ትምህርቲ ፊደላት ትግርኛ ንኣብ ወጻኢ ዝነብሩ መንእሰያት፡ ልዕሊ 9 ዓምት ዝዕድሚኦም።እቶም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝነብሩ ቆልዑ ግን፡ ካብ ቀዳማይ ክፍሊ፡ ነዚ መባእታዊ ትምህርቲ ክጥቀምሉ ይኽእሉ።#ትምህርቲ #ፊደላት #ትግርኛTigrinya alphabets for young people
15 июн 2024