Тёмный

ተዘክሮታት ስጋለት ቀጣን በቲኸን ጥዋለት ዝኣተዋ ታንክታትን ጀጋኑ ተጋደልትን - ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል | Eri-TV Fenkil Special 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 562 тыс.
Просмотров 156 тыс.
50% 1

ተዘክሮታት ስጋለት ቀጣን በቲኸን ጥዋለት ዝኣተዋ ታንክታትን ጀጋኑ ተጋደልትን - ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል | Eri-TV Fenkil Special

Опубликовано:

 

23 фев 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 389   
@simonabraham1326
@simonabraham1326 2 года назад
"ካብ ኣሰር ከድዓት ኣሰር ስውኣት፡ ቀይሕ ባሕርና ብቐይሕ ደምና። ዓወት ንሓፋሽ" ክብሪ ንሰማእታትና።
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay 2 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንዓለም ብሓቅነቶምን ጅግንነቶምን ከም ዓጽሚ ዓሳ ኣብ ጎሮሮ ሓኒቆም ዝሓዝዋ ጀጋኑ ህ.ግ!!! ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@imeritrean2724
@imeritrean2724 2 года назад
እዛ ሓፍተይ እንቋዕ ከም ልብኺ ዝኾነልኪ ብዓል ቤት ፈጠረልኪ! ኣጆኺ!! ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ፡ ክብሪ፡ ዝኽርን ንስውኣትና!!!Rest in peace HERO
@janiwoldetinsae
@janiwoldetinsae Год назад
ኣቤት ንቕሓት ኣቤት ቆራጽነት ኣቤት ጅግንነት ኣቤት ተወፋይነት ኣቤት እሙንነት ኣቤት ኣቤት ኣቤት!!! ዘስደምሙ ሰብ ቅያ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!
@Animalstv8019
@Animalstv8019 2 года назад
ኤረይ ሃገረ ሰማእታት ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ደቂ ኤረይ ሰራሕቲ ቅያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋተይ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነ ቀጺለ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቕሪ ይሓትት
@koala10ish
@koala10ish 2 года назад
በጃኹም ኩሉኹም እቶም ትግርይ ትስዕር ትብሉ ግዕዘያት ደቂ ዓዲ ቀይሕ አባላት ጸልማት መጻኢ ክልተ ሞት ዶ ኣይኮነን ነዚ ታሪኽ ናይ ጅግናና ሓየት ዑቕባይ ገብሪሂወት [ወዲ ገባር] ምስ ርኣኹም፧
@solomontesfamichael5321
@solomontesfamichael5321 Год назад
This is touching story. Eritrea is Land of adventures. Awet nhafash. Our martyr always in our heart.
@babahana8415
@babahana8415 2 года назад
ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት👍👍👍💚💚💚👌👌👌
@dawasiym7072
@dawasiym7072 2 года назад
መዳ ሓወይ ምስ ሰሉ ሓፍተይ ናይ ሓቀኛ ፍቅሪ ኣርማ ! ማማ ፍቃዱ ምስሊ ጽንዕቲ ኣደ ! ካብ መታዓብይቲ ምስ ብዙሕ ፍቅርን ናፍቆትን ካብ ኣሰር ከደዓት ኣሰር ስዉኣት !!
@musieyohanes4859
@musieyohanes4859 2 года назад
ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ኣዝዩ መሪርን ግና ከኣ ፍቅሪ ዝሃቡ ብዋጋ ዘይትድገም ሂወት ዝለገስሉ ጀጋኑ🇪🇷❤️🇪🇷💐
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሳሊና ክንዲ 1000 ኩንሎም 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ🙏🙏🙏🙏🙏 ኩሎም ታንከኛታት ክስዉኡስ!!!!!!😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@habtomtekle5748
@habtomtekle5748 Год назад
ጅግና ዑቅባይ ኣቦኺ ታሪኽ ኩልና ኢዩ ኣጆኺ ኩርዒ ኣይትንብዒ ኣባይኪ ይንባዕ
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 5 месяцев назад
ዘገርም ታሪኽ ጅግንነት። ሳላ መስዋእትኹም ሃገር ረኺብና ❤❤❤
@oromay02
@oromay02 2 года назад
I can not stop my tears , Salina God bless you !
@hadishketema1545
@hadishketema1545 2 года назад
God bless you Salina with your mom and your family
@alexanderasgodom9393
@alexanderasgodom9393 2 года назад
ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና !!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@TZere-dh9yf
@TZere-dh9yf 5 месяцев назад
Eritrean heroism is beyond bravery and sacrifice that the world will come to understand in due time! Eritreans stood and fought for freedom, liberation, independence, justice, and truth despite all the odds against them for decades. They never wavered, never begged for anything from any country or people and showed without a shadow of a doubt their bravery, tenacity, brilliance, and self-reliance to achieve true independence. Eritreans single-handedly fought and defeated both US and Russian interventions from 1961-1991. Eritrea is truly the Beacon of Hope for the continent of Africa! No other country in Africa has been able to match this Eritrean cause and success. Many African countries today are finally waking up to this fact and trying to follow suit. Eternal glory to our Eritrean martyrs! Eritrea will never kneel down to Western war threats, lies, and economic sanctions!!! Victory to Eritreans and Eritrea forever !!!
@asterpawlos2230
@asterpawlos2230 2 года назад
መግለጺ ዘይብሉ ጅግንነት'ዩ ክብሪ ሞጎስን ንጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💪🏽
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 года назад
💯 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 года назад
ነዚ ጅግንነት ሓርበኛታት ተጋደልቲ ንዘልኣለም ምዕቃ፡ ቀጻሊ ወለዶ ኤርትራውያን ወላ ኑክ ሚሳል ዓጢቆም ክዕቅብዎ ይግባእ፡ ንኣብነት ዩክሬን ከምኡ ዓጢቃ እንተትነቭር ሕጂ ዝደፍራ ኣይምስሃለወን, ብልጽግና ፓርቲ ምስ ናይ ቀደም ጁንታ ሓለቃታቶም እንታይ ብምስጢር ይሕስዱ ከምዘለው ረቢ ዋንኦም፡ ንኩሎም ኢትዮጲያውያን ተስምሮም ነጥቢ እንተልያ ጉዳይ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ቀይሕ ባሕሪ ኢያ፡ ስለዝኮነ ኢዩ ድማ መራሕቶም መታን ተቀባልነት ክረክቡ ወትሩ ጉዳይ ኤርትራ ዘልዕሉ፡ ጁብቲ ግን ሓያል ውሽማ ስለዘለዋ ብዛዕብኣ ብሒም የለን 🇪🇷♥✌🏽
@nahomyosief2837
@nahomyosief2837 2 года назад
@@dawitgebrat1878 ረቢ ከይበልካስ ኣምላክ ዘይትብል ሕጂ ሙሱሉይ
@Hzbawit
@Hzbawit 2 года назад
Rebi.. Amlakh= Hade eyou... BeOabiu kea Hager eyou Eminetna🤝⛪🇪🇷❤🕌🤝
@user-qy6bz1wj4n
@user-qy6bz1wj4n Год назад
@@nahomyosief2837 nisika nay behaki Eritrawe dika?
@koala10ish
@koala10ish 2 года назад
በጃኹም ኩሉኹም እቶም ትግርይ ትስዕር ትብሉ ግዕዘያት ደቂ ዓዲ ቀይሕ አባላት ጸልማት መጻኢ ክልተ ሞት ዶ ኣይኮነን ነዚ ታሪኽ ናይ ጅግናና ሓየት ዑቕባይ ገብሪሂወት [ወዲ ገባር] ምስ ርኣኹም፧
@embatekalamedia6832
@embatekalamedia6832 2 года назад
ሓወድ ብሓደ ክልተ ኣይትለክመና። ትግራይ ትስዕር ዝብሊ ፋሉላት እዮም። ዓድ ቐይሕ ክንደይ ጅግና ዘፍረየት እያ እቲ ጸገም እቶም ዝዓፍሩ እዮም ዝራኣዩ።
@koala10ish
@koala10ish 2 года назад
@@embatekalamedia6832 Emo ginhuuwom nezi Adi jeganu zexelumuu zellewu g'zeyaat
@selamg3325
@selamg3325 Год назад
እዋይ ዓዲ ቀይሕ ክንደይ ጀጋኑ ዘፍረየት.... ሎሚ ክኣ በዓል በየነ ዉፍይ. ሰልጠነ... ጎሓላሉ ንረብሓ ከብዶም ዝቃለሱ ዘለዉ ከድዓት
@abineratne6298
@abineratne6298 Год назад
Wedi Erey jigna tarik abotatna aynrese Ena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@koala10ish
@koala10ish Год назад
@@ghirmaihaile502 ደቂ ዓዲ ቀይሕ አባላት ጸልማት መጻኢ
@isac-bs3wg
@isac-bs3wg Год назад
I am proud of to be Erittean, ጀጋኑና የሕዋትና ቅሳነት ይሐብኩም RIP
@meriamm.432
@meriamm.432 Год назад
wow! what a beautiful touching history. God bless Eritrea and our ppl.
@er-jw9vq
@er-jw9vq 2 года назад
😭😭😭 ታሪኩም ነባሪ እዩ😭😭🇪🇷
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 2 года назад
👍 ከመይ፡ ዝበለ፡ ዘንጸባርቕ፡ ምስልን፡ ውቅቡን፡ ታሪኻዊ፡ ቦታ፡ ዝኽርን ። ልዑል፡ ዝኽሪ፡ ነቶም፡ ንኽብርን፡ ንህያውን፡ ዝሐለፉን፡ ከምኡ፡ እውን፡ ክብርን፡ አድናቖትን፡ ነቶም፡ ነዚ፡ ቦታ፡ ክውንን፡ ውቁቡን፡ ዝገበሩን፡ ዝቕጽልዎ፡ ዘለውን ። Waw..what a spacious views in the start the blue water fountain , the Green ,The marbles and of course the Green Big historical machine .
@koala10ish
@koala10ish 2 года назад
በጃኹም ኩሉኹም እቶም ትግርይ ትስዕር ትብሉ ግዕዘያት ደቂ ዓዲ ቀይሕ አባላት ጸልማት መጻኢ ክልተ ሞት ዶ ኣይኮነን ነዚ ታሪኽ ናይ ጅግናና ሓየት ዑቕባይ ገብሪሂወት [ወዲ ገባር] ምስ ርኣኹም፧
@melawit9956
@melawit9956 Год назад
ዑቅባይ ምሳይ ኢዪ ነይሩ ውላድ ምህላዉ ሎሚ ተሓጊሰ ብርገድ 63 ቡዙሓት ተሰዊአሙና ብሓቂ ጀጋኑ ኩሉ ግዜ ኣቦ ዝኽረይ ኣለዉ ውላድ ዝገደፉ ውሕዳት ኢዮም
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 5 месяцев назад
ክብርን ምጎስን ን ጀጋኑ ስወአትና 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🌹🌹
@ericaflower7
@ericaflower7 2 года назад
ብመጀመርያ ከመስግኖም ዝደሊ : ንክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ....ንሳ ቃል ክዳና ኣኽቢራ አንተዘይትስኣቦ አዛ ናይሎም ፍሬ ዘርኦም : ፍሬ መቀጸልታ ሺም ናይቲ ጀግና ኣይምተረኽበትን :: ንስኺ ጀግና አኪ : ኩሉ ሰብ ክገብሮ ዝኸል ኣይኮነን: አሞ ተሃበኒ : ብውላድኪ ክበሪ ቀጺለ : አንዳ ዜና ....አቲ ፃዓርኩምን : ድኻምኩምን ዋጋ ንይዚ ፍሬ ጀግንነት ታሪኽ ምርካብኹምን ምትሕልላፍኩምንዩ : ነመግነኩም ::
@ggmm2340
@ggmm2340 2 года назад
የቀንየና! ወይ ሓሞት ተወፋይነት ወይ ጀግንነት! ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ!
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 Год назад
ክብርን ሞጎስን ነዛ ኤርትራን ህዝባን ክጥዕማ ከምሽምዓ መኺኾም ብጅግንነት ዝተሰዉኡ ሰሜእታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷
@kesetexegu3882
@kesetexegu3882 Год назад
Nebari Tarik Ember Nebari hiywet yelen Sala Swiat Jeganu hager dhinu✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗🕊
@tesghazeremariam5445
@tesghazeremariam5445 2 года назад
አዋይ ብዓል ደበሳይ ብቖልዕቶም። ቅያ ስርሒት ፈንቅል🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@koala10ish
@koala10ish 2 года назад
በጃኹም ኩሉኹም እቶም ትግርይ ትስዕር ትብሉ ግዕዘያት ደቂ ዓዲ ቀይሕ አባላት ጸልማት መጻኢ ክልተ ሞት ዶ ኣይኮነን ነዚ ታሪኽ ናይ ጅግናና ሓየት ዑቕባይ ገብሪሂወት [ወዲ ገባር] ምስ ርኣኹም፧
@noh9090
@noh9090 2 года назад
Yegermak au nazom jegnu gedifom naykale yednku
@hiwetgebrezgabiher5517
@hiwetgebrezgabiher5517 2 года назад
ከምዚ ከይሮም ሂወቶም ብሐዊ ተቃጺሎም ሂወቶም ሰዊኦም ዘምጸዋ ናጽነት፣ማንም ስሪኦም ፈቲሖም ዕሱባት ጸላኢ ኮይኖም፣ብዛዓባ አዛ ክብርትን ለዋህን ዓዲ ስዉኣት፣ክዛረቡ ከሎዉ፣ብጣዕሚ የሕዝነካ፣ጊን ዳሐን ስም ዘይብሎም ክሞቱ አዮም፣ስዋኣትና ጊን ንዘላለም ተዘኪሮም ክነብሩ አዮም፣ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና፣ዐወት ንሐፋሽ።
@nigistihadgu1819
@nigistihadgu1819 2 года назад
❤️🇪🇷🇪🇷💪💪💪ልክዕ ደቂ ኤረና መግለጺ ቃላት ❤️🇪🇷🇪🇷💪💪💪የብሉን ታሪክ ጅግንነትኩም ዕድመንጥዕናን ዓወት ዎሰናይ ደቂ ኤረይ አናብስ
@Sunflower-nd3ix
@Sunflower-nd3ix 2 года назад
Merhaba TV Eri demze hake dekey halale meret zelalemawe zekere ne jeganu swatna Awet nehafash 😭😭😭😭😭❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌹🌹🌹
@koala10ish
@koala10ish 2 года назад
በጃኹም ኩሉኹም እቶም ትግርይ ትስዕር ትብሉ ግዕዘያት ደቂ ዓዲ ቀይሕ አባላት ጸልማት መጻኢ ክልተ ሞት ዶ ኣይኮነን ነዚ ታሪኽ ናይ ጅግናና ሓየት ዑቕባይ ገብሪሂወት [ወዲ ገባር] ምስ ርኣኹም፧
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 2 года назад
I am proud to be Eritrean!!!!Awet Nhafash 💯💯💯💯💯💯💯💖💖💖💖💖💖💖💖
@tekieasgedom3540
@tekieasgedom3540 Год назад
I am produkter to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 Год назад
ደጋጊመ ዝሪኦ ታሪኽ ኤርትራውያን:: ሰሊና ሓፍተይ ነዊሕ መዋእል ይምነየልኪ ምስ በዓል ቤትኪ🇪🇷❤️! ካብ ኣሰር ከድዓት ኣሰር ስዉኣት!
@senait4255
@senait4255 Год назад
Wow wow wow I am proud to ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS‼️ 🇪🇷 ♥️ 🕌🙏⛪️
@user-lm6wk2qw6w
@user-lm6wk2qw6w 2 года назад
ክበሩን ኩርዑን ደቂ ስውኣት ኩሊና እሕዋትኩምን አቦታትኩምን ኢና አጃኩም አብገነኩም አለና
@peaceforever8115
@peaceforever8115 2 года назад
ኣክክክክክ ንስኩም ሓሊፍኩም ጥስጡሳት ጸልማት መጻኢ ካኣ መጻወቲ ጌሮሞም ኣቦታትና እንተኪልና ውን ንኣደ ጅግና ንሳሊና ንሓውና መድሃኔ ዓዓቅምና ሓጊዝና ኣለናልኩም ንበሎም ሰብ ቅያ ናትና ኩሉ ግዜ ብህዝቦም ክኮሩዑ ኣለዎም ኣብ ጎኖም ንኩን ተስፋ ንኩኖም
@messir363
@messir363 Год назад
🇪🇷♥🇪🇷♥✊🏆ሐገረይ ህያብ ሰመዕታተይ 💘💘💘💘
@diddidadda7679
@diddidadda7679 5 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 2 года назад
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash 💯💯💯💯💯💖💖💖💖💖💖
@asmarino2211
@asmarino2211 Год назад
I’m very proud to be Eritrean because of my fathers and brothers history. God bless Eritrean ppl and country
@okbatnsaeelyas
@okbatnsaeelyas 5 месяцев назад
ናይ ባሓቅ ኤርትራዊ ታሪኽ ምስሉን እዚ፡እዩ እሞ ታሪኽና ኣብ ነፍስ ወከፍ ገዛ ዘሎ እዩ ኣጀኩም ድማ ኣብ ሓድሪኩም ፍቅሪን ስኒትን ያሃብኩም ነታዘይማሙቆት ኣዴኩም ድማ ኣጀኪ በልዎ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋትና
@mariamawit
@mariamawit Год назад
Very touching I’m happy to you Salina we are proud of your dad and mom wetru kibrn mogesn n suwuatna thank you mom too I see the love of the mother land ajoki kuri 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@yosberaki340
@yosberaki340 5 месяцев назад
ኣዝዩ ዝምስጥ ታሪኻውን ንወለዶ መሃርን ታሪኽ ውዕሎ ስውኣት ሓርበኛታት ኤርትራ ዘይትድገም ህይውቶም ዝኸፈሉ ታሪኾምን ጅግንነቶምን ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ ልቢ ዘይሃስ ዝኽሪ ኢዩሞ ሃየ ይሰነድ ። ደቂ ስዉኣት ጀጋኑና ድማ ኣጆኹም ተሓበኑ ብርዕኹም ድማ ኣልዒልኩም ሰንዱ።
@j.k9571
@j.k9571 5 месяцев назад
ሓርበኛ ኣይነብርንዩ ታሪኹዩ ዝውረስ!!!!!!!!!!!!!!
@a.t5699
@a.t5699 5 месяцев назад
ርሑስ ቅንያት ፈንቕል !❤❤❤❤❤ what a phenomenal story ! thank you and god bless you ! its beyond❤❤❤❤❤ words !
@senayeri433
@senayeri433 5 месяцев назад
ጀማል ጓሉ ኣላቶ፡ ሰናይት ጀማል ትባሃል። ጀማል ታንከኛ ናይ ታይገር ዝነበረ ውን ሓድጊ ገዲፉልና ዩ
@embatekalamedia6832
@embatekalamedia6832 2 года назад
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@tesfaigebreyohannes3745
@tesfaigebreyohannes3745 5 месяцев назад
ብሓቂ ዝትንክፍ ትረኻ ኣብ ስጋለትቀጣንታሪኻዊ ጅግንነት ተፈጺሙ ንዓወትፈንቅል ረቃሒኮይኑኣቃላጢፉ ብመስዋእቶም ስድራኦም ጥራይ ዘይኮኑኩሉ ህዝቢ ይሕበን ዓወት ንሓፋሽ
@tadesetewelde4902
@tadesetewelde4902 5 месяцев назад
Kibrin mogosin nigeganu samaetat Eritra ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@Qudeagreat
@Qudeagreat 5 месяцев назад
Ewayyyyyyyy alem . Ajokum jeganuna. Alem still zeybetshato tarik serihkun halifkum. Eritrea is unique country of the world.
@miniasghid6386
@miniasghid6386 5 месяцев назад
ኪብሪን ሞግስን ኒጀጋኑና ወትሩ አብ ልቢና ይገሪምዩ ኢዞም ምእንቲ ናጺነትና ኢሎም ዚተሰውኡሲ ሲለምንታይ ነዓካ ነዓይ ኢሌምደይኮኑን ጡዑም ከይበልዑ ዲቃስ ከይጸግዶ አይኮኑን ዝተሰውኡ ኢሞ ንስካትኩም ዲማ ማስቱካይ እየውጺኢን ኒኪቲቡሉስ ኢንታይ ይስማዓኩም አደይ አቦይ ኢካዘይበሉ ቢጀካ አጆኩም ቡጾት ዓወት ኒሐፍሽ ኢናበሉዮም ተሰዊኦም ኪብሪን ሞግሲን 😭😭😭😭♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷✝️☪️🇪🇷🇪🇷☪️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏💕
@seareasgodom7010
@seareasgodom7010 2 года назад
ኣማን ብአማን ቀይሕ ባሕርና ብደምና ካብ ኣሰር ከድዓት ኣሰር ስውአት:: ኣለና ኣብ መትከል ጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ
@optimist9813
@optimist9813 Год назад
እንቋዕ ብሰላም ናብ ስርሒት ፈንቅል ኣብቀዓና ደቂ ኤረ
@habtitbahram181
@habtitbahram181 Год назад
« Tigray tiewet » do belekum mengistin hagern zeytifelaliyu sebat alekum, yehwat nitenqeq b godib kara keynihardom n siweatna Nizelealem ms kibri ab libina alekum, hubun Eritrean ❤️.
@lulamusgun8451
@lulamusgun8451 2 года назад
God bless you Eritrean people 🙏✝️❤🇪🇷
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 года назад
ሕጂ ግርም አዝዩ ጽቡቅ መደብ ታሪኽ ጀጋኑ ተጋደልትና ነጻነት ህያብ ጀጋኑ ዋጋ ጀጋኑ ዘቅረብኩምልና ።እዚ ተሪር ታሪኽ ቅያ ተጋደልቲ ብጀካ አብ ኤርትራ አብ ዝኾነ አይተርዓየን የለን ዘይተሰርኸሞ ካበይ ክመጽዕ ።አብ ኤርትራና ግን ዘይተፈጸመ ቅያ የለን ሳሊና ጽብቅቲ ጅግና አቦኺ አብ ነብስ ወከፍ ልብና ነባራይዩ ክብርን ሞገስን ንስዉዓትና ዓወት ንሐፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@abrahamyohannes1648
@abrahamyohannes1648 Год назад
💪💪💪💪💪💪💪
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 2 года назад
Kebren mogosen nejganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@beyonaburuk9855
@beyonaburuk9855 2 года назад
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና ብስላኹም ኮርዕና :ዐወት ንሐፍሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@shida2004
@shida2004 5 месяцев назад
ብሰላም ዕረፉ ጀጋኑና 🙏🇪🇷🙏
@sileysiley4888
@sileysiley4888 8 месяцев назад
The eritrean patriotisme is an example for all africans
@dana.j9062
@dana.j9062 3 месяца назад
ዘለኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ንኹላትና ኤርትራውያን ሓርነትናን መንነትናን ክህቡና ዝገበርዎ ኩሉ መስዋእትን ጽንዓትን!! ስለቲ ዝገበርዎ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና። 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@abdikarimmahamed4252
@abdikarimmahamed4252 2 года назад
Kebren jeganu Eritrea sweat 🇪🇷
@user-wi6xq9jk5c
@user-wi6xq9jk5c 5 месяцев назад
Eritrean Eritrean Eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤for ever
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 Год назад
Wow!! that's amazing and wonderful history. We all proud of Jeganu Tegadelti Awet ni hafashe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕
@embatekalamedia6832
@embatekalamedia6832 2 года назад
ቲቪ ኤሬ ጽቡቕ መደብ ማማ ፍቓዱ ጽንዕቲ ዋዕሮ፤ ሳሊና ሽኮር እወ ህዝቢ ኤርትራ ብሰማእታቱ ዝመጾ ዘይፈቱ፤ ልዕሊ ሰማእታቱ ዝሰርዖ ዘይብሉ። ከመይ ዘይነኽብረኺ፣ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@samy3139
@samy3139 5 месяцев назад
Abuslatly !!!!
@zackzack2193
@zackzack2193 5 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰዉኣት ኤርትራ።❤❤❤
@medhaniehabtemichael7952
@medhaniehabtemichael7952 Год назад
ክብርቲ ጎል ኩቡርት ሳሊና ሐብተይ ጎለይ ። ክብርትን ጥዕናን ምስ ክብርቲ ብጸይቲ አዴኪ ምስ ኩቡር ባዓል ቤትኪ መድሃኔ። ካብ ሐውኩም ሚኪኤል ሃብተ መድሃኔ ። አዳላዋይ ክብርት ይሃብካ።
@rahwagebreyesus1826
@rahwagebreyesus1826 Год назад
Aways our hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️, you are unique.
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 Год назад
Thank eri tv for bringing interesting history keep up good job
@DaniMeharina-iw2ds
@DaniMeharina-iw2ds 4 месяца назад
Those who watch this program like me , God bless you all.
@amra5753
@amra5753 Год назад
Thankyou. For. Teaching. Eritrean. Historique. Of. Eritrean. People. Libération. Front. I was. 16. Years. Old. In 24. May. 1991. I was. In eritrea. In. Keren. We were. Dancing. In. All parts. Of. Eritrea. We. Where happy.
@elsat792
@elsat792 Год назад
Glory to our martyrs! Thank y’all for your service our EDF,Troops, and our PIA! 👋👏🙏🌹🇪🇷❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Год назад
ዘላኣለማዊ, ዝክሪ, ንሰማእታትና, ዓወት, ንሓፍስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤😍👌👍🌹🌹🌹
@natitibereket1281
@natitibereket1281 2 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷kbri nswatna nzelale kberu jeganuna 💝💝💝💝🇪🇷
@semeretesfahiwet2125
@semeretesfahiwet2125 2 года назад
💪👍👍👍💝💝💝
@Ereynatey
@Ereynatey Год назад
Moslem christian keybelu kulom bahansab halifom, hiji kaa kitfelyuna tifitinu zelekum temaharu ❤🇪🇷
@henosaymon
@henosaymon Год назад
ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ጅግና ወትሩ እና ተዘክር ይነብር ዓውት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤
@Yakie33
@Yakie33 2 года назад
Ajoki selina gal jigna eki swaetna wetru ab libna 💕🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💞💕💕🇪🇷
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 года назад
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤺🤺🤺።
@zaraexpress7333
@zaraexpress7333 2 года назад
Thanks brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 5 месяцев назад
VIVA MY GENTILE AND DIAMOND ERITREAN PEOPLE
@mahmudyasin5054
@mahmudyasin5054 Год назад
ክብርን ሞጎስንንስዉኣትና ዓወትንሓሽ።
@temporary995
@temporary995 Год назад
ኣየወ ጅግንነት ተባዓት ተጋደልቲ ጀጋኑ መራሕቲ ብዓል ጴጥሮስ ሰለሙን ፣ብዓል ዑቕበ ኣብርሃ ብዓል ብርሃነ ገረዝግሄር ብዓል ማሕሙድ ሸሪፎ ሓወልትኹም ኣብ ልቢ ህዝብ ኤርትራ ንዘልኣለም ክነብርዩ ልቢ ህዝብ ኤርትራ ንዘልኣለም ክነብርዩ
@user-qj8ib8wh6j
@user-qj8ib8wh6j 2 месяца назад
Eritrawinet kubur menenet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤😊
@Ourvision971
@Ourvision971 2 года назад
ጽቡቅ መሓሪ ሓቀኛ ታሪክ ዝስሕብን መሳጢ ኣቀራረባ ቀጵሉሉ
@LYE4EVER
@LYE4EVER 2 года назад
ኤርትራውነት እንዳ ሓደረ ዝደምቅ ከቡር መንነት ዘልአለማዉ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ምስጋና ንሐይልትታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሐፋሽ 💪 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
@hannazecarias5297
@hannazecarias5297 Год назад
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሓርበኛ ኣይነብርዩ ታሪኽዩ ዝዉረስ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-jl9zw2vz9j
@user-jl9zw2vz9j 5 месяцев назад
ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ነታ መተካእታ ዘይብላ ሂወቶም ወፍዯም ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና::
@sosweet6192
@sosweet6192 Год назад
Ab GENET Ykonu Seferkum 🤲🤲🤲. Yehwatey. I couldn't stop crying. It is very touching. I pray, you are in the HEAVEN 🤲🤲🤲❤❤❤🇪🇷 MY LOVELY YEHWATEY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zeeMe2323
@zeeMe2323 Год назад
Thank you our heroes always in our hearts ❤️❤️❤️🙏🫶🐪🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘️⚘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷God bless our beautiful country 🙏❤️🙏
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Год назад
Eritrawinet kubur meninet Kab zeblena hade ezi yu.kbrin mogosn n haylitatt mkilkal eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️
@hagoshabte7599
@hagoshabte7599 Год назад
Proud all Eritrean freedom fighter 💪 Eritrea 🇪🇷 💪 👏 💙
@kisunaho5507
@kisunaho5507 2 года назад
Meda hawey and soliye edmen tenann yihabkum ❤️❤️❤️🙏
@filmonkidane5297
@filmonkidane5297 2 года назад
Eway jigninet mesdemem tarik our hero
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o Год назад
ካብ ኣሰር ከደዓት ኣሰር ስወኣት:: ቀይሕ ባሕርና ብደምና. ቓል ጅግና ስውእ ዑቁባይ ♥️🇪🇷🌹♥️ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!!
@mehretnorodin4602
@mehretnorodin4602 2 года назад
ጂግና ኣይነብርን ታሪኹ ግን ይውረስ ክብርን መጎስን ንስወኣትና ዓወት ንሓፋሽ።
@teklebrhanhabtom2865
@teklebrhanhabtom2865 Год назад
Ahhhhh aye adey Eritrea 🇪🇷 ezi kulu neakiiiiiii alemmm gn ayni yeblan. Kbrn mogosn n jeganuna wetru ab lbna Eritrea 🇪🇷 ♥️ love ❤️ you 🙌 ♥️
@eritreaeyakibrtey2129
@eritreaeyakibrtey2129 2 года назад
Hizbnan Hagernan Axnu yehalu fetari 🇪🇷💪🇪🇷
@alemalem760
@alemalem760 2 года назад
Amen (3) kubur haw nsa eye zbl nfetari
@user-ze7sz5ol3i
@user-ze7sz5ol3i Год назад
ናይ ብሓቂ ዘኹሪዕ ታሪኽ ዘጋኑ👑✊
@AmanBrhan5844
@AmanBrhan5844 6 месяцев назад
እዋይ ሕጂ ከኣ ዓዲ ቀይሕ ብሰልጠነን በየነን ክጸርፍዎም ነዚኦም ጀጋኑ ድንጽው ይብለካ ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ክረክብ ህዝቢ አርትራ ሓገዝ ክረክብ የብሉን ደመት ክልተ ሞት ኣታ ጀጋኑ ዝተሰውኡ ዝተጋደሉ ጉቡኦም ፈጺሞም ድሓለፉ ኣይትጻረፉ😢😢😢😢
@samy3139
@samy3139 5 месяцев назад
Abuslatly...
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 2 года назад
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷👍🇪🇷
Далее
እቶም ክልተ ጎባልል - ERi-TV
48:54
Просмотров 173 тыс.
Новые iPhone 16 и 16 Pro Max
00:42
Просмотров 1,6 млн
ФОКУС С БАНАНОМ🍌
00:32
Просмотров 128 тыс.
ዘይደንን ማእገር - ERi-TV
29:01
Просмотров 74 тыс.