Тёмный

ተጋሩ ቀንዲ ጸገምና እንታዩ?  

Tigrai Press
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 23   
@YA2O23
@YA2O23 2 месяца назад
Tigray will win.
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 месяца назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 месяца назад
Thank you 🙏🏾 Tigray Press ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@haftomhaile-ck5zn
@haftomhaile-ck5zn 2 месяца назад
ቀንዲ ፀገም ተጋሩ ብተረኽን ነበርያ ነበረን ምእማና እዩ። እንኣምኖን እንኽተሎን ሃይማኖት ሓዊሱ። ወድዓዊ ሓቂ ኣይንቕበልን። ን ኣብነት 1. ስለ ኢትዮጵያ ዘለና ርድኢትን ኣተሓሳስባን ምስ ወድዓውን ታሪካውን ክውንነት እታ ሃገር ዝላተም እዩ። ን ኣብነት ኢትዮጵያ ንሕና ሰሪሕናያ ንብል። ከመይ ጌርና? መዓዘይ? እንታይ ጭቡጥ መረዳእታ ኣለና? ወ.ዘ.ተ። ካልኣይ ተጋሩ መሰረት ስልጣነን ታሪኻውያንን ኢና ንብል። እንታይ ጭቡጥ መረዳእታ ኣለና? ኣብ ዓለም ሱር ስልጣነ ዝኾኑ ህዝብታት እንተነኣሰ መሰረቶም/ርስቶም ከየዐነው ዋላ ንኢሶም ሃገር/state/ መስሪቶም ሃለዋቶም ኣውሒሶም ይርከቡ። ስለዚ እቲ ዓብዪ ፀገም ተጋሩ እቲ እንምከሐሉ ታሪኽን ተረኽን መሊስና ሓቅነቱ ክንፍትሾን ክንምርምሮን ስለ ዘይንደሊ ብሽፍኑ ስለ እንቕቐሎ ኣብ ተመሳሳሊ ፅውፅዋይ ስለ እንነብር ዘለና ፀገምና ብትኽክል ተረዲእና ክንፈትሕ ተኽእሎ ስኢና ንዘበናት ኣብ ዕንክሊል ተሸሚምና ንርከብ። ብሱሩ እውን ግን ሓደ መንግስትነት፣ ስርዓትን ሃገራውነትን ኣብ ታሪኽ ትግራይ ከም ትግራይ እየ ዝብል ዘለኹ ከም ኢትዮጵያ ኣይበልኩን ነይሩናን ሃልዩናን ይፈልጥ ዶ? ብትኽክል ፀገሙ ዘይተረደአ/ዘይተገንዘበ ህዝቢ ዝንተእለቱ ኣብ ቅልውላውን ህውከትን ከም ዝነብር ወድዓዊ ሓቂ ምዃኑ ክእመነሉ ይግባእ።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 месяца назад
የቀንየልይ ደጌመ እት ሐቅ ስለዝገለፁው ኽብረት ያሃበልና ♥️💛♥️💛♥️💛🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@YA2O23
@YA2O23 2 месяца назад
Commit ourselves to the causes of peace Freedom true independence the rood ahead may long and difficult but with unity courage that there is no challenge that the people of TIGRAY cannot not overcome.
@tirhaswelu
@tirhaswelu 2 месяца назад
Tikikil kubur Gashe🙏👏
@tsedalegher4705
@tsedalegher4705 2 месяца назад
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@gebrehiwotgebru5242
@gebrehiwotgebru5242 2 месяца назад
Hamimka aleka sé a Dr brother
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 2 месяца назад
🧡🎉☘️🧡🎉☘️🧡🎉☘️🧡🎉☘️🧡🎉☘️
@gebremariamzewde8795
@gebremariamzewde8795 2 месяца назад
Hewahet.abzikone.seat.ayifersn.hewahet.tarik.tigrrway.kemehash.kere.yigbae
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 месяца назад
ንረጩ ማለት ብትግሪኛ ንነዝሕ, ንነጽግ ማለት ኢዩ, መሬጨት= ምንጻግ, ምንዛሕ
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 месяца назад
እቶ ብስራት ባዕልኻ ዘይትገብሮ እይትዛረብ ብጣዕሜ ዝሕዝን
@sisayassefa2961
@sisayassefa2961 2 месяца назад
Concerning the meeting of two major political events happening in the same time frame is fishy . What makes it more suspicious is the meeting of GSTS or other diaspora events used to be held right after ashenda. ጠርጥር !
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 месяца назад
I feel GSTS political ideology Is very dangerous for Tigray people and they didn’t make it clear for Tigray people
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 месяца назад
ደብረ ፄዩን ናይ ሸው እባ ዘረባ እይዛረብን ቡቡዙሕ መንገዱ ጥንቁቅ እዩ ኻይና ግን ፃላእትና ብገንዝብ ተገዜኣም ዘላዋ ሜዴታት ናይ ርእሳም ራብሕ ንምትካል ዘደልዩ ዝካኖ ይካን መንግስት ዐድ ህዝብ ዝብልው እዩ ናይ ፃላእት ፀለመ
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 месяца назад
የቀንይልና ኹቡር ሐው ፍፁም እት ዘተውሃበ ምግለፄ ብጣዕሜ እዩ ደስ ዝብል እቶ ብስራት ጀነራል ፃደቃን እኻይደ ምስ ምዕራባዌን ኻይንኻ ሐንት ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ሐዌስኻ ህዝብ ትግራይ ጨፍሌቄኻ ምኻደ እዩ ናይ ምዕራባዌያን ዴሌት ምምላእ እዩ ብተወሳኼ እቶ ብስራት ናይ ሜዴ ዐፍና ደማ እብዜ ህዜ ጌዜ ጌዜዌ ምምህደር ዝባሃል እብትግራይ ካብ ህዝብ ትግራይ በሐይል መንጤልካ ማለት መረፃ ዘይብሉ መንግስት ንምምስራት ዝክደው ዘለው እኻይዳ ሜዴታታ ዐፍኖም ንህዋሕት ባዕላም ዝፍጠዋ ዳምፄ ወያነ እውን ዐፍኖም ንሜዴያ ተቆፃፃሮም ይክደ እለው ተውሳክ ጀነራል ፃዳቃን ብክሌእ እንፍት እብ ማጭው ናይ ቤራ ፍብሪካ ንምትካል ክብ ሐረስታይ በዘይ ረብሕ ገንዘብ እባሪሪሮ ተክፍቶ ፁብቅ እዩ ምክፍቶ ግን ንት ሐራስታይ ብእኽስዩን መልክዑ ተጠቀሜ ምግባር እዳተገበእ እይተገበረን ንሱ ይትረፍ እት እክሴዩን ዝገዘእ ማህበረተኛ እውን ብዝትውሰነ ወለደ መሌሱ ን ፍረንሳይ ተሽይጡ ህዝውን እንተኻነ ስልጣን ተቆፃፄሮ ንብዕሉ ዝህፍተመሉ ምንምዕራባዌያን ዝቀደወሉ ሃፍት ትግራይ እሕሌፍ ዝህበሉ ኩነታት ክይፍጠር ፍርሕ እለኔ ተጋሮ ናስተውዕል
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 месяца назад
ካብ ዘይትፍልጡ መልእኽስ ትፍልጣ ሽይጣን እዩ ኹብር ሐው ፍፁም
@dawitghebremeskel552
@dawitghebremeskel552 2 месяца назад
መን ከሊካ ናጻ ከይትወጸእ እት ጸገም መሬት ናይ ጎረባብትካ ጠሪርካ አባይ ትግራይ ናይ ምፈጣር ህልሚዩ ብከምኡ ደማ ብማኮርኩም ሀዊ ብአፈልብኩም ሀዊ አብግንባር ጥይት ዝጸበየኩም
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 2 месяца назад
H
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 месяца назад
ዝኻእላም ገይሮም ደሮን እስ ፕፕራል ዝኻና እብ ናይትግራይ ኻነታት እምበር ዳሮን እንታይ ምኻኖ እይፍለጥን እዕጡቅና ዝበላ እይነበረን እነ ዝፍልጣም እብ ዐዳ ዝኻነ ቤተስብ ዘይሐሩ ንዑ ዕጠቆ ይብላው ወዴ እህዴሜ ዝብል እቤ ኢል እዩ ነይሮ ህዝብ ትግራይ ግፍዕ ምስራእየ እዩ ባዕላ ዝተልዐለ ተወሳኼ እቶ ብስራት ዳሮን ብዙሕ ዝፍለጥ እይነበረን ተወሳኽ እብኹናት ዘይዋዕለ በሌሕ ዝኻእለም ገይሮም ግን ስም ንምፃልእ ፀለእት ዝጥቀምሉ እዳተጠቀምና መረረ እደልይ እይኻነን ዝሕዝን እዩ እብ ግዛኡ ካይኖነቄፌታ ፁቡቅ እዩእቶ ብስሬት ንርእስኻ ፀገም እለኻ እዕጡቅና ዝበለ የለይ ሐሳት እይንዛረብ ንርእስኻ እበይ ነይርኻ
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 2 месяца назад
ካብ ብዓል ጣፍ ብዓል ኣፍ ከምኒ ጌታቸው ረዳን ጻድቃንን ነምልኽ ዶር ፕሮፌሰር ተኾይኑ ናቱ ኢንተርስት ከምዘየብሉ ንህዝቢ ጽቡቅ የገልግል እዩ ብዝብል ሓንጎፋ ኢልካ ምምላክ ከምዚዖም ዝመሳሰሉ ጸገማት ኣብ ማህበረሰብን ይዝዉተር እዩ ተስፋገብር ይማሓየሽ ይኾን።
Далее
Только ЕМУ это удалось
01:00
Просмотров 610 тыс.
진 (Jin) 'I'll Be There' Official MV
03:15
Просмотров 7 млн
ህልኽን ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን
59:52