Тёмный

ትምህርቲ ቅዱሳን መጽሓፍ ዓበይቲ ሃይማኖታት ዓለምና 

Betna App
Подписаться 10 тыс.
Просмотров 263
50% 1

መጽሓፍ ቅዱስ
ቅዱስ መጽሓፍ ኣመንቲ ክርስትና። ዝተፈላለየ መጽሓፍቲ ዝሓቖፈ ክልተ ዓበይቲ መጽሓፍቲ
ብሉይ ኪዳን
ካብ ሓደ ዓይነት ክፋላት ዝቖመ ቀዳማይ ክፋል መጽሓፍ ቅዱስ
ሓዲሽ ኪዳን
እቲ ንህይወት የሱስን ካልእ ዝድህስስ ካልኣይ ክፋል መጽሓፍ ቅዱስ
ወንጌላት
ብክርስትና ከም ኣገደስቲ ዝቊጸራ ኣብ ሓዲሽ ኪዳን ዝርከባ እተን ቀዳሞት ኣርባዕተ መጽሓፍቲ
ታናኽ
ቅዱስ መጽሓፍ ኣይሁዳውያን
ምኢስዮናውያን
ብመንገዲ ቤተ-ክርስትያን እምነት ክርስትና ንምስፍሕፋሕ ዝሰርሑ ሰባት
ታናኽ
ቅዱስ መጽሓፍ ኣይሁዳውያን
እብራይስጢ
ኣብ ኢስራኤል ዝዝረብ ቋንቋ
ኦሪት
ትምህርቲ ኣምላኽን መጽሓፍ ሙስየን ካልእን ዝሓዘ ክፋል ታናክ
ነቢ
ካብ ኣምላኽ መልእኽቲ ዝተቐበለ ሰብ
ኣቦ
ኣቦ ሓደ ፈራዕ ወይ ክፋል ህዝቢ
ትእዛዛት
ካብ ኣምላኽ ዝወረደ ሰባት ከመይ ክነብሩ ኣለዎም ዝሕብር ትእዛዛት
ቤት-መቕደስ
ጸሎት ዝካየደሉ ህንጻ ወይ ግቢ
ብራና
ካብ ቖርበት እንስሳ ዝተሰርሐ መጽሓፊ
ዬድ
ኦሪት ከንብቡ እንከለዉ ኣይሁዳውያን ዝጥቀሙሉ መመልከቲ ነገር
ቤት-መቕደስ ኣይሁድ
ቅዳሰ ኣይሁዳውያንን መእከቢ ግብን
ራባይ/ካህን
ሓላፊ ሰበኻ ኣይሁድ
ታልሙድ
ንኣተረጓጒማ ትሕዝቶታት ታናኽ ዝምልከት ዝርዝራት ዝሓዘ መጽሓፍ
ቁርኣን
ቅዱሳዊ ጽሑፍ ኣመንቲ እስልምና
ሱራ
ሓደ ምዕራፍ ኣብ ቁርኣ
ኣላህ
ኣምላኽ ብቋንቋ ዓረብ
ነቢ
ካብ ኣምላኽ መልእኽቲ ዝተቐበለ ሰብ
ሱና
ኣብ እምነት እስልምና - ሓደ ሰብ ከም ተኸታሊ ናይቲ እምነት ከመይ ክነብር ኣለዎ ዝብል ሕግታት
ሓዲስ
ንህይወት መሓመድን ሱናን ዝድህስስ ዛንታታት

Опубликовано:

 

17 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1   
@eritreanashkor7169
@eritreanashkor7169 Год назад
ኣታ ብየን ድኣ ተክርዊልካ ነይርካ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣለካ ሎሚ ኩሉ vidéo ካ ክፍትሽ ዊዕለ ብፍላይ ታሪክን ብዛዕባ ህዋን መሳጢ እዩ ቀጽሎ RU-vid ka ኣዋዋዓዩ ከምዚ ከማይ ንቡዙሓት ተሓቢእዎም ኣሎ
Далее
ХИТРАЯ БАБУЛЯ #shorts
00:20
Просмотров 1,1 млн
For my passenger princess ❤️ #tiktok #elsarca
00:24
ХИТРАЯ БАБУЛЯ #shorts
00:20
Просмотров 1,1 млн