ቀፅልሉ እሰኪ 💝
@aarontesfay4322
@aarontesfay4322 2 года назад
ሓቂዩ ክሓልፍዩ ንፉዓት ተዋሳእቲ ብሓቂ 😍
@edutgraweyti4152
@edutgraweyti4152 2 года назад
ኣይዞና ህዝበይ ክወግሕ እዪ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 года назад
ሰላምኹም ይብዛሕ ክቡራተይ
@user-cz1pk3jw2p
@user-cz1pk3jw2p 2 года назад
አጀኩም
@tttfff4025
@tttfff4025 2 года назад
Ajokum Ahiwatey mary
@user-cq4wn9nr1z
@user-cq4wn9nr1z 2 года назад
ተጋሩዋይ ፅሩያት💋💋💊💪♥✊
@user-gw2fc7gg7c
@user-gw2fc7gg7c 2 года назад
ተጋሩዋኒ ሰብሰክራይብን ላይክን አይንረሰዕ ነበረታቲአዮም❤️💛
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 2 года назад
አጆና ክሓልፍ እዩ ሓላላተይ
@user-nd7ku5sx5k
@user-nd7ku5sx5k 2 года назад
አይዞና ክሓልፍ እዩ
@eyerusalemgebru1159
@eyerusalemgebru1159 2 года назад
💔💔💔😭😭😭😭😭😭 ewey hizibey mearey lirekebo 💔😭
@msaabamsaaba6638
@msaabamsaaba6638 2 года назад
ኣጆኩም💊💋♥️♥️🥀
@Reem-iy8pz
@Reem-iy8pz 2 года назад
ፌቡየ ሽኮር ምስ ሰብኣይኪ ክትክእልሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ዘሙ ናተይ
@AN-oo5hg
@AN-oo5hg 2 года назад
ኣጀኩም እ/ር ምሳኩም ኣሎ:: እንኳዕ ኣብፅሓኩም ኣብፀሓና:: በርቱዑ ኣሕዋተይ (nice work)
@shwet5513
@shwet5513 2 года назад
ናይ እግዚኣብሔር ሽም ብኣሕፅሮተ ቃል ኣይፃሓፍን
@yonasmezgebe5424
@yonasmezgebe5424 Год назад
ሓቂ እዩ ኣሕዋተይ
@user-ie6gb5ol3h
@user-ie6gb5ol3h 2 года назад
ድምፂ የለን
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l 2 года назад
ዋይ ጀዋልካ ኣማቻቺ ድምፂ ኣሎ እዩ💓👌
@melateamaze
@melateamaze 2 года назад
Tsbuk serah
@user-xd5qv6bs4r
@user-xd5qv6bs4r 2 года назад
Niccc
@senigaltigary3222
@senigaltigary3222 2 года назад
💊💊💊💪💪💪💪
@user-cv2rq6on8q
@user-cv2rq6on8q 2 года назад
💊💪💪💪❤❤❤
@pjsksnphalanx1563
@pjsksnphalanx1563 2 года назад
Jgenn kelu ytemelkuem dkezome jgen edmne tenn yubkume tigeray tewet aykume nyne kelu khlfe eyu dkezome jgen
@KhanKhan-re3mq
@KhanKhan-re3mq 2 года назад
❤ 💛💝
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 2 года назад
💔😢
@user-gw2fc7gg7c
@user-gw2fc7gg7c 2 года назад
😂😂😂😂😂😂😂🤣
@rjddjko3090
@rjddjko3090 2 года назад
👍❤❤❤
@weditigray8621
@weditigray8621 2 года назад
Gobozat gobozat
@maryedenbel9906
@maryedenbel9906 2 года назад
መንግስቲ ትግራይ ብዓለም ደረጃ ናቱ መልእኽቲ ዘበጻጽሕ ካውንስል ኣቁሙ ኣሎ። ህዝብና ዝደለዮ ግን ካብዝይ ፍልይ ዝበለ ኣብ ውሳነ ዝሳተፍ ሓሳብ ዝህብ ሓሳብ ዝቕበል ኣብ ፖሊስን መጻእት ትግራይ ዕድል ዝካታዓ ሓይሊ እዩ። ስለዝይ ህዝብና ብመሰረት ህዝባዊ ቃልሲ ካብ ዓዲ ዝተፈላለየ ሲቪላዊን ፖለትካዊን ውዳበታት ዝሓወሰ ህዝባዊ ውዳበ እዩ ተጸብዩ። ናይ ሓንቲ ውድብ መምረሕ ዝቕበል ውዳበ ግን ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ክባን ዕጽዋን ዝፈንጸሐ ህዝባዊ ቃልሲ ይምጥን እዩ ወይ ነዝ ህዝባዊ ቃልሲ ከሰጋግር ይኽእል እዩ ዝብል እምነት የይብለይን። ምክንያቱ ህዝብና ዝተፈላለዩ ናይ ፖለትካን ካሎኦትን ኣፈላካይ ገድፍ ናብራኡን ሙያኡን ራሕርሑ "እጆኹም ናትና" ብምባል ፎቆዶኡ ተበትኑ ዝነበረ ውድባዊ ይኹን መንግስታዊ መሓዊርን ተስፋ ከይቆርጽ በዝይ ብናይ ሰብ ሓይሊ በትይ ብቁጠባ እሉ እውን ብሞራል ብምድጋፍ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢ ዝመጹ ዘራያት ጸላእቲ ምስ ዘመናዊ ኣጽዋር ኩናት ስዕሩ ክወጽእ ገይሩዎ እዩ። እዝ ዝጸንሐ ውድብን መንግስትን ድማ ምንም እኳ ሐዚ ዘለናዮ ኩነታት ከይንኣቱ ካብ ሑሉፍን ናይ ሐዝን ተመክሮታት ተበግሱ ከድሕነና ዝነበሮ ሓላፍነትን ስልጣንን እንተነበሮ ካብዝ ኣትናዮ ዘለና ህዝባዊ ውርደት ከድሕነና ኣይከኣለን። ብሱሩ ካብዝሐዚ ዘለናዮ ኩነታት ከውጽኣና ድማ ባተሓሳባ ይኹን ብናይ ሰብ ዓቕሚ ዝገበሮ ለውጢ ኣይረኤን። እኳ ዳኣ ካብ ናይ ኢትዮጵያ እምፓየር ሕልሚ ከምዘይወጹ ኣብ ዝተፈላለዩ መደረታት ንዕዘብ ኣለና። ሓደ ከም ህዝቢ ክንፈልጦ ዝግባእ ሓቂ ግን ህዝቢ ትግራይ ክብ ዘመን ናብ ዘመን ደቁ ንኹናት ንብረቱ ንሓዊን ዘረፋን እናገበረ ንቕድሚት ከይሱግም ዝገብር ዘሎ ካብ ናይ ሑሉፍ ተመክሮ ተማህሩ መፍተሕ ክገብረሉ ዘይምኽኣሉ እዩ። ስለዝይ ሐዚ ኸ? ካብዝይ እውን ተማህርና ነዝ ብተደጋጋሚ ኣብ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ግፍዕ ፍታሕ ከይገበርና ድና ክንሓልፍ? ብእምነተይ ካብዝ ዘለናዮ ዕጽዋን ክባን ፈንጽግና ወጽእና መጻእት ትግራይ ክንሃንጽ እንተኾይንና ሐዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ውድብን መንግስትን እኹል እዩ ዝብል እምነት የይብለይን። ስለዝኾነ ውድብ ህወሓትን ትመርሖ ዘላ መንግስትን እዝ ሐዚ ኣብ ውሽጥን ደገን ንህልውናኡ ተስኡ ዘሎ ህዝቢ ከይሸራረፈት ብምጥቓም ካብቲ ኣብ ሐዚ ዘሎናዮ ኩነታት ክንቅውድቕ ዝገበረ ኣተሓሳባታት ብምውጻእ ሐዚ ምስ ዝተፈጥረ ኩነታት ብምትዕፃፍን ሓደሽቲ ሓሳባት ናብ መድረኽ ክመጹ ነዝይ ዝዕድም መድረኽ ብምፍጣር ዓቕሚታት ህዝብና መልኣ ብምጥቓም ህዝብና ካዝ ዘሎዎ ኩነታት ክተውጽእን ንዘላቒ ሰላም፣ምዕባለን ድሕንነትን መንገዲ ክትጸርግ ይላቦ። ሐዝ ዘለናዮ ደውታ ግን ንጸላእትና ጉልበትን ሞራልን ዝህብ ናዓና ድማ ብጥሚት ይኹን ብሞራልን ቁጠባን ዝዶቅስ እዩ። ብሱሩ እውን ካብ መኣኸል ሃገር ፍቓድን ሓገዝን እንተዘይረኽብና ክንውዳእ እና ዝብል ሓደገኛ መልእኽቲ ዘመሓላልፍ ኣካይዳ እዩ። ትግራይ ትስዕር! ሓይልና ህዝባዊ ሓድነትና እዩ!
@letishkebede5965
@letishkebede5965 2 года назад
❤❤❤❤❤❤💛💛💛
@user-jz8zw8eb7l
@user-jz8zw8eb7l 2 года назад
❤️❤️❤️❤️
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 2 года назад
🤣🤣🤣😂😂❤❤❤❤💔💔
@senigaltigary3222
@senigaltigary3222 2 года назад
💪💊💊💊❤❤❤🙏🙏🙏
@user-wl8qn8lp3j
@user-wl8qn8lp3j 2 года назад
አየኹም አየና እወ ክሓልፍ ዩ ።
@gdvj6386
@gdvj6386 Год назад
❤❤❤🙏🙏🙏💛💛💛
@meskeremsiteba4007
@meskeremsiteba4007 2 года назад
😘😍😗
@missyoumam1223
@missyoumam1223 2 года назад
❤️💛🌎🥀
@selambrhane5825
@selambrhane5825 2 года назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tdf1948
@tdf1948 2 года назад
❤️💛💊👈🙏🙏🙏🙏
@tgetge3515
@tgetge3515 2 года назад
💊💊💊💊💊💊✅✅✅❤❤❤❤💋
@tsigehailu1622
@tsigehailu1622 2 года назад
🌲🙏❤🙏💛🙏❤🙏💛❤🙏🌲
@lifesameer9601
@lifesameer9601 2 года назад
♥️♥️♥️♥️♥️😘😘😘♥️💊💊💊💊💊💉❤️♥️♥️🙏
@wnie4525
@wnie4525 2 года назад
ኣዘራርባኹም ኣመሓይሹ ናይ ዓብይ ምስሊ ሒዝኻ ትዋሳእ ተኾይንኻ ኣዘራርባ ናይ ዓብይ ትኽተል ኣለካ ኣብቲ ናይ ሓዳር ናይ ቆልዑት ፀወታ ኣምሲልኹሞ✌ካብቶም ጎሬቤትና ተምሃሩ ከነኣእሰኩም ኢለ ዘይኮነ ንክተመሓይሹ እዩ
@GhirmayKidaneSkuf
@GhirmayKidaneSkuf Год назад
ታይ ትብል ወደይ? 😄😄😄😄😄
Далее
Старый Дим Димыч вернулся😱
00:16
Как вам наш дуэт?❤️
00:37
Просмотров 368 тыс.
Flo Rida - Whistle НА РУССКОМ 😂🔥
00:29
Каха заблудился в горах
0:57
Просмотров 981 тыс.