Тёмный

ትሕሸይ ተናዲዳ 😞 ማሚ "ናብ ገዛ ኣይትምፅኢ" ኢላትኒ || ናይ ራህዋ ቻነል👉@rahwahagos3060 

Kidan Tube
Подписаться 38 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

welcome to kidan tube.please subscribe my channel. contact us 👉 +251927407052
follow 👇
👉 facebook
/ kidan.zerabruk.9
👉TikTok
www.tiktok.com...
👉 Instagram
www.instagram....
#kidan #tigrignacomedy #comedy#howto #prank #familypranks#howtomakemoneyonline #howtomake #ትሕሽ#eritreanbestguayla #tigrigna_music#howtomakemoneyonline #tigrayan_shorts#howtocreateyoutubechannel #tigrignadrama #dwnews#tigraynews #tmh #hdmonanebarit #neshneshtv #maggy #kidantube#ትግራይ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግርኛኮሜዲ #eritreanmusic #eritrea #eritrean #eritreancomedy #eritreanwedding #reality #realityshowdrama#ሰርፕራይዝ

Опубликовано:

 

8 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 429   
@rahwahagos3060
@rahwahagos3060 Месяц назад
ሰላም ኽቡራት ቤተሰብና 👋 ናተይ ቻናለይ (ዳ ራኪ) እውን ሳብስክራይብ ግበሩታ ኢኹም 🙏 ንእሽተይ ንማሚ ንቡን ትኾን ተሓገዝክዋ ኢለ እየ 😊 😂
@tseghegirmay1
@tseghegirmay1 Месяц назад
@@rahwahagos3060 መዓረይ እሞ ምለሲ ገዛይ ረአዮ 😂🙏
@rahwahagos3060
@rahwahagos3060 Месяц назад
@@tseghegirmay1 🙏❤🙏❤ገይረለኹ😊
@Haregte
@Haregte Месяц назад
@@rahwahagos3060 ሀዚ ግርምም ብሰላም ምፅና ራህዋየ ለባምም🥰🙏
@rahwahagos3060
@rahwahagos3060 Месяц назад
@@Haregte ናይ ኩልግዜ ደጋፊትና ❤🙏🙏🙏
@__-wj7zq
@__-wj7zq Месяц назад
​@@rahwahagos3060 _ኣብሽሪ ራህዊሽይ👸😍_
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal Месяц назад
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ድንግል ማርያም ኣዶይ ኻብ ኽፍእ ዝበለ ትሓልኹም🙏🤲🙏❤️ ሳብስኽራይብ ትሓባበሩኒ ሽኾራተይ🙏❤️❤️🌅
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 Месяц назад
ኣሜንንን ማዓረይ ንዳማመር በሊ❤
@Slamah-js3ou
@Slamah-js3ou Месяц назад
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ረህዊሸይ ናይ ብሓቂ ብመዙሙር ሐስጋና እዩ ከሓልፍ ዘለዎ❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Месяц назад
_ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ራህዊሽይ ጽርይቲ😊_
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ኣሰይይይ መቅራተይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ለባመይ❤❤❤🎉🎉🎉 ብሩክ ወላድ ካብ አግዚአብሔር አምላኬ እዩ ብሓቂ በፈለተይ በዘይፈለተይ ወለደና መሰለና እዩ ደጊም ዓብየ እየ እና በልና አሕዝነዮም ኢና ምዕበለ እና መሰለና ካብ ትአዛዝ እግዚአብሔር ረሕቅና😢
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ Месяц назад
ራህዋ ሓቅኪ ኢኪ ብጣዓሚ ሃይማነትናይ ባህልናይ ይጠፍእሎ ብጣዓሚ መሕዘኒ እዩ ተሐሸይ እወን ሓቂ ኢኪ ምክንያት ወለድና ናብ ሕማቅ ነገር ከይንከዶ እኩም ሰለ ትፈርሑ ተመክርናይ ተምዕድናይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@GefdvfGefdvfecDc
@GefdvfGefdvfecDc Месяц назад
አሰይ ከመዚ ዝበለ አታዓባብያ ደስ አዩ ዝብለኒ ስነስርዓት ንባዕልካ አዩ ቀፅሉሉ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@fhhjf9904
@fhhjf9904 Месяц назад
ዝመራ መላእክቲ የስምዐና 👏👏 ራህወሸይ ለባም ተሐሸይ ተናዲዳ አየ ወላድት ማለትኳ ትፈለ እያ እዮብ መላሲ ሓዊ😂 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
@HelenMeles-nu5re
@HelenMeles-nu5re Месяц назад
ዋይ አይትኮርይ ትሖሸይ ብጣዕሚ መምህሪት እያ እኮ ሰሪሓ ራህውሸይ አነስ ትኹርይ ዘይመስለኒ ነይሩ ትሖሸይ ኮራይት ምኻንኪ ሎማዕቲ ፈሊጠ ሳሓቂት ጥራሕ ኢኺ ትመስልኒ ነይርኪ😂😂 ደቅኺ ብጣዕሚ ብሩኻት እዮም አጆኺ ትሖሸይ❤❤❤❤❤❤
@kisanet4715
@kisanet4715 Месяц назад
ስድራ ትሕሽ ክትፍተዋኒ 🎉🎉🎉🎉❤🇪🇷
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@SalemFtsum-sz9kj
@SalemFtsum-sz9kj Месяц назад
ብሓቂ ለባመይ ❤ እግዚአብሔር ኣብ ፁብቅ ደረጃ የብፅሕኪ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
​@merhawitmuaz1619 ደምረኪ ንዓይም ደምረኒ
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት
ረህውሸይ ብልፅቲ ዝማሬ መልኣክቲ የሰመዓና❤
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh Месяц назад
ናይ ባሓቂ ራህዊተይ ኣሸንዳ ክንምስግናለ ዝግባኣና እዩ የኔ ለባም እኮ❤
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
አንዳ ትሕሰይ ማዓረይ አንኮዕ ብሰላም መፂኣክን ዋይ ትሕሸይ ማዓረይ ብጃኪ ከምኡ ኣይትብሊዮም ንደቅኪ ዋይ ራውሸይ ማርያምን ብኽየ😥 ዋይ ከምኡ ኣይትብልያ ሓቅኪ አንድኪ ግን ማዓሮ ባዓልኪ ትፈልጢ ኣይትብሊያ ዋይ😢🙏 ኣይትኾረዩዉን የቅርታ አኮ አላትኪ ትሕሸይ ማዓረይ ቅሰ ኣብልኪ ምኽረያ አብር ብችዲ ችዲ ዘመፀአ ለውጢ የልን ሓቅኪ አንድኪ ግን ደቅኪ ምእዙዛት አዮም ናትኪ ዠሮ ራውሸይ ማዓረይዉን ናዓና ማሃሪ አያ ሓስባቶ ፅብቅዉን አዩ ኣብ ቃፂሊ ብፅብቅ ንዕነ 🙏🙏🙏🥀💋❤❤
@EleniGidey-v5u
@EleniGidey-v5u Месяц назад
ኣብየት እዮብ ግን ተራስና ዲኻ ዘላኻ ንእሽተይ ሓፍተይ ኸምኡ ትገብር ነይራ ንማዘር ትሕሽላ ነይራ❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@tigitigi634
@tigitigi634 Месяц назад
ጎበዝ ቅድምያ ምስጋና እሜቤት ማርያም ራህዊትይ ቆንጆ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Месяц назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ራህዊተይ ፅብቅትን ርግዕትን እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓብዪ ደረጃ የብጽሕኪ ተሐሸይለ ናትኪ ዕቤት ሪአ ትሕጎስ❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ዋይዋይ ትሕሸይ ከብድ ወልድ አዩ እኮ ኮይንዋ ትሕሸይ አምላክ ባዕሉ ቀፅዒልኪ አዩ ብሩክት ቆልዓት አለውኪ
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 Месяц назад
ትሐሸይ ማዓረይ ለባማት እዮም ደቅኪ ኣይትኮርይ መምሃሪ ክኮን እያ ኣምፂኣቶ ኣብ ደገ ምምሻይ ፅቡቅ ኣይኮነን ማለታ እዩ❤
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و Месяц назад
ተሐሽ ትክርዪ የብልክን ጋልኪ ለባም እድብቲ እያ ብራኪ ደሞ ዘሎ እዩ። ኣቅልል ኣብልዮ ራህዋ ግን ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት እያ🎉❤
@FycgXhu
@FycgXhu Месяц назад
ራህዉሸይ ምቕርተይ ንእሸተይ ደንጊኺ ንእሸተይ እምበር ተሐሸይለ ንዓና መምሃሪ እያ ሓሲባቶ❤ ብዝተረፈ የፈትወኹም እየ
@fanueldori9718
@fanueldori9718 21 день назад
Kkk ወይ ራህዋ ግርም መሕበኢት ባዓቲ ረኪብኪ ታ መሕበኢትኪ ብጣዕሚያ ተስሕቀኒ ናብ ቆልዓይ እናዘከረትኒ ትግራይ ዓደይ ዓምብብለይ ሰላምኪ በረከትኪ ኣብ ቅድመኪ ዩ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Месяц назад
ራህዋየይ ሰይትነትኪ ከየድነቅክኪ አይሓልፍን ❤ ❤❤ናይ ወላዲ አብ ፍርኡ ኢካ እትርእዮ❤❤
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe Месяц назад
ሓልዮት ናይ ወላዲት ግን ይፍለ እዩ ራህዊተይ ንትሕሽ ጋብዝያ❤❤🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይ ግበርለይ
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Месяц назад
የቅኒየልና ራህውሸይ ዓቢይ ቴ/ቲ'ዩ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ😊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ😊
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 Месяц назад
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና ራህዉሸይ ዓሳዲ✝️👏❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 Месяц назад
ራህዊተይ ለባም ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ለሕለፍክዮ😂 ተሐሽ ግን አይትኮርዪ ወለላይ ይርደአኒ እዩ ኣደ ሰለ ዝኮንኪ ግን ብራንክ አዩ ክትብለኪ ከላ ተረድእለ ሶ ይ ፈትወክን እየ❤❤❤
@AaakAaak
@AaakAaak Месяц назад
ራህዊተይ ፅብቅቲ ኪዳነይ ተዓዲልኪ ጓለይ ልራህዋ ክትመስለለይ ተመንየ❤
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Месяц назад
ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ራህዊተይ❤
@genet1261
@genet1261 Месяц назад
ዓዊላ ያ😂😂😂ኣየ እዮብ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን 🎉❤
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ Месяц назад
ውይ ትሓሾይ ማርያምን ኣሕዚንክኒ😢 ራህውሸይ ሓደራኪ ለኣደዋኪ ዘሕዝን ከይትገብሪ 😢
@KgghkVvmgg
@KgghkVvmgg Месяц назад
ተሐሸይይ ምስ ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
ኣምላኽ ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ራህዊተይ እሰይ ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ምቅርተይ🎉🎉🎉❤❤❤
@ggffyff4753
@ggffyff4753 Месяц назад
ዝማሬ መልአክት የሰመዐልን ጽርይቲ🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
@mmn7636
@mmn7636 Месяц назад
ትሕሸይ የትኾርይ ባ ብጣዕሚ መምሀሪት ፕራንክ እያ ራህውሸይ ለ ኣይተንውሕዮ እቲ ፕራንክ😂😂😂
@Haregte
@Haregte Месяц назад
ራህውሸይ ዝማሬመላእክቲ የስመዐልና 🤲 ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ናበይ ንኸድ ኣለና የታሓሳስብ እዩ😢
@herilove7188
@herilove7188 Месяц назад
ተሐሸይ ፕራክ እዩ ኣይትኮርይ 🤣🤣🤣 ብጣዕሚ መሃሪ ፕራክ ራህውሸይ 🥰
@yacobtesfai2586
@yacobtesfai2586 Месяц назад
Kiዱ ኣይትናደዲ ዝሑል ማይ ስተዪ, ራህዋ ከኣ ንኪዱ ዝምጥን ፕራንክ ግበሪ ኣይተክብድዮ ኡይይይይይ እንዳበለት ጎረባብቲ ከይተሰንብድ ንባዕላ ሰንቢዳ😃 ግን well done Rahwa👏👏👏
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
እዮብ መናኸስ ዓዉላ እያ ዘላያ😁
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it Месяц назад
ፍትዋተይ ❤😊አሰይ ራህውሸይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ለባመይ ናይሎሚማ ብተን ጎየልቲ ጉሂና ብተን ክቡራት መዘምራን ግን ተፈዊስና ብሓቂ የሕዝንለ😢 የሐጉስለ😊 ኔሩ
@titial9069
@titial9069 Месяц назад
ዝሜሬ መላእክቲ የስመዐና ራህውሸይ ፅብቅቲ ❤❤ዝፈትወኩም ስድራ ኣይትኮርይ እባ ተሐሸይ 😢
@binyam1578
@binyam1578 Месяц назад
ቴሕሸይ እዋእ😮 መንእሰይ እካ እያ ከማኪ አይበጽሔትን ግን ከኣ አብዚ እዋን ሐቅኪ ኢኪ ናይ መንእሰይ ግዜ አይኮነን 🕊🔔☔️🙏🏼🥰😇
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ራህዋ ፅርቲ ብሓቂ ዓባይ ት/ቲ እያ❤❤ ኩለን ኣዴታት ከም ትሕሸይ እንተ ዝኮና ፅቡቅ ነይሩ ምክንያቱ ደቅና አብይ ዉዕሎም አምሽዮም እንታ ይርኡ ስለ ዘይንቋፃፀሮም አብ ሕማቅ ደረጃ አብወደቁይ ነይሮም ለሚ መን እዩ ንወላድኡ ዝምእዘዝ ካብ አምላኽ ዝረሓቅና ወለዶ እና ብጣዕሚ የሕዝን😢😢😢
@genet1261
@genet1261 Месяц назад
ራህዋ ግን ክንደይ ስዓት ኣቡኡ ኮፊልኪ😂😂😂ተሓቢእኪ
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc Месяц назад
😅😅😅
@rahwahagos3060
@rahwahagos3060 Месяц назад
ሓደይ ፈረቓይ 😖😂
@Juandb-dn6vi
@Juandb-dn6vi Месяц назад
​@rahwahago😂😂😂s3060
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
​@SelamHaftu-qz3qc ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
​@@rahwahagos3060 ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@FgfGgg-e7o
@FgfGgg-e7o Месяц назад
ኣይትኾሪይ ትሖሸይ ማዓረይ❤❤🎉🎉🎉
@TsegaTsega2119
@TsegaTsega2119 Месяц назад
ኣየ ትሖሽ ጓልዛ ፈስፋስ ሞይተ ተጋሩዋይ😂😂
@ጋልትግራይ-መ7ፐ
@ጋልትግራይ-መ7ፐ Месяц назад
ኣሰይ መቅሰናት ስድራ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ትሕሸይ ምስ ስድራኺ ❤🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@menkemegziabihar8699
@menkemegziabihar8699 Месяц назад
ጋልዛ ፈስፋስ ያ ዋይ ትሐሽዋይ ማዓረይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@መድሃኒኣለምይኽበርይመስገ
😂😂😅😅😅ስሓቅ ሞይተ ኣየ ትሖሽ
@Hani-w9i
@Hani-w9i Месяц назад
ኣብየት እየብ ከራስን 😂❤
@SasssHadc
@SasssHadc Месяц назад
ቻነልኪ አብኒ ምውፃእ ራህዋ❤
@rahwahagos3060
@rahwahagos3060 Месяц назад
🙏❤🙏❤
@GefdvfGefdvfecDc
@GefdvfGefdvfecDc Месяц назад
ትሑሸይ መክበሪት ሃይማኖና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤💗💗💗💗💗🥰🥰🥰🥰
@ifhd4442
@ifhd4442 Месяц назад
ራህውሸይ ድምቅቲ❤❤🥀🥀🥀
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Месяц назад
ኣይ ራህዉሽ መሕረር ግደፊ ንማሚ ኣይተናድድያ 😁♥️
@kahsaymekonen5810
@kahsaymekonen5810 Месяц назад
ሓቃ እያ ንካልኣት ቆልዑ መምህራይ ይከውን እየ ወላዲይ ከመይ ሀምዝጭነቅ መምሀራይ እዩ ካልእ ድማ ፕራንክ ክትብሃሊይ ከለኪይ ኣይትቆጥዒይ ወይድማ ፕራንክ ደው ኣብልዩ 😂😂😂😂
@ahmadk4740
@ahmadk4740 Месяц назад
ኣየ ኣዶ ሽሕ ዓመት ንበሪ ራህዊሸይ ብከምዚ ኣይትፈትንያ ከብዲ ወላድ ተዋዳደሪ የብሉን ዝያዳይ እንኳን ኪዱ ጅግናስ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርነ ማዓረይ❤❤❤
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
እዮብ መራሰኒ ቀደም ጓል ሓወበይ ንወላዲተይ ከምኡ እናበለት ተራስነለይ ነራ 🥰🥰🥰🥰
@ahmadk4740
@ahmadk4740 Месяц назад
ዮም ፍስሃ ኮነ ራህዊተይ ሽኮር ርግዕቲ ቀፅልሉ❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@GgHh-gw2fh
@GgHh-gw2fh Месяц назад
💘💘💘💘💘🙏🙏🙏🙏🙏💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@ሰላምየዝደሊአነ
@ሰላምየዝደሊአነ Месяц назад
ትሐሸይ አይት ኮርዪ ብጣዕሚ እያ ምሃሪት ብራንኪ ሰሪሓ
@GiremawetHaile
@GiremawetHaile Месяц назад
Gobezzzzzz❤❤❤❤❤❤❤❤ sene serat Zelwa kola e/r yebrkeki mareyyyyy
@ተመስገንተመስገን-ቈ1ተ
እዮብ መናኸስ ኣውላ እያ ዘላያ😂😂😂❤❤❤
@salamaaa905
@salamaaa905 Месяц назад
ተሖሸይ ተገኒኪ ኢኪ በቓ ኣይትኮርይይ ራህዋየይ ለባም እያ ❤❤😂😂😂😊
@ssll7812
@ssll7812 Месяц назад
ራህሸይ ምቅርቲ❤🎉🎉🎉
@galdestatsuruy
@galdestatsuruy Месяц назад
ብጣዕሚ ዓብዪ ት/ቲ እዩ ተሐሸይ ኣይተኮሪያ ንራህዋ ብጣዕሚ ጎበዝ እያ ዝማሬ ማላእክት የስመዐና 🎉❤🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ Месяц назад
ራህዋ እዮብ ❤❤❤❤
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro Месяц назад
ዋው ዋው ከም ሎምዓቲ የኮረየቲ😢😢😢😢
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ Месяц назад
ብጣዕሚ መማሃሪ እዩ ኣትኮርይ ተሐሸይ 🙄🤣
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@menkemegziabihar8699
@menkemegziabihar8699 Месяц назад
እዮበይ ግደፍ❤❤❤❤ ኣይትናሽራ🎉🎉
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Месяц назад
እዮብ መናኻኸሲ ራህዋየ ሽኮር❤😂ይመችኹሙ 😂
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ Месяц назад
ራህዋዬ ለባመይ❤❤❤❤❤❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Месяц назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤
@Tgraweyti1221
@Tgraweyti1221 Месяц назад
እዮብ ልምንታይ ትቅልቀላለካ ሃየ ከይትግጥመካ ትሐሽ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብሰክራይብ ግበርለይ🎉
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Месяц назад
ትሕሸይ ራህዋ ንት/ቲ ኢላ እያ ዘቅረበቶ ቡዝሕ ክተካብድዮ አይኮንን
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Месяц назад
_እዮብ ግን መራስኒ ገይራ ዓውላ እንኣ ያ😅😅ትሕሽይ ማዓረይ ኣሕዝናትኒ ኣየ ወላድት🥺🥰_
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@genet3442
@genet3442 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ትሕሸይ ለባመይ ማዓረይ ይዝክር ወለደይ ከሙኡ ይቡሉ ነይሮም 😢 ሰደት ሕሱም ሰደራይ ከሙኡ ይቡሉኒ ነይሮ ኣነዉን እሺ እየ ዝብሎም ነይረ ማራ እየ ዝፈርሕ ነይረ ኣኘዉን ቡዙሕ ምዉፂእ ኣይፈትይ ነይረ ትሕሸይ ለባም ወለዲ ከሙኡ ኪከኑ ኣለዎም😂❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@genet3442
@genet3442 Месяц назад
@@Almi_Alm እሺ
@DjJh-qm2er
@DjJh-qm2er Месяц назад
ኪድዋይ ኣይተናደዲ❤ ምክንያቱ rich ብምክንያት ገይሮቶ ምስቱ ጊዜ ልከይድ ነገር አያ ገይር ዓብይ መልእክቲ እያ ኣሐሊፍ (1) እቲ ምዕጋት ደቂ ኣንስትዮ (2)ክርማት እዩ (3) ነገር ለ ጓል ኳይና ደገ ክተመሲ የብላን ኢላ እያ ኣብ ወለድና ልመፅእ ፅዕንቶ ክተርደእ ስለ ዝደለየት አያ rich ከምኡ ገይሮቶ ዘላ😢
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px Месяц назад
ትሕሸይ ኣይትሓይል ተክእልኪ ምክሪ እምበር ኣይተፊራሪሕያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን🎉
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px Месяц назад
@@Almi_Alm ጨለ
@Selam-ib3zu4io1f
@Selam-ib3zu4io1f Месяц назад
ትሐሸይ ማዓርይ❤❤
@Haregte
@Haregte Месяц назад
ራህዋየ ዩቱብኺ ግን የለን??
@rahwahagos3060
@rahwahagos3060 Месяц назад
❤🙏❤🙏❤ ኸዚ ከቐምጥ እየ እሺ🙏😊
@tseghegirmay1
@tseghegirmay1 Месяц назад
@@Haregte ሰላም ♥️
@Haregte
@Haregte Месяц назад
@@tseghegirmay1 ሰላምኪ ይብዛሕ👋👋
@marmar-vh2og
@marmar-vh2og Месяц назад
ሰለም ክውራት አሕዎተይ ናተሕሸ ተከታተልቲ ሰብሰክራይብ ግበሩለይ ንዓይውን 🙏😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@marmar-vh2og
@marmar-vh2og Месяц назад
@@merhawitmuaz1619 ጌረልከረእየ ፅባሕ መልሰለይ😍🙏
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ Месяц назад
ኣነ ከም ተሐሽ ጠንካራ ኣደ ክኸውን ደቀይ ከም ራህዋን እዮብን ክኾኑለይ እየ ዝምነ ብፍላይ ኣብ እምነትኩም ዘለኩም ተገዳስነት አምላክ ወሲኩ ጸግኡ የብዝሓልኩም ይፈትወኩም እየ ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@Iiiiiidhfh
@Iiiiiidhfh Месяц назад
ኣሰይ ፁሩያት ራህዋ ሸኾር😊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ😊❤🎉
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 Месяц назад
እዮም መራሰኒ አነ ኮ ከምኡ ዘይገብር ያ😂😂😂😂ትሕሸይ ኣይተናደዲ😂😂
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@YrgTryg
@YrgTryg Месяц назад
𝚂𝚑𝚔𝚘𝚛𝚊𝚝 𝚜𝚍𝚛𝚊♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@Freta__agame_
@Freta__agame_ Месяц назад
😂😂😂ኣይ ተሕሽይ❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Месяц назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🤲🙏🙏🙏 ትሕሸይ ጅግና👌👌❤️❤️❤️❤️❤️ ደቂ ዓደይ እስከ ደሙሩኒ?❤
@GdfTdr
@GdfTdr Месяц назад
ዋይ ቀዳምይተ😂😂😂❤
@marmar-vh2og
@marmar-vh2og Месяц назад
ሰብሰክራይብ ንዓለ🙏😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@marmar-vh2ogደምረን
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi Месяц назад
ብጣዕሚ ዓብይ ት/ቲ እዩ ንወጣታት ትሕሸይ ኣይተከባድዮ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ክብድ ወልድ አዩ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@BiruEbs
@BiruEbs Месяц назад
ራህውሸይ ፅብቅቲ❤❤❤❤
@GuDg-v8i
@GuDg-v8i Месяц назад
ተሐሸይ ፅሪቲ ❤
@kahsaymekonen5810
@kahsaymekonen5810 Месяц назад
ፕራንክ ኣይፋልጥ ጭንቀት ኣይፋልጥ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@tseghegirmay1
@tseghegirmay1 Месяц назад
የኔ ቆንጆ ሰብስክራይብ ምለስ bravissimi ❤❤👏👏ትሁሼ 😂ስወድሽ ❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Месяц назад
ሊንክ ናትኪ አበይ አሎ ማ ራህዋይ❤
@rahwahagos3060
@rahwahagos3060 Месяц назад
😊❤🙏
@aezmrigthftj9716
@aezmrigthftj9716 Месяц назад
ትሕሸይ ማዓረይ አይትኮረይ ራህወሸይ ግን😂❤
@seraytteklay8460
@seraytteklay8460 Месяц назад
ክልተክን ጽቡቅ ኣለክን ማለት ራሀዊት prank እዩ ማማኪ ድማ ናይ ኣደ ባህሪ እያ ኣርእያትና ናይ ባሐቂ ኣደ ማለት ከምዚ አዩ ራሀዊተይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@KsaKsa-mw2pe
@KsaKsa-mw2pe Месяц назад
ኣሰይ ራህዉሸይ ማዓረይ መሕረር😅😅🥰🥰
@YirgalemZerabruk
@YirgalemZerabruk Месяц назад
ዋዊየ ሕደጊ እባ ሓፍተይ ኣይተናድድያ ግን ድማ ሓያል ፕራንክ ትክእሊ ኢኪ
@Momna-k9x
@Momna-k9x Месяц назад
ዓዋላ እያ ያ😂😂😂😂😂እየ እዮብ ይመችኩም
@tarhastube9099
@tarhastube9099 Месяц назад
ተሑሸይ አቲብሸቂ ልቃሕኪ መልሲ ብቻ❤😂
@adug-nj3gp
@adug-nj3gp Месяц назад
❤❤❤❤❤ ምቅረተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Далее
No money for Pre workout ?? 😱😱
00:37
Просмотров 1,7 млн