Тёмный

ተዛረብ ካብ ማህደር ጭካነ ህግደፍ ብጭልፋ ትርሓስ የውሃንስ with ተስፎም መሓሪ (ወዲ ንጉስ) 

Fnan App Infotech
Подписаться 341 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 30   
@SeifeTekle
@SeifeTekle 6 месяцев назад
ድምጺ ናይ ዝፈልጦ ይመስለኒ ክብል ጸኒሐ ድሓርስ ናይ ዝፈልጣን መቓልስተይን ፡ዞማይን ኮይኑ ጸኒሑ ፡ዞማይ መዓረይ ሕርሕራይ ጌርኪ ኣብዚ ኣልህዮም ጥራይ
@bietmezmurtewahdo3838
@bietmezmurtewahdo3838 4 месяца назад
ብጣዕሚ ከምዚ ዝበለ ጭካነ ተራኢዩ ኣይፈልጥን ዋላ ኣብ ዘመነ ሂትረል ከማን ኣይተፈጸመን ከምዚ ኣነ ንባዕለይ ብኣካል ኣብ ባረንቱ ተሃድሶ ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ርኤ ኢየ ንዘልኣለም ከኣ ኣይርስዖን ኢየ!!!😢
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 6 месяцев назад
Ab ala kndey ahwatna yom zelewu ab ander😢
@asterestifanos8370
@asterestifanos8370 5 месяцев назад
So sad 😢
@mehariasfaha5125
@mehariasfaha5125 5 месяцев назад
So painful
@wedieri6762
@wedieri6762 5 месяцев назад
እዞም ኣብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሰባት ዘሳቅዩ ዘለዉ ደናቁር ዘይሓልፍ መሲልዎም ጽባሕ ንግሆ ክሳዶም ክቁረጹ ጥራዩ ዘለዎም።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 6 месяцев назад
💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜111111💜💜💜💜💜💜💜💜11111💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚🇺🇸💚💚💚🇺🇸💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ጡቡቕ ኣሎ.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 6 месяцев назад
ጥቡቕ ኣሎ ሓስዮምዮም 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵💜💜
@yemanehaile5138
@yemanehaile5138 6 месяцев назад
Zbuk alo
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 6 месяцев назад
ኣብኣስመራ 1984 ካንቦን temiharayi🇺🇸ምሸታዊ ይምሃር ነይረ ወታደራት ደርግ ወደ ዓረብ ኣልሕድድኩንንኑደ አሎሞን. ንጉሰን ጋታጀው. ስራሕናዉን ፈሊጦም ይለፍ ስለዝሓተቲኩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሰሙንተፍ ቀንየስ መርመራ ኣሎ ምጥኤ አላትን ኸይደ ጡዋት አሕዳልሑ አለዮም ኣብምኣከል ክላስ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@abitesfay536
@abitesfay536 6 месяцев назад
😢😢😢
@BiniYonas
@BiniYonas 5 месяцев назад
ኣነ ዝገርመኒ ን ሰበይቱን ወዱን የሕሊፉ ዘሳቒ ወታሃደር ንመን አዩ ኪሓሊ በዚኦም ኣረሚናት የህዋትና ዝወረደ ኣብ ዝባና ኪሳብ ህጂ ኣይወጸን ኣብ ሂወትና አዚ ዘይብሃል ስቕያት ኮይኒና ኣላ
@kiduberye8648
@kiduberye8648 5 месяцев назад
ወይ ጉድ!!! ይገርም እዩ::: እብግዜ ደርጊ ብፍፁም ምስእዚ አይራኸብን!! ሓሲብካ ዝበሃል አይነበረን::: ፍርዲ ነይሩ!! መርገም እዩ እዚ!!! ብዴዔ በዚሑ,,,, ናባና ክሳብ ዝመፅእ እንዳተፀበና እይ ፅገም
@mikegoitom7259
@mikegoitom7259 6 месяцев назад
ኣዘከርክናባ 6 ወርሒ ጥራይ እግርና ኣብ ሓመድ እናደቀስና ፡ ዘሕለፍናዮ ናብራ ገልዓሎ ።
@bethelhemchannel6127
@bethelhemchannel6127 5 месяцев назад
I don't understand , what's is the difference between Dergi and Ehgdf
@amanuelmulugeta4475
@amanuelmulugeta4475 6 месяцев назад
part 2 yeblan du fnan
@habtomtsegayhhabtom8476
@habtomtsegayhhabtom8476 6 месяцев назад
Xbuq ala
@bethelhemchannel6127
@bethelhemchannel6127 5 месяцев назад
Uuufffff what kind administration we have guys ? How we can say l am Eritrean? Why each individual kills by ourselves ? I miss Mengstu Hailemariam. We never hear like this Oh my people !!!!! How many people are dea ,
@hailemariamasefaw2488
@hailemariamasefaw2488 6 месяцев назад
ኣብ 2002 ኣብ ከባቢ ኮዓቲት ኣብ መንጎ ዓደውሒን ሕረትን ዝባሃል ቦታ ወተሃደራት ኣብ ጸሓይ ከም ናይ ከብት ሓጹር ገሮም ኣብ ጻሓይ የሳቅይዎም ነይሮም።
@selomongerenkiel4751
@selomongerenkiel4751 6 месяцев назад
Zehzen eyu
@senubereket7393
@senubereket7393 6 месяцев назад
fani dehan do tesfom diyu zezarariba zelo hakey demxi dea xbuk Alo Etom xelati Eyom felitom demxi himak Alo zeblu zelewu / way Terihasey meary Ezi kulu si neaki mes wediki Aremnat 😢 defarat Eyom
@DanielSiyoum
@DanielSiyoum 6 месяцев назад
ዘሕዝን እዩ ወሪዱና ዘሎ ክንቓለሶ ጥራሕ እዩ ዘሎና::
@AwetBerhanne
@AwetBerhanne 6 месяцев назад
እንዳ ኣቡነ ኣረጋዊ ደቀምሓረ ኣብቲ ቤተክርስትያን ዘለዎ ኮንተኔር እሱር ቤት ኣሎ። 3ተ ምዓልቲ ጌረ ግሃነም ኮይኑ ተስሚዕኒ 2015።
@ArronKhebre
@ArronKhebre 6 месяцев назад
ብስርዓት ሻዕብያ/ህግደፍ ኣብ ልዕሌና ዝተፈጸመ ግፍዕታት ሓሲብካ/ኪ ተባሂሉ ዝጠፍአ ሰብ ካብቶም ስውኣተይ ኢላ ዝነገረትና እንተዘይበዚሑ ኣይውሕድን ኢዩ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 6 месяцев назад
Libyawyan yhshu kabziom.n koliu xebuk geyrom eyom zkanakenuwom.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 6 месяцев назад
ርግቢት ገዚኣ ትፈልትያ ሰብ ኣብደይ ግሐዙኡ ዝጠፍኦ ይመስለካ በግኣውን ኣድኣ ትፈልትያ ደምበርድኦ ሬድለኩም ፈረስ ቆልዓ ምኹኑ ይፈልጥ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜ክትኣምኑ ኣይደለኹምን. ጂ 15 ኣብኣራኣሮ ኣከዉ አንተላትኩም ሓሳውትድኩም ክትብልዋ ዋላ ንዓይ ይርኣየን ይስምዓኒ መንፈስ ናይቲ ቆልዓ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 6 месяцев назад
ከምቲ ወልደየሱስ ዓማር ዝበሎ፡ ወዲ መድህን በራድ ኣብ ግዜ ንእስነቱ ዝነበሮ ናይ መንነት ቅልውላውን ኣዕሩኽቱ ወይ መማህርቱ ብፍላይ ሚኪኤል ባርያጋብር ዝብሃል መማህርቱ ኣብ ብርቱዕ ህልኽ ኔሮም። ስለዚ ዓጋመ እናበሉ ይጸርፉዎ ስለዝነበሩ፡ ወዲ መድህን በራድ ምሉእ ዕድመኡ ህልኽ ምስ ህዝቢ ኤሪትራ ተተሓሒዙዎ ይርከብ።
@Liberal12
@Liberal12 6 месяцев назад
Tkkl። ንህዝቢ ኤርትራ ኮነ ኢሉ ኢዩ ዘጽንቶ ዘሎ
@BiniYonas
@BiniYonas 5 месяцев назад
ኢሰይስ አንታይ ጊሩ ኢሰያስ ሚስኪን አዩ ኣብ ቅድሚ አዚ ሃፋሽ ኮሙኡ ተዘይጊሩ ኣይቅበሎን አዩ አዚ ሩጉም ሃፋሽ ሰብይቱ ደቁ የህሊፉ ዝህብ ዘሎ ኢሰያስ ኣይኮነን ሽግርና ክንፈትህ ቀዳምነት ሕመቅና ንፍለጥ ወልደየሱስ ኣማር ይኩን አዛ ኩላ መርሂነት ዝነበረት ኪንደይ የህዋታ አያ ተጥፊአ ነይራ ኢሰያስ ኢሰያስ ትብል ኢሰያስ ብ አዱ ዝቀተሎ የለን ቢዐል ኣያና መስፊን ሃጎስ ድሩዕ በል ኩሎም ኒሶም አዮም ን ኢሰያስ ሰሪሀሞ ኒዐና ኪኣ ግዳይ ጊሮሙና
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 6 месяцев назад
ዘሕዝን ኢዩ ኩሉ ናይ ሻዓብያን ናይ ህግደፍ ታርክ ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ኣዴታትን ኢዚ ካኣ ኢዩ ሸፍታ ዘብሎ ኢዚ ሰርዓት ህግደፍ !!!? ኣብ ከተማ ዝሸፈተ ጉርናታት ዘብሎም እሞ ጉዳይካ ግበር ህዝበይ ካብ መግዛኢት ጸላእት ናብ ሸፋቱ ጉጂሌ ወዲቅካ ከም ዞሎካ ኣሰቶውዕል ኢካ!!!?
Далее
Brawl Stars expliquez ça
00:11
Просмотров 6 млн
Brawl Stars expliquez ça
00:11
Просмотров 6 млн