Тёмный
No video :(

ነሹ መጸ መጸ/ መዝሙር ንቢኒ ከቢድ ተቓውሞ ተላዒሉ ዋናታት ደምሲሶማ/ ሕማቕ ስማዕ ክልተ ፍቑራት 

Neshnesh Tv
Подписаться 285 тыс.
Просмотров 44 тыс.
50% 1

ነሹ መጸ መጸ/ መዝሙር ንቢኒ ከቢድ ተቓውሞ ተላዒሉ ዋናታት ደምሲሶማ/ ሕማቕ ስማዕ ክልተ ፍቑራት

Опубликовано:

 

5 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 244   
@faligali6690
@faligali6690 Месяц назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ንሕና ንፈልጥ መዝሙር ንእግዝኣቢሀር እዩ።ድሓር ድማ ጸላእቱ ዘይኮኑ መዋዳድርቱ እዮም ።ስለዚ ዓገብ መዝሙርኩም ስሓብዎ እቲ ሃይማኖት መጻወቲ ኣይኮነን።
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@ደቂተዋህዶ27
@ደቂተዋህዶ27 Месяц назад
​@@neshnesh_show"በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ ኣምላክ" "እቲ ንሰብ ዘምልኽ ኣብ ሰብ'ውን ዝውከልሲ ከመይ ርጉም ይኹን" ይብል ቃል ኣምላኽና። ዘይተጻሕፈ ካብ ምንባብ ተቆጠብ ዓገብ። እዚ መዝሙር ኦርቶዶክሳዊ ዶግማን ቀኖናን ዝሓለወ መልእኽቱ ቀጠታ ነቲ ኣብ ኩሉ ሕይወት ብስጋን ብነፍስን ዓወት ዝህበና እዩ። እቲ ቪድዮ ናይቲ ብስርሑ ብሞይኡ ዕዉት ዝኾነ ቢንያም ከኣ ከምሓደ ኣብ ትምህርቱ ዲፕሎማ ዲግሪ ወዲኡ ስጋዊ ዓወት ረኺቡ ኢለን ኣብያተ ክርስቲያናት ኮኑ ማሕበር ዝዝምራሉ እዩ። እዚ መዝሙር ቀዳማይ ነቶም በነፍሲ ዕዉታት ዝኾኑ ቅዱሳን ይትርጎም ብስጋ ድማ ነቶም ኣብዛ ዓለም ገና ጉዕዞና ዘይወዳእና ነገር ግን ሓዳርና ስራሕና ትምህርትና ዕዉት ምስ ንኸውን እግዚአብሔር በኣና ይምስገን ማለት እዩ።"ዝተሓጎሰ እንተሎ ይዘምር" ንእግዚአብሔር ንዝምረሉ ነቲ ፍጽምና ነፍሲ መንፈሳዊ ዓወት ንቅዱሳን፡ ስጋዊ ዓወት ከኣ ነቲ ምሁር ብትምህርቱ ነቲ ሓረስታይ ብወፍሩ ነዚ ተቀዳዳማይ ሓውና ቢንያም ከኣ በዚ ዓወቱ ንኹሉ ዕዉት ክርስቲያን ኣብ ስጋውን መንፈሳውን ዕዮታቱ ዕዉት ንዝገበረ ኣምላኽ ቅዱሳን ኣምላኽ ደቂ ተዋሕዶ ነመስግን ኣሎና። ዘይተሓጎሰ ካባና ይፈለ ንኣጋንንቲ ንመናፍቃን ንኣይሁድ ምስጋና ዕረ እዩ ዝጥዕሞም ርድኢትካ ኣመሓይሽካ ተዋሕዶ ብቅኔ ብዜማ ብግጥሚ እተመስግኖ ናይ ባህርይ ንሓደ ኣምላኽ ዝቀርብ ምስጋና እዩ። ካብ ሰይጣናዊ ተልእኾ ተቆጠብ መርገጺኻ ተዋሕዶ ኤርትራ እንተዘይኮይኑ ኣይትድከም ኣመስግን እንተበልዎ ኣመስግኑኒ ዝበለ "ውጹእ እምስብሐተ ፈጣሪ" ዲያብሎስን ሰራዊቱን ጥራሕ እዮም። ወድሓንካ ፈተና ቤተክርስቲያን ይገሃድ ኣሎ ጸረ ሓቂ በዚሖም ንሚድያ ብሓሶት እንተወረሩ ንእግዚአብሔር ነቲ ንኹሎም ምእመናን ኤርትራ ዓወት ዝሃበ ካብ ምምስጋን ኣይነቋርጽን ገና ክንዝምር ኢና።
@EdenBerhe-hc1rp
@EdenBerhe-hc1rp Месяц назад
አቤት ድንቁርና እቶም መወዳድርቱ ፀላእቱ አይኮኑን ካልእ መዝሙርን እግዚአብሄር ጥራይ ይግባእ አምልኮ ስለ ዝኮነ
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h Месяц назад
ኣቱም ሰባት መዝሙር ንእግ/ር ጥራይ ኢዩ ስለዚ ኢዚ ንቢኒ ጣኦት ገርኩሞ ማለት ኢዩ ንዑዑ ውን ንቢኒ ጽቡቅ ኣይኮነን ስለዚ ኣቱም ዘመርቲ ጽቡቅ ጌርኩም መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብቡ ፕልስ ጉያ ጽድቂ ኣይኮነ ጉያ ሓጥያት ኣይኮነ ጉያ ጽድቂ ትብሉ ኣቤት ውድቀት ኣስተውዕል ኣታ ኦርቶደግይስ ነሹ ተባረኽ
@zlove8820
@zlove8820 Месяц назад
ነሹ ከመይ ብጣዕሚ ሕርር ኢልና ብሰንኪ እዛ መዝሙር ብሓቂ ምክንያቱ ንመን ይዝመር ክንፈልጥ ኣለና ብፍላይ እዞም ኣዲስ ኣበባ ዝቅመጡ ብጣዕሚ ኢዮም ዘሰንብዱና ዘለው ብዝኾነ ፈሊኻ ህረም ትብል ነሹ ኣቦና እንጠንዮስን እቶም ኣብ ማይ ስርዋ ዓመታት ጌሮም ዘለው መነኩሳን ከማን ኣይተዘመረሎም ልቦና ሃበና እግዚኣብሄር ኣምላኽ!
@yes6292
@yes6292 Месяц назад
ጎበዝ ነሹዋኒ ከምዚ ዓይነት ብቅልጥፍ ዓገብ ይበሃል ብምክንያት እየ ዘድንቀኻ ክብረተይ ❤❤❤ ትግራይ ዓደይ ገለ ኣትኪ እሕሕሕሕሕ 😢😢😢እምላክ ኣቦይ ብምሕረትኻ ጠምተና ይኣክለክም እባ በልና 😢😢😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@user-oi8ic6wk1r
@user-oi8ic6wk1r Месяц назад
ኣታ እዚኦም ኣይሓፍሩን እዮም ብሰንኮም ተዋህዶ እምነተይ ክገድፎ ይዳናደን እለኩ ብኡነት ባእ😢😢😢
@akberetkidane7358
@akberetkidane7358 Месяц назад
ኣነ ዝገርመንስ ኣነ ኦርቶዶክስ ክገድፎ እየ ዝብል በዚሑ እንታይ ጌሩና ሃይማኖትና ተጻብኦ እዪ በዚሑዋ ብጸላኢ ሰናያት ንሕና ደቃ ከኣ ሓሚቅና
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ሃይ ማኖትካ ምግዳፍ መፍትሕ ኣይኮነን
@emteemte3985
@emteemte3985 Месяц назад
Anta bro. Bseb dika haymanot tktel bseb tgedfo dea. Kndey donkoro seb eko eyu mezamr zelo. Mezamr ko kabana zfelyom mzmarom trah eyu
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 Месяц назад
😢እግዝኦ ማሓረና ኩሩስቶስ ናበይ ገፅና እና ኒኸይድ ዘለና😢 ኦ ኣምላኸይ ኒሰርሖን ኒጎብሮን ኣይኒፈልጥን እናሞ ባዕልኻ ይቕረ ግበረልና😢🙏ኒሰብስ ሞዝሙር ኣቤት እግዚኣቤሄር ክነቖጥዕ እና ሀይ ኣምላኽና ባዓልኻ ይቅር በለልና ባዓላኻ ታዓረቐና😢🙏🙏🙏
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Месяц назад
😪😭ደቂነይ መንግሰተ ሰማያት የዋርስኩም እህህህ ዓደይ ይኣክለኩም እባ በልና😭😭😭💔
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e Месяц назад
መዝሙር ንኣምላክ ማርያም እምበር ኦ ሰማያዊ ኣቦና ምሕረትካ ኣውርደልና ቅድስ ሚካኤል ሓደራካ ስይጣዊንቲ ኣብ ትግራይ ኣትዮሞ ዝለው ኣውፀእና
@weynalem6166
@weynalem6166 Месяц назад
ኣቦና ኣንጦንዮስ ዝኸፈልዎ መስዋእቲ አዩ ክዝመረል ዝግበኦ ግን ጠላማት አዮም ዓገብ ክበሃል ኣለዎ
@GermesoMichael-vk9kf
@GermesoMichael-vk9kf Месяц назад
ጽንሕ ኢሎም ዉን መዝሙር ኣምልኾ ክዝምሩሉ እዮም።ተነስሑ ኣምላኽ ይቅረ በሃሊ እዩ።❤❤❤❤❤
@user-ux8jj7yt6b
@user-ux8jj7yt6b Месяц назад
ኣብ ክርስትና ብዘይካ ንሓደ እግዚኣብሄር ኣምላክ መስዋእቲ ዝምስጋናን ውዳሴን ኣይግባእን። ንቢንያም ንክዕወት ኣምላክ ስለዝሓገዞ ክብርን ምስጋናን ይግብኦ
@lucibrhane8037
@lucibrhane8037 Месяц назад
እግዚአብሔር ይቅር ይበሎም ጌጋ መዝሙር ንወድሰብ ጌጋ ሰባት ናበይ ናበይ እንከድ አለና ✝️🙏
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 Месяц назад
ጊጋ አግዚኣብሄር ይቀረ ይበለሎም.
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Месяц назад
አነስ ብጣዓሚ አየ ሓዚነ ምስ ስማዐክዋ አዞም ስባት ግን ከመይ ኢሎም አዮም ዓይነ ልቦኖኦም ተሸፊኑ 🙏🙏 😭😭አፍፍፍፍ ሕማቅ ግዜ መንግስተ ሰማይ ይዋርሶም 😭😭😭😭
@Amanmeley
@Amanmeley Месяц назад
መዝሙር ንሓደ ኣምላኽ ትራሕ ዩ ዝዝመር ይመስለኒ
@tesfaeyusnqey9462
@tesfaeyusnqey9462 Месяц назад
እንቓዕ ደሓን ኣለይዋ, እግዘኣብሄር ኣምላኽ ኸም ምሕረቱ ይጠምተና እምበር ኸም ግብርና ኣይግበረልና.
@user-lm2jb5ch3x
@user-lm2jb5ch3x Месяц назад
ግዜና መዝሙር ንክብሪ እግዝአብሄር አምላክ መንፈስ ቁዱስ ክብሪእዩ
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 Месяц назад
ናይ ባሓቂ ዘገርም ቃል ኣምላክ ምላገጺ ኣይኮነን ብጃኩም ሙዙሙር ኣብ እምነትና ዳኣበር ኣብ ምላገጹ ኣይኪነን
@bahavtime5073
@bahavtime5073 Месяц назад
እዋይ መንግስቲ ስማያት ይዋርስኩም እሕዋተይ 😢😢😢💔🙏
@shdenftsum8181
@shdenftsum8181 Месяц назад
Ezi mezmur bini wn Xbuk aysmon u ageb mezmur bmenfesawi zteawete u zzmerelu
@MeryHagos-su3kz
@MeryHagos-su3kz Месяц назад
ዋይ ኣሕዋተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም 😭😭😭😭💔
@fetaritium5552
@fetaritium5552 Месяц назад
Neshu lebam abi seb elalka bitaemi eyu des zibl ajoka ketsilo ❤❤❤❤❤❤
@hisabuokubey4792
@hisabuokubey4792 Месяц назад
Amen elkum endo hilefwo kemzi nihna bselam yewedika niblo nisam dima mezamuran sle zikonu bmezmur gerom bselam yewedika yom zibelu zelewu wa gidefuwom endo
@Wedi_bitweded
@Wedi_bitweded Месяц назад
ኣህዛብ ሓንሳብ ካብቲ ሓዲድ መንገዶም ሸተት እንተኢሎም ዝገብርዎ ኣይፈልጡን ኢዮም። 100% ጌጋ ኢዩ ክትዝምረሉ፡ ክትጽልየሉ ግን ጸገም የብሉን። ኣምላኽ ብዓይነ ምህረቱ ይጠምተና
@Lilti-se1rc
@Lilti-se1rc Месяц назад
ዋይ ኣሕዋተይ መንግሰተ ሰማያት የዋርስኩም 😭ልቢ ዝሰብር ግዘ😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@senaitzeray2932
@senaitzeray2932 Месяц назад
ቢኒ ሓወይ ኣምላክ ብሰላም የፈጽምካ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ❤🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx Месяц назад
እዋይ እዞም ሊቀ ሊቃውንትስ ንሶም ደሓን ተዝኮኑስ ዓድና ምሃለና ኔርና ግን ሕዞምና ጠፊኦም ናብ ስጋ ከይዶም ኣምላኽ ነቶም ቁኑዓት ክብል ይተኣረቀና 🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@asmaytadam4334
@asmaytadam4334 Месяц назад
Nashu shikor mara eka tesihekani thanks GBU ❤❤❤❤
@TigistSahle
@TigistSahle Месяц назад
Gerimuna nabey getsena ina nkyede zelna mezumuern mesgna neti zehagzo amlak teray eu zegbae❤
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Месяц назад
ኣሜን ::
@Hope.Chanel
@Hope.Chanel Месяц назад
We love you neshu 🥰
@GermesoMichael-vk9kf
@GermesoMichael-vk9kf Месяц назад
ቢኒ ኢዩ ንኣምለኹ እና ኣመስገነ ክዝመር ዝግቦኦ እምበር ክዝመረሉስ ኣምለኽ ውን ኣይቅበሎን።Exodus 20 ትግ - ዘጸአት 5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw Месяц назад
ብመሰረት መጽሓፈ ቅደስ ፍልልይ የብሉን ንብንያም ምዝማርን ንማርያም ምዝማርን:ምኽንያቱ ንፍጡር ምስጋድ ክሕደት ንአምላኸ ከም ዝኾነ ተጻሒፉ አሎ:that’s why our people are supporting to the dictator because of their sins,but if you live with Jesus christ, you will not accept the stupid things to do,so now people of Eritrea need to accept Jesus Christ, Jesus christ is Lord,
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@paulosrezene8524
@paulosrezene8524 Месяц назад
NEJIS maryam ms bini ketewadader
@user-ff7hv6yh3v
@user-ff7hv6yh3v Месяц назад
ማርያም ን ቢንያምንሲ ሓደ😢 ማርያምኮ ኣደመድሃኒኣለም እያ ገና ደማ ነመስግና ኢና
@dlktre
@dlktre Месяц назад
እዋይ ኣሕዋተይ ዓይነ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም፡፡ ነታ ወላዲተ ኣምላኽ ድንግል ማርያም ጥር ኢልኩም ከም ትኸዱ ንፈልጥ ኢና ፡፡ ቅዱሳን ኣቦታትና እኮ ምሳሌ ስኢኖም ብምንታይ ክንምስለኪ ኢሎም ስቅ ኢሎም እዮም ፡፡ ሕጂ ከኣ ገና ክንውድሳ ኢና፡፡ማርያም፡ማርያም፡ማርያም❤❤❤❤❤❤፡፡
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw Месяц назад
@@dlktre ኩሉ ግዜ ሓሳባትካ ተሰማዕነት ዝህልዎ ምስ መረጋገጺ ዘለዎ ነገራት ምሰ ትዛረብ ጥራይ ዩ:2ይ ካብ ሓደ ነገር ሰሚኻ ክትምልስ ምጉያይ:ነቲ ዝባሃል ዘሎ ግዜ ሂብካ ምርዳእ ዩ ዘበለጸ ዊጺኢት ትረኽበሉ:ሰለዚ ማርያም ሰብ ኢያ:ብንያም ድማ ሰብ ኢዩ:ክሊቲኦም ካኣ ፍጡራት አምላኸ ኢዮም:ሰለዚ ንፍጡር ምምላኸ ክሕደት ኣምላኽ ዩ:ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት:: God bless you.
@thanksgodforeverything4329
@thanksgodforeverything4329 Месяц назад
Neshuway mearey programka eko welfi koynini RU-vid kkefta khasb keleku Neshway yihulu eyu ele eye zkefta😂 mearey ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@user-xf1zo4oo3n
@user-xf1zo4oo3n Месяц назад
እሞ ሃይማኖትና መላገጺ ኮይኑ እንድዩ ዘሎ መራሕቲ ሃማኖትና ዝይቀንዑ ብዚነስ ጌሮሞ አምላኸይ ነዚኦም ሕማቅ ዝገቡሩ ዘለዉ ብኢዶሙን ብእግሮሙን ሐዘልና ነቲ ሃይማኖቱ አኽቢሩ ዝኸይድ ቁሊሕ በሎም ነዚኦም ምሕረት አውርደሎም
@ElliltaAbrehe
@ElliltaAbrehe Месяц назад
Ak mesaken 😭😭😭😭
@DawitWeldeab-fo4qz
@DawitWeldeab-fo4qz Месяц назад
ደራሲ ገሪምኒ።ሊቀ ልቃውቲ ዘይኮነስ ሊቀ ሰይጣውንቲ ዩ።ኣብ ቢኒ ክብሪ ኣሎኒ ብሩኽ ውላድ ዩ።ፍራህ እግዝኣቢሄር ውን ኣለዎ። መዝሙር ግን ንጻድቃናት ንሃዋርያት ንሰማኣታትን ንቤተክርስትያንን ዩ ወዘት ዩ ዝግባእ። ሕማቅ ጊዝየ ኣርኪብና።
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@semeretesfamicael1996
@semeretesfamicael1996 Месяц назад
Kale hiwet yesmalna nasu nay behaki xbuk melsi hibkayom aleka❤❤❤❤❤❤
@thanksgodforeverything4329
@thanksgodforeverything4329 Месяц назад
Tigray Adey entay eyu werdina selamna melaelna fetari aboy
@Shabya20kelibinaydergi
@Shabya20kelibinaydergi Месяц назад
😢😢mengst semay yewaresom ntom klti fekurate 😌😌😌😌😢😢🥺🥺🥺🥺
@user-vi1my1fm3q
@user-vi1my1fm3q Месяц назад
ዋይ ኣሕዋተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኽም 😭😭😭😭
@AskaleAmare
@AskaleAmare Месяц назад
ነሹ ሰላማዊ
@user-wb2gs5qt4w
@user-wb2gs5qt4w Месяц назад
በስመስላሴ መዝሙር ዝዝመሮ ካብዛ ዓለም ዝሓለፈ ሞ ጻድቅ ኮይኑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ቆይሙ ተፈሪዱ ናብ ገነት ዝኣተወ እዚከማን ድሕሪ ኣርብዓ ዓመት እዩ ብድሙ ታቦት ዝቅረጸሉ ብድሕሪ ታቦት ድማ መዝሙር ይዝመረሉ ንእግዚኣብሄር ክኣ በዓብዩ ኣሜን ግና ዘይምባል ሃ ቅ ጳውሎስ መንፈሳዊ ሰብ ንክሉ ይምርምር እበር ኣይምርመርን እዩ ንመርምር ❤
@anmeb6220
@anmeb6220 Месяц назад
Shaebiya xilalu zenberela adi, selama eyu zihadim. Shaebiya chiraq!
@kilihaset5408
@kilihaset5408 Месяц назад
Sik beli na politics aytkid
@anmeb6220
@anmeb6220 Месяц назад
​@@kilihaset5408እዚ ኩሉ ሽግር ኣብ ትግራይ ዘጋጥም ዘሎ፡ ብሰንኪ እቲ ምስ ሕሰም ተለማሚዱ፡ ንዓለም ካንሰር ኮይንዋ ዘሎ፡ ሻዕብያን እቶም ብሻዕብያ ዝተመስርሑ ርኹሳት ሰዓብቱን እዩ። በዓል ንስኻ ጽላልኩም ዘንበርክምሉ ዓዲ ሰላም የብሉን። ኢትዮጵያ ይኹን ኡጋንዳ እሞ ርኣየን፡ ንሕና ዓደን ምስ ረገጽናዮ፡ ሰላመን ይስእንኦ ኣለዋ። ህዝብና ንቡር ተሓሲሙ፡ ኩሉ ከማና ይኹን እንዳበለ ክፋእ ክፍሕስ እንዳረኣና ሓፈርና ወ ተሰከፍና ድዩ ዝብል ነሽነሽ። ሓፊርናን ተሰኪፍናን።
@BettyG271
@BettyG271 Месяц назад
​@@anmeb6220ኣይይ በጃኻ እዚ ዕባራ ምኽንያት እዩ ብሓፈሻ ሰብ ጨኪኑ ኣብ ርእሲ ሓው ደም ዘፍስስ ግዜ ኮይኑ ደኣ በል እምበር ተጋሩ ንተጋሩ ባዕልኹም እንዲኹም ትወዳድኡ ዘለኹም ኣብ ዓድኹም ኣብ መሬትኩም
@kilihaset5408
@kilihaset5408 27 дней назад
😂😂😂😂😂😂😂😂amselu​@@anmeb6220
@aataat1524
@aataat1524 Месяц назад
ልምስ ግዜ ሓሚቅና😢😢😢😢
@HelenBrhane-mx6rn
@HelenBrhane-mx6rn Месяц назад
Neshu hawey bibin biniy ewn neu xbuk aykonn malet ab zeyeley ena neetwo zelena pls 🙏
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin Месяц назад
ቢኒ ሕሰብ ናብ ኮርያ አይትመለስ ነጻ ገይሩካ አምላኽ አብባርነት አይትመለስ
@fetaritium5552
@fetaritium5552 Месяц назад
Mezmur ni Egziabiher amlak misgana ni weladite amlak nikudusan melaekti yizimer ember niseb ab alemawi widdr teawitu elka mizmar ke entay amtseo nihna eko wielna hadirna abta zeytihalif mengste semay eyu tesfana so nabu zeetiwena nab egziabher zilimnelna eyu zedlyena ember bini cycle teawitu niana entay eyu kilmnelna so egziabiher yikre yibelelna zestewiel libona yihaben
@megdelawitzekaryas3523
@megdelawitzekaryas3523 Месяц назад
Oh my God, we are in the and of the time nowadays please praise the Almighty God, not a human being 2 Corinthians 10:18
@user-bw2pl6lx5l
@user-bw2pl6lx5l Месяц назад
Bini bxaeru eber bdegef hzbi aykonen tiawitu.chaw chaw zfetu hzbi hji ms tiawete bini bini mbal,hmaq neru tezkewn gn beta nay fatheru agame elom mxerefwo hadedti zkonu hgdefawyan.netom ab xebeba zelewu eritrawyan dreflom,dmxi kunwom tedelikum.mezmur namlak trah eber nmanm seb aygbaen eyu,halafnetom zzengiu nay siga zhasbu,frhat amlak zeybilom eyom mhret yhabom
@emteemte3985
@emteemte3985 Месяц назад
Only you agrees with my idea. I always say we should appreciate bini for his hard work and success. Many ignorant people say im proud of you kkkk .
@user-bw2pl6lx5l
@user-bw2pl6lx5l Месяц назад
@@emteemte3985 really!kkkkkk.we are sisters &brother.
@fserdss1437
@fserdss1437 Месяц назад
እወድሃለዉ❤
@segenm950
@segenm950 Месяц назад
ግን መዝሙርን ጸሎትን ትርጉሙ ሐደ እዩ መዝሙር ክአ ደርብ ጸሎት እዩ ንመን ደዩ ክጸለዬ ዝግባእ ወይ ክዝመሮ ዝግባእ ??
@dawitkanary4702
@dawitkanary4702 Месяц назад
Orthodox ሃይማኖት ሓስሩ ፎእ,ብሰንኺ ኢዞም ሞዛሙራን,ኣቕሽሽተን ነዚ ሃይማኖተይ ጸሊኤይ ነሽነሽ ሓወይ
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Месяц назад
Welcome Neshnesh
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 Месяц назад
🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽
@brgednihamedu9389
@brgednihamedu9389 Месяц назад
Hade ni Bini zihaleye yelen kulu derafaya masania comedia binay bini tewxie zela nigenzeba ya emo kia ashihat hizbina tegohifa kola nayeziom mezamiran emo gedede haymanotna bisenkom xelienayo emo kia ab adi xeadu enda tekemetkasi ni xiadu seytawinti tiblom ata uyyyy eu zebil natina ahhhh 😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-kx5hi5ez6r
@user-kx5hi5ez6r Месяц назад
❤❤❤❤
@ssd2867
@ssd2867 Месяц назад
Mezmur neti semayn mdrn zfetere egzyabher trau. Bini wn aykbelon eu please smetawyan aynkun.
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 Месяц назад
Xbuk Aleka Neshu hawey lebam Aten lewahat Awe.nbdel Alena
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@zaydom-f4s
@zaydom-f4s Месяц назад
ስላም ስላም ነሹ ዓብዪ ስብ
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 Месяц назад
Ezgiharya Belyo
@user-qi1qi9jf8w
@user-qi1qi9jf8w Месяц назад
ኒሺ ኒሺ ለበመ ❤❤❤❤❤❤❤ትክክል
@rahelzerai407
@rahelzerai407 Месяц назад
Neshu ayney 😂😂😂❤❤❤ sehak eka tketleni
@GhirmayBerhane-gk9vg
@GhirmayBerhane-gk9vg Месяц назад
N mela tselaetu eyom zblu zelewu N meyda tselaeti aykonen zblu zelewu Aytshkok
@meronokbay3199
@meronokbay3199 Месяц назад
ነሹ ❤❤❤❤❤
@user-tc6pm3wp9x
@user-tc6pm3wp9x Месяц назад
እዋይኣፍፍፍ😭😭😭😭😭
@SaronYemane-sd3ow
@SaronYemane-sd3ow Месяц назад
neshu meqert ❤❤❤❤
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt Месяц назад
ሰላም ነሹ ድይቆን ------- ይበሃል ኣነ ንባዕለይ ሓደ ካብቶም ነዚ መዝሙር ዝቃወም ኢየ ስለዚ ነዛ መዝሙር ዘቅረብዋ ኣብ መድረኽ መጺኦም ክእረሙላ እላቦ ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@maron278
@maron278 Месяц назад
ነሹዋይ ለባም ❤❤❤❤
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h Месяц назад
ኣይተምጻኣያ ንእዝጋሃርያ ወርሓዊ 100 ኢሮ ጥራይ ስደደላ ቡሩኽ ዝገደደ ኣብ ኢሮባ ዲኣ መሊሲሳ ኪትድህከካ ኢያ ቡሩኽ ሓወይ ከይተምጻአ በጃኻ ይገርም ኢዩ ኣቱም ሰባት
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Месяц назад
Ni eseyas zey zemeru kemey geyrom nibinyam yizmiru ageb ageb ! 🎉eritrea bi eseyas do aykonetin koyma zela ny 30tat ametat! 🎉 libi yihabikum tewahido!
@Beraster24
@Beraster24 Месяц назад
@@Hadera-od7jn Dahan aytsekef feqad wesidom iyom kab Isu
@MK-gw2dw
@MK-gw2dw Месяц назад
እዚ መዝሙር እዚ ንቅድስት ቤተ ክርስትያን ዝውክል ኣይኮነን ዋላ ውን እቶም ኣብዛ መዝሙር ዝሳተፉ ዝደረሱ ንቤተክርስትያን ዝውክሉ ኣይኮኑን።እዚ ከኣ ክገርመና የብሉን ን ኣቡነ እንጥንዮስ ዝኣሰሩ ማሕበር ከምዚ ምግባሮም ንክርስቶስ ብዕምቆት ዘይፈለጠ ጥራይ እዩ ዝግረም።
@GenetDream
@GenetDream Месяц назад
mezmur neti kulu zfetere luel EGZIABHER zkerb msgana eyu pls wela nbinyam xbuk aykonnen😢 nsu ewn aydeln
@zafu7467
@zafu7467 Месяц назад
you are so funny
@ngusewerede2922
@ngusewerede2922 Месяц назад
ከምሕብረተሰብ ካብክውንነት ወጺኡ ዝነብር ተኮይኑ ብጀካሕንፍሽፍ ካልእ ኣይፈልጥንዩ
@haregot8000
@haregot8000 Месяц назад
ኦርተዶክ ንምፉራስ ዝግበር ዘሎ መስርሕ እዩ ባዕልካ እግዛቢሄር ኣቦዪ
@haregot8000
@haregot8000 Месяц назад
ምሕረትካ ኣዝዘልና
@HelenBrhane-mx6rn
@HelenBrhane-mx6rn Месяц назад
Wala bentekoste eyom zemiremulu zelewu gerimniy anes bsenkom nbiniy abzey gelieu keyteetwom nsu amlk nzgeberu yemesg xeru kulu kab amlak mkanu ymskr.nhna kea xerka kab amlk aykonn nblo alena ms amlk newedadrp zelena
@debesayslutan379
@debesayslutan379 Месяц назад
Bro good job
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 Месяц назад
መጽሓፍ ቁዱስ ነንብብ ። ናይ ሃይማኖት ሰባት ይጽልዩሉ ይባርክዎ ቢኒያም እውን ኮሙኡ እዩ ዝበለ ጸልዩለይ መሩቁኒ ። መዝሙር ግን ናኣምላክ ጥራይ እዩ ዝምልከት 😢😢😢
@Beraster24
@Beraster24 Месяц назад
34:00 eziA’mo keytEmxo wen yefrh iyu, Nay klitiu keyhlwa yefrh iyu.
@SB10889
@SB10889 Месяц назад
ኣታ እዞም ዘመርቲ ገለ ከስምዑና እዮም🤔🤔🤔🤔
@rahwaabdu5236
@rahwaabdu5236 Месяц назад
Neshu mexe mexe ❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
❤️❤️❤️
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 Месяц назад
Kkkkkkk weye ezegaher gode amlak yerdana
@BlesssedDay
@BlesssedDay Месяц назад
ኣነስ ኦርተዶክስ ኣይኮንኩን ኣይርድኣንን እዩ ግን ክብሪን ምስጋልናን ኩሉ ግዜ ናብ ፈጣሪ ጥራይ እዩ
@user-sz8du6nz6q
@user-sz8du6nz6q Месяц назад
🤔seqi bu qimelo
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 Месяц назад
Sekti hebey haymanotki hezki emo tem beli 😂😂😂
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 Месяц назад
Besmam kabzi yedhnena Mengste semay yewarsum 😢
@lulahailu3466
@lulahailu3466 Месяц назад
Mezmur niamlak ember niseb ayzmerin eiu abey ena bexhna niertrawian ezi awet nab gele yemrhana alo maere kindzi ayrdanin eiu ykre ybelelna besmam
@user-ke8lb6ft6e
@user-ke8lb6ft6e Месяц назад
Haqi ygerm beray tsemidka mahres kula eya hzbey koyna TikTokoker
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 Месяц назад
Mezamuran Eseyas newramat eyom
@brhanehabte7757
@brhanehabte7757 Месяц назад
ነሹ ካብ ወያነን ኣመርካን ናብ ፍልፒሰን ተሳጋጊርን😂😂😂😂😂😂
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
😂😂
@TekleHabtu-gx2ek
@TekleHabtu-gx2ek Месяц назад
Kulu Hubibntet enda deleye xegem terekibu
@user-jh2vh7dd4s
@user-jh2vh7dd4s Месяц назад
ዘሕዝን እዩ ማዕረ ክንደይ የራኽስዎ ኣለዉ ነዚ ቤተክርስትያን
@ElliltaAbrehe
@ElliltaAbrehe Месяц назад
😭😭😭😭
@Shamaentertainment
@Shamaentertainment Месяц назад
Entay dea ezi qeshi Doctor Abi zimesil hahahaha
@AwetTsegay-q5r
@AwetTsegay-q5r Месяц назад
Besemab ezom xelulat eyom
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 Месяц назад
So sad 😭 😭😭😭💔💔💔
@natsnetgrmay8969
@natsnetgrmay8969 Месяц назад
Hakika
@fiomorichannel1311
@fiomorichannel1311 Месяц назад
Gn ezi hbretesebnas kemey eyu biniam grmay ab laeli sle zbexehe amlak ዝርስዕ ኣለዎ ዲዩ ክንደይ ዲዮም ኣብ መዲያ በስማኣም ኢሎም ዝጅምሩ ዓበይቲ ተጻወቲ ናትና ኣምላክ በይኑ ጌርኩም ኣይትሕሰቡ መዝሙር ንዝግበኦ እዩ ዝዝመር ንከማካ ሰብ ግን ኣፋልን ❤
@berhanhagos9511
@berhanhagos9511 Месяц назад
ane zegrmney gen nay neshu shak 😂😂❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@Beraster24
@Beraster24 Месяц назад
Ab denmark daA nab wedi teqeyra tkewn ember.
@samirahamid9739
@samirahamid9739 Месяц назад
ነሹ ዓጂብ እዳሞራ እንደበራሪ 😂😂😂😂😂😂😂❤
@user-me3oh3mv9g
@user-me3oh3mv9g Месяц назад
😢😢😢😢😢😢😢
Далее
Cute kitty gadget 💛💕
00:23
Просмотров 4 млн
Паук
01:01
Просмотров 2,4 млн
Cute kitty gadget 💛💕
00:23
Просмотров 4 млн