@FamilytubeSdra #learntigriyna #habeshakids
ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ምስ ደቀይ ኣብ ገዛ/learning Tigrinya language with mykids at home!
#ንደቀይ መምሃሪ ዝጥቀመሉ ናውቲ-ትምህርቲ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ሊክ ኣቲና ክንከታተል ንኽእል። እታ ዓጨጭ ዝበልኩኹም ደማ ኣብዛ ቪድዮ ንከታተል።
• ሌላ ምስ ናውቲ መምሃሪ ዝጥቀመሎም...
#ናይ ጽሕፈት ልምምድ ንደቅና እንተደሊና ኣብዚ ቪድዮ ንከታተል። • ልምምድ ናይ ጽሕፈት ካብ 2-5 ዓመ...
#ሜላታት ምርባሕ ንደቅና ኣብዚ ሊክ ኣለና።
• ሜላታት ምርባሕ ንቆልዑ ብ ሶፎንያስ...
#Whiteboard ክንገዝእ ምስ እንደሊ ኣብዚ ሊክ ንጠውቕ። www.amazon.nl/...
#ፖስተር መምሃሪ ኣብ መንደቕ ዝጥቃዕ ክንገዝእ እንተደሊና ኣብዚ ሊክ ምጥዋቕ ይከኣል።
www.amazon.nl/...
#መመልከቲቶ መምሃሪ (hand poiters for kids) ክንገዝእ እንተደሊና ኣብዚ ሊክ ንጠውቕ።
www.amazon.nl/...
7 сен 2024