Тёмный

#ተጋ 

Gedam media- ገዳም ሚድያ
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 156   
@user-mm8xf5ek8v
@user-mm8xf5ek8v 27 дней назад
ንሓግዞ ደገ እየ ዝሕከም አዲ አበባ ከይደ ደገ ኢካ ትሕኸም ተባሂለ ይብሎ ሸር በሉዎ❤❤😢
@shewitguish979
@shewitguish979 27 дней назад
ምዓረይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ 😢😢
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 27 дней назад
ወይ አነ ሓወይ ቐደማኻ አምላክ ምሕረት የውርደልካ መራሕቲ ንስልጣን ይዋድኡ ሂወትኩም አካልኩም ኸፊልኩም አድሒንክምዎም መምህረይ ሓይልኻ የፅንዓዮ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@ara6934
@ara6934 26 дней назад
ኣየ ህዝበይ ሓመድ ትብለዐኒ ምሕረት ካብ ፈጣሪ እዩ እም ምሕረት የውርድልካ 😢😢😢😢😢😢😢
@HanaAli-hz2vm
@HanaAli-hz2vm 27 дней назад
አጆኻ መዓረይ ገና ክትነብር ኢካ እዚ ኩሉ ምእንታና ዝተኸፈለ ዋጋ እዩ❤
@user-wm3lt3zo3v
@user-wm3lt3zo3v 25 дней назад
ዋይ በጃካ ሓወይ ማዓረይ 😢😢😢ፀላኢካ ልሳኑ ይተዓፀ እመብርሃን ኣንድቤትካ ትክፈተልካ
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p 26 дней назад
ኣጀኪ ዝሓፍተይ መዓረይ ወላድት ኣምላክ ትምሓርኪ ዝሓፍተይ መዓረይ ፈጣሪ ልሳኣኖ ነገር የለይ ሓቀኛ ሓክም ፈጣሪ እዩ ኣባሰላማ ካሳትየ ብርሃን ፃድቅ ይምሓርኪ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ታርክ ይቅይር እዩ❤❤❤
@NazrietKefela
@NazrietKefela 26 дней назад
መድሐኒ ኣለም እየሱስ ክርስቶስ ምሕረቱ የውርደልኩም
@malataregawe8730
@malataregawe8730 27 дней назад
ኣየ ህዝበይ ሓመድ ትብለዐኒ ምሕረት ካብ ፈጣሪ እዩ እሞ ምሕረት የውርደልካ😢🙏❤
@hgf6568
@hgf6568 27 дней назад
ጎታዋይ እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልካ🤲💔
@binyam1578
@binyam1578 27 дней назад
እዋይ ወደይ ማዓረይ ምሕረት ካብ ፈጣሪ እዩ👏ኩናት ርግምቲ 😢🕊🔔💔🔔☔️🔔
@ማርያመይ
@ማርያመይ 27 дней назад
ኣይይይይ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ማንጮሎት ሕፅብ ኢልኻስ ኣፍኻ ክፈት ልሳንኻክኽፈተልካ ትምኒተይ እግዚኣብሄር እንታይ ይሳኣኖ😢
@user-hx9wj1ql9v
@user-hx9wj1ql9v 26 дней назад
ፀግሽ ሓወይ እቶም ናይ ኣእምሮ ፀገም ዘለዎም ሰባትሰ እንድሕር ጠዋሪ ዘይብሎም ብጎሬቤት እንተልዮም እቲ ፀገሞም ክነግርኻ ይመርፅ💔😥
@hfgsdfhdhh9922
@hfgsdfhdhh9922 26 дней назад
ማዐረይ ቅድሜካ ይግበረኒ ሐወየ ጌታ ምሕረቱ የውርደልካ አጆካ ማዐረይ በብዐቅምና ንሐግዞ ሐደራ አሕዋት
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 27 дней назад
እግዚአብሄር ኣምላክ ኣንደበትካ ይኽፈተልካ ሓወይ ናተይ😢😢😢😢😢
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 26 дней назад
ሓመድ ትብለዐኒ ህዝበይ 😭😭😭💔💔💔💔 እግዚአብሔር ኩሉ ኻኣሊ ማሓሪ እዩ ምሕረት የውርደልኻ ዝሓወይ
@user-ko6tf2xh6y
@user-ko6tf2xh6y 26 дней назад
መምህር ፅጋይ ሃወይ ከምትዝስማካዮ ኣምላክ ይስማካ እዙ መን እስይ እዙይ እውን ምህረት የውርደልካ ኣንደብቱ ይክፈተሉ
@brktitkabo2588
@brktitkabo2588 27 дней назад
አይይይ ሓወይ ምሕረት ወርደሉካ
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p 26 дней назад
ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልካ ዝሓወይ ማዓረይ ትግራይ ዓደይ ክንደይ መስዋእቲ እዩ ተከፍልኪ ኣደዋይ ማርያም ቅድስቲ ልኩሎም ኣሕዋትና ማሓርዮም ሓደራኪ ❤❤❤
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 26 дней назад
ኡፍፍ እዚ ኩሉ ስሌና እዩሞ 😢 እግዝኣብሔር ምሕረቱ ይልኣከልካ
@mehretmerca3332
@mehretmerca3332 26 дней назад
ትግራይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💜አፍግግፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
@aresm-cq3vq
@aresm-cq3vq 26 дней назад
እምብራሃን ምሕረት ትላኣከልካ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢
@hehhggd
@hehhggd 26 дней назад
ንኩልኩም ንስለ ህዝቢ ኢልኩም ኣብ መሪር ቃንዛን ስቃይን ዘለኩም ኣሕዋት ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም🙏🙏🙏ብዝከኣልናዮ ንሓግዞም ተጋርዋይ
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 26 дней назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ብቸርነቱ ይፈውስካ 😢😢😢😢😢
@user-en4zd4jr7y
@user-en4zd4jr7y 27 дней назад
እግዚአብሔር. ይሓግዝኩም. ኣቱም. ጀጋኑ 😢😢.
@ዮዓዳን
@ዮዓዳን 26 дней назад
እመብርሃን ኣንደበትካ ትክፈተልካሓ ወይ ማዓረይ❤❤❤
@user-ml9co4ie7l
@user-ml9co4ie7l 26 дней назад
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ 😢😢😢
@HiwetAregawi-bi1qm
@HiwetAregawi-bi1qm 27 дней назад
ኣሕሕሕሕምሕረት የዉረደልካ መዓረይ
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 24 дня назад
አጆካ ጅግና ትግራዋይ❤❤❤ ፈጣሪ የምሀርካ❤❤❤
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 26 дней назад
ነዓይካ ጭንው ኢልኒ ሓወይ ስለና እእዩ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልካ
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e 26 дней назад
ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልካ ንኡሰይይ😢😢😢😢
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 26 дней назад
ኡፍፍ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ የፍስሰልኩም😢
@haftomgirmay9445
@haftomgirmay9445 27 дней назад
ዋይ ሓወይ ፈጣሪ ምሕረቱ ይእዘዘልካ፣አሕዋተይ ንሓግዞ!!
@gdhhjdujd5489
@gdhhjdujd5489 26 дней назад
ኣምላክ ምሕረት ይውርደልካ ሓወይ🙏
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 26 дней назад
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 26 дней назад
Agziabiheir amlak mhretu ylakelka❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nc2oq8eh8p
@user-nc2oq8eh8p 15 дней назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ይወርደለካ
@MeksebTesfamariam
@MeksebTesfamariam 26 дней назад
Agziabiheir amlak mhretu ysdedelkum ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-en4zd4jr7y
@user-en4zd4jr7y 27 дней назад
እንታይ. ይሰኣኖ. ንፈጣሪ. ኣምላክ ምረቱ. ይልኣከልካ. ንኡሰይ😢
@hiwetkehase
@hiwetkehase 25 дней назад
Ajoka hawey natey agzabiher amlak mhret yewrdelka
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 26 дней назад
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢😢😢😢
@user-oe1vl4rh7c
@user-oe1vl4rh7c 7 дней назад
እግዛኣብሄር ምሕረት የውርደልኩም
@DfUf-ut9fi
@DfUf-ut9fi 26 дней назад
ምሕረት የዋረድልካ ዝሓዋይ ዋይ ህዝብይ😂
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame 19 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ወይ ሓወይ
@hagerabrham9346
@hagerabrham9346 26 дней назад
Ahhhhh ahwatey mearey mlua mhret yewrdelkum 😢😢🙏🙏🙏
@frweyankelaey4525
@frweyankelaey4525 27 дней назад
መዳሃኒአለም ምሕረት ይለአከልኩም አሕዋተይ
@frnussteferi607
@frnussteferi607 26 дней назад
Pls pls ehatey nhagzo bejakum🤲🤲🤲
@user-nf9bm6fq9c
@user-nf9bm6fq9c 26 дней назад
ኡፍፍፍፍ ጎይታዋይ😢😢😢😢😢
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d 27 дней назад
ጎይታዋይ ብልሳናካ ይናገርለኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ❤
@hskf4344
@hskf4344 27 дней назад
ምዓረይ እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ 😢😢😢😢
@TitiHayle-qw4gy
@TitiHayle-qw4gy 26 дней назад
ዋይ ጎይታዋይ ኡፍ ዋይ ሓወይ😢
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 27 дней назад
ምህረት የውርደልካ ዝወደይ❤
@user-qb9gl6nc7o
@user-qb9gl6nc7o 26 дней назад
ግን ማርያምን ፀበል ክማሓር እዩ 🙏ጎይታዋይ😢
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 27 дней назад
Eway merahtina mintezeom selam giberu eway wedy 😭😭😭😭😭😭
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 26 дней назад
ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ 😢😢😢
@TseguGereziher
@TseguGereziher 27 дней назад
እፋፋፋፋፋ😭😭
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 27 дней назад
😢😢😢😢😢 ወይ ሓውይ ንኡሰይ 😢😢😢😢 ታይኮን ኮይኑ😢😢😢
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 27 дней назад
እዝጋኣቢህ ልሳንካ ይክፈተልካ ሓወይ
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 26 дней назад
ኣጀኪ ዝሓፍተይ 😢😢😢😢
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 20 дней назад
Way hawey mheret yewerdelka😢😢😢
@አሰኻልሓፍቲአማን-መ9ሠ
ጎይታዋይ 😢😢😢
@thomisiku8543
@thomisiku8543 24 дня назад
Efffff hawey natey ❤❤
@gdfx3728
@gdfx3728 27 дней назад
ዋይ አሕዋተይ ማዓረይ💔🥺😭
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 26 дней назад
ዉይ ማዓረይ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 27 дней назад
ጓይታዋይ😢😢😢😢
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 26 дней назад
ህፃውንቲ ቆልዑ ተሰንኪሎም ዓኽኽኽ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 27 дней назад
Haway meary way amelk aboy mehirt yewrdilekum yehwaty😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 meary hafetay meary memeher tigay adimen tianani yehabeka Ezgbeher ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@marikiros7198
@marikiros7198 26 дней назад
Mhret yawurdelka hawitey 😭
@MihreteabYacob
@MihreteabYacob 27 дней назад
😢😢😢 egzabher ymharka
@user-hx9wj1ql9v
@user-hx9wj1ql9v 26 дней назад
ቅድሜኻ ዊይ😢😢😢
@fotofoto378
@fotofoto378 26 дней назад
ዋይ ሓወይ ፀላኢኻ ኣደንበትኻ ይተኣሰር 😢😢😢😢😢ኣነ እውን ከምዚ ኸምኡ ብሓሊ ነርቭ ኣንደበቱን ኣካላቱን ተኣሳሲሩ ከዚ ክልተ ዓመቱ ገይሩ ኣሎ ኣብ ሆስብታል ካብ ዛይወፅእ ንዝኑእስ ሓወይ ድማ ምሕረት ይሃባ ምንም ኣፋላላይ ይብሉን ካዚ ንእሽተይ ሓወይ ንግግሩም እንቅስቃሲኡም እውን ርእሱ ናይ ፀጋም በኩል ከቢድ ውቃዕ ስለ ዝኮነ እዩ 😢😢😢😢ንስውን ኣጋጣሚ ኾይኑ ኣብ ኣዋሽ ሕክምና እዩ ዘሎ ግን ታይ ዋጋ ኣለዎ ፋይዳ የብሉን ኩሉ ግዘ ተስፋ ብቻ እዩ ክንድቲ ንሶም ዝኸፈልዎ ዋጋ ኣተገበረሎምን ንኹሎም ወገናተይ እግዛብሄር ምሕረት የውረደልኹም 💔💔💔
@Samira-c6b
@Samira-c6b 27 дней назад
እፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢ጎታዋይ ምሕረት የውርደልካ ማዓረይ😢😢😢😢😢
@dnglmaryameyatsegey2593
@dnglmaryameyatsegey2593 27 дней назад
ወድነይ እፍ 😢😢😢😢 ምሕረት የዉርደልካ
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
እዋይ ሓወይ መዓረይ ልሳንኻ ይኽፈተልኻ ክንደይ ኮን ኣሎ አፉ ዝተዓበሰ😢😢😢 ኣታዮ ኣብ ኣዋሽ ተኾይኑ ሓወይ ኣለኒ ገ/ሚካኤል ታትዮስ ዝበሃል ደሃይ ዘየለ ልሳንኻ ዶኾን ታዓፂዩ እዩ ወይስ ህይወትኻ ከፊልኻ ዘይፍለጥ እስኳብ ሐዚ ዳሃይ ዘለየ በጃኹም ኣብኡ ዘለኹም ገ/ሚካኤል ታትዮስ ዝበሃል እዩ😢😢😢 እመ ኣምላኽ ፅላላ ተንብረልኹም እሰከ ክቡር ሓዉና መምህር ጸጋይ ሓይልካ ይፅናዕ መምህረይ ክንድኦም ንስኻ ተሳቂኻ ምስ ዝነብዑ እንዳነባዕኻ እግዚአብሔር የኽእልኻ🙏
@yordanos5186
@yordanos5186 26 дней назад
😭😭😭 ዋይ ልብኻ ዝሰብር አሕዋትና አብ ከምዚ ወዲቅኩም ክንርኢ ክንደይ የሕምም።
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd 27 дней назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ😢😢😢😢
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 24 дня назад
በጃኩም አሕዋት ነዚኦም ምርዳእ ናብ ጥዕኖኦም ክምለሱ ምግባር ውዴታ ጥራይ ዘይኮስ ግዴታ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ እታ መሬት ምእንቲ ቅንዕ ኢልና ክንረግጳ ዝተከፈለ መስዋእቲ ኩሉና ኢደይ እድካ ንበል❤❤❤
@selamgebrewahd7801
@selamgebrewahd7801 26 дней назад
እህህህ😢😢😢😢
@user-qo9th4dk3j
@user-qo9th4dk3j 27 дней назад
ድንግል ማርያም ተማሕረካ ዝሓዉይ
@gebreyesusberakishewit5334
@gebreyesusberakishewit5334 26 дней назад
Mhret yewrdelka zhawey
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 27 дней назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ማዓረይ 😢😢
@user-oq8qo7gc5b
@user-oq8qo7gc5b 27 дней назад
Ah way ane 😢😢😢
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 27 дней назад
ኣይይይይ😢 መድሃኒኣለም ምሕረት ይሃብካ❤
@eyeruseyerus-kf3zc
@eyeruseyerus-kf3zc 27 дней назад
Egziabiher mhret yewrdelkum yehwatey❤😢😢
@BetelihemDesta-w6u
@BetelihemDesta-w6u 27 дней назад
respect 🙏ezgabher amlak mhreat yewrdealkea
@ghhg1825
@ghhg1825 27 дней назад
ኣሕሕሕሕሕሕ ኣሓወተይይይ😢😢😢😢😢😢😢
@user-ks9hr4wt6z
@user-ks9hr4wt6z 27 дней назад
ዓኽኽኽኽ 😢😢😢😢ወድነይ ኣምላክ ባዕሉ ይማሓርካ😢😢
@idhgydgc1654
@idhgydgc1654 27 дней назад
ምሕረት የውርደልካ ማዓረይ😢😢
@user-hp1ud4iu1i
@user-hp1ud4iu1i 26 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@FhdgDudgs
@FhdgDudgs 10 дней назад
❤❤❤😢😢😢😢
@SelemunBaraki
@SelemunBaraki 25 дней назад
😢😭😭😭
@ማማየወለሎ
@ማማየወለሎ 26 дней назад
❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏😢😢
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 25 дней назад
😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@Kidane16mhret
@Kidane16mhret 27 дней назад
Eme brhan msaka tkun kbur hawey
@AtsbahaGebremedihin
@AtsbahaGebremedihin 27 дней назад
ምሕረት የውርድ❤❤❤
@user-ld9ou3wb8j
@user-ld9ou3wb8j 27 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@saliem88
@saliem88 26 дней назад
😢😢😢😢😢😢
@user-ds5yq4sq7f
@user-ds5yq4sq7f 26 дней назад
😢😢😢
@adwsdas25
@adwsdas25 27 дней назад
😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏
@mebratbanki5836
@mebratbanki5836 26 дней назад
😭😭😭😭😭
Далее
To mahh too🫰🍅 #abirzkitchen #tomato
01:00
Просмотров 2,7 млн
ДОМИК ДЛЯ БЕРЕМЕННОЙ БЕЛКИ#cat
00:45
"ምስ ሞት ትገጥም ዘላ ኣኽበረት!"
30:08