Тёмный

ታይ ኮይነ በክየ ይበሃል ሰኑ መዓልትኪ ተፀበዪ በክየማ ኣይቀሪ 

Aman Tube
Подписаться 15 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

#tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 3 месяца назад
ቀዳመይቲ ባዕለይ 50 ላይክ ተጋሩዋኒ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 3 месяца назад
ላይክ ክገብረልኪ ሓሲበስ ካብ 50 ሓሊፍኪ😌😂
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 3 месяца назад
ወለላይ ደምርኒ​@@fgchffhfh9256
@user-be40h4fg6d7
@user-be40h4fg6d7 3 месяца назад
😂😂ኣረ ብስሓቅ 😂😂ይመቺካ 😂❤ከምዝ ከማይ ኣደዋኡ ዝናፈቅ ኣደውአ ብርሃን ገዛ ❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Hermela-z7e
@Hermela-z7e 3 месяца назад
በይዛካ ከይትነብዕ ካልኣይ መዓልቲ ትብሉ ላይክ❤🙏
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@gsjshd3479
@gsjshd3479 3 месяца назад
ማማየይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ❤🥰ተጋርዋይ ኣባ ተክላይማኖት ሓላውክም ይክን🙏
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ምግብነሸ
@ምግብነሸ 3 месяца назад
ናማማ ምክሪ👌ብሓቂ ዘይናትካ አይናትካን ባዕልካ ፅዕርካ እዩ ኩሉ ዝርከብ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ሜሪ-ሠ6ጘ
@ሜሪ-ሠ6ጘ 3 месяца назад
ማሚቲይ ኣበይ እሞ ምስ ስድራክ መንባር ኩሉ ጥዕም እዩ 🎉🎉🎉🎉🎉 ላኣና ውን ፆሎት ግብርልና ብስላም ከንመልስ ናብ ስድራና 🎉😢😢
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 месяца назад
ኣሜን ፅሪተይ ❤❤❤🙏🙏🙏
@cow9570
@cow9570 3 месяца назад
ኤማ ኣይትሕረቅ ማማ ኣሐጊሰናኒ ሎሚዓንቲ😂😂😂😂ንኩሉ ከምኡ ኢካ ተሕርቅ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እወዶ ከፅልእ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@ፅጌዩቱብቻናል
@ፅጌዩቱብቻናል 3 месяца назад
አረ ናትካስ ይፈለ እዩ ምስ መዳመይ ተናዲደ መፂአ ኣሲሒቅካኒ ኣማነይ በርትዕ😂😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@rahenarahena4566
@rahenarahena4566 3 месяца назад
🤪😁😁😁
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 3 месяца назад
😂😂😂😂
@BreFekr
@BreFekr 3 месяца назад
ከመይ አልኩም ተጋሩዋይ 💊💊 አቡነ ተክለሃይማኖት አብዝዘለክምዎ ሓላወውኩም ይኩን ኣሜን በሉ🙏🙏👏 ብስም🙏2⃣4⃣🙏ሳስክራይብ ተሓባበሮኒ ዩቱብይ ሓዳሽ አያዋ ሙቁራትይ🔔🔔🔔🔔
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
አሜን ገይረ ኣለኩ
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 3 месяца назад
ኣሜን፫ ይኩነልና❤ ገይረ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@gsjshd3479
@gsjshd3479 3 месяца назад
ኣሜን❤🥰
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 3 месяца назад
አሜን ገይረ አለኩ❤❤❤
@Hlifit
@Hlifit 3 месяца назад
አሰይይይ ማማዋይ ሓላል ሓቅክን እወ ብፃዕርና ድኣ ንብላዕ❤🥰❤🥰 ብሓቂ አምላክና ወሃቢ እዩ❤🥰❤🥰
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Kusuhabshawit
@Kusuhabshawit 3 месяца назад
ሃምለማዓቲ ይሳሓቁኩይ ግን ንባዕልካ ኢካ ተገርካ ኢማይ ከኣሎ ምንም ክትገብር ኣይትክእልን more love Mom❤❤👸
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@ቃልጓልተዋህዶ
@ቃልጓልተዋህዶ 3 месяца назад
ኣሰይ ላቃሕ መልሳ ኣደዋይ ማዓረይ❤️❤️❤️👈🤣🤣🤣
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@ghbn5526
@ghbn5526 3 месяца назад
ኣማነይ 😂 ወላ ብደንቢ ኣይገለፅ ፕራንክ ከምዝተገበርካ 100/100 እዩ 🎉 ናይ እድካ እያ ማማ ድማ ዕድመአን ዕድመ ማቱ ሳላ ፅድቂ ከም ላሊበላ ይግበረለን ❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Fhdfd-cn6lc
@Fhdfd-cn6lc 3 месяца назад
ዋይ ሰናይ ሰሪሓትልካ ግን ደስ በሃሊ እዩ ናይ ማዘርካ ምክሪ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ ዝሮዝሮ ሓሪፍ ስራሕ እዩ ኢማ ሓወይ ቀልጢፍካ ተመለሰና እሺ❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 3 месяца назад
ማማዋይ ጽርትይ ኣነስ ከፍትወን ማዓትእየ ንኣካ ውን ፍትው እየ ዘብለካ እምየይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@seli-i3g
@seli-i3g 3 месяца назад
ኣደዊተይ ለባም ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ ፈጣረ❤❤❤❤❤💋💖💖💖🙏👏
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 3 месяца назад
ለለ ፈላመይቲ ባዕለይ 😂 እንኳዕ ዳሕና መጻእኹም ገና ኣብ ኣርእስቱ ሪአ ትሓጉሰ ክክ😅
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@dfghhhdfgghh6981
@dfghhhdfgghh6981 3 месяца назад
እፍፍ ዋላ ኣነ ንኣማን ፕረክ ዝገበረኦ መስልኒ😂❤❤❤
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar 3 месяца назад
ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኩሉ ጊዜ ኣምፀአየን ኤማ ሓዋይ ብኘራንክ ዘይኮነስ ብምክሪ🥰🥰🥰🥰🥰
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ጋልዞምጀጋኑተጋሩ-ሠ6ደ
@ጋልዞምጀጋኑተጋሩ-ሠ6ደ 3 месяца назад
ኣጆካ ኢማዋይ ሂወት ከምኡ እያ ንስካ ንማማ ኘራንክ ትገብር ንዓልካ ኘራንክ ኮይንካ ሰኑ ይሞችኪ እንኳዕ ንማማ ዘይናደድካያ 🤣🤣✌️
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@mdimtlaz3182
@mdimtlaz3182 3 месяца назад
ኣሰይይይይ ኣደዋካስ 1000 ዓመት ዳኣ ትንበር ኣዶ ብርሃን ገዛ እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ሓዛካየን ምፃእ ወዲነዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዝሓወይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Hareg675
@Hareg675 3 месяца назад
ቆሲለ ኣባ ጃማ ማዓልቲ😂😂😂 ከመይ ተገሪማ ዓቅሊ 😂ለካ ፈሊጣ ስለ ዘፀንሐት እዩ ፁቡቅ ገበራኻ ግን ተገልቢጠን ክሰርሓልካ ነይርወን ሰኑ ኣይጎበዘትን ብዝኾነ ፁቡቅ ትምህርቲ እዩ ልቦና ይሃበና❤🙏
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d 3 месяца назад
ኡፍፍፍፍ ተመስገን ከምኡ ኢና ንሓርቅ ነርና ንሕና ውን እሰይ ገበራኻ ማማየ ኣሕጊስክኒ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@AbudiAbudi-u3c
@AbudiAbudi-u3c 3 месяца назад
ብጣዓሚ ደሰ ዝበላ ማማ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@ARSEMAArsama
@ARSEMAArsama 3 месяца назад
😂❤❤❤ሰናይት ጠፊእኪ 😮ማማዋይ ብርሃን ገዛ ደስ ክብላኒ❤❤❤❤❤🌿🌿🌿👏
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@salamsere6403
@salamsere6403 3 месяца назад
ክንደይ ሓፍከፍ እየ ኢማየይ😂😂😂😂
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 месяца назад
😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@ሰላምየዝደሊአነ
@ሰላምየዝደሊአነ 3 месяца назад
እሰይይይይይ ማሚተይ ምዓረይ 1000000000000 ዓመት ንበርለይ እሰይይይይይይ ብማርያምካ አማን ሓዎይ ኬትገድፈን ኩሉ ግዜ ሒዝካያ ምፃእ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms 3 месяца назад
ሸር ግበርሉ ተጋሩዋይ ክፈትወም ማዓት እየዋ❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Genet398
@Genet398 3 месяца назад
ኣጅካ ኣይትብከ😂 ማምተይ ፅሪቲ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም ❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ
ሰላም ኣማነይ ኣባጃማ መን እይም ንጥቆመሎም ሃፍቲ ብሃፍቲ ድይዮም ዝገብሩ ንገረና ኣባጃማ ንድውለሎምስ😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣይፅብቁን ክብረተይ ልገብሩ ምኮኑ ንባዕሎም ምሃፍተሙ 🙏🙏❤️
@burhangualkidi3892
@burhangualkidi3892 3 месяца назад
ማሚተይ ፅሪቲ ፅቡቅ ገበርክንኦ ክንደይ መዓልቲ ኢማ ተገኒካ 😂ኢማ ሓወይ ብጥዕሚ ምሃሪ ዛታኣማሕላል ፍካልና ኣጀካ 💪ቀፅለሉ ከነዕብየካእና ፍትወ እዩ ዝብለካ ❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@ትግራይዓለመይእያናዓይ
ከም ልማዓንቲ ኣይተሓጎሰኩን ይሞችየን ኣደዋይን ሰናይትን 🎉 ኤማ ናይ ኢድካ እያ ሶ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@ሚሊጋልራያትግራይ
@ሚሊጋልራያትግራይ 3 месяца назад
ብሃንቀዉታ እየ ዝፅበየካ እማ ሓወይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብልካ ንማዘሪካ ንዓኻዉን ስደት ዘለና ዉን ምስ ወለድና የታሓቃቁፈና ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የነስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 3 месяца назад
ማሚተይ ፅሪቲ ፅቡቅ ገበርክንኦ❤❤ክንደይ መዓልቲ ኢማ ተገኒካ😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@saral600
@saral600 3 месяца назад
እዋይይይይ አማነይ 😂😂😂ዝክላይ አባጃማስ ንዙይ አንጆካ እስካ😂😂😂😂 10ግዜ አብጃማ😂😂😂😂 ፈልጥካስ😂😂😂
@MerfaBajgimv
@MerfaBajgimv 3 месяца назад
ኣባ ጃማ ኣክስረሙካ ኤማየ😁😁ማማዋይ ዒዲመይ ጥዒናይ ይሃብክን ፈጣረ🙏🙏🥰🥰♥️♥️♥️
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@BarchiTube5164
@BarchiTube5164 3 месяца назад
6ተ ባዕለይ ተጋሩዋይ ዝፈትየኩም እንኳዕ ዳሓን መፀኩም ኤማየ ❤🎉 ግን ብገናይ ኣይካኣልኩን 😂😂😂😂😂 ኣባሻማ ዝኮነ ምሸት😢😂😂😂😂😂እሰይይይ ማሚየ❤🎉ሰኒየ 🙏💪💪💪ደስ ኢሉኒ ሎሚ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@BarchiTube5164
@BarchiTube5164 3 месяца назад
ኣባጃማ ግን መን እዮም ኤማ😂😂😂 ዝሮ ገሪሚ ስራሕ በርቱዑ ቀፅሉሉ ዝላዓለ ደረጃ ክትበፅሑ ይምነ ❤❤❤
@mጓልዓድጉደም
@mጓልዓድጉደም 3 месяца назад
ብሐቂ ቁሲልና አባሻማ አነሰ ፀላም በጊዒ ደርሆ ምሰበለ ሳሓቅ ቀተልኒ ኺእልሉ😂😂
@brhaneye9521
@brhaneye9521 3 месяца назад
ፅቡቅ ስራሕዩ ብፍላይ ቱምኽሪ ናይ ኣደዋና ኣማነይ ንፉዕ ኢኻ 😊
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@seni-z1f
@seni-z1f 3 месяца назад
ራብዓይቲ ባዕለይ ደሙሩኒ ናይ ኣማን ቤተሰብ❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@GgG-zr5db
@GgG-zr5db 3 месяца назад
ኢማ በሻቂ ብኽያት እህ 🙆‍♀️ማማዋይ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን 👏እወ ኽብሪ ምስጋና ልግዛብሄር ኣምላኽ ተመስገን 👏🥰ኣጆኻ የኔ ዕንጅሉ 🥰😁😊
@amantube28
@amantube28 2 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ኣፀደኪማርያም
@ኣፀደኪማርያም 3 месяца назад
ማማየይ ፂሪቲ ፅቡቅ ገበርክንኡ ❤❤❤❤ኢማ ክንደግዜ ሰብ ክተብኪ ሰኑ ፅቡቅ ገይሪኪ ከምለማዓንቲ ኣይሳሓቅኩን😂😂😂😂😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@YirgalemG.tsadik
@YirgalemG.tsadik 3 месяца назад
ማዘረይ ደስ ክብላ ብርቮ ቀጽለሉ ማሃሪ ዝኾነ prank እዩ ክንደይ ኣሎ ጠንቆልቲ ዝበልዎ እናሰመዐ ሂወቱ ዘባላሽወ ኣጆኻ ኣይትናደድ ከዓ ንስኻ ጥራሕ prank ክትገብር እዩ ደስ ዝብለካ ማለት ድዩ 😂😂 ክንደይ መዓልቲ የሕሪቅካያ ኣሎኻ ኣበሳ ሰኑ ❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Wahsey21dngley
@Wahsey21dngley 3 месяца назад
ፅቡቅ ገበራካ 😂😂😂😂😂😂ኣደዋይ ጡዑም ምክሪ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ሳምሪሳምሪ-ወ4ኘ
@ሳምሪሳምሪ-ወ4ኘ 3 месяца назад
እሰይ ከምለሚ የተሓጎስኩይ ዓዕንቱ መርበርበ ክሰካብ ዝመስለል እኮ ሓሪቁ ኣማን ካማኣ እያ😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ARSEMAArsama
@ARSEMAArsama 3 месяца назад
😂😂ኣይ ኤማሲ መሕረርር😮 ምስ ወዳእከዋ ኣፀቢቀ ክፅሕፍ😂😂😂❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Lwam.21
@Lwam.21 3 месяца назад
ሰኑ ሕማቅ ገይርኪ ብስሚዒቱ ትጫወቲ ከይለምደኪ ካልኣይ ግዜ ኤማ ለ ንካልኣይ ግዜ ኣይድያካ ንሰብ ከይትነግር ❤❤❤ ንማማይ ለ እድመን ጥዕናን ይሃበን❤❤❤ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤ለለ ኣይትጥፋእ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@smkle7079
@smkle7079 3 месяца назад
ብሓቂ ማሚይ ማዓረይ ዕድመና ጥዕናን ይሃብኪ ግን ከደይ ግዜ እካ ክትሸዌዳ ንማሚ ❤❤ ድማ ላይክ ግጭዌ ሓቅይ እዩ 😁
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 месяца назад
ብሓቂ ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ንኣዴታትና ብርሃን ገፃ 🙏♥️ኣማነይ ተጫዊተናልኻ 😀♥️
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግነ ክብረተይ 🙏🙏❤️
@sarahsarah4584
@sarahsarah4584 3 месяца назад
ሰኑ ይሞቸኺ አሜ ሔነኻ ፍደ ማማየ እድመይ ጥዕናይ ይሃብኽን
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን 🙏🙏😂
@sahalalgg999
@sahalalgg999 3 месяца назад
ብሓቂ ማማዋይ🥰 ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 3 месяца назад
ማማየይ ❤❤ኤማ ዝኩሉ ኣባ ጀማ ኣባ ጃማ ደካም ኮኑ ተርፉ 😂😂😂 ብዝኮነ ሰኑ ይመቸኪ❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@dhqe5723
@dhqe5723 3 месяца назад
😁😁😁
@ፊፊትግራወይቲ
@ፊፊትግራወይቲ 3 месяца назад
ኣሰይ ማሚተይ ፅሪተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ኤማየይ ቀፅለሉ ❤❤🎉😮😅
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 3 месяца назад
ማማየ ኤማየ ዕድመን ጥዕናይሃብኩም ማሃሪ ዝኾነ ቪዶ ብጣዓሚ ፅቡቕ❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 месяца назад
እፍፍ ኤሜየ ሳሓቃ ሞቱኩ ኣባ ጂማ ዘኮነካ ማዓለቲ😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@የቅዱስሚካኤልልች
@የቅዱስሚካኤልልች 3 месяца назад
ጸግኡ የብዝሕ ኣደዊተይ መኣረይ ጽቡቅ ምክሪ እዬ ኣብ ተግባር ክነውሎ ይሓግዘኒ ብልጽቲ ኣዶ ኢክን ኣጀካ ወድነይ ለማን ብብራኒኪ ዘይኮነ ልቢ ሰብ ናጎዳእካ ብምክሪ ብሕቶ ኩሉ ግዜ ነደዋና ኣምጸአየን ሓደረካ ንኣብነት ? ነደዋካ ምክሪ ሕተተለይ 1 ሕቶይ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ስረ ወይ ቅርጽካ ዘርኢ ክዳን ምክዳን ብሃይማኖትና ፍቁድዩ? 2 ንጓል ኣንስተይቲ እንታይ እዬ ማኣርጋ ?
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@netsi2127
@netsi2127 3 месяца назад
እረ ኤማ ግደፍ ኣዴካ ለዋህ እየን ሕጂሲ ሻላ ነጊራተን ፀኒሓ እንበር ማራ እየን ክድንግፃ ነይረን 😢😢 ማርያምን ነሕዋትካ ተደሊካ ግበሮም ንሰኑ ግን ኣመስግና 🤲❤️ታ ናይ መጨረሻ ግን ተመችያትኒ ይኪድ ኣይክድ ኣይምልከተንን ያ 🤣🤣🤣
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@hdjf4
@hdjf4 3 месяца назад
ኣታ ማይተ እየ ሳሓቅ ማሚተይ ፅሪቲ ጥዕምቲ ምክሪ❤🎉🎉
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 3 месяца назад
ኣሙ ሓወይ ብጥዕሚ ምሃሪ ዛታ ኣማሕላል ፍካልና ህያበይ ኣጀኻ ቀፅል ከነዕብየካእና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ፍትው እየ ዘብለካ ኣሙየይ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
ኣነ ግን መፀአን ሰቅ ምሰ ብላሰ ርግፀኛ ኮይኑ ፀንሐ ረአናኣ ግዲ አየን ናብሉኩ ከመይ አልን አየን ዠጠመታኣ ኣየ ማሚየይ ምቅርቲ 🙏💋💋💋💋💋💋
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-uc6yf3dh4n
@user-uc6yf3dh4n 3 месяца назад
ኤማ ምስሊ ኣዲኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ምስ ኣዴካ 🙏💛💛
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን 🙏🙏❤️
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk 3 месяца назад
ማሜየ ኣሕግስክንክናን ክንደይ ማዓልት ክፃወተልክን😂 ፁቡቅ ገበራካ 😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@flfu5333
@flfu5333 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ኣድዋተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ኤማን ሓወይ እውን እጅካ ዝፍተውካ ካብ ስድት ምፃእ ሐድ ማዓልት ክረክብን እዩ ንማማ እውን ተስፍ ይግብር ምስ ፈጣረ ኣድዋተይ ምስልን እዩን ዝስምዓን ክሉ ነገርን ንዓይ እውን ክንድ እባ እና ክንድ ኣዳ ክንድውዲኒ ክይኑ ዝዓብይትን እዩም ብጣዕሚ እዩ ዝፍተዋ❤❤❤❤❤ ኣባይ ን ውዲኒይ እውን ክሉግዜ ኣብ ልቢይ እየ ዓለም 😢😢
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@RozaRoza-iu8gk
@RozaRoza-iu8gk 3 месяца назад
ናማንኪን ማማይ ምቅርቲ አግዚኣብሔር እዩ ዘሀፍትም
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@mlatasay
@mlatasay 3 месяца назад
ኣሰይ ገበርክን ማማየ ሰንየ ተወሳኺ ተይተቃደምክይ ፖራንክ ግበረዮ 😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Betelhem153
@Betelhem153 3 месяца назад
ኣደይ ምቅርቲ ane sebayey ገዲፈ ነዓኹም yri
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
😂😂🙏🙏❤️
@aluhabeshawit2680
@aluhabeshawit2680 3 месяца назад
ወለድና ቃላቶም ምጥዓሙ ❤አዴና ክብረት ይሃበለና ልምክሪ🥰🥰
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 3 месяца назад
ኤማዋይ መሕረር ተገኒካዶ😂 ግን ይመቸካ ብጣዕሚ እየ ዘድነቀካ ቀፅሎ ኣደዋይለ ዕድመን ጢዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 3 месяца назад
ማማየይ ፅቡቅ ገይርክን😂😂❤❤❤❤ዋዉ ናይ መጨረሻ ምከሪ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ናይ ኣዶ ምክሪ ሰሚዒካ ዘይምነዉ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏❤️❤️
@gullala4624
@gullala4624 3 месяца назад
አነከሲ ታኮይና እያ ዘይትዓብድ ኢለ ያ ፅብቅ ገበረትካ ሰኑየይ 😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 3 месяца назад
ሓቅክን ማማዋይ ስራሕካ ምብላዕ ፅቡቅ❤🙏✝️
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@haftomtariku
@haftomtariku 3 месяца назад
ኣማነይ ግን ትዝንግዕ ኣለኻ ካልእ ድማ ንፕራንክ ኢልካ ኣይስገድን ስግደት ንሓደ ፈጣሪናን ናይ ኣምልኮ ስግደት ከምኡ ድማ ንመልኣክት ናይ ኣክብሮት ስግደት ነታ መተካእታ ኣልቦ እኖ ኩላትና ድንግል ማርያም መመኪሒትና እምበር ንማንም ኢልካ ከይትሰግድ ሰይጣን ስልጣን አለዎ እዩ ብኸመይ ከም ዘታልለና ብደንቢ እዩ ዝፈልጥ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ደስ ዝብላ ፈጣሪአን ዝኣምናን ዝልምናን ኣዶ ኣለዋኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ኣጀዃ ኣማነይ ብጣዕሚ ስለዝፈትወካ እየ በተለይ ሰበይተይ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ሓፍቲስውእ
@ሓፍቲስውእ 3 месяца назад
የስስስስ ልቀሐን መሊሰን ማማና ሰናይት ኤማለ ኣይትናደድ 🤣🤣🤣
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 3 месяца назад
😂😂😂 አባ ጃማ ማዓልቲ ቃትልካና ሳሓቅ ማማዋይ ማዓረይ አነስ ክፈተወኖ ማዓት እየ እነ እበተይ አላትኒ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ናዓአ መስለን ተስምዐናኒ በጃካ ባ ናይ እመብራሃን ስእሊ አድህኖ አስርሕካ ስጦታ ሃበለይ ንማማ❤ ፈስብካ ውን ስእነዮ ብቃደማይ ስጦታ ንስብ ትህበለይ እለካ ነይረስ ወዲኖ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 3 месяца назад
@@amantube28 ናፈስብካ ስም ላአከለይ
@ስሌናTube
@ስሌናTube 3 месяца назад
ብሓቂ ጎይታ ይህብ ጎይታ ይከልእ ,ኣባ ጃማ ተዘህፍትም ንባዕሉ ምሃፍተመ ብሓቂ ናይ ኣዴታትና ምኽሪ ልዕሊ ሰበኽቲ እዩ ቃለ ህይወት የስምዐልና ኣዴና❤. ሰኑ ግን ተጋግያ ንኣዴካ ናትካ ደጋፊት ክኮና ነጊራ ንዓካ prank ክትገብረካ ኔርዋ ምኽሪ ከምዘለዎ ኮይኑ.
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@RfdDyg-z9x
@RfdDyg-z9x 3 месяца назад
ጋል እንስተይስ ነብሳ እንተወዲቃስ ስባኣየ ኣይፍትዎን ብትክክል😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ 3 месяца назад
ኳዕሰይ ኤማዋይ ኣደዋይ ግን ይሞቸያ😂😅
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ9ሠ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ9ሠ 3 месяца назад
ዋይ ኣቦጃማ ቀፅለሉ ኤማ ምንጪ ሳሓቀይ ሰኑ ካዓ ዃዕ ልቃሕኪ መለስኪ😂😂😂 ማሚተይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@aynalemaynalem-xb9qo
@aynalemaynalem-xb9qo 3 месяца назад
ከምዙይ ገይርካ ፅፍፍፍ መልእክቲ ከይተሕልፈናስ ንማማዋይ❤ ተደንግፀን ሓሲብካ ነይርካ እንኳዕ አይተሳከዐልካ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
ኢማ😂መሕረር እሰይ ገበረት አሜን ማማዋይ ሽኮር ብሓቂ ሰራሕካ ትዕወት ኣባ ባጃማያ😂 😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 3 месяца назад
ይገርም እዩ😂
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 3 месяца назад
​@@amantube28አማነይ ሽኮር ሎሚ አይተሳከዐልካን ናይ አባጃማ😂ማማየይ ወለላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ እመብርሃነይ ፅላል ትኹንኩም ምስ መላእ ስድራኹም ማማየይ ምክረን ደስ ክብል ተመስገን ብሓቂ ናብ እግዚአብሔር አምላክ ምምስጋን እምበር❤ ናብ ጠንቋሊ ምካድ ሓጥያት እዩ😢
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት 3 месяца назад
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ማሚተይ ፅብቅቲ ምክርክን ደሰ ክብል❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏
@Maki38916
@Maki38916 3 месяца назад
ብሓቂ ማማዋይ እግዚአብሔር ኩሉ ከምዝፈቀዶ እምበር ንሕና ናይ ድያብሎስ ኣገልገልቲ ኣይኮናን ግን ንሱ ስዒሩና ሃይማኖትና ረሲዕና ገንዘብ ፈተውቲ ኮና ፍቅሪ ጠፊኡ ብጣዕሚ ሃፍትን ካሊእንውን ኩሉ ክነርክበሉ ኢና ብቻ ጥዕና ከምቲ ጥበበኛ ሰለሙን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ንሰሓቅ ንብኽያት ንድኽነት ንሃፍቲ ንሓዳር ንፍቅሪ ኩሉ ግዜ ኣለዎ ዝበለና ኣጆና ካብ እግዚአብሔር ኣምላኽና ካብ ሃይማኖትና ኣይንርሓቅ ኤማ ሓወይ ቀልዲ ምስ ቁምነገር ንዝርደኦ ንእሽተን እዩ ዘድልዮ የቀንየልና ከምዚ ቁምነገር ሓዘል ዘለዎ ስራሕ ኣምፀልና ሳብስክራይብ ኣይገበርኩኻን ነይረ ሕጂ ገይረካ ኣለኹ ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ኣደና ብዘይ ፕራንክ ብምኽሪ ኩሉ ግዜ ኣምፀልና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ተጋሩዋይ ኣበራትዕዎ ንዓይለ ደምሩኒዋ😍✍️
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@ምግብነሸ
@ምግብነሸ 3 месяца назад
መእተዊ ሰለዘይትገብረሉ እዩ ዝወቅሰካ ዘለዉ ሎማዓንቲ ግን ፅቡቅ መእተዊ ገይርካሉ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ማሚተይ ፅሪት 🌍ይ ምክረኪ ደስ ክብል ምክረይ ለባመት ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ማሚተይ❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@brllabay3842
@brllabay3842 3 месяца назад
ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ይብካ እግዚአብሔር አምላክ ብጣዕማ ደስ ዝብል ምክሪ ❤❤❤🥰
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@gallwejerat147
@gallwejerat147 3 месяца назад
ኣደዋይ ማዓረይ ደስ ክብላ ብሓቂ ሰርሕካ እዩ ልህፈተም ንስካ ውን ልቃሕኻ እያ ብዝተረፈ ይመችኹም❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@HsanAhmad-o7m
@HsanAhmad-o7m 3 месяца назад
ኣደይይ ጽርትይ ኣነስ ክፍትውን ማዓት እየ ንኣካ ውን ፍትው እየ ዘብለካ እምየይይ💞💞💞💞❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th 2 месяца назад
ግን እማ ማማ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ዘይተፈትዉ ኣይተጨንቃ
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk 3 месяца назад
ማማዋይ ምኽርኽን ደስ ክብል❤❤
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ህልም
@ህልም 2 месяца назад
ብሓቅ ፅብቅ ዕላል ማማ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 3 месяца назад
Your mother is very good and nice adorable our sister that nice woman Tigray, God bless you Amen 🙏 🙌 Amen 🙏 thank you mother
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Samri2119
@Samri2119 3 месяца назад
ከምለማዕንቲሲሕቀ ኣይፈልጥን ብጣዕማእዩደክሚኒ ነይሩ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@ትግራይእያሃገርይ
@ትግራይእያሃገርይ 3 месяца назад
ናይ መጨረሻ ምኽርካ በጣዓሚ ገሪምኒ ብሩኸይ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣደዋይ ምስ ወድክን❤🙏
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@SarahApadi
@SarahApadi 3 месяца назад
ዋይ ኣማን ኣስሕቕካን ብሓቅ😂😂😂 ካቡኡ ለለ ኣይትሕረቕ ፕራንክ ለሎ እዩ ምስ ኣደኻ ኩሉ ጡዑም እዩ ኣንሕና ውን ስደትና ኣሕፅሩ ብሰላም ንዓድና ይመለስና ደቅ መዳመይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@rfduv1457
@rfduv1457 3 месяца назад
ኣደዋይ ምዓረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ኣማን ሓወይ♥️♥️♥️👍
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@hgggggh2466
@hgggggh2466 3 месяца назад
ኤማዋይ ኣሕዚንካኒ ለመዓንትስ ዝሮ ሰናይት ኣጆኪ ቀዲምኪ ግበርዮ😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
😂😂🙏🙏❤️❤️
@nannen91
@nannen91 3 месяца назад
ወይ ኣነ ትዝከን ኣባላሽክያ ከምኣ ክትከውን ኣነበራን ዛብራክ ኣደይ እውን ኣሜን ክብላ ነርወን ኣደይ እውን እንሃ በሎ ክብላካ ነርወን ሽዑ እዩ ነሩ ትብራክ ዋይ ኣነ ሽዑ ክትዓብድ ነርካ እካ ርግፀኛ እየ ግን ይመችክም ደስ ባሃልቲ ❤ሓደ ማዓልቲ ክሰርሕ እየ ምስካ
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@salamsalam6988
@salamsalam6988 3 месяца назад
ዝኩሉ ኣቦ ጅቦ ኢልካስ ፕራንክ ዘየለ 😂
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
🙏🙏❤️
@e.t.777
@e.t.777 3 месяца назад
ኣማነይ ኣጆካ ኣይትናደድ ኢድካ እዩ ዝሓወይ so ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 3 месяца назад
ማማየ ❤መዓረይ ናማንኪ ንባዕሉ😂 ዘይሃፍተመ ንዓኻ ከፍትመካ😂 ሰኑየ😂❤ ፅቡቕ ገበርኪ ሎሞዓንቲ❤🎉
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@YsHd-ei6ws
@YsHd-ei6ws 3 месяца назад
ማሚየይ ፅርቲ ዓለም 💜🥰ኢማየይ ምስ ማዘርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኢማዋየይ💜🥰💜🥰
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@MeazaTube12
@MeazaTube12 3 месяца назад
ዋውው ኣማን መሕረር ሕጂ ዶ ተረኺብካ😂😂ውይይ ግን ኣሕዚንካኒ ብኽያት መፂኡካ😢 ዋይ ናይ ኣባ ጃምዓ ነገር ግን🤣🤣🤣🤣🤣 ናይ ዘን ሰበይቲ ነገር ዓመታት ምሉኡ ስብኣይኪ ናብዝከደይክድ ኣይምልከተንን ዝብል ኣብ ክሳደን ተሓንጊጠን ኣሕሊፈንኦ🤣🤣እና ቀፅሉሉ ጎብዙ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 3 месяца назад
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
Далее
ፈኪ ሁሉም ያልፋል😌😌
12:40
Просмотров 6 тыс.