Тёмный

ታሪክ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ብመንጽር መጽሓፍ ቅዱሳዊ 2ይ ክፋል|niestali ortodox ኔስታሊ ኦርቶዶክስ youtube channel 

ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 67 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

6 дек 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 295   
@tekstenegashe7228
@tekstenegashe7228 Год назад
ኣቦና ንኡሽተይ ሰብ ዓቢ መጽሓፍ ኢኻሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብር ክትብል ትሓጎስ ቃለ መላእክቲ እሰማዓልና ። ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኻ እባረኽ ኣብ ኣንደ ወርቂ እጽሓፈልካ 🙏🙏🙏
@merhawithayle8010
@merhawithayle8010 3 месяца назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalena egzabher amlak
@destagebrehiwot3477
@destagebrehiwot3477 3 года назад
(ኣሜን) ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣባ ስለ ትምሁርና ተንቁሑናን ዘለኩም እግዚኣብሄር መመልሲ ጸግኡ የብዘሓልኩም።
@neghistyhabties479
@neghistyhabties479 3 года назад
አምላክ ምሳካ ዩኩን ነመስኑግን ኤርትራ ብምኻነ የሕብን
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!! ኣሰይ ዝሰማምዓና ጥዑም ስም እወ እቲ ኣገላጻ ጥራይ እኳ የዕግበካ።እግዚኣብሄር ጥዕናን ጸጋን የብዝሓልካ ክቡር ሓው። ኣምላኽ ሓድሓዳዊ ስኒትን ፍቕርን ሂቡ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ። ንስለፍቕሪ ዝውፈ ሕልና ይፍጠረልና።ብእምነትናን ሃገርናን ካብ ምጥርጣር ይሰውረና። ቅንያቱ ሕማቕ ኢዩ'ሞ ኣብታ ጽንዕቲ ጎደና ብትዕግስቲ ክንነብር ፍቓድ ኣምላኽ ይኹን። 💞💞💞። 🕊️❤️💒ይኹን 🌴🇪🇷🌴 🥀🥀🥀
@seltesfaye482
@seltesfaye482 3 года назад
Thank you, you are answering a question that has been in my heart for so many years, I cannot wait for part 3 and more! May GOD increase his revelation and knowledge to you servant of Almighty GOD.
@genetgebrhiwetwelday8431
@genetgebrhiwetwelday8431 3 месяца назад
Amen amen amen abona qale hiwet yesmalna
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 3 года назад
መጀመርያ አቲ ንኤርትራ ዝባረከ ልዑል እግዚአቢሄር ይመስገን . ብሩክ አቦና ቃል ሂወት የስምዓልና. ፈጣሪ ከማኩምን መሰልትኩም ፀጋ አብዚሑ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ . ታሪክ መጽሐፍ ቅዱስን ኤርትራን ክትነግሩና ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ .እግዚአቢሔር ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k 3 года назад
ቃል ሂወይ የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ። እግዝኣቢሄር ንቑሕ ኣእሙሮ ይሃበና ሰሚዕና ንተገባር የብቅዓና ኣብዚ ኣለካ ትምርቲ ብሰፊሑ ስቅ ሊዩ ዝኣቲ ጎደሎ ዘይብል ብሰፊሑ ኣምላክ ዕደመ ይሃብኩም ንዓና ክሕሸና ንስማዕ ታሪክ ቅድስቲ ኢርትራ ሃገርና ኩሉ ስማ ግርማ ዝወቀበት ወትሩ ኣብ ልብና ምስ ተሳእለት ክንደይ ይሓጽር ክንደይ ይጥዕም ታሪክ ወለዶና ኣዕሚቕና ክንፈልጥ ተዳሊና ኣሎና ግዜኩም ሂብኩም ከም ትምሃርና ዘለኩም ኣብ ኩሉ ግዕዘኩም ባዕሉ ይሓልኩም ብሰላም ክትመጹና መጽሓፍኩም ጽሕፍኩም ወለዶ ኤርትራ ዝብል መጽሓፍ ኣምላክ ይሓግዝኩም ብሰላም የራክበና ሓግዙና ብጸሎትኩም።
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 3 месяца назад
ቓል ሐውት የስማልና 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 года назад
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️💒💖🤲🙏 ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ✝️💒💖🤲🙏ጸግኡ የብዝሓልኩም
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና ካብ መዓር ወለላ ዝጥዕም ቃል ኣስሚዕኩሙና እግዚኣብሄር ሰላምን ፍቅርን ስኒትን ይግበረልና
@Meidengedoe
@Meidengedoe 3 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣበይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ መታን ንዓና ክጥዕመና
@Amanual871
@Amanual871 3 года назад
ኣማን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የምዓልና ኣቦና ደስ ዘብል ትምህርቲ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ግን ቁርብ ሓጹሩ ኣይትደንጉይና ድማ ብታዕሚ ኢና ንናፍቀኩም ክሳብ ትመጹና
@jesusgod6934
@jesusgod6934 3 года назад
Beyenay melke u qalehiwet yesmealna entay chbti aleka amen maletwn ygebereley ykuneley malet u selezi nestewel
@esknderinfomedia
@esknderinfomedia 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስሚዓልና ኣቦና ።እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይደርበልኩም ።
@freweinitekle9179
@freweinitekle9179 3 года назад
Amen amen amen Kal hiwet yesmalna fekar abo dingel maryam thalkum des zebl tmhirti
@abrahamgrma4844
@abrahamgrma4844 2 года назад
በረኸት፡ናይ ኣድና ቅድስተ ድንግል ኣኡፈለይና
@haritialazar4146
@haritialazar4146 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሐውናን መምህርናን ጸጉኡ የብዝሐልካ እግዝአብሄር
@user-hj7tf5bs1l
@user-hj7tf5bs1l 3 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካኣቦና ቀሽ መምህርና ታሪኽ ኤርትራ መጽሓፍ ቅዱስ መስረቲ ንክፍልጢ ሃረታ ኣለኒ
@nkulugziealewo8982
@nkulugziealewo8982 3 года назад
ሰላም ስድራ እግዚአብሔር ስለቲ ትህቡና ትምህርቲ እና ኣመስገንኩ :: ኣብ ዝሓለፈ ብዛዕባ ሆየ ሆየ ጽቡቅ ሚሂርኩምና ነይርኩም ሆየ ሆየ ብምንታይ ቃንቃ እዩ ናትና ድዩ ወላ ብዕብራውያን እዩ እዚኣ እያ እቲኣ ናተይ ሕቶ:: ትምህርትኩም ግና ብጣዓሚ ጽቡቅ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ::
@mekseb4513
@mekseb4513 3 года назад
ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኸልኩም ብሓቂ ኣመጻጽኣ ህዝቢ ኤርትራ ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ንጹር ዝኾነ ትምህሩና ዘልኹም ብዙሕ ፍልጠት ኢና ንፈልጥ ዘለና ከምዚ ዝበለ ምምህር ኢዩ ዘድልየና ኣብዚ ሰዓት እዚ ብድጋመ ቃለሂወት የስመዓልና።
@gehbrkestosyonas30
@gehbrkestosyonas30 3 года назад
Kale hiwot
@taezazkahsay2746
@taezazkahsay2746 3 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmslna Egzabher amlak edmen tanan yhabkum fetari
@meronsemera8763
@meronsemera8763 2 года назад
Amen kale hiwet yesmealna abona amlak zemene agelglotkum ybarikelkum amen (((3)))............
@user-up7tp8il3u
@user-up7tp8il3u 3 года назад
ቃለ ሂወት የስምዐልና ሰላሙን ፍቅሩን ይሃበልና ንሃገርና ሕዝብናን
@nashihg7867
@nashihg7867 3 года назад
አሜን ኩብር አቦ ብትምህርርትኩም ብዙሕ ተማሂረ ስለዚ ክሓተኩም ገለ ገለ ስባት ካብ ትግራይ ዘይተወለደ አይጭዋ ዝብሉ ስባትን ተጋሩን አለው ንዓይ ሩዱእ እዩ ግን አብ መጽሓፍ ቁድስና ነዚ ብከመይ ይገልጾ ንክትጎልጽለይ ይምነይ አቦ ቀሺ ዕድመን ይምነየልኩም እግዝአብሔ ይሓልወን አሜን
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 3 года назад
ጸገም የብሉን እዚ ስም በሃሊኡን ትርጉምን አብ ዝቅጽሉ ክፋላት ክግለጽ ኢዪ።
@freweiniteklemichael5017
@freweiniteklemichael5017 3 года назад
አባ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ናይ አገልግሎት ዘበንኩም የብዝሐልኩም ከማኩም ይብዝሑ ናይ ሀገርና ኤርትራ ታሪክ ዝመሀርኩምና አባ ብጣዕሚ ነመስግነኩም
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ።
@Merhawi-mu6ko
@Merhawi-mu6ko 2 месяца назад
Keberet Yehabel.na memherey kemaka yebezhalna
@heyyem8706
@heyyem8706 3 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና በረኸቱን ጸግኡን ጥበቡን ምስትውዓልን የብዝሓልኩም ሉኡል እግዝኣብሄር ኣምላኽና ፡ ህዝብናን ኤርትራ ሃገርናን ይባርኸልና ይቀድሰልናን ምሕረቱን ሰላሙን የውርደልና ሉኡል እግዝኣብሄር ኣምላኽና ።
@Hagoswedigebrezgi
@Hagoswedigebrezgi 3 года назад
Amen amen amen bdgam qal hiwet yesmaalna Abona edmen teinan yhabelena Fetari.
@aezibgebrehiwet523
@aezibgebrehiwet523 3 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona nay agolglot zebenkum ybark egzabhr des zbl tarik
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 3 года назад
Qele hiwet yesmalna Egzabiher amlak ayne lbona ykfetelna Edmen tenan yhabkum 🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪bhankewa knxbeyekum ena🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🌏
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 23 дня назад
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷❤️
@freweinikidane6920
@freweinikidane6920 3 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmalna amlak nay agolgulot zemenkum ybark xeba astikumna
@hossana842
@hossana842 3 года назад
*ኣብዚኣ ዘይነጸረትለይ ኣላ፡ ብዛዓባ ወልዶ ህዝቢ ኤርትራ (ብናይ ሕጂ ኣጸዋውዓ) እንዲና ንመሃር ዘለና ከምቲ ዝገለጽኩሞ ህዝቢ እስራኤል ክስደዱ ከለዉ ዲና ኣብ መሬት ኤርትራ ተዓሚጻ ኢልኩም። እሞ እቶም ህዝቢ ኣብኡ ዝጸንሑ (ወይ እቶም ዝዓመጹዋ) መን ኢዮም? ጌና ኣብዚ መሬት ህዝቢ የለን መስለኒ። ምኽንያቱ እዞም ዝስደዱ ዘለዉ ሓረግ ኢዮም ህዝቢ ኤርትራን ጎረባብቱን ዝፈርዩ ዘለዉ።*
@maharishikoray5621
@maharishikoray5621 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም 3 ክፋል ንጽበይኩም ኣለና
@adonaykubrom3494
@adonaykubrom3494 Год назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ደስ ደብል እግዚኣቢሄር ሃገርና ይባርክ እንበር ናይ ኣቦና መልኬ ጸዲቅስ ኢቶፕያዊ ምካኑ'ኤ ድፈልጥ ኔረ ኣቦታት ተገዲስኩም ብዛዕባ ታሪክ ኣቦታትና ኣፍሉጡና ቕድሚ ሕጂ ብሰንኪ መግዛእቲ ህዝብና ኣይፈልጥን'ዪ ሕጂው ኣባና ከይድገም ደጋጊምኩ ኣስተምህረኩም ኣይፈለየና ጸጋ የብዝሃልኩም
@trtetintr5120
@trtetintr5120 3 года назад
ለደስታዬ ልክ እና መጠን አጣሁለት ፣፣ለረጀም ግዜ ኤርትራ ዉስጥ ካህን እዉነት ሚያስተምር ጠፈ እል ነበረ ዛሬ ግን አባታቸን እርሶን አገኛን ፣፣እግዛብሔር ያገልግሎት ዘመኖዉን ይባርኩሎት ፣፣፣፣አባታቸን ይሄ የሚያስተምሩትን ትምህርት እዉነት እንደሆኀ ኤርትራ የእግዛብሔር ስጦታ እንደሆነቸ ፣በጻዕዳ ዕምባ ገዳም በ 1971ዓም በአንድ በበቁ አባት ትንቢት መሠረት የኤርትራ ካርታ በመብረቅ እንደሚሳል ኤርትራም ነጻ እንደምትወጣ ተነበዩ ተፈፀመም ፣በወቅቱ ፍኖተ ሰላም በሚል መፅሔት ባለ አራት ክፍል ስለ ኤርትራ በመብረቅ የኤርትራ ካርታ እንደ ሚሳልና ሌላም ትንቢት ታትሞ ወጣ ፣በወቅቱ በኤርትራ ዻዻስ የነበሩ የአማራ ተወላጀ ታዲዎስ ይባሉ ነበር ትንቢቱ ሊረዳቸዉ አልቻለም ፣ለምን መጽሔት ላይ ወጣ ተብሎ አስካለ ማርያም የተባሉ እናት ታሰሩ ፣እማሆይ አስካለ ማርያም በወቅቱ የሁለተኛ አብዬታዊ ሰራዊት አዛዠ የነበረዉን እመቤታቸን ጦርነቱን አቁም ብለሃለቸ እምቢ ካልክ ግን የኤርትራን ነጻነት አታይም ትሞታለህ አሉት እሱም አልቆየም ሞተ ፣፣፣፣ለዚህ ነዉ ኤርትራን በጻዕዳ ዕምባ ገዳም እስከ ካርታዋ የሰጠን እግዛብሔር የታመነ ነዉ የምንለዉ ፣ኤርትራ የእግዛብሔር ስጦታ ነቸ ኤርትራን እግዛብሔር ይባርክ፣፣፣፣፣፣፣አባ እባክዎትን ስለ ጻዕዳ ዕምባ ገዳም ስለ ኤርትራ ካርታ በመብረቅ የተሳለዉን በእርሶ አንደበት ዘርዝረዉ አስተምሩን በእግዛብሔር ስም እለምኖታለዉ ምክንያቱም እጀግ የሚገርም ድንቅ ታሪክ ነዉ
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 3 года назад
አሜን ወንድሜ በቀጣይ ግዜ ይሰራል እሺ እግዚአብሔር ስጥልይ
@mezmurtv5146
@mezmurtv5146 3 года назад
@@niestaliorthodox5249 በጃኩም ነዚ ተአምራት ንገሩና ፣፣ኤርትራ ዶባ ብአምላክ ዝተሃንጸጸ ንዘለለም ትነብር ሃገር ኢያ
@chhg3226
@chhg3226 3 года назад
Amen amen amen gale hiwet yesmaalna ygreta abona henti hto slatni slemntay gal ansteyti ab guxri zeytatu ygreta
@danayabrham1249
@danayabrham1249 3 года назад
Amennn ኣቦና ቃለ ህይወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ኣምላክ ይባርከልኩም ደስ ዘብል እዩ ታሪክ ኤርትራ ዝገለጸልኩም
@user-om4zn8wi4v
@user-om4zn8wi4v 3 года назад
Amien Amien Amien kale hiwet yesmealna abona ezigabher tsegu yebzhalkum. Salseti kfal 🇪🇷🌺🌹😍1️⃣
@dawasolo6804
@dawasolo6804 3 года назад
እግዚአብሔር አብ መጽሐፍ ሂወት ይፅሐፈልና ቃል ሂወት የስምዐልና
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 3 года назад
አሜን
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 3 года назад
ሰላም እግዚአብሔር ምስ ቅድስት አደብርሃን ምስ ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን። ብመሰረት ሕቶ ህዝብን ታሪክን ኤርትራ ብመጽሓፍ ቅዱሳዊ ዝብል 2ይ ክፋል ንከታተል፡ዝቅጽል ድማ ክቅጽል ኢዪ። ንዕብየት እዛ channel ድማ subscribe like share ንግበር፡ ንዘለና ሕቶ ኮነ ርኢቶ ድማ አብ comment ሰናይ ምክትታል
@nmenalowoezgilowogoogle7725
@nmenalowoezgilowogoogle7725 3 года назад
Amen amen amen abona tele natkum eba sdedeley ane Mekonen ye kidmi 2017 zirekbekum zineberkum ye
@sofyahabte3207
@sofyahabte3207 3 года назад
ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና ምስ ይቅሬታ መጽሓፍ ጌርኩም ተተዳልዉዋ ከመይ ህዝብና ምተማህረ ኔሩ ብዝተረፈ ቀስ ኢልኩም ተተንብብዋ ድማ መሓዝናኩም ደጊመ ይቅሬታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ።
@haymanoteabew9789
@haymanoteabew9789 3 года назад
ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና ሕቶ ኔራትኒ ኣቦና ። ምንጪ መወከሲ መጽሓፍ ናይ ትምህርትኩም ንገሩና ብዝቀለለ ግአዚእና ምእንትን ኣንቢብና ክንመሓረሉ ኣቦና ብዝተረፈ መልሲ ተገዲስኩም ክትጽሕፉለይ ይላቦ ክብረት ይሃበለይ ።
@OldisGold-jm5od
@OldisGold-jm5od 3 года назад
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርኩም ብጣዕሚ ጥዑም ኣስሚዕኩምና። ከም ፍቃድ ኣምላክ ግን እዚ ተውርድዎ ዘለኩም ብመልክዕ መጽሓፍ ተትሕትምዎ ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ ኩሉ ሰብ ገዚኡ ኣንቢቡ ታሪኹ ንፈለጠ ይቅረታ ግን ደፊረ ከይከውን።
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 3 года назад
አሜን ከም ፍቃዱ አብ መስርሕ ሓሳብ አሎ
@Je_weet_wel_bibble
@Je_weet_wel_bibble 3 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalina
@werdesolomon618
@werdesolomon618 2 года назад
Yesmealna
@kahsaytesfay7377
@kahsaytesfay7377 3 года назад
ሰላም፡ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣቦና ናይ በሃቂ ደስ ዘብል ትምርቲ እዩ ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣብ ቀጻሊ ትምርትኩም ኣይፈለየና
@abelhanns5178
@abelhanns5178 3 года назад
ቋንቋ ግዕዝ ካበይ ካም ዝመጸ ናበይ ክኣ ከም ዘስፋሕፍሐ ዝገልጽ ትምህርቲ ከትገብሩልና ኽኣ ብኽብሪ ንሓትት። ይቐኔልና ኽኣ ስለ ጻዕርኹም። ጸጋኹም ካብ ኣምላኽርኸብዎ🙏።
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 3 года назад
ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና
@samihaile2124
@samihaile2124 3 года назад
ቃለ ሕይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ ቅድስቲ ሃገርና፡ ኣብ መጽሓፍ ተሓቲሙ ክንሪኦ አምላክ ሓይሊ ይሃበኩም
@ye-q-yiorgis23-lij
@ye-q-yiorgis23-lij 3 года назад
Amien Amien Amien kale hiwet yesmealna abona tsegu yebzhalkum amlake Israël.
@merhawiasghedom1988
@merhawiasghedom1988 3 года назад
ኣሜን (3) ቃለሂወት የስመኣልና ኣቦና
@simretberhane501
@simretberhane501 3 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
@dirareyasu6717
@dirareyasu6717 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
@adhanomghide3429
@adhanomghide3429 3 года назад
Amen kal hiwet yesmealna
@eriasmara9789
@eriasmara9789 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስምዓልና ኣቦና።
@suzitsegay1897
@suzitsegay1897 2 года назад
Kale hiwet yesmaalna kubur hawuna abotatna
@luellilay3346
@luellilay3346 3 года назад
ኣሜንንን (3) ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርክ
@meazabokretsion7583
@meazabokretsion7583 3 года назад
Amen Amen Amen 💒💒💒🙏🙏🙏
@user-vb7sh9dj7f
@user-vb7sh9dj7f 3 года назад
Amennn kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalkum
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 3 года назад
ጸጋ እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን ክቡር ኣቦናን መምህርናን።
@NationalErInterest
@NationalErInterest 3 года назад
ቀሲስ ተወልደ፡ ሃይማኖቱን እምነቱን ዘኽብር፡ ዓዱን ህዝቡን ዝፈቱ፡ መምህር መንፈሳዉን ታሪኽን ልምድን ሕብረተሰብና ኢዩ። ካብ ሳዋ ክሳብ ሕጂ እዋን ንተካይዶ ዘለካ ቃልሲ፡ የመንስግን። ክትዓቢዩ መታን እሞ ጽላል ዓቢ-ዳዕሮ ክትኮኑ፡ ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ክንከናከነኩምን ክንሕልወኩምን ኢና።
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 3 года назад
አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ጸሊትኩምን ደገፍኩምን ይርደአኒ አብ ትሕቲ ቅዱሳን
@bereketrufael1523
@bereketrufael1523 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣብ መጽሓፍ እንተ ዝስነድ ጽቡቅ ኔሩ ታሪኽ ክሳብ ዝኮነ ከም ናተይ ሪኢቶ እዩ ግን ኣቦና ።
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 3 года назад
አሜን ክብሪ ይሃብካ፡ንዝሰፍሐ አብ ከምኡ ንከዳልዎ አብ ምጽፋፍ ሓሳብ ኢየ ዝትልም ዘለኩ
@bereketrufael1523
@bereketrufael1523 3 года назад
@@jesusgod6934 ዘይትሓቶም ነቦይ ቀሺ እንድሕር ዘይበርሃልካ
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 3 года назад
Like share subscribe ngbero brukatey please ካብ ምፍልላይ ከማን ንድሕን ፦ ዘይተማህረ ነየድሕን ዘይተወቅረ ነየጥሕን ፦ ስለዚ ንመሃር መድሐንቲ መታን ክንከውን
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 3 года назад
ኣባ ሩሑስ ባዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ኑፉዕ ቦኽሪ አዝነይ ካብ ኩቡር ኣባ ዕድም ያህብኩም
@tekharezene699
@tekharezene699 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሚላክ ጸጓኢ የብዝሃልኩም
@regaatdm8523
@regaatdm8523 3 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesman
@angesomhabtay5153
@angesomhabtay5153 3 года назад
Amen Qale hiwet ysnhalna
@terhasessam5732
@terhasessam5732 3 года назад
ቃለሂወት የስምዓልና ዕመን ጥዕናን ይሀብኩም
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@goitomgera6665
@goitomgera6665 3 года назад
Amen Amen Amen kali hiwet yesmalena
@jonimelake2618
@jonimelake2618 3 года назад
Amen kale hiwet yesmaena Nay giaz ka eba aqrublna abona kbri yhabkum kburut weledi
@Eri3-Bless
@Eri3-Bless 3 года назад
This is just amaizing, I can't wait until the next part( three). Thank you very much & God bless you.
@tesfaldetmesfun8558
@tesfaldetmesfun8558 3 года назад
Amen amen amen kale hiwet yasmaalna abona
@Eriboy321
@Eriboy321 2 года назад
Amen Amen
@kumelbokre4053
@kumelbokre4053 2 года назад
Ezgabher xege yebzahalkum
@berihbeyan4496
@berihbeyan4496 3 года назад
Amen Amen Amen Qalhiwet yesmalna
@biniam5667
@biniam5667 3 года назад
ጽብቅ ስራሕ !!
@lidufekr2897
@lidufekr2897 3 года назад
amen kale hiwet yesmalen abona
@tititesfa59
@tititesfa59 3 года назад
Kalehiwot yasemalin abona, nay agelglot zemenkum egziabhir amlak ybarkh.
@semhartesfay5253
@semhartesfay5253 3 года назад
Amen Amen Amen 🙏 Qal hiwet yesmalna aboy keshi xega amlak ybzahkum GBU Eritrea 🇪🇷 hagerey🙏👏
@genetalem8059
@genetalem8059 3 года назад
God plus you Ab 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒✝️❤️🌹👍Eriteara
@teklemahari9821
@teklemahari9821 3 года назад
Amen Amen Amen
@meriabrham1438
@meriabrham1438 3 года назад
Amen kale hiwet bahlna zefletkumna abona
@habtukidane3153
@habtukidane3153 3 года назад
ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 3 года назад
Kalehiwet yesmalna.
@almazberhe2535
@almazberhe2535 3 года назад
Det väldigt intressant tack 🙏
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 3 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmelna abona des zebl tmhrti eyu
@netsanetzebelo9008
@netsanetzebelo9008 3 года назад
Amen
@tesfalemfsahaye3675
@tesfalemfsahaye3675 3 года назад
Amwn amen amen
@meazagehbreab6153
@meazagehbreab6153 27 дней назад
❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🎉🇪🇷❤️
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 3 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና
@user-jv2tw9dq5c
@user-jv2tw9dq5c 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhabameksenkoreda1026
@merhabameksenkoreda1026 3 года назад
btami des zbil tmhirti bmefesn bsgan agibna ena emo kale hiwet yesmalna.
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 3 года назад
ነዚ ቻነል ነማዕብሎ ሐደራ ብሩኻት ንሕና አይን ኸፍሎምን ኢና ዩቱብ ዩ ዝኸፍሎም ብዓቢኡ ከአ ንመሃር ማለትዩ
@hakiewenet4754
@hakiewenet4754 3 года назад
Fantastic Kesis Edmen tenan yeahabka
@ssssss3794
@ssssss3794 3 года назад
ቓለ ህወት የስምዓና ኣቦና 🙏🙏🙏
@user-yn1yn9zh1u
@user-yn1yn9zh1u 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@haseymickael2436
@haseymickael2436 3 года назад
Kle hiwet yesmaalna 🙏🙏🙏
@mhrettesfagergish9248
@mhrettesfagergish9248 2 года назад
Kal hewet yesmalna aba keshi
@mibrakmihretab3223
@mibrakmihretab3223 3 года назад
Ame amen amen kle hiwet yesmealna ab xelotkum zekurna abona
@maebeltsegay8314
@maebeltsegay8314 3 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና
Далее