Тёмный

ተዘከርቲ ዕላላት ጀነራል ገረዝግሄር ዓ\ማርያም (ውጩ) | Remembering General Gerezgiher Andemariam (Wuchu) 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 565 тыс.
Просмотров 69 тыс.
50% 1

ማእገር: ዕላል ተመክሮ - ተዘከርቲ ዕላላት ጀነራል ገረዝግሄር ዓ\ማርያም (ውጩ) | Remembering General Gerezgiher Andemariam (Wuchu)

Опубликовано:

6 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 274   
@gabrielgabi6929
@gabrielgabi6929 Год назад
ወዲ ኢታይ ጎይታ ናደው ጎይታ ደንከል ጎይታ ወራራት ወያነ ውጩ እሾኽ ንጸላኢ መዓር ንፈታዊ ንዘልኣለም ኣብ ልብና ኣለኻ ጂግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senayeri433
@senayeri433 Год назад
@@mnbaraydgemn9819 ቆንዳፍ ኩዕንቲ
@asterisayas8522
@asterisayas8522 Год назад
@@mnbaraydgemn9819 🚚🚛ስንዳይ ስንዳይ🏃🏃🏃
@senayeri433
@senayeri433 Год назад
@@mnbaraydgemn9819 ውሓጦ እምበር ክልል ማታ
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@senayeri433
@senayeri433 Год назад
@@kemalemy3158 ኣስማት ቀያይርካ ኣይትምጻእ ቆንዳፍ፡ ዓጋመ ኢኻ። ዉጩ ዋላ ተዘየለ፡ መንፈስ ጂግንነቱ ግና ኣብ ርእስኻ ይዝንቢ ኣሎ፡ ስለ ዘባህርረካ፡ ዓዘፍዘፍ የብለካ ሎ
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Год назад
ጅግና ጀነራል ገረዝግሄር ብጅግንነትካ ንዘልዓለም ክትዝከር ትነብር። 🙏🇪🇷✌️
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l Месяц назад
EXCELLENT COMMENT!!!!. CONTINUE MY COPATRIOT!!!!. WE WILL WIN, NO DOUBT. THE TRUTH SHALL WIN!!!!.
@tekestewedigoitom4008
@tekestewedigoitom4008 Год назад
ክቡር ጅግና ጀነራል ውጩ ንዘልኣለም ክትዝከር ኢኻ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ናሓፋሽ ❤
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@nohisack7796
@nohisack7796 Год назад
ውጩ ማለት መራሒ ሰራዊት ጥራይ ዘይኮነ አርማ ሰውራ ኤርትራን ሐበን ህዝቢ ኤርትራ እዩ
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Год назад
ይጥዓም💪 ይሕሰም🇪🇷 ወትሩ🦁 ሃገረይ!🇪🇷💒🇪🇷🕌🇪🇷👍👍👍
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Год назад
@@kemalemy3158 @kemalemy3158 እንስሳ ስለ ዝኾንካ ኩሉ ከማኻ ይመስለካ ሃላይ ::
@hgdfshaebia2488
@hgdfshaebia2488 Год назад
Tegadalay Jegna Hayet Hager Suwue (Wuchu) we Eritreans proud of the service you contribute. Awet N Hafash
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@venusvenus1654
@venusvenus1654 Год назад
Zelealemawi kibrin Mogosn Ni Jeganu Suatna🙏🏽🇪🇷❤️🙏🏽🇪🇷❤️🙏🏽🇪🇷❤️
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@eritreaniberi4336
@eritreaniberi4336 Год назад
@@kemalemy3158 wedi meqele botaka aykonen Ezi bota jeganu Eyu kid meqele 😭
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Год назад
@@kemalemy3158 እንስሳ ስለ ዝኾንካ ኩሉ ከማኻ ይመስለካ ሃላይ ::
@meharistifanos2407
@meharistifanos2407 Год назад
ጅግና፡ኣይነብርን ዩ ታሪክ ዩ ደዉርስ ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትማ ዓወት ንሓፋሽ።
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@issacmichael
@issacmichael Год назад
@@kemalemy3158 ata wedi kelbi entay eika konika eza xhfet tdegagima zeleka jgina kemzi znebere kemey elu ytfaka wekaria abzi tfelto tobloq tobloq aytbel
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማዕታትና ጅግና ስርጭትን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪💪🌹🌹🌹
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Год назад
@@kemalemy3158 እንስሳ ስለ ዝኾንካ ኩሉ ከማኻ ይመስለካ ሃላይ ::
@gw4841
@gw4841 Год назад
አየ እወ በሐቂ አለሸ አበልከየም አታ ጅግና ሐየት በዓል ቅያ ቅሰን ሰማዕታእና ሕድሩኩም አመትከሉ አሎ ጅግና ወልድ ዋርሳይ ይምክቶ አሎ ❤🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤️🇪🇷💪💪🇪🇷
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@teflostsegay3688
@teflostsegay3688 Год назад
I miss him so much 😔, R.I.P our HERO 🙏 💞🇪🇷💞🇪🇷💞..
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 Год назад
General geresgehair wochu is jegina that we will never forget my generation and the generations to come.R.I.P our beloved hero 🇪🇷♥️🇪🇷♥️👍👍💪🏾💪🏾🌹🌹🌹💕💕🙏
@angosomyaqob5874
@angosomyaqob5874 Год назад
ወዲ እታይ ቡሩኽ ኑጹህ ለዋህ ፈቃር ተጋዳላይ ካብቶም ሀገር ክትህልወና ሉዑል ኣበርክቶ ዝገበሩ ሐደ ኢኻሞ መቃብርካ ማይ ይፈልፍል ኣቦይ ማዕረይ
@gherimahalaley8409
@gherimahalaley8409 Год назад
Zhawey bhimam eyetmekah fetuyu eyekonen amxiuwo suk elka hateftef eyetibel jigna merahi eyu baka jelfaf eyelaelin eyu🤮
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 Год назад
Ata jina wetru ab lbna 🇪🇷♥️🌹💪🇪🇷
@nigistihadgu1819
@nigistihadgu1819 Год назад
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪መርሐባ ሐባብኩም ጀጋኑና ሐርበኛታት አናብስ ዓወት ቅሳነት ሐርነት ንዘላአለም ንአኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Год назад
@kemalemy3158 እንስሳ ስለ ዝኾንካ ኩሉ ከማኻ ይመስለካ ሃላይ ::
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Год назад
Wedi etay hero of Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎇🎇🌎🌍🌏🎄🎄🎄🎄
@redaealfa3078
@redaealfa3078 Год назад
Zeydgem jigna wuchu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for ever Eritrea 🇪🇷
@venusvenus1654
@venusvenus1654 Год назад
Such are our heroes💪🇪🇷 and the followers are Warsay wedi Sawa💪🇪🇷❤️🌲❤️🇪🇷🌲❤️🇪🇷🌲❤️
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@dl4055
@dl4055 Год назад
Ayewe,jeganu abotatna tegadelti,enber ke fturat sebat dyom nerom ile kulu gzie zhasb, Netom hiwetom kefilom hager zhabuna zelalemawi kbrn mogosn,netom zelewu kea edmen tenan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 Год назад
ዘይድገም ጅግና ናይ ጀጋኑ ፡ሰብኣይ ኣሰብኡት ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪ነባሪ ታሪኽ እምበር ነባሪ ሰብ የለን ንዘልኣለም ኣብ ልብና ኣለኻ ውጩ ጅግና💪💪💪♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣብ የማኑ የንብርካ ምስ ኩሎም ጀጋኑ ብጾትካ 🙏🙏🙏♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ ስልጣን መኪና ገንዘብ ምንዝርና ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 Год назад
ደቂ ቁኜ ደቂ እዞም ርኹሳት መርከስቲ ቤት መቕደስ መርከስቲ ውሻጠ
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
@@fthawitmengstab7906 ጋልቶም ኣመንዝራን ከልብን ሕልና ኣልቦ ኢኪ ንስኪ ደንቆሮ ዋሒድ😏
@araiafamily5328
@araiafamily5328 Год назад
Kbrn megosn njeganu sweatna Awet nhafash ✊️ 🇪🇷 ♥️
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 Год назад
Kbrin mogosin ni jeganu sematatna wetru ab aserkum alena awet nihafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪🐪💪💪💪💪💪💪💪
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Год назад
Eritrawinet kubur meninet 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ jeganuna kulu gzie ab libna.
@miracilousemma1790
@miracilousemma1790 Год назад
Tegadalay tibil qal lieli zikone neger eye ziseraa, ( ልዕሊ ኩሉ ነገር):: ዘላለማዊ ክብርን ሞገስን ንተጋዳላይ 💪🇪🇷💪💟👑💟
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@dawitbeimnet360
@dawitbeimnet360 Год назад
MY HERO PERIOD.
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@teklizghicheayteklizghiche484
@teklizghicheayteklizghiche484 8 месяцев назад
ጀጋኑ ኣቦታተይ💪🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና💐ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l Месяц назад
GENERAL WUCHU, YOU ARE IN OUR HEARTS, WE LOVE YOU FOREVER, REST IN PEACE!!!!.
@arkubaentertiment
@arkubaentertiment Год назад
ኩሉ ግዜ ኣብ ገዛእ ርእስኻ እንተ ድኣ ተመሪኪስካ ዘይሕለፍ የለን ። ሰለዚ ካብ ጅግና ጀነራል ውጢ ዘዓግቦ እንተልዩ ከኣ ብዚኣ ጥቕሲ እዝኣ ጥራይ እየ ክገልጻ ዝኽእል ። "*"መሬት ሽሕ ግዜ ትጽልምት ናይ ገዛ ርእስኻ ብርሃን ፍጠር ! ዘለኣለማዊ ዘኽሪ ንሰመኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 Год назад
Slemtay nay bitow zeiytexewo
@dawit5485
@dawit5485 Год назад
ጂግና ወዲ ኢታይ ኣቦ መንነትና ተባዕ መራሒ ኩሉ ጊዘ ክንዝክረካ ኢና
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 Год назад
Hero doesn’t live, but his/her heroism and his/her history Awet Nihafash 🇪🇷✌🏻❤️👍🐪🌹🙏💪☝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@kidanehadgu5790
@kidanehadgu5790 Год назад
ናጽነተ ትምንዛዕ እበር ኣይ ትትኮብን ቃል ብ/ ጀነራል ውጪ
@kidanehadgu5790
@kidanehadgu5790 Год назад
@@mnbaraydgemn9819 shaebya ab tegbar kedemti ab mdya flly alekum sebey
@michaelsemere1830
@michaelsemere1830 Год назад
Jigna nay jeganu. Kemaka yelen. Hidrika werisnayo ina.
@semiroumer4487
@semiroumer4487 5 месяцев назад
🇪🇷♥️✊️Zelalemawi zikri ne swatna ❤
@Emaha-wp8fo
@Emaha-wp8fo 9 месяцев назад
Wuch abnbesa mdrebeda❤🎉🎉
@blm5287
@blm5287 Год назад
ሓላል ኣቦይ✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@frehaile6298
@frehaile6298 Год назад
Yes, excellent explaining Jagena Sua Ayana Wachw forever in our hearts ♥️ 👉 Ashok koyna nxnhe 👈🏼
@dejenkidane1735
@dejenkidane1735 Год назад
ሰላም ኣምላክ መስኩላኩም ኣዳላዊቲ ናይ ዚ መደብ ፡ብጣዕሚ ጽብቕ። ሪኢቶ ኣለኒ ፡ታሪክና ብዘይ ምፍላትና ብጣዕሚ ኢና ተሃሲና ፡ብፍላይይ ኣብ ጋሽ-ባርካ ንነብር ሰባት ወልሃቲ ኣፍልጦ ኣምጻኣ ኤርትራ ታሪካን ኣይተምሃርናንን። ስለዚ ብዝተካለ መተን ኣድህቦኩም ኣብ ታሪኽ ኣማጻጺኣ ሃገርና እንተ ዝቀርብ ጽቡቅ ነሩ ።ኣይትህመቁ ቀጽልዎ።
@mehanshomehansho5605
@mehanshomehansho5605 Год назад
ውጩ ጅግና ። ኣብ መቓብርካ ከለኻ ክበር ንዘላኣለም። ዓወት ንሓፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@mehanshomehansho5605
@mehanshomehansho5605 Год назад
ጅግናን ፈረቓን ወዲ ኢታይ ። ሞራል የብልኩምን ጅግንነቱ ከተስተናዕቕዎ እፍሊ ሓተላ።
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 Год назад
GENERAL GHEBREZGABHER ANDEMARIAM WUCHU ABADAHRI NAY JEGANU ARMA ❤ MEKABIRKA TIFELFIL SALAKUM HAGER KOINA ERITREA.
@solyanayakob4805
@solyanayakob4805 Год назад
Ajokum deki eru helalat
@seblomi3975
@seblomi3975 Год назад
Jignas jigna dea fxum zeyttkae tebaen merhahn goyta kinat 💪💪💪💪❤️❤️❤️
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጅግና ኣቦና ጀነራል ውጩ🫡🇪🇷✊🏿🐪
@Sunflower-nd3ix
@Sunflower-nd3ix Год назад
🇪🇷♥️🇪🇷 kulu Geze Ab lebena 🇪🇷Anabese jeganuna 🇪🇷 💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻keberen mogesen nesewatena Awet nehafash
@zemselie1897
@zemselie1897 Год назад
Wuchu jigna nay jeganu🌎 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@bereketeabkidanemariam9933
@bereketeabkidanemariam9933 Год назад
Men Kem Hizbawi ginbar Aye Hamot Koratsnet hayal Metkel Zelealemawi zikri Nisemaetat Hagere Erigrra Awet Nihafash 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@user-of7zs8ln6g
@user-of7zs8ln6g Год назад
Fuluyat ekum kemakum si yelen werqawiyan ekum ❤❤ ab xbuk ab hemak wetru hagery
@eseywedieriyyy834
@eseywedieriyyy834 Год назад
Men Kem Wuch Aye Hamot Wetru Ab lbna Aleka.❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@mussietesfayetesfaye2629
@mussietesfayetesfaye2629 Год назад
God bless eritrea 🇪🇷 🙏
@teklezgiamanuel6072
@teklezgiamanuel6072 Год назад
ብቀዳምነት ድሙቅ ሰላምታ ነዓኹም ኤሪ ቲቪ ከም ዚኦም ዓይነት ጀጋኑ ህዝብ ሃገርን ኤርትራ ፡ካብ ታሪኾም ብጭልፋ ጠርኒፍኩም ብከምዚ ምቅራብኩ ዝለዓለ ምስጋና የቅርበልኩም፡ ቀጺል ናይ ቶም ከምኦም ዝኣመሰሉ ጀጋኑና በብግዚኡ ጌርኩም ከተቅርቡልና ይምሕጸነኩም። ምኽንያቱ እቲ ታሪኽ ንወሎዳትና ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ, ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና።
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@teklezgiamanuel6072
@teklezgiamanuel6072 Год назад
@@kemalemy3158 መጀመርያ ንስኻ ሓደ ካብቶም ብሕማም ነብሰ ምትሓትን ዓሌትነትን ትሳቀ ዘለኻ ምዃንካ ኣጸሓሕፋኻ ይምስክረልካ ኣሎ፡ ብምቅጻል ነቲ ጂግና ናይ ጀጋኑ ዝኾነ ጀነራል ኣንኳን ዶ ከማኻ ዘኣመሰሉ ልሕቲት ከልቢ ክሽነ ፡ እቶም ሓያላት ዝበሃሉ ስቬትን ኢትዮጵያን,ን እውን ሸራእራእ ዘበለ ጀነራል ምዃኑ ክገልጸልካ ይፈቱ፡ ኮይኑ ግን ንስኻ ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ኮይኑካ እምበር ኣቦታትካ ዝገደፉልካ ነብሰ ምትሓት ንዉሉድ ወሎዶኻ በዚ ሒዙካ ዘሎ ሕማም ክትሳቀ ክትሳቀ ክትነብር ኢኻ፡ ምሕረቱ ክእዝዘልካ ይምነየልካ ቱኳይ ፍጥረት!!!!
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Год назад
We salute our heroes
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Год назад
Kisene Ikalo Sabia ❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉
@asterwoldemehien3702
@asterwoldemehien3702 Год назад
Welcome 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidaneamine9126
@kidaneamine9126 3 месяца назад
Gigana anbesa wuchi anbesa
@almazteklearaya3950
@almazteklearaya3950 Год назад
Zelealemawi kibirini mogesini ni semaetatina ♥️🌹🙏
@adiamsolomon3812
@adiamsolomon3812 Год назад
Eritrea for Eritreans forever
@lwamabi6338
@lwamabi6338 Год назад
Kbrin Mogos nsematatna
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Год назад
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌸❤️🎉
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Год назад
Ksen jgna harbega suwue general wushi millionat awuriska eka Eritrea 🇪🇷 💪 💪 zelealemawi rkri nswuatna
@wedikeren6264
@wedikeren6264 Год назад
Wetru Ab Lbey Seferka wechu Bselam Eref
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 Год назад
RIP jigna Harbegna Field martial wuchu
@samiman1498
@samiman1498 Год назад
Jegan ayenbern eyu terku eyu zewars betay weto mengasetsamey yewarsek 💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-sf5tb6wd7j
@user-sf5tb6wd7j Год назад
Teawet wedie Erey Jakea j💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Seysey770
@Seysey770 Год назад
Wuch jigna (Hero)
@Seysey770
@Seysey770 Год назад
@@mnbaraydgemn9819 bdewka zmotka alekandomo nska. Shim tray hizka tetew zbelka ember wuchu jignas neti merixkayo zeleka shim bgbriyu serihlu, mnbar slezeydgem elu nhzbun hagerun ab mglgaln nzente elet tezekari tarik gedifu halifu. Wchu Hero.
@fitsummerhawzghi5891
@fitsummerhawzghi5891 Год назад
Eti zeydgem Jigna tegedalay wuchu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-rf2vb7ys7j
@user-rf2vb7ys7j 6 месяцев назад
Wuchu jigna❤❤❤
@anastaciaberane2375
@anastaciaberane2375 Год назад
Kebur hawena jigna kull gize tezekr zelalemawi nsweatena Oawet nHafaS
@dendentekle500
@dendentekle500 Год назад
❤❤❤ kem bal wchu and wedi efrems ab zkone alem delika do yrkeb ykewn 969 kkewn nierwo admiom kem matusula
@zemselie1897
@zemselie1897 Год назад
King of the king for world 🌎 ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@zemselie1897
@zemselie1897 Год назад
@@mnbaraydgemn9819 😭😭😭😭junta game over junta
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 Год назад
Welcome guys deqi erey Jeganu anabayekum yedefen admen tanan yhabekum anbes 🇪🇷❤✊💯
@yonatanbokristion7598
@yonatanbokristion7598 Год назад
ወዲ ኢታይ ሑጹብ ማዓንጣ ኣያይ መዓረይ ምስ ዓቢ ዓቢ ምስ ንእሽተይ ንእሽተይ ኣብ ዘለካዮ ኣምላክ ኣብ ዝፋኑ የንብርካ 🙏
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Год назад
Tarik hzbi Eritrea bflay ab mmxae nxnet zhalefe tarik kab bhari bchlfa eyu tenegiru zwuale ynger eyu mo kulu tegadalay wey beal tarik ketekrbulna bthtna yhatt simon mengstab from Germany 🇩🇪 Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪 💪 viva
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 Год назад
Bal jogna wechu kendey genbarat zefresu haleyti hzbi tefiomna kem ezi gerbab iseyas xere weldo arma dknet hsem sdet temit 30 amet n weldotat eri nab hazen nab mbttan nab zetewe amlak bezi ywedalna ❤
@eruna91
@eruna91 Год назад
Wlad alewo do azi jigna
@abrshhaile7578
@abrshhaile7578 Год назад
Ezom do kexerfeiu yewulweiu jganuna kbre yeahabkum 🇪🇷🙏💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Год назад
Angehoben ❤ 🎉🎉🎉🎉😢😢
@nigistitesfamichael1150
@nigistitesfamichael1150 Год назад
Eritrea forever jegen wedi Eri our Heroes 🇪🇷🕌💒🇪🇷🐪❤️🇪🇷
@Abi..2Hani
@Abi..2Hani Год назад
Wedi etay jigna nebree golgol ✊🏽
@Misgina657
@Misgina657 2 месяца назад
ሓርበኛ ኣይነብርን ዩ ታሪኹ ዝውረስ rest in peace!!!
@eritreaniberi4336
@eritreaniberi4336 Год назад
Men kemakum deqi erey mearey ab thiti fetari kulu alem 🇪🇷❤🌹👍💪💪💪👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 Год назад
Kibrin mogosen nisematatna jigna anebrin tariku yiweres 🇪🇷🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏we missed u jigna our hero
@melakegeratjobyehawtadhano5323
Tegadalay Jegna suwue wuchu hero harbin aynberen eyu tiharki eyu ziwers
@eruna91
@eruna91 Год назад
Jigna💟🇪🇷✊️
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Год назад
ተመስገን ነቶም ምእንቲ ክብርቲ ኤርትራ ክብርቲ ሂወቶም ዝኸፈሉን ክሳብ ሎሚ ንኽብራ ሰለም ዘየበሉ🇪🇷💖🙏🙏🙏::
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Год назад
@@kemalemy3158 ካብቲ ዘገርም ናይ ጀጋኑ ኤርትራ ፕሮፋይል ምጥቃምካ'ዩ ሰራቒ ሽለት ብዘይ ወዓልካዮዘይምልከተካን ስእሊ ጀጋኑ ክቡር ስውእ ጀነራል ዉጩ'ኮ ነዞም ጀጋኑ መሪሑ ጅግንነት ዘውረሶም'ዮ: እቶም ጀጋኑ ክብርቲ ሂወቶም ምእንቲ ክብርቲ ኤርትራ ዝበጀዉ'ዮም ሰብ ኣይነብርን'ዩ ድሙቕ ታሪኽ ኣብ ልቢ ህዝቦምን ውሕስቲ ሃገሮምን ነባሪ'ዩ: ኣንታ ሽለት ዕሱብ'ከ መን ይብሉኻ ሕሱር ማዕረ ነብሱ የሕስረካ ውርደተኛ ታሪኽ ኣልቦ ሃመማ በላዒ ጎሓፍ
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
@@ghenetmedhane9515 ውጩ ሓደ ጎሳ ትምህርቲ ዘይነበር ክጽሕፍ ይኩን ከንብብ ብቅዓት ይኩን ፍልጠት ኣይነበሮን ንመን እዩ መሪሑ ዝፈልጥ?ኢሳያስ ዝኣዘዞን ዝበሎን ዝነገሮን እዩ ዝገብርን ዝዛረብን ኔሬ እንበር ዕላማ ይኩን ራኢ ንህዝቢ ኤርትራ ዝከውን ኣይነበሮን።ድሕሪ ናጽነት ክኣ ነቶም ምእንቲ ንህዝብ ኤርትራ ንናጽነት ንሓርነት ኢሎም ዝተቃለሱን ዝተሰውኡን ብጾቱ ጠሊሙ፤ናይ ስድራቤት ኢሳያስ ስልጣን ክሕሉን ክሰክርን ክዝሙን ኣሕሊፍዎ ውጽኢቱ ድማ ኣደዳ ሕማምን HIV🦠ኮይኑ ዘዝወለዶም ደቁ ክኣ ኣብ ዓመቶም ብሕማም HIV ኣብዘይ ሓጣቶም ይሞቱ ኔሮም።ከመይ ጌሩ እዩ እዚ ሰበይቱ ደቁን ብሕማምHIV ዝቀተለን ዝለከመን ውጩ ስውኡ ጅግና ዝብሃል መልስለይ እንታይ ማለት እዩ ስውእ ከ?
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Год назад
@@kemalemy3158 ንዓይ ንኤርትራዊት ንስኻ ታሪኽ ጀጋኑ ከተዘንትወለይ ብፍጹም ብቕዓት የብልካን ከምዚ ከማኻ ፍንፉን'ዩ ነዓና: ትርጉም መስዋእቲ'ዉን ክትሓተኒ ኣየፍቅደልካን ምስ እምኒ ኣይዛረብን::
@merhawidrar5580
@merhawidrar5580 Год назад
Enqea kabakume teweledku Eritreawin
@egrimekel7054
@egrimekel7054 Год назад
ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኩ'ዩ ዝውረስ 👑ውጪ❤️🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ ክብር ሞገስን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ ✊🏾
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@sgementertainment8565
@sgementertainment8565 Год назад
Our Heros
@mercinegash8202
@mercinegash8202 Год назад
Gohafat N hade seb amlikum barayu koynkum hager kediekum, tarikum tarikna aygbero Hager amxiekum abey guhfkuma, ezi xwxway tarik iyu ab hluf aytenbruna
@user-yz4kk4wv7b
@user-yz4kk4wv7b 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@sirakabrahamimbaye1390
@sirakabrahamimbaye1390 Год назад
We proud of our patriotic 🙏❤️🇪🇷 EPLF
@ZbihereShabiya
@ZbihereShabiya Год назад
H.Z.B.A.W.Y G.N.B.A.R Medhn Eritrean 🌴✊🇪🇷💡🌴
@maranata2383
@maranata2383 Год назад
Hexub meanta
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 Год назад
You always hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@kadrajemal6713
@kadrajemal6713 Год назад
Zlaelemawi zkiri nswatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eripower3155
@eripower3155 Год назад
Eri Tv xubuq sirah. Please nay ,ዓሊ ሲዕድ እባ ኣምጹልና🇪🇷✌️
@samuelrussom2676
@samuelrussom2676 Месяц назад
Wju malet ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😀👍
@5generation581
@5generation581 Год назад
Our Hero
@kemalemy3158
@kemalemy3158 Год назад
ከመይ ጌርኩም ኢኩም ንሓደ ሰበይቱን ደቁን ብሕማም 🦠HIV ዝለከመን ዝቀተለን ትምህርቲ ዘይነበሮ ሓደ ሰክራምን ኣመንዝራን ውጩ HIV ጅግና ስውእ ክትብልዎ ሞራል ዘለኩም?ጀጋኑና በሊዕኩም በዚ ድርባይ እንስሳ ከተታልሉና ኣይነፍቅደልኩምን ኢና።ንሕና ጀጋኑና ስውኣትና ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፋ ንፈልጥን ነክብር ኢና✅።ንምእንቲ መኪና ገንዘብ ሰበይቲ ክደፍሩ ብሕማም ዝምቱ ምውታት እዮም ዝብሃሉ ✅
@abielashebr4963
@abielashebr4963 Год назад
@@kemalemy3158 ኣዲኻ ትኸዉን ለኪማቶ 😂😂😂😂
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Год назад
Hero jigna general Eritrea 🇪🇷 viva
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Год назад
@@mnbaraydgemn9819 wedi shermuta abedeka tfelto wedza mebeke abtkay kthlu neruka afncha mseberkuka wedi gumama wahid
@nahomtekue94
@nahomtekue94 Год назад
Zkri nsematat Eritrea nzelalem tnber
@edenalem3714
@edenalem3714 Год назад
Ambesa sewra jigna wuchu hubun eeritrawi
@zemselie1897
@zemselie1897 Год назад
I miss him wuchu ❤️❤️❤️❤️
Далее
PORTAL SPAMMER🤬🤬🤬| Doge Gaming
00:19
Просмотров 2 млн