Тёмный

ትግራይ፣ 22 ሓለፍቲ ክወርዱ? ንማህሌት ገ/ግስ ዘሕረቓ |ቅድድም ኣብይን ኢሳያስን ንመቐለ 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 45 тыс.
Просмотров 43 тыс.
50% 1

#ጌታቸው #ዳዊት #20ግንቦት #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

31 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 105   
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 25 дней назад
ፈታዊ ለውጢ ዝባሃል ሓሳዊ ዩ ።
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 25 дней назад
መፍትሒ ናይዚ ቅልውላው ጉባኤ ምካያድ እዩ።እቲ አብ ማእኸል ዘሎ ነባር አመራርሓ መን እዩ ጡዑይ መንከ ዝሓመቀ አፀቢቁ ይፈልጥ እዩ።በቲ ጉባኤ ዝምረፁ ሰባት ናይ ህወሓት መራሕቲ ይኾኑ እቶም ዝተረፉ እንተደልዮም አባላት ኮይኖም ይቃለሱ፣ተዘይኮይኑ ይወፁ፣ብርስቲ ዝተሓዝ ሰልጣን የለን ህወሓት ብጣዕሚ መራሕቲ ክኾኑ ዝኽእሉ ሰባት አለውዋ፣እንድያውም እቶም ዝፀንሑ ገሊኦም በቲ ዝሓለፈ ናይ ምብስባስ ግዜ ብኔትዎርክ ዝመፁ ዓቅሚ ዘይብሎምን ብኮራብሽን ዝሕመዩን እዮም ንሶም ዘወር ይበሉ።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 24 дня назад
DR. Debretsion will be supported
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 24 дня назад
Legend Mahlet should not be hamulated or harassed, others, too!!!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 25 дней назад
ታይ ከምዝበላ ክፍለጥ ኣለዎ እም በር ናብ ካሊእ ምጥዋይ ፅቡቕ ኣይኮነን እቲ ወለዶ ግን መዓረ ክንደይ ዝወረደ ባዕለገ ትውልዲ ከምዝተፈተረን ዲሚክራስ ማለት ብዕልግና ዝመስሎ ወለዶ ተፈጢሩ
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 25 дней назад
ማሂልየት ስለዝኾነት ተቕውሞ ካልአት ከዘኪርና ንፈልጥዶ ኣነ ግን ኣይውግዞን ምኽኔያቱ ላዕለዋይን ታሕተዋይን ኻሓትት መሰሉ ኢዪ ብሓይሊ ኖ
@isurafelkif
@isurafelkif 25 дней назад
እዚ ዝብላ አብ እዝና ካብቶም ዘእመፁንን ዝቃትሉን አዚኦም ኢዮም ከህተት አለዋ ፀይቂ አይኾነን ስርኣት አልበኚነት ኢዩ
@user-gf8nm5ln9n
@user-gf8nm5ln9n 25 дней назад
ኣስተውዕል ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሓቂ ጠጠው በል ንሓቂ ጥራሕ ተሰዋኧ
@kelifahmed
@kelifahmed 25 дней назад
👍
@Tigray_moms
@Tigray_moms 25 дней назад
Fetawi Lewti, Why don't you disclose group (side) in the TPLF? No change is recommended during the struggle for survival. Very poor analysis.
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 24 дня назад
Fetawi newti hasibka moytka. zeymichinak gin sirahka misrah bele Mulueworki K.
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 25 дней назад
💛❤️
@jhonkidane-zx6nz
@jhonkidane-zx6nz 22 дня назад
ክሰላም ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ትግራይን ፈተውቲ ትግርኛን ።ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣነስትዮ ዝበፅሕ ዘሎ ነውራም ተግባራት ይቃወም።ኣብ ልዕሊ ማህልየት ዝወረደ በደል ከ ንምንታይ ኢና ነውሪ ኢልና ዘይንሓልፎ ንምንታይ ኢና ከም ዝራሕ ዝሰኣና ዕንክልል ለመፅ መፅ ነብዝሕ። እቲ ጎበዝ ከ? እቲ ካራ ኣብ ክሳዱ ፈቆዶ ኣንጎሎ ዝቅበል ዘሎ ኸ ንምንታይ ኢና ሓሰውቲ ንኸውን ንምንታይ ኢና ብሓደ ኣንፃር ዓመፅቲ ዘ ሕደግ ጎበዝ ሕደጊ ሓፍትና ቆፎና ነኺሉ ፀልሚቱ ገዛና ፀላኢ ተመኪሑ ሙጉት ኣብዚሕና በስቢሱ ዕላማና ንዓለም ኣሸጊርና
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 25 дней назад
👍👍👍💙🌿💙🌿💙✅✅
@gebrekidangebru1421
@gebrekidangebru1421 25 дней назад
በታኒ ሓሳባት ኢኺ እተንብብዮ ዘለኺ። ንህወሓት ባዕልቶም ይወስኑ። እቶም ዝሕምሱ ዘለዉ ክፀሃዩ አመዮም። ክልተ ህወሓት ዝበሃል የለን።
@GebrekidanTeklemichael
@GebrekidanTeklemichael 24 дня назад
ሕጋዊ፡ስጉምቲ፡ተወሲዱ፡ግቡእ፡ሥርዓት፡ክህሉ፡ናይግድን፡እዩ።ኣበይዶ፡እንታይዶ፡ኢልካ፡መንግሥቲ፡ንቐይር፡ማለት፡ግን፡ኣፍቱ፡ዘሎ፡ድኽመት፡ተወሳኺ፡ውድቀት፡ኣብ፡ህዝቢ፡ትግራይ ፀገም፡ንምፍጣር፡ዝግበር፡ናይሓሳብ ፡መራጎዲ ንምፍጣር፡ዝግበር፡ናይ፡ፖለቲካ፡ሸውላለ፡እዩ።
@user-py3en5ht1l
@user-py3en5ht1l 25 дней назад
Way to go sister Mahlet...I am with you 👍👍👍👍👍❤️👍👍👍👍👍👍👍
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 25 дней назад
❤❤❤❤❤❤😂
@haqitisier8947
@haqitisier8947 25 дней назад
እዚ ፈታው ለውጢ ኩሉ ሕማቕ ንኣብይ ዘማኽር ዘሎ ኣይመስልን ዶ? ነተን ድኽማታት ናይ ትግራይ ጋልህካ ንጸላእ ምቕላብ እንታይ ኣምጽኦ ? እዚ ምስጥራት ናብ ሚድያ ምንስናስ ይሽየጥ ደኣ ከይህሉ ። በዚ ሓበሬታ ምግዋሕ ኣብሉ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ይርባሕ ኣብ ዚ ሰዓት ዚ?
@seifumeles3503
@seifumeles3503 24 дня назад
ኣቤት ኣናብባ ዜና ቶሮግሮግሮግሮግሮግ የዒስ መንበቢት 👏👏👏
@user-gh1qo9ep5u
@user-gh1qo9ep5u 24 дня назад
⭐️👍💊🇻🇳🇻🇳💖💖🥰🥰
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 25 дней назад
አብ ህወሓት ዘሎ እነፈጠረኻ ምዝራብ ከትገድፍዎ ይምረፅ ብዛዕባ ህወሓት ዝምልከት ዝተዋቅዑ ሓሳባት ምቅራብ ፅቡቅ አይኮነን
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 25 дней назад
ኣብ ውሽጥ ሕብረተ ሰብ ትግራይ ዝስፋሕፍሕ ዘሎ ካብ ሕልናን ጽቡቕ ባህልን ስነ ምግባርን ዝወጸ ግዝየ ክዋብ ዘይግብኦ መጥቃዕቲ ደቅንስትዮ ተጋሩ ብተጋሩ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ ኣራሚ ስጉምቲ አንተ ዘይውሲዱ አተን ንትግራይ ጥራይ ዘይኮነስ ነዛ ዛ ካብ ኮኾብ ናብ አንቆርዖብ ጸርያ ዘላ አትዮጵያ ዝፈጣራን ዝገበራን ደቀንስትዮ ትግራይ ብዝይረብሑ ተጋሩ ክንድዚ ግፍዒ ክወርደን ሸለል ምባል ግን ትግራይ ናብ ገደል ምስላይ አዩ መግትኢ ክግበር ይግባአ
@the_enun1981
@the_enun1981 25 дней назад
ፈታዊ ለውጢ ኣብ ሚዲያ ዘስፈሮ ሓሳብ ከምዘለዎ ኣብ ሚዲያኹም ምቅራብ ዜና ኣየብሎን፣ ትርጉም ዜና ኣይተረድአኩምን
@2ge-sfi532
@2ge-sfi532 24 дня назад
Eti guday b`shim teqawemtn degeftn tebahilu zigber zelo kab hgi zizelele akayida, nmanm ziteqimn zirebihn aykonen,,- entrfi netom nay dem sheqato.., eziatom kea nedayan iyatom.., kemeysi kem`ti Egziabiher Amlakhna Goyta serawit zimhrenan ziblenan "... “A man reaps what he sows” (harvests what he plants, gets what he deserves). In general "...You reap what you sew or sow!" dehar kea ezom kem`zeatom zibelu sebat ab zihalewu yihaluwu wala ydegfu wala yiqawemu nmanm hbreteseb ziwikilu embeykonun,, neza nebsom keman ziwukilu koynom aysimuùnn,,- eziatom b`dem nxuhan zitaluù koblelti wey`ẃn nay ketema shefatu iyom.., dem nxuh seb dma embey`seddn.., kulu kikefluwo iyom.., neti chewa hzbi b`hade kilite meaznom zisehatu sebat aymzenn iyu.., bzikone Seltene n`afka liket gberelu.., mediakha menaqoti deqi-sebat kikewn embey`gibaen.., àgeb !! qdmi mizirabka kilite seleste gziye hsebelu.., luguam yihalukha.., sebat af alona bilom qalat kem dlayom embey`jihjihwon.., n`kulu zibahaln zigbern waga alowo.., lisan xere nebsi iya.., deqi-sebat yixaèduwu yixelimu b`lisanatom yitefuu, b`lsanatom kaa nnebsom yibjewuwa.., - dehar kea wala enteteàzebna kunetat hagernan hzbnan , kulom hbretesebat b`hade iyom zibdelu zelowu,, zigifuú zelowu.., etom hade kab`tom hade zihishu embey`konun..,-- hdie mbal kedili iyu.., ihin mihin mibal kem yehwatn sdran kedili iyu.., lebam zedliyelu ewan iyu tetahahiznayo zelona gziye.., hohohoho.., nmen rebha iyu' ke? etom bedelegnatat malet gebenegnatat yqawemu wala ydegifu b`zeyegedis nab hgi b`gutet wey`wn b`merfie enateleqemu nab hgi kiqerbun yehlifom kiwehabun ygbaatom.., ab hgi zelowo `adi n`nebr alona enabelkum miliflaf migiàr trah zeykones neti hgi miezazn mikbarn kaa yigbaakatkum bahaly iye.., n`hgi mfrahn mikibarn nbaèlikum iyu ziteqim.., n`manm aykonen.., kab hgi mwxae saèbiyenu kebid waga 'yu zekifl..,-hseblu! hzbi Ertra kem hzbn hagern nay baèlina zikone nay newihn haxirn tarikh zelona hzbi ina,,. b`haxiru n`mskrinet ziakil nay jebhan shaèbiyan tarikh n`mlibamn megedi n`miqinaèn kinimeharelu zigbaana iyu.., kab`zi ziàbi tmhrti wey`wn university ayediliyin iyu.., ezi nay hywet tmhrti iyu.., no more kinibl ygbae kulna! sreàtat hagerat àlem nay hikhekeni kihakeka kem the Cosa Nostra, Camorra and Ndrangheta oligarchy groups iyatom.., likie kem qurdid wey tantu ( spider) dem hafash enamexeyu ab engideà hzbtat teweshitom wey`wn xigièteynatat koynom demn rehaxn etom hafash hzbtat enamexeyu seley tetey ziblu iyatom.., slezikone hji`wn neta haqi mdlayan migbaran iyu eti qendi qumneger , kemeysi eta haqi trah`ya naxa tewxie weyẁn hara tigebr.., kalié amaraxi yelbon... nexihen qiniènan yihatit ezi gziye ezi!! b`ziàluwu aytiqinaè ( don`t be jealous of the wicked,,,- Do not emulate the wicked neither envy the workers of evil. ) bezi agatami ezi kemahxinekum zideli n`kulukhum wala degefti wala teqawemti - le`libkum axriyu.. bebetkum kaa kostru ebl.., ezi wedhankum , hawkhum Efraim Beyin ,, kab Gävle - Shweden..,
@user-gh1qo9ep5u
@user-gh1qo9ep5u 24 дня назад
ህወሓት ወገን ህዝቢ ትግራይ እዩ ኣይወርድን ሐዚ ይኩን ፅባሕ ህወሓት እንተወሪዱ ኸ ኣድጊ ድዩ ክመርሕ ሐዝውን ፈፂሙ ዘይኸውን እዩ ህዝቢ ትግራይ ንምንታይ ደኣ ደቁን ባዕሉን ተቃሊሱ ውድብ ህዋሓት ሓወልቲ ህዝቢ ትግራይ ምኳኑ ኢና ንኣምን ዒም ዝበለ ይተሓጎም
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 25 дней назад
ጉጅለ ቤተሰብ ስሑት ነጋ ካብ ደም ህዝቢ ትግራይ ኢዱ የልዕል
@GideyTetemkeGebru-ok1is
@GideyTetemkeGebru-ok1is 24 дня назад
ፈታዊ ለውጢ ዝበሎ ናይ ባዕሉ ድልየት እዩ ። ህወሓት ከምቲ ንሱ ዝሓስቦ አይኮነን ብመትከል ዝአምን እዩ ብርግፅ ድማ ጠንኪራ ከምትወፅእ ክርዳእ ይግባእ። ናይ ይመሰለለይ ዝዓይነቱ ሓሳብ ዉዱቕ ዝኾነ ሓሳብ እዩ።
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 25 дней назад
ርኢቶ ንብደላይ ለውጢ ዝፍለጥ ምድላይ ፍትሕን ለውጥን ብስነስርዓትን እዱብ ስነምግባርን እምበር ን2-3 ወለዶ ተቓለሱን መስዋእቲ ዝኸፈሉን እናተጻረፍካን ወረፍካን ንፋስ ምእታው ኣይግርምን ጸርፊ ጸገማት ዘጋፍሕ እንተዘይ ኮይኑ መፍትሒ ኮይኑ ኣይፈልጥን ። ስላዚ ኣንዊሕካ ብምሕሳብ ኣካይዳ ቃልስኻ ውሕሉል ምግባር ዝሓሸ መኾነ !!!
@user-fl1xo3ut7f
@user-fl1xo3ut7f 25 дней назад
Einitay eyu eiluwa ? We're tiray koyinu zerebakum
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 25 дней назад
ህወሓት ብግልፂ ለውጢ እንተዘይኣምፂአ ህወሓት ዝሽከም እንግደዓ ኣብ ትግራይ የለን
@user-pb6zm7qx4v
@user-pb6zm7qx4v 25 дней назад
Why you externalize the problem?!
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 25 дней назад
ብሱሩ እዚ ኣመራርሓ ህወሓት እንታይ እዩ ጉዱ ብመሰረቱ ዕላምኡ ኸ እንታይ እዩ ኣብዛ ንእሽተይ እሞ ድማ ኩሉ ህዝባ ተጋዳላይ እንታይ ጉዱ እዩ መንእሰይ ስዲ ክሳብ ዝኸድ ሃንግን ስርቅን ከይኣክልስ ክሳብ ኣብ መድረኽ ንከየንቲ ዝፃባእ መንእሰይን ስድታትን ሓቍፉ ዝነብር ዘሎ
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 25 дней назад
እዚ ናይ ስልጣን ህረፍ ተልዩ መጥፍእ ትግራይ እዩ:በይዛኹም ልቢ አዕብዩ: ወንጀል ድሕሪ ውግእ አብዝፈረሰ መንግስቲ ብዙሕ ስራሕ ይደሊ: ሕዚ ተጋሩ እቲ ዝልዓለ ሓድነት የድልየና:
@user-gf8nm5ln9n
@user-gf8nm5ln9n 25 дней назад
ዝወጸ አንተወጸ ዝኣተወ ኧንተኣተወ ሓቂ ይስዕር
@zera1464
@zera1464 24 дня назад
this guy that makes the singer very sad shiuld put in prison at least 10 years. if they dont do this thiings will be wiorse.
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 25 дней назад
በጃኩ ብዛዕባ ቫዕብያ ካልእ የለን በጃኩሞ ብተግራ ተዛረቡ
@Zkassa
@Zkassa 25 дней назад
ህወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ ንብረት እዩ ህዝቢ ድማ ካብ ህወሓት ኣይፍለን
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 25 дней назад
ኣነ ዝጠራጠር ዘለኹ ፡ እዚ መንእሰይ ኒ-መሃሌት ውን ፕራንክ ገይተያ ፡ ከይብል እዩ 🙏
@GebregergsGeb-oi4ml
@GebregergsGeb-oi4ml 25 дней назад
ዘይፅቡቅ/ዘይና/ኣሕዋትናካብንሰምዕኣይዋሓድንጥራሕዘይኮነስቡዝሕነሓዝንኣለና/ትብጣዕሚዝገርምግን/ኣፍደገመፍትሒዘይምህላውእዩ/ንምካኑእታናይደቂኣነስትዮሓላፍት/እትባሃልድምፃክተስምዕጥራሕዘይኮነስተደጋጋሚግቡእዝኮነኮነንዬክተስምዔሉእናተገበኣ/ኣነብወገነይእዝባሃግቡእድምፂኣይሰማዕኩን/ግንካብዝይዝዓብዋንንየብልናን/ንማንምትግረዋይዝምልከትዓብይንልዕሉኩሉዋንናዘይምግባርናብጣዕሚየተሓሳስበኒ/ሓደራንዓሪ/እንታይእናክንሰምዕካብዚንላዕሊ።
@Tigray_moms
@Tigray_moms 25 дней назад
Look, this man (Fetawi Lewti) is Tigrayan politician (activist). He is consulting Abiy and his government about what he has to do to dismantle Tigrayan unity and Tigray. He is also telling us that Abiy is going to give recognition to his group (group of 22 in the TPLF). Sad.
@kunama1170
@kunama1170 25 дней назад
መደፍ ብልዑ ዝረከብኩሞ ካበይ ከምተምፅዎ ማዓት ሃተፍትን ዘይብሱላትን ዝዛረብዎ ኣይትዘርግሑ ክልተ ጉጅለ የለን ፈታዊ ለውጢ ዘይኮነስ ፈታዊ ነውጢ እዩ እዙይ።
@gebreyesus8431
@gebreyesus8431 25 дней назад
ንማህሌት ዘሕረቃ ክስተት ብዕሊ ናብ ሕጊ ክቀርብ የድሊ'ዩ:: ኩሉ ዓይነት ውሽጣውን ደጋውን ግፍዕን በደልን ክሳዓር ኣለዎ:: ቅድም ኢሉ ክበፅሕ ዝሓገዬ ስነ ስርዓት ኣልባነት ብብርቱዕ ሕጊ እንተዘይተዳንዩ:- ሳዕቤናቱ ንምምላስ ኣይካኣልን:: ቅሳነት ዝዘርግ:- ፀገማት ዘብዝሕ:- ህዉከት ዘገብል:- ሕብረትና ዝበታትን ተግባራት ይጥንሰሱ ኣለዉ:: -------- እሞ ንዞም በደላት ብኸመይ ንፍታሓዮም? ናይ ኩሉ ፍትሒ ደላዪ ሕቶ ኮይኑ'ሎ:: ዘረግቲ ሰላም ዝተዋፈሩሉ ይመስልዉን ኣሎ:: ፀላእቲ ዝፍስዎዉን ይመስል'ዩ:: ------ ሎምዉን ሕብረትና ኣገዳሲ እዩ:: ከም "ናይ ፍትሒ ደለይቲ ቤት ምሕደራ" ዝዓይነቱ ሓጋዛይ ዐማሚ: ጉጅለታት:- በብሰፈሩ እንተተጣዬሸ ዝሓሸ ዉፅኢት ምተርኣዬ!!! -------- ብቤት ፍርዲ ክርአ ንዝግብኦ ጉዳያት እናፅፈፈ:- ብዘይ ውዓል ሕደር መፍትሕ ንኽረክብ ብፅኑዕ ሕጊ ናብ ዝዳነየሉ መድረኽ ዝመርሕ ክህልወና እንተዝሕሰበሉ ይሕግዝ ይኾን:: መፍትሕ ብህፁፅ ንድለየሉ!!! ሓገዝቲ ሓሳባት ይተኣከቡ!
@user-mp1gp3xc2w
@user-mp1gp3xc2w 24 дня назад
እቶም 22 ን ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ዝባሃሉ ዘለው ፍርቆም ሰረቅቲ፡ፍርቆም ባንዳታት ፣ፍርቆም ጎጀልቲ ኣብ ማእከሎም ኮይኖም ዝሕምሱ ዘለው ባንዳታት እዮም
@user-nc5wn3ou7z
@user-nc5wn3ou7z 25 дней назад
እዙይ ዝምልከት ንኣባላት ህወሓት ጥራሕ ስለዝኾነ ንዓታቶም ንግደፈሎም ሓዳሽ ህወሓት ክፈጥር ዝደሊ እንተልዩ ሽዑ ነርክበሉ ቤንዚን ኣይትነስንሱ።
@endadago
@endadago 25 дней назад
ብመሪሕነት ኮሚኒስታውያን ዝተፈጠሩ ሰይጣናዊ ተግባራት
@amanubrhane9851
@amanubrhane9851 25 дней назад
ብሕጊ ክሕተት ይግባእ
@noorhusain2957
@noorhusain2957 24 дня назад
ሰኪሩ እንተነበረከ ኩሉ ጊዜ ፁቡቅ አየጋንፈና
@sarajoh313
@sarajoh313 24 дня назад
😂😂😂😂
@IsacAbera
@IsacAbera 25 дней назад
ንኹሉ መልሲ ቅኑዕ ዕላማን ህዝቢን እዩ ዝውስን ኣርትፊሻል ውዳቤ ምፍጣር ካብ ፀገምካ ምህዳም እየ።
@AygaNuguse
@AygaNuguse 25 дней назад
ተመያዪጥካ ምትእርራም ኣገዳሲ ኢዩ፣ እናተጓነፅካ ግን ኣፍደገኻ ንፀላኢ ካብምኽፋት ወፃኢ ለውጢ ኣይሕሰብን፣ እቲ ዝበሃል እውን ወረ ፅርጊያ ክኽውን ይከኣል፣
@MahariTewelemedhin
@MahariTewelemedhin 24 дня назад
ከምዚ እንተገይሮም ዋእእእእእእእእእእ
@gidaytemesgen7574
@gidaytemesgen7574 25 дней назад
Tplf have to stop meeting meeting all time what is solution I have to first people settle first need food need a picture people left they were in themselves don't never worry good good we didn't tplf
@endadago
@endadago 25 дней назад
22 ሓለፍቲ ይውረዱ ዝተረፉ ሓለፍቲ ይሕለፉ።
@MartaTeklayGebru
@MartaTeklayGebru 25 дней назад
Lemen mahelet lay ehen yahil chowachiw tawaki selehonechi? Tlant ketilant wediya ehitochachin sideferuna sisedebu lemen ehen yalakil demtse alasemachihum ,lenesu lemechiok eke ende mahelet azimari mehon alebachew ende? Eswa lerasewa erasewa mechoh tichilalech mechoh lemaychilut tigraway setoch chihulachew ,selefeme madereg kefelegachihu demitsi selatu tegaru setochi enji selemahilet mehon yelebetm
@teweldehabte2691
@teweldehabte2691 25 дней назад
ትግራዎት ኣብትሕቲ ዝኾነ ኩነታት ሓድነት ዋላ እታ ዝቖሰለት ህውሓት ኣድሒንኩም ሓደገኛ ሸርሒ ኣብይን ኢሳይያስን ቁጾዩዎ ሓደራ።
@the_enun1981
@the_enun1981 25 дней назад
ፎቶግራፉ ጠቅዕዎ
@HailemariamTesfay
@HailemariamTesfay 18 дней назад
ብሓቂ ድኹማት ኢኹም ናይ ተራ ዕሱብ ካድረ ሰሚዕኹም ትዛረቡ
@sdyy5416
@sdyy5416 25 дней назад
እንታይ ከምዝበላ እንታይ ፈሊጥኪ ወንጅልክዮ? ንሳ እያ ክትክሰስ ዘለዋ ብድሕሪኡ ዝሃረመቶ,
@loveghe
@loveghe 25 дней назад
እዚ ዜናኹም ከም ናይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ መደረ ኮለል ኮይኑ:: Too long for one point. Make it short and precise.
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 25 дней назад
ህውሃት ክትፈርስ ኣለዋ ካብ ህግደፍ ንላኢሊ ጽንተት ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ አሪትረያን ጽንተት ዛኣምኑ የለን ንስልታኖም ትራይ ኢዮም ዝግደሱ ሃሰዊቲ ድክተቶር ኢዮም ደብረጺዮን ሃሳዊ ለክባት ባሪያ ኢዩ
@ffcvgff151
@ffcvgff151 25 дней назад
ኣነ ናይቲ እትቅርብዎ መርሃ ግብሪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ብምዃኑ ኹልሻዕ ኢየ ዝከታተለኩም እዙይ ናይ ማህሌት እትብልዎ ግና ናይ ዕስለነት መሲሉ ይስማዓኒ ስለ ምንታይ እንተይልኩምሲ ዓይኒ ርእዩ ልቢ ይፈርድ እዩ
@user-bp7cb4ow7r
@user-bp7cb4ow7r 25 дней назад
ታኣሲሩ ዋጉኡ ክረክብ ኣለዎ
@user-oi7ce4zo6t
@user-oi7ce4zo6t 25 дней назад
ወድዛ ረሳህ መጤ ግንባር ግንባሮ ነይሩ ብጥት ሕም ዝበለ ይታሓጎም አእዱግ ካበይዳንኦም ኢዮም ቦቒሎም ረሳሓት
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 25 дней назад
ህወሓት ከም ቀደሙ ብተንኮልን ምጉጅጃልን እንተ ቀፂላ ኣብ ክልተ ከም ዝግማዕ ፍሉጥ እዩ
@user-re5tt9ur3g
@user-re5tt9ur3g 25 дней назад
ኣየ ተጋሩ!!! ኢሳያስ ንትግራይ ! ሃመማስ ኣብ ቀርኒ ብዕራይ ተሰቒሉ! "ብዕራይ ከቢደካ እንተኾይነስ ክወርደልካ " በሎ ይበሃል። መልሲ ብዕራይ ንጽንጽያ ከኣ ፡"ኣበይ ከምዘለኻ ኣይተፈለጠንን"በሎ።
@1birryoutube
@1birryoutube 25 дней назад
ህወሓት ወይ ካብ ልቢ ትተሓደስ ወይ የኽላሞ ንሓዱሽ ወለዶ አረኪቡ ንሱ ይዕረፍ ።
@user-mp1gp3xc2w
@user-mp1gp3xc2w 24 дня назад
እቲናይ ማእከላይ ኮሚቴ ኣባል እኮ ዳርጋ መብዛሕቲኡ ኣመፃጽኣኡ ዘይፍለጥ ብስም ሓድሽ ወለዶን ብስም ሙሁርን ዝኣተወ እንድዩ ኔትወርክ እናፈጠረ ነቶም ዓበይቲ ኣመራርሓታት ዝሕምስዎም ዘለው፣ዝሰረቅዎን ዝበንደድዎን ከይወፅእ ግምት ሽፋን ገይሮም ዓዲ ይሕምሱ ኣለው፣፣ነዚኦም ኩሎም ዝእሰር ኣሲርካ ዝባረር ኣባሪርካ፣ ዝርሸን ረሽንካ እቲ ፎቖዶ ኣክራናት ትግራይ ዘሎ ዘይተምሃረ ሙሁር ፖለቲካ ገባር ትግራይ ኣባል ገይርካ ምውሳን ኣነ ይመርፅ
@ElyasElyas-pb1th
@ElyasElyas-pb1th 25 дней назад
ሕጂ ኽአ አረጊትን ሐዳሽን ህወሐትን ዝብል ክአ አምጺእኩም
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 25 дней назад
እታ ሓላፊት ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ እንታይ ኢያ ትገብር ዘላ፡ ውረድልና ዘይትብሉዋ ተቓውሞ ገርኩም።
@MlDf-nh1bs
@MlDf-nh1bs 25 дней назад
እትወዲ ዊን መሰል ኣለዎ መሰሉ ኪዛርብ ንምንታይ ይዊቃዕ
@Danigebreselase
@Danigebreselase 25 дней назад
Wdey ymchka zarkey❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 25 дней назад
ብዝኾነ ኣጋጣሚ ኣብዝእዋን እዚ ን ሕውሓት ከፋፊሉ ን ፀላኢ በሪ ንዝኸፍት ማንኛውም ሰብ ብቑዕ ዝኾነ ሚስጥራዊ ስጉምቲ ክውሰደሎም ኣለዎ !!!! ኣብሃገራዊ ጉዳይ ቀልዲ የለን
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 25 дней назад
ህወሓት ሰልጣኑ ቀሰ ኢሉ ክለቅቅ እንተኾይኑ ይልቀቅ ። ተዘይኾይኑ ብናዕቢ ኢና ክንግሕፎም ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 25 дней назад
@@Justworkhard-iu4ry ኪድ ጎሓፍ ከመይ ናዕቢ ይውሰድኻ ወድሰበይቲ ረሳሕ
@user-mp1gp3xc2w
@user-mp1gp3xc2w 24 дня назад
@@zaebakulu8553ሞክሮ ሞ ዳሕራይ ሽዑ ንርእዮ ምስ ህዝቢ ትግራይ ባእሱ ተክኢልካዮ ሞ ፣ከማካ ዝበሉ ባንዳታት ፣ድማ ከመይ ከም ዝእረዩ ዳሕራይ የራክበና
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 24 дня назад
@@user-mp1gp3xc2w ኣነድየ ባንዳ ንስኻ ?
@TekaMezgebe-bh6se
@TekaMezgebe-bh6se 25 дней назад
የመሸታ ቤቱ ለሚገጥሙት ጉዳዮች ህዝባዊ መልኩ ለመስጠት አትመኩሩ :: መሸታ ቤቱ ጠበቃ በለ ማድረጉ በህግ ይጠየቅ :: ከዛውጪ
@May-vt1jq
@May-vt1jq 25 дней назад
ወዲ ሸርሙጣ ስዲ ዘዕበዮ ረሳሓ ድቃላ እዩ እዚ ወዲ ኒኣዱኡ እዉን ክዕምፅ ዝክእል ደደብ እዩ
@user-ft6wd9wx4q
@user-ft6wd9wx4q 25 дней назад
ኣንቱም ርእሲደርሆ። ሓንጎልኩም ኣስርሕዎ
@kasihaile1969
@kasihaile1969 25 дней назад
ሻዕቢያ አብ ትግራይን ኢትዮጵያን ከምድሌቱ እናነበረ ቅትለትን ጭዉያን ከመይ ገይሩ ጠጠዉ ክብል ይኽእል?
@peacewins3281
@peacewins3281 25 дней назад
እውይ ወደን ከይሓምያስ ሰይቲ ወደን.ጎበዝ ትግራይ ብቐደሙ ዓዲ ሸፋቱ እዩ. ትግራዋይ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮን ኣስላምን ዓቢ ንዕቀት ዘለዎ ህዝቢ እዩ. ሻዕውያ ድኣ ኣብ ዓድዋ ሰረቕቲ ህወሓት ዝሓብእዎ እኽሊ ፈቲሑ ንህዝቢ ዝዓደለ እንድዩ ! ጀሪካናትን ማንካታትን ከይሰረቕ ከማን ኣኪቡ ንኤርትራ ኣእትይዎ.እዚ ሓልዮትዶ ኣይኮነን ?50 ደቀንስትዮ ዝደፈረ በዓል ስልጣን ህወሓት ሽመት ወሲኾም ቦታ ኣየዘዋወርዎንዶ ? ትግራዋይ ገበንን ስርቅን ኣብ ዲኤንኤ ናቱ ኣሎ ዝብሉ ኦሮሞን ኣምሓሩን ድማ ኣለዉ 😮
@negasigebremichael
@negasigebremichael 25 дней назад
ካብ መረባ ፌስ ቡክ ኣኻኺብኩም "ዜና" ተቕርቡ። ቦትኳራት።
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 24 дня назад
Beqa etom nebarat tibluwom deqi Adwa kikiyeru yeblomin maletkum dyu? Aye Tegaru hade libi zelena yimesleni neyru. 95% amerariha TPLF deqi Adwa Axum eyom neyrom. Tigraway gin kulom kem deqi adu eyu zireom neyru. Hezi zitewesenu sebat kiwerdu eyom slezitebhale beqa abiyi agenda koynu. Nisikum TBS ewun nmen kemetiserhu fulutat ekum. Eni Alem G Wahid eni Debretsion ab siltan yeqetsilu elka zereba entay aynet ebdet eyu. Gubae yikayed aykayed dihri hezi firki hizbi Tigrai b eni Debretsion kimirah fikadegna aykonen. Abti Interim Admin zelewu sebat ziheshu eyom, bizuh Tigraway gin nay awurajawinet wediku. TPLF has to go to hell.
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 25 дней назад
መላኻዕቲ ኢኹም ትመስሉ ጥዑያት መሲሉኒ ክሰምዐኩም ደልየ ነይረ ዋ ብዛዕባ ህወሓት ኣብ ዘይትፈልጥዎ ኣይተላኽዑ ካብ fb እናኣራረኹም
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 25 дней назад
ደብረ ፅንተት ብሕጊ ይተሓተተልና
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 25 дней назад
እቶም ን ሕውሓት መሲሎም ፀኒሖም ሐዚ ንሕውሓት ኣፍሪሶም ዝወፁ 22ሰባት ብቕልጡፍ ስጉምቲ ክውሰደሎም ኣለዎ ምናልባችም ግንባር ግንባሮም ብጥይት ምባል እዩ
@loveghe
@loveghe 25 дней назад
ዝተቐተለ ትራዋይ ዉሒድኪ?
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 25 дней назад
@@loveghe ከዳዕ ደኣ ክርሸን ኣለዎ
@user-mp1gp3xc2w
@user-mp1gp3xc2w 24 дня назад
@@loveghe ክንደይ ውዒሎም ዘውዕሉ ጀጋኑ እካ ፎቆዶ ምድሪ ተሪፎም ኣሽካይ እዞም ባንዳታትን ሸየጥቲ ህዝቦን፡ነዚኦም ዲካ ትሕገገሎም ዘለካ
@solomontekleegzy3797
@solomontekleegzy3797 24 дня назад
ኣብየት ሕሶት
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 25 дней назад
ሕሶት አይተንብቢ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 22 дня назад
ኣንቲ ወታፍ ! ስቕ ኢልኪ ናብ ዜናኪ ዘይትኣትዪ እንታኖኺ ዓጀውጀው ኣበለኪ
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 23 дня назад
ትግራይ = ዓዲ ለያቡ። ብዛዕባ ተምሃሪት ቃላሚኖ ገዲፍኩምስ ብዛዕባ ሓንቲ ዋጣ።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 25 дней назад
ቀስ ኢልኪ ዘይተንብቢ ይገርም ናይ ማህሌት ደጋጊምክዮ ።ከም ዜና እንተኾይኑ ሰብ ክስምዖ ምእንታ።
@user-re5tt9ur3g
@user-re5tt9ur3g 25 дней назад
ማህሌት ከልቢ ደኣ ፡ እንታይ ዘቖጥዕ ኣለዋ?
@danielniguse5321
@danielniguse5321 25 дней назад
ዬረ ብጃኩም ንፌደራል ኣሚንኩም ምስኦም ትጽግዑ ኣለኩም ጽባሕ ከምዝቀትልኩም ፍለጡ ኣይትውመንዎ ውደብኩም ኣይትበትኑ ከንጠልጥለኩም ኢዩ። በብቁሩብ ክጥፋአኩም ኢዩ ኣይትእመንዎ ብጃኩም። ኣቢይ ዝእመን ኣይኮነን
@solomonabreha2300
@solomonabreha2300 25 дней назад
ብዛዕባ ሕወሓት ግምታዊ ዛዕባ ምቅራብ ነውሪ አብዘይትፈልጥዎ አይትዘባርቂ
@HailemariamTesfay
@HailemariamTesfay 18 дней назад
ብሓቂ ድኹማት ኢኹም ናይ ተራ ዕሱብ ካድረ ሰሚዕኹም ትዛረቡ
@GebregergsGeb-oi4ml
@GebregergsGeb-oi4ml 25 дней назад
ዘይፅቡቅ/ዘይና/ኣሕዋትናካብንሰምዕኣይዋሓድንጥራሕዘይኮነስቡዝሕነሓዝንኣለና/ትብጣዕሚዝገርምግን/ኣፍደገመፍትሒዘይምህላውእዩ/ንምካኑእታናይደቂኣነስትዮሓላፍት/እትባሃልድምፃክተስምዕጥራሕዘይኮነስተደጋጋሚግቡእዝኮነኮነንዬክተስምዔሉእናተገበኣ/ኣነብወገነይእዝባሃግቡእድምፂኣይሰማዕኩን/ግንካብዝይዝዓብዋንንየብልናን/ንማንምትግረዋይዝምልከትዓብይንልዕሉኩሉዋንናዘይምግባርናብጣዕሚየተሓሳስበኒ/ሓደራንዓሪ/እንታይእናክንሰምዕካብዚንላዕሊ።
Далее
МОЙ БРАТ БЛИЗНЕЦ!
19:34
Просмотров 1,3 млн