Тёмный

ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ ምስ ደቂ ኣሸንዳ/ ..ናይ ሎሚ ትውልዲ ብዶንጎላ......../ 

Lwa Tube
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 69 тыс.
50% 1

share..like...subscribe ብምግባር ሰሙናዊ መደባትና ይከታተሉ

Опубликовано:

 

22 авг 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 159   
@habeshaboss
@habeshaboss 10 месяцев назад
*I Love Tigray . Jeganu hizbi Tigray your Eritrean Brother 🇪🇷🤝❤️💛*
@ccasiisismaciil8406
@ccasiisismaciil8406 10 месяцев назад
አቤት ስወዳቹ ወላህ እንደ ተጋሩ ጀግንነትና አንድነት ማን አለ የሚደርሳቹ እኔ ሱማሌ ነኝ ወላህ በጣም እወዳለሁ አንድነት ሃይል ነዉ አንድነታቹ ተብቁ ብዙ ጠላት አላችሁና አላህ ከናንተ ጋር ይሁን ❤❤
@ccasiisismaciil8406
@ccasiisismaciil8406 10 месяцев назад
ተጋሩ አለም በሙሉ ያስደነቁ ጀግኖች ናቸው ።ነጥብ 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 🌻🌺 መልካም 🌺🌻 🌻🌻 በዓል! 🌻🌻 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@sabaseyum
@sabaseyum 10 месяцев назад
🥰🥰🥰🥰🥰😭🙏🙏
@ccasiisismaciil8406
@ccasiisismaciil8406 10 месяцев назад
@@sabaseyum Thanks 🤝🤝
@samirawitsamirawit8815
@samirawitsamirawit8815 10 месяцев назад
Thanks ❤
@ccasiisismaciil8406
@ccasiisismaciil8406 10 месяцев назад
@@samirawitsamirawit8815 አመሰግናለሁ ዉድ የኔ እህት ተጋሩዋይ አላህ ይጠብቃቹ ኩሩ ህዝብ ነዉ ተጋሩ ወላ 9 ዓመት ትግራይ ክልል አብርን ኑረናል
@hagosxagos4935
@hagosxagos4935 9 месяцев назад
ጅግና.ተጋዳላይ.አበባ አርአያ.. ዕድሚኡ.ልክዕ.ንህዝብ ትግራይ..ምሰገልገለ...ዕድመን.ጥዕናን.ንመነየልካ.ሙሉእ..ህዝብካ.ህዝብ...ትግራይ.. ትግራይ.ትስዕር💝👍💖
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 10 месяцев назад
ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ ንስካ ብሉፅ ተጋዳላይና ኢኻ ኽብሪ ምስጋና ይግበኣካ ንዓኻውን ❤ኽብሪ ን ስላና ኢሎም መስዋእቲ ንዝኸፈሉልና ሰራዊት ትግራይ ይኹን
@user-nm9cr8kc4q
@user-nm9cr8kc4q 10 месяцев назад
ርሑስ ብዓል ኣሸንዳ ተጋሩዋን🎉❤❤ long live our hero abebe araya ❤❤
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 10 месяцев назад
ጠላቶቻችን ያለምክንያት ኣይደሉም " ህዝባዊ ወያነ መሎኮታዊ ሐይል የተላበሰ ነው " የሚሉት ❤❤❤
@peterjackson7876
@peterjackson7876 10 месяцев назад
ሰብ እዩ አጋሜ ይባላል ሰዉ ነዉ አጋሜ የአጋሜ ጥሩ እና ትልቅ የለዉም ዘረ ትንሽ ዘረ ቀላል ማእረግ የሌለዉ ቅሌታም ውሸታም ከሐዲ ጅብ ባንዳ ዘራፊ አሳፋሪ ደፋሪ ፈሪ አስነዋሪ አስፀያፊ አሳዳጊ የበደለዉ ክፉ ጨካኝ መሐይም ሌባ ባንዳ ደረቅ ምቀኛ እርኩስ የዘቀጠ የወረደ ወራዳ መግደል አስገድዶ መድፈር መዝረፍ ማኮላሸት ማሰቃየት መካድ ማረድ ባህላችሁ ነዉ አይ አለመታደል
@heru12169
@heru12169 10 месяцев назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ተጋሩ ትግራወይቲ ብምዃነይ ሕብንቲ እየ ተመስገን ኣምላኸይ ሙሉእ ስላም ይግበረልና💘❤💛🥰💘❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛🥰❤💛
@user-ld5cy6zr4v
@user-ld5cy6zr4v 10 месяцев назад
ኣሜን ((3))🙏💘💘💘💙💙
@user-ji6iu5vv4n
@user-ji6iu5vv4n 10 месяцев назад
ኣንኳዕ አብፀሑኩም ተጋሩዋይይ ጅግናን❤❤❤❤
@bxnydu2194
@bxnydu2194 10 месяцев назад
ኡንኳዒ ኣበፀሐኩም ተመሲገን ፈጣሪ👏🥰🥰🥰🥰
@missyoujhon4781
@missyoujhon4781 10 месяцев назад
እምበር ተጋዳለይ TDF💪ተመስገን ሁሉም በእሱ ሆነ🙏
@maazakioros-tc8zz
@maazakioros-tc8zz 10 месяцев назад
ኩቡሪ አየዋና ሃገረ ትግራይና ናይ ግዲን❤❤
@Ahmadahmad-by6dp
@Ahmadahmad-by6dp 10 месяцев назад
እንኮን አብጻሀኩም ተጋሮዋኒ ❤
@w-vz1bq
@w-vz1bq 10 месяцев назад
ምሳካ ዝነብር ሓውይ ማዓረይ የለን 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💘💘💘💘💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭
@slamah.33slamah2
@slamah.33slamah2 10 месяцев назад
እንኳዓ አብፀሐኪን ደቅ አሸንዳ ትግራወይት ብምካነይ ይሕበን🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@nadernegash827
@nadernegash827 10 месяцев назад
የዋህ ህዝብ አላህ እኮ ከአንተጋ ነው 🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹
@azebstefanos8253
@azebstefanos8253 10 месяцев назад
አህዋተዬ ኩል ጊዜ እግዚአብሔር ከነመስግን አለና : አብዚ ዘብፀሃኩም ካብ እቲ ኩሉ መከራን ፅንተትን ዘውፀአኩም ጀግንነትኩም ጥራህ ዘይኮነስ ህይሊ እግዚአብሔር ስለ ዝተሃወሶን ፈቃዱ ስለ ዝኮነን እዩ እሞ እምላክና አይንርስእ::
@sarakedana8798
@sarakedana8798 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሕዝበይ ፁኑዕ እዙኩሉ ሐሊፍካ ፈጣሪ እንካዕ ናብዙይ አብፀሔካ ብሐዊ ከም ወርቂ ዝተፈተነ ሕዝቢ ❤❤❤❤❤
@astergebregiorgis2302
@astergebregiorgis2302 10 месяцев назад
Yes Tigrai is a land of Hero's 💪💪💪💕💕💕💕💕❤💛❤💛❤💛❤
@user-ts3su1iw1w
@user-ts3su1iw1w 10 месяцев назад
ተመስገን ኣምላከይ እንቋዕ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ ኣለና ክንህሉ ኢና ኸኣ ፀላኢና ዓይኑ ይደፈን❤❤❤💊🤛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤍🤍🤍🤍🤍🤍
@Obowada
@Obowada 10 месяцев назад
So beautiful to see Tigeryans smile again
@abrahagidey6886
@abrahagidey6886 10 месяцев назад
Yes we will smile forever ❤❤❤❤!!!
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 10 месяцев назад
እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ተጋሩዋይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ዘለኽን ኣያና ክብረትና ንበረልና❤💐😘
@user-qm6yj1ud4h
@user-qm6yj1ud4h 10 месяцев назад
Love ❤️Tegaru ❤
@abrahagidey6886
@abrahagidey6886 10 месяцев назад
My heros people of Tigray!!!
@user-jl2fr5nx9w
@user-jl2fr5nx9w 9 месяцев назад
እታ ዓባይ ሃገር ትግራይ ትብል ኣስሙሩላ ደቂ ሪመይ ❤❤
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 10 месяцев назад
አንካዓ ኣብጸሕና ተጋሩዋኒ 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b 10 месяцев назад
ጀጋኑና ሻላኹም ሻላ ፈጣሪን ንፋስ ሰላም ረኺብና ሰላምኹም ብዝሕ ትርፍ ይብለልና ኣኹሪዕኹሙና ልዘላኣለም ኹበሩልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 10 месяцев назад
Kbri nakum jeganuna ❤❤❤
@Brurey
@Brurey 10 месяцев назад
ኣብ መድረክ ዘላ ጋል ጋል ዓድና ውቅሮ ትመስል ❤ እንካን አብፀሐና ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ❤️🎉
@w-vz1bq
@w-vz1bq 10 месяцев назад
💘💘💘💘💘💘💘💘💘💔💔💔ኣበበ አርአያ ደሃይ አሐዋተና ይለን 😢😢😢😢😢💔💔💔😭😭😭😭😭
@medhin8187
@medhin8187 10 месяцев назад
ኣጆና ! ፈጣሪ ይፈልጥ ንበርትዕ ከም ዝሃበና ብፀጋ ንቀበል ።
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 10 месяцев назад
አብ ኩላትና እዩ እእእህህህ😢😢😢😢❤❤❤ ተጋሩዋኒ❤❤❤
@nadernegash827
@nadernegash827 10 месяцев назад
አጆና ምብርታእ እዩ ዘለው ይሁን ዘየለው ደቅ ኩሉ ትግራዋይ እዮም ዝረኸብናዮም ይሁኑ ዝሰአናዮም ናይ ኩላህና እዮም እዚኹሉ ምዝላል እኮ ናይ ታህጓስ አይኮነን ናይ ሀዘን ናይ ህልህ እዩ ንበርትእ ዳአ ህዝበይ ✊✊✊✊
@medhin8187
@medhin8187 10 месяцев назад
@@nadernegash827 ብሓቂ ኩሉ ለደ ትግራይ ልርስቱ ልሃይማኖቱ ለሰቛንቆኡ እዩ ወፊሩ ነቶም ዝተሰወኡ ዘልኣለም ንዝክሮም ኢና ዘለዉ ክብሪ ይግበኦም ንስመር ንሕበር ንጠንክር ።
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 10 месяцев назад
Teawet Abebe. Enquae abtsihana abtsihakum nab beal Ashenda ❤💛❤️
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 10 месяцев назад
ተመስገን ኣምላከይ ናብዚ ዘብቀዐና ጀጋኑ ዋዕሮታት ትግራይና እንኳዕ ናብዚ ክቡር ብዓል ኣብጸሐክን🙏❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋
@yodetgidey6938
@yodetgidey6938 10 месяцев назад
Wow deqi weyn enika abixehekin bal asheda ❤❤😘🙏🙏🙏
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 10 месяцев назад
ኣቲ ጀግና ዋዕሮና❤😘
@user-or1gx1nj8e
@user-or1gx1nj8e 10 месяцев назад
እንኻዕ አብፃሓክም ጀጋንና❤❤❤❤
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 10 месяцев назад
እንካዕ ኣብፀሐኩሙ ኣብፀሐና ሩሑስ ቅንያት ኣሸንዳ ይግበረልኹሙ ይግበረልና ደቅዛ ሓላል መሬት ትግራይና ሰላም ኹንልና ንዜልኣለም ❤❤
@medhin8187
@medhin8187 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና ርስትና መሬትና ብፍትሒ ለ ክምለስ ንደሊ
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b 10 месяцев назад
ወይ ዕድል እካዕ ካባኹም ፈጠረኒ እግዛኣብሔር ይመስገን ተመስገን ዕልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@azebstefanos8253
@azebstefanos8253 10 месяцев назад
ይመለአልኩም ከምዚይ ክትህጎሱ የንብርኩም:: ካብ ምቀኛን ቀናእተኛን ይሃልውኩም::
@mebri1822
@mebri1822 10 месяцев назад
አይ ህዝበይ ዓለም ግን ክንዳኻ ዝተረዳአ ዓለም ዶ ይህሉ ሓዘን ደስታ ማዕረ ተስታናግዶ እንኳዕ ንዚ ሰላም ሃዋህው አብፃሓካ ሙሉእ ሰላም ይግቀረልኻ ህዝበይይይይ ❤❤❤❤🙏🙏🙏
@user-ld5cy6zr4v
@user-ld5cy6zr4v 10 месяцев назад
ተጋሩ ይፈትወኩም እየ ኣሓተይ 💘💘💘💘💋💋💋💋💋💋🤲😓
@swswots6782
@swswots6782 10 месяцев назад
ጀግኒተይ❤❤❤❤
@user-pl8jl8yv7v
@user-pl8jl8yv7v 10 месяцев назад
I have not words for our honest people I love you much we are lucky tigrewye
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 10 месяцев назад
Enkae abxehekum /kn tegaruwayyy ❤❤❤❤
@maazakioros-tc8zz
@maazakioros-tc8zz 10 месяцев назад
ዓደይ❤❤
@tigraylove4084
@tigraylove4084 10 месяцев назад
ኣሰይ ደቂ ዓደይ እስኪ 1000ዓመት ንበሪለና መን ከም ተጋሩ ❤🧡🙏🌿❤❤
@ube-23s
@ube-23s 10 месяцев назад
I Am Happy To See You Enjoying Annual Ashenda Event.
@frehiwotgetachew2665
@frehiwotgetachew2665 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 እንኳእ ነዚ መአልቲ አብጽሃና
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 10 месяцев назад
እንካዕ ብስላም ምጻኩም ጀጋኑ❤❤❤😢
@alemtsehayzewdie5942
@alemtsehayzewdie5942 10 месяцев назад
Enda eneye selamachehu yebezaaa 🎉🎉🎉🎉
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 10 месяцев назад
እንኮዕ ኣብፀሐኩም 😢😢🎉🎉🎉
@user-nr2ps1pq6j
@user-nr2ps1pq6j 10 месяцев назад
ተጋሩዋይይ🎉❤❤❤
@helengebru9705
@helengebru9705 10 месяцев назад
ጀጋኑ
@dawitheluf5978
@dawitheluf5978 10 месяцев назад
እንኳዕ ኻባካትኩም ተፈጠርኩ❤❤❤❤
@loveschool383
@loveschool383 10 месяцев назад
አቤ ልቤ 💯
@Aerewngetuii14788
@Aerewngetuii14788 10 месяцев назад
እቲ ሽልማትስ ነተን ተጋደልቲ ዘትሽልሙ
@mariarossi6555
@mariarossi6555 10 месяцев назад
Ember tegadakayyyyyyyyyyyyyyyyyyy🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉👍
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@melat-dz5uz
@melat-dz5uz 10 месяцев назад
😢😢😢❤❤
@melat-dz5uz
@melat-dz5uz 10 месяцев назад
❤❤❤ደስክትሉሉሉሉ
@user-rq4hl5xw2n
@user-rq4hl5xw2n 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-cn7ft3sw9x
@user-cn7ft3sw9x 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@ghideyb7269
@ghideyb7269 10 месяцев назад
Des behalti Tegaruway mearey
@user-xk5vj5ym3t
@user-xk5vj5ym3t 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@azebstefanos8253
@azebstefanos8253 10 месяцев назад
እንቋእ ከምዚይ ተሃጉስኩም ረአኩ እግዚአብሔር ይመስገን::
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 10 месяцев назад
❤❤❤
@mimochahin1335
@mimochahin1335 10 месяцев назад
❤❤❤❤😢😢😢
@frezgi1356
@frezgi1356 10 месяцев назад
enkae ezi arayekum tegaru ahwatna srokums alem azaribkuma
@afewerkteklay3786
@afewerkteklay3786 10 месяцев назад
💊🥇🏆
@nebyat1884
@nebyat1884 10 месяцев назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@waskan2494
@waskan2494 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tonyhasrouny8809
@tonyhasrouny8809 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏
@genetkebede3379
@genetkebede3379 10 месяцев назад
♥️🌹♥️🌹♥️🌹♥️🌹♥️💯💯💯
@user-yr7kt5kb6d
@user-yr7kt5kb6d 10 месяцев назад
አታ ኣንስ ብዘይ ቀለለም እንኳ ካባካትኩም ኮንኩ❤❤❤
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ib2rx5cf5y
@user-ib2rx5cf5y 10 месяцев назад
💛❤💛❤💛❤💛🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gracejoc4412
@gracejoc4412 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤😍😘💞👌
@user-xd6yl8lw1d
@user-xd6yl8lw1d 10 месяцев назад
ናፅነተይ ዘይድርፍልና እንታይ ገይርናዮ ኢና
@yohannesmokennen5281
@yohannesmokennen5281 10 месяцев назад
💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭ቃላት ሐጽሩኒ። ሕዝቢ ትግራይ ወሪቒ ወሪቒ ወሪቒ 💪💪💪💪💪💪💪💪✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✈️✈️✈️✈️✈️✈️✈️✈️one day in tigray ናፍቆት አቡቱኡ
@okellobusha1351
@okellobusha1351 10 месяцев назад
ሕዚ ሰላም ተፈጢሩ ኣሎ፥ ድሕሪ ዘየድልይን ዘየዋጽእን ኩይናት ኣብ ትግራይ ክውላዕ ምግባር። እቲ ኩይናት ናብ ሓደ ሚልየን ዝበጽሕ ህዝብና ብፍላይ መናእሰይ ትግራይ በሊዑእዩ ኣብዙይ ተበጺሑ ዘሎ። ህይወቶም ዝሳአኑ መንግስተ ሰማየት አምላኽ የዋርሶም። ዝቖሰሉ ድማ ቕልጡፍ ሕውየት ይሃቦም። እዙይ ብርሰት ዘይርሳዕ ኮይኑ፥ ህይወት ህዝቢ ትግራይ ድማ ክቕጽል ስለዘለዎ፥ በዓል ኣሸንዳ ንምኽባር ተጀሚሩ። እንኳዕ ናብ በዓል ኣሸንዳን ታዕኒዋሪን ኣብፀሐና። መንእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ከምዙይ ደሚቕክን ክትራያ የጥዕመልክን ደስ ድማ ትብሉ ከም ኣደታትክን። ነዚ ዘየድሊ መስዋእቲ ተኸፊሉ መጺኡ ዘሎ ሰላም ኣብ ምሕላው፡ ምዕቃብ፡ ምቕጻል መንእሰይ ትግራይ ኩሌኹም ዓብይ እጃም ክትጻወቱ ታሪኽ ሓደራ ሂብኩም እንሄ። ብደም ህዝቢ ትግራይ ጠለዕ ዝጻወቱን ዘላግጹን መረሕቲ ህወሓት በዝሕዚ የኣኽለኩም፡ናይ ትማሊ ገበንኩም ኣይነቐጸን፥ ቅስቀሳ ኩይናት ኣይትግበሩልና፥ ትግራይ መስራቲትን ፈጣሪትን ኢትዮጵያ እምበር ተገንጻሊት ኣይኮነትን በልዎም። ኣብ ትግራይ ሰላምን፡ ምርግጋእን፡ ልምዓትን፡ ታሕጓስን እምበር፥ ናይ ህዝቢ ዜና ማእከላት፡ ናይ ሙዚቃ ስነ ጥበባት፡ ናይ ስፖርት ምንቅስቓስ፡ ናይ መንእሰይ ገርህነት ወዘት እንዳተጠቐምኩም ፖለቲካዊን፡ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ቅልውላው ኣብ ትግራይ ምፍጣርኩም ንሓንሻብን ንመጨረሻን ደው ይበል በለዎም። ከምዙይ ዝመሰለ ሃናጺን መልሚዒን ይኹን እዋናዊ ርእይቶኹምን ተግብራኩምን መንእሰይ ትግራይ። ኣንቱም ናይ ሙዚቃ ኣርቲስታት ንኣብነት ሚዛን ተስፋይን ኣበበ ኣርኣ ኣፍቲ ትማሊ ዝተካየደ ኩይናት ግዴኹም ንህዝቢ ትግራይ ዘልምዕን ዘበልጽግን እንተይኮነ ተገዲድኩም መንእሰይ ትግራይ ናብ በረኻ ክኸዱ ክጥሕል ኣብ ምግባር ተሳቲፍኩም ኢኹም። ድሌትኩም አይኮነን ድሌት ኩይናተኛታትን ስልጣን ሃረፍትን መረሕቲ ህወሓት ኣገዲደምኹም እምበር። ዝገበርክምዎ መጥፍ ኢ ሙዚቃዊ ቅስቀሳ እዩ። ኣብ በረኻ ገዲፍክምዎ መጺእኹም ኢኹም። ተነስሁ እምበር ሕዚ ኣብ ከተማ ኣቲኹም ዳጋም ንኻልእ ዕንወትን ብርሰትን ሙያኹም ሙዚቃዊ ስነ ጥበብኩም ክተውዕልዎ ኣይትንቀሳቐሱ። ልቢ ግበሩ። ባዓል ሚዝን ተስፋይ ትፍለጠሉ ብጥዑም ዜማኽሙን ኪነትክሙን እዩ። እምበር ኣብ ናይ ኣሸንዳ በዓል መድረኽን ኣብ ክላባትን ትግብርዎ ዘለኹም ማዓር ዝተለኸየ መርዚ ቅስቀሳ ህወሕት ይትረፍኩም። ካላእ ሓደ ሚልየን ህዝቢ ከይጠፍእ ኣፍታ ሙያኹም ሙዚቃዊ ጥበብኩም ነጻ ኮይንኩም ርገጹ።
@alggt4127
@alggt4127 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Fitsum-fq5uv
@Fitsum-fq5uv 10 месяцев назад
So disappointing and mind boggling to see the prizes going only to our Abebe. What about our best who disappeared to Tigrai meada to save us? I wish I could say more on this.
@aronyonas7563
@aronyonas7563 10 месяцев назад
እንኻእ ንአሽንዳ አብፃሀክን እምባህ በላ ሽኮራት ደቂ ወይዘሪት ሓገረ ትግራይ ንፈትወክን ነክብረክን ኢና ብዘይብአክን ኩሉኩሉ አይጥኡሙን ግን ትግራዋይ ትግራዌቲ ተዓፅያ ዝበፅሓና አይንርስእን ስላም ሓድነት ትግራይ ሓንቲ ማእተብ መስቀልና ዘለዋ እዩ ንትውልዲ ዝሀልፍ እዩ ዋእሮታትና ሙሉእ ፍቅሪ ንሀበን ነክብረን ንስን ውን የክብራና ህዝቢ ትግራይ ትህቲ መላእክቲ እዩ ወለድና ይብሉ መስቀል ክርስቶስን ትግራዋይ ቲ አቀባብርኦም ተመሳሳሊ ይብሉ ሓቂ እዩ ሞ ክንኮርእ አለና ስላም ተሓጎስ
@mebrahtuhadgu7215
@mebrahtuhadgu7215 10 месяцев назад
ብኸላሽን ንቤር ዝሓዙ ከም ግሔ ኣብጎዳጉድ ቴንቤን ዝእተወቶም ጅግና ድማ ደምበላይ ጅግና ሓየት ኤርትራዊት እያ፡ንስዩም መስፍን ፡ንኣባይ ፃሃየ እንተረኸብኩሞም ሕተትዎም፡፡ ፕሪቶርያ ትመስክር ፡ወያነ ስሪኦም ከዉጽኡ።😅😅😅😅
@Door1-k2f
@Door1-k2f 10 месяцев назад
EWay hasot nay Tigray mewedata zeyblu antum fetahti sriom, ertrawit warsay semikum thadmus zeytsteru tejeharti
@onelove4923
@onelove4923 10 месяцев назад
ባ ኢንታይ ይብልዎ ኢዚ ሰብ ይማራመር እዝዮም ከ ኣካታትላ ይማረመሩ ልቦና ይሃብኩም ❤❤❤ ኤሰያስ ከስምዓና ቀስ በሉ 😅
@user-ov7ye2vs1r
@user-ov7ye2vs1r 10 месяцев назад
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@user-lv4kd4id6f
@user-lv4kd4id6f 10 месяцев назад
afena
@user-vt8xp4up7e
@user-vt8xp4up7e 10 месяцев назад
🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊
@ncfsgd5955
@ncfsgd5955 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤💝💝💝💝💝💖💖💖💞💞
@user-qt2by3ow6j
@user-qt2by3ow6j 10 месяцев назад
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 10 месяцев назад
መሊአን ኣለዋ የግዳስ ብዛዕባ ኲናት ጥራይ ክትዛረቡ እዚ ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ መላገጺ ናይ ውዱባት ኮይኑ ተሪፉ ብጣዕሚ የሕዝን።
@samielhadish8928
@samielhadish8928 10 месяцев назад
ወዲ ድኻ ፡ ወዲ ገባር ኣጥፊእካስ ክንድዚ ፈኸራ፡ ሕጂ'ከ ንመን ከጥፍኡ እዮም ደልዮም፡ ይኣክል።
@tesfa1222
@tesfa1222 10 месяцев назад
🙈
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 10 месяцев назад
ተጋሩ ሩጉማት ብዝጊሄር !
@w-vz1bq
@w-vz1bq 10 месяцев назад
ደሃይ አሐዋትና ነገርንና እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 10 месяцев назад
😢😢😢
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 10 месяцев назад
ኣጆና ኣሕዋተይ ኩላትና ኢና ኣብ ጭንቀት ዘለና ኣምላክ ክፍኡ ኣየስመዓና🙏😥😥😥😥😥
@okellobusha1351
@okellobusha1351 10 месяцев назад
ኣበበ ኣርኣያ ናይ መንእሰይ ትግራይ ንጹህ (Innocent) ልብን ርእሲን እንዳተጠቀምካ ክብርስን ክጠፍእን ክንደይ ጊዜ ክትገብር ኢኻ። "እምበር ተጋዳላይካ" ብ1983 ዓ/ም ኣብቂዑ እዩ። ተመስጊንካሉ ኩልይ ኢኻ። ሕዚ ነመንእሰይ ክተጋግይን ከተብርስን "ሓጺን ኢኻ"፡ "ብደንጎላ ታንኪ ትማርኽ ኢኻ"፡ "ናጻ ትግራይ ክትምስርት ኢኻ" እንዳበልካ ናይ ጉጂለ አርባዕተ ናይ በዓል ደብረጽየን ደብረብርሰት ገ/ሚ፡ ፈትለወርቅ ገ/እ፡ ጌታቸው ኣሰፋ፡ ኣለም ግ/ዋ (Ganga of Four) መጥፍ ኢ ፖለቲካዊ ፕሮፓጋዳ ኣጋዋሒን በታኒን ተጋጊኻ መጋገይን ኮይንክ ትርክበ ከምታ ኣብዚ ትገብራ ዘለኻ። ተነሳህ ያኽለኒ ኢልካ። ናፍታ ንጽህቲ ናይ ሙዚቃ ኪነት ተጸምበር።
@DreambigAcademy-if4pw
@DreambigAcademy-if4pw 10 месяцев назад
werki zikone hizbi
@user-tg7cx4vg1x
@user-tg7cx4vg1x 10 месяцев назад
💪💪💪💪💪👊👊👊👊🤜🤜🤜🤜🤜⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱🤜🤜🤜🤜🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋🤲☝️🙏☝️👍👌
@dimabgp2489
@dimabgp2489 10 месяцев назад
Kkkkkkk abay hager enda belika eta nieshit win sienikaya kkkkkk😂😂😂😂
@abrahamnuggusse7937
@abrahamnuggusse7937 10 месяцев назад
Bog yeblka foeeeeeeee😢😢😢😢😢😢
@Princess_Rozi
@Princess_Rozi 10 месяцев назад
Bog eba yebleka resah adgi😏😏😏😏
Далее
wata (ዋታ) bahlawi xeweta Eritrea & tgriay
22:54
Просмотров 2,3 тыс.