Тёмный

ነሹ መጸ መጸ/ ቐተልቲ ኣመሎም ይገብሩ ንሕና ንሰንድ/ ሞኒካ ዘቓልዓቶ ዓዲ እተዊ ጥራይ ኢሉ ይፍክር 

Neshnesh Tv
Подписаться 276 тыс.
Просмотров 87 тыс.
50% 1

ነሹ መጸ መጸ/ ቐተልቲ ኣመሎም ይገብሩ ንሕና ንሰንድ/ ሞኒካ ዘቓልዓቶ እተዊ ጥራይ ኢሉ ይፍክር

Развлечения

Опубликовано:

 

15 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 427   
@Letush143s
@Letush143s 23 дня назад
አነ ከምዚ መንእስይ ዘሕዘነኒ ስብ የለን ነብስካ አብ ገነት የንብርካ ኑኡስይ ንስድራ ፅንዓት ይሃብ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@AbGetachew
@AbGetachew 22 дня назад
😢
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 22 дня назад
ናይ ብሓቂ ቁፅሪ ዝራአክዎ ምስሉ ንብዓተይ እዩ ዝቅድመኒ ካብ ልሳነይ ብሓቂ ናይ ፀልማት ሰብ ጠፊኡና 😢😢😢ንምላእ ስድራን ብፆቱን ፅንዓት ይሃቦም አምላክ የፅናዓዮም 🙏
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf 22 дня назад
😢ዋላ አነ ዘይፈልጦ ከንሰይ ማራ እዩ ዉሽጠይ ተንኪፍኒ ፍሽክትኡ ምሳካ ዝዓበየ ይመስል እህህ አብ ሕቁፈ ፃድቃናት የንብርካ ሓወኒ ንኡስ😢😢💔
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 22 дня назад
ብሐቂ
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 22 дня назад
እረ ኣብ ክልና እዩ በስምኣም😭😭😭😭
@hailuweld
@hailuweld 22 дня назад
ይብራህ ሓወይ ሓዘነልካ ብልበይ በላዕካኒ ከብደይ ከም ስምካ ኣብ ሰማይ ብራህ ንዘለኣለም ኣለም
@neshnesh_show
@neshnesh_show 22 дня назад
🙏🙏🙏
@user-uh8tv7ve8r
@user-uh8tv7ve8r 22 дня назад
ኣነስ ኣብናይቶም ህግደፊ ሚድያታት ላረአኹ ፀንሐስ ኣብ ክንድ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ክብሉ ናሙይቱ ፎቶታት ለጥፎም ብፃዮም ንኣድጊ ንሓመዱ ባራዩ ተጋሩ ይብልዎ ይብራህ ማለት ኣነ ብኣካል ኣይፈልጦን ግን ኻብደይ በለዐኒ💙💙💙😭😭ኣብጎኒ ህዝቢና ጠጠዉ ዝበለ ደላይ ፊትሕ ኩሉ ፊንፃሕ መሰንገልና ይኡ❤️💛💙👈🌹🌹
@gracemb9855
@gracemb9855 23 дня назад
ሞት ናይዚ ሓውና ፉሉይ እዩ, ሰሙንና ጌርና ሞስራሕ ከሊኡና, ከብ ዓይንና ምኽዋል ኣብዩ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 22 дня назад
💔💔💔
@user-mn1wm1nb8y
@user-mn1wm1nb8y 22 дня назад
Offffff me too 😢
@efbv5178
@efbv5178 22 дня назад
ኣይ ካኣልኩን ኣነስ😢😢😢😢😢😢😢
@rahwagerye3780
@rahwagerye3780 22 дня назад
Ygermeki eyu kemz aganifuni ayfeltn ktsoro aykalkun sebeytus andi tklo do💔💔💔
@user-hj4nl4yy4h
@user-hj4nl4yy4h 22 дня назад
እፍፍፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭ማዓረይ አነስ ከምዙ መንእሰይ እዙይ ዘሐዘነኒ የለይ ኣሕ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔
@zaidokbanderias3794
@zaidokbanderias3794 22 дня назад
ዘሕዝን እዩ እግዝኣቢሄር ምሕረት የውርደልና ነንሕድሕድና ኽንጣፍእ መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ ንመላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኹም
@godbless5994
@godbless5994 23 дня назад
ሕማቅ ዕድል እዩ ኤርትራዊ ኮንካ ክትፍጠር ኣብዛ ዓለም ምስዞም ደናቁር እንስሳታት ጥሪት ህግደፍ ደቂ ሓደ ሃገር ክትብሃል መርገም እዩ
@rahelnegasi8968
@rahelnegasi8968 22 дня назад
Betaemi ember foeee zekone hezbe
@azmeraasmelash7532
@azmeraasmelash7532 22 дня назад
ብጣዕሚ የህዝን ጽናት ያህቦም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
@Hzbey_Babitey
@Hzbey_Babitey 23 дня назад
ጎይታዋይ ብህፃኑባ ኾሙዑዎ ግን ኣጆኹም ሓበን ይሰማዕኹም ከመይ ኣብ ዓወት ንትበፅሕ መስዋእቲ ግድን እዩ ዓወት ንኸምፁኡልና ኣሕዋትና መሓዙትና ኢና ወዲእና😢💔am from tigray
@Meri.2146
@Meri.2146 23 дня назад
ኣሕሕሕ ዞም ጨካናት ንኡሰይ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርካ ማዓረይ ከብድካ ክበልዕ
@slama-sl8yl
@slama-sl8yl 23 дня назад
ፅንዓት ይሃብኩም ኩለኩም ኣሕዋት ኣነስ ደቃስ ኣብያኒ በቃ😭😭💔💔💔
@user-fz3pe5ek8q
@user-fz3pe5ek8q 22 дня назад
እፍፍፍፍፍ ኣነስ ደቅነይ ተሰዊኦምኒ እዮም ዊ ግን ከምዚ ወድዝ ፍሉይ እዩ ኣይካኣልኩዎን😢😢😢😢😢😢😢
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 23 дня назад
እህህህህ ንኡሰይ ኣነስ ለይቲ ምስ ቀትሪ እናተራኣይኒ እህህ ወዲነይ ደፋኣይካ ይደፉእ😭😭😭😢🕯
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 дня назад
💔🙏
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 22 дня назад
ዋላ ኣነ ልክዕ ከም ዛ ዝፈልጦ ኣብ ዝረኣኽዎ ከብደይ ሓፍ ይብል ጨካናት ረኺቦም ፈጣሪ ኣብ ገነት የንብሮ😢💔
@user-jl2fr5nx9w
@user-jl2fr5nx9w 22 дня назад
ዋይ ሓወይ 😢ንእስነትካ ሪኡ ኣብገነት ይቀበልካ እፍፍፍፍጨካናት😢😢ንመላእ ስድራቤትን መቃልስቱን ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ😢😢
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 22 дня назад
ኣሜን ኣየሳእነና ነሹ ዓይነይ ሰላምንፍቅርን ራህዋንቅሳነትን ዝዓሰሎ ዘመን የምፀአልና ስደትና የሕፅረልና🙏❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 22 дня назад
🙏🙏🙏
@user-lq6sl8wi8t
@user-lq6sl8wi8t 22 дня назад
ኣብዚ ሕጂ ግዜ ቡዛሓት ዝተሰውእን ዝሞቱን ሪእና እናሞ ኣሕዋትና እንተይ ቀረየ ቀብፅናዮም አና💔💔😭😭😭 ግን ኣይከምዚ መንእሰይን ለይትን ቀትርን ናብ ዓይነይ ናተማላለሰ ድቃስ ከሉኡኒ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ማዓረይ ጨካናት በዚሖም💔💔😭😭😭
@sbegge7121
@sbegge7121 19 дней назад
ፅናዕት ይሃብኹም ፈጣረ አነ አፈለጣን አብ ሞቶ አየ ፈለጠዮ ብጣዓሚ እዩ ባሓረ ከብደይ አቱኒ አቤት ገረማ አቤት ፈሸክታ አታ ሰደራቤቱ አዓረክቱ ከመይ ይብለኹም ካብት አማውቱእ ካሙት ይማሕረና ፈጣረ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@MerhawitFsaha
@MerhawitFsaha 23 дня назад
ኣብዚ ሶሻል ብዙሓት ሪኢና ዝሞቱን ዝተሰውኡን ኣሕዋትና ከይተረፉ ስኢና እሞ ኣይከምዚ ሓወይን ውሽጥካ ይበልዐካ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ይብራህ ሓወይ ኑኡሰይ😭😭😭😭😭💔
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 дня назад
💔💔💔
@mmmmm2701
@mmmmm2701 23 дня назад
😢😢💔 ካብ ሓዘን ክትወፅ እተበልካስ ናብ ሓዘንጊዜ ዘራይእዩ በሓቂ ናይ ንኡስ ልኮነ ጊዜ ክንዲ መርዓን ክርስትናን ተብልዕና ሓዘን ተውልዕና😢
@mmmmm2701
@mmmmm2701 23 дня назад
በሓቂ ነሽነሽ ሓወይ ክንደይ ኣብ ካብዳልዓቆርቶ ጉድእዩ ካብዲ ይፅሮ በሉ ስብኣይ😢
@mmmmm2701
@mmmmm2701 23 дня назад
መቆሎም እውን ክፍለጡ ኣለዎ ጨካናት ሓሳዳት
@samuelbrhane8436
@samuelbrhane8436 22 дня назад
Ufffffffff nay bahaki
@SalemSalem-tu3vu
@SalemSalem-tu3vu 22 дня назад
አምላክ አብ ሕቁፉ የንብርካ ንኡሰይ😭😭😭
@marrymarry825
@marrymarry825 22 дня назад
ኣብ ዕሸል ዕድሚኡ ቦትኡ ከምዝቕመጥዎ መንእሰይ ከዝፈምዎ ኢድኩም ኣይትሳኑ ህግደፋውያን 😭😭😭😭
@albadralbadr945
@albadralbadr945 22 дня назад
አነ ከምዚ መንእስይ ዘሕዛነኒ ሰብ የለን ነብስካ አብገነትየንብርካ ንኡስይ ንስድሪካ ፅንዓት ይሃቦም😢😢😢😢😢
@delinadelina4608
@delinadelina4608 22 дня назад
ኣንታ ነሹ ሕርር ኢልና መመሊሱ ይሐድሰና ኣሎ ይበራህ ሓወይ😢😢😢😢😢😢
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 22 дня назад
😢😢😢😢😢😢
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 22 дня назад
ኣየወ ልብና ተሴርና 😭💙🌿💙🌿💙
@user-vs8iq5lr7u
@user-vs8iq5lr7u 23 дня назад
እፍፍፍፍ ካምዚ ምስካ ዝዓበየ ይመስል 😭😭😭😭💔💔💔
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 22 дня назад
ኣሕ ንጥዑም ሰብ ዘይትክውን ዓለም ኣሕሕሕ 😭
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 22 дня назад
ስእልታቱ ኽትሪኢ ከለካስ ከምዚ ብቐረባ መሓዛካ ብቐሪባ እትፈልጦ ሓውካ ኾይኑ ይስምዓካ 💔💔💔💔💔 ጉድ ረኪብኩም መሳሕቕቱ መሓዙቱ 😭😭😭 ጽንጻት ይሃብኩም ስድራቤቱ መቓልስቱ 🙏
@wahs1235
@wahs1235 22 дня назад
ጠቕላላ ሰብ ሓሚሙ ኮ ብዛዕባ ዚ ጂግና ዚ። ምሉእ ሰብ ከ ኣሎ ድዩ ወደይ።እዚ ብኹሉ ነገሩ ምሉእ ዩ ብዘይ ምግናን።
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 22 дня назад
ኣሕሕ ፍትሒ ሰላም ዝናፈቃ ነፍሲ ጠፋአትና ንኡሰይ ናይ እዋን ፀልማት ሰብና ነይርካ 💔💔🥺ንምላእ ስድራን ብፆቱን ፅንዓት ይሃቦኹም 🙏
@adamadonay6599
@adamadonay6599 22 дня назад
Neshnesh wedey ንፉዕ ተባረኽ ጎብዝ ዕድመ ይሃብካ ዝወደይ!!
@user-vs4pg5rj5r
@user-vs4pg5rj5r 22 дня назад
ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ይብራህ ሓዉና ከም ሰምካ ብዓል ብሩህ ተሰፋ ነይርካ እንታይ እሞ እዛ ካሓዲት ዓለም ካብ ማዓዝ ንጡዑይ ትኸዉን ቆፅዮምኻ ብኑኡስ ዕድሜኻ እዞም ድፉናት ኣእምሮ😭😭😥😥😥💔
@__-wj7zq
@__-wj7zq 22 дня назад
_ጽንዓት ይሃብኩም ንሓውና መንግስተ ስማይ ይዋርሶ እህህህህ እዞም ጨካናት 😭😭😭😭_
@anwartkl559
@anwartkl559 22 дня назад
ገፁ ክትሪኦ ከልካ ተስፍ ፅናዓት ይንበብ ንእስይ ኣብ ዘይዕድሙኡ ምይቱ ኣዶ ወለዲቱ ኣሕትንስ ከመይለን ኪኢሎ ይካና ኣምላክ ባዓሉ ይፅነዐየን😢
@Lewhatey
@Lewhatey 22 дня назад
እፍፍፍፍ ሓመድ ትብልዐኒ ወድነይ ብዝሓለፍካዮ ናቱ ስእሊ ፍቅሪ ስኮነ ሰብ እንታይ እሞ ይገበር ምንባር እኮ ከሊአምካ ወዲ ወርቁስ ወርቂ ዝኮንካ ሰብ ነይርካ ኣሕ😭💔
@Robeltk
@Robeltk 22 дня назад
ሰመረን: ተስፋይን ብጣዕሚ ዝድነቑ ሰባት እዮም::
@tm.h.3262
@tm.h.3262 23 дня назад
ውፍይ ነታ ሳጉኡስ (ፐርኔንተ) አውሒሱዋ ናይ ብሓቂ አውሒስዋ ።
@Abchu-lw9bk
@Abchu-lw9bk 21 день назад
እዙይ ዝመስል ጎበዝ ቀቲሎምስ ናማኖም ድዮም ደቂሶም ክሓድሩ ሓሲቦም💔😭
@almazmehari4321
@almazmehari4321 22 дня назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጽንዓት ይሃብ ንመላእ ስድራቤ
@tgstadmb7036
@tgstadmb7036 22 дня назад
ኣሕሕሕሕሕ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ማዓረይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Letush143s
@Letush143s 23 дня назад
ጨካናት አጥፊኦሞ ገፆም ትርሓቅ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-lw6oe6bo9u
@user-lw6oe6bo9u 22 дня назад
ንኡሰይ ካብ ዓይነይ ዜትክወለኒ😢😢😢😢😢
@etust6788
@etust6788 22 дня назад
ሓወይ ዛንእስነቱ ኩልፍ ኣቢለሞ ይኹሎፎም 💔😔
@MikiM-md1rr
@MikiM-md1rr 22 дня назад
ዋይ ሓወይ ብሓቂ ሓዚነልካ ግን ካብ ኮነስ አብ ገነት የንብርካ አሜን አሜን አሜን 😢😢😢😢
@azebtewolde9624
@azebtewolde9624 20 дней назад
Neshuye dehen Amlek beabyu alo.Aythrek eti kulu zeysaeno alo.Hede mealti alo. NAMLAK MHEB EYU.❤
@Hanj9581
@Hanj9581 23 дня назад
ኣነስ ድቃስ ኣብዩኒ ማርያምን ነብሱ ከውፅእ ኣብታ መፃብቦ ክከትርዎ ከለዉ ሪአዮስ ዉይ ክሕምምም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ናኣና ንተጋሩ ዝነበሮ ክብሪ ሓዊሰ😢 እፍ😢💔💔💔💔💔
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 дня назад
🙏🙏🙏
@yes6292
@yes6292 23 дня назад
ተውርርና ሓውና ለባም ነይሩ 😢😢😢😢😢
@user-oq4kh5yx5t
@user-oq4kh5yx5t 22 дня назад
ይፍለ እዩ ናይዚ ሓዉና ሞት ማራ ሓዝነ እፍፍፍ ምሽክናይ 😢😢😢😢መንግስተ ሰማያት ያዋርስኻ😢😢😢😢😢
@user-zm6iv1cq1q
@user-zm6iv1cq1q 23 дня назад
Nay bhaki wefay it's hard to explain he is Real beauty comes with a smile. I know this is painful for family and friends.
@user-pn8lu4rw7f
@user-pn8lu4rw7f 16 дней назад
ኸምዚ ሓውና እዚ ዘሕዘነኒ የለን💔😢
@user-fx5ii5gt1h
@user-fx5ii5gt1h 23 дня назад
እንድዒ ኣነስ ኣይካኣልኩን 😢😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@helentsegay3458
@helentsegay3458 22 дня назад
Hawey seytan dife ybel dfie abilomka 😢😢😢😢😢
@elsajefter5596
@elsajefter5596 22 дня назад
😢😢😢😢😢😢ኣንታ ክንደይ ከ ዪደፍሩ ከ ወደይ ነዛ ነብሶም እንታይ ኢዮም ሒዞሙላ ኣየ ሰብ 😭😭😭😭😭ወዲ ቀሺ ሓወይ ኣርሓ ሰርዐ ጂግና ወዲ መለይ ዘይትካኣል እባ ኔርካ ኣነስ ኣይካኣልኩን ድቃስ ሲኢነ ኣብ ካሜርታት ዓይነይ እንዳመጻእካ ዉይ በልስከ ኣብገነቱ የምብርካ ብሩኸይ😭😭😭
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 23 дня назад
እዋይ እዚ ሓውና ብዝረኣናዮ ቁጽሪ እምበር ከብድና ተሓቍኑ😢😢
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 22 дня назад
ናይዚ ወዲ ሞት ከቢድ እዩ ኣቱም ሰባት እዚ ዓፅሙ ክንደይ ይመርር ብሓዘን እኮ ተጠዊና ዋይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭እግዚአብሔር ገለ ተኣምር ገይሩ እንተዝምልሶ ውይ 😭😭😭😭😭😭😭
@hailuweld
@hailuweld 19 дней назад
ክብረት ይሃብክን ኣዴታት
@freweyni-jk3yi
@freweyni-jk3yi 19 дней назад
Egzabher amlak mhert yewerdelna nkolu alem Egzabher yker ybelan sedetena yxierlna 😢
@alemmtadess6809
@alemmtadess6809 22 дня назад
ከም ዝፈልጦ ዉሸጠየ ረቢሹኒ ዝሓወይ😭💔ቤተሰቡን ደቁን ከመይ የቕበልዎ ኸቢድዬ😭😭
@MerimeriMerimeri-qv7zt
@MerimeriMerimeri-qv7zt 23 дня назад
shalom shalom 💙💙💙💙
@ttmkrti7240
@ttmkrti7240 22 дня назад
ወያነ አብ ግንባር አይሰዐረን! አብ ስደት ግን ተሳዕርና 😢
@user-iw2dc2kg6c
@user-iw2dc2kg6c 21 день назад
ኬብ ዓይነይ ምክዋል ኣብየኒ ኣነስ ሚሰክን ሓወይ
@GM-cu9qk
@GM-cu9qk 22 дня назад
Ajokom yehiwatey .Ab zelewo Mengeste semai Ab Lemlem kineber iyu Zibuk rarik gedifu keyidu Alo Nezom Sidi zereba Zizarebu Nahina Eritrawiyan Ayikonun Nigigna Hawina kulu gize Ab Libina Alo God bless Him& R.I.P🩵🌿💙🩵🌿💙🩵🌿🩵💙
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 22 дня назад
Miskinay wedna 💙💙💙🙏🙏🙏💙💙💙 HGDF MENDEF BARAYU ISEIAS SEYTAN Etiopiawi 🐒🐃🐘🦏🐂🦛🐄😽🙀😾
@akberethaile9072
@akberethaile9072 22 дня назад
❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@helengaltigray
@helengaltigray 22 дня назад
አሕሕሕ ከምዚ መንእሰይ እዚ 😢😭ፎቶ ሞስ ረእኩ ንበዓት ምቅፅፃር ኣበየኒ ኣነ እስ ኣይፈልጥየ 😭 እዝም ዝፈለጥዎ ግን እንደዒ😭😭 መንግሰተ ሰማይ የወርስ😭
@almazgiday9935
@almazgiday9935 21 день назад
እህህህ እዚ ሐውና ብኩፉእ አሰቃቂ ዝቀተልዎ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶ ነዞም እስሳ አራዊት እዚኦም ኢዶም ይፍጠረሎም አረሜናት ንቤተሰብ ንደቁ ፅንዐት ይሀቦም
@adhanetadhanet693
@adhanetadhanet693 22 дня назад
ኣሕ ከብድካ ይበልዐካ 😢😢😢
@helenkahsay459
@helenkahsay459 22 дня назад
Ezi wedi behaki gele alewo 😢😢😢l can’t stop crying whenever l see him 😢😢😢 ahhhhhhhhhhhh mekalu sinena 💔💔💔💔 ab yemanayu yekabelka goyta hawey 😭🕊️
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 17 дней назад
እዋይ ሓወይ ናተይ 😢😢😢😢 ከብድኻ ዝበልዕ በዓል ንፁህ ህልና ነይሩ ኣነስ ሎሚ እየ ዝሪኦ ዘለኹ ከም ለካስ ደመን ሓወይ ስለ ዝኾነ ከብደይ እዩ ዝበልዐኒ😢😢😢😢 ምስሉ ኣብ ዝረአኻዮስ ኣቦ ፍቅሪ ክልተ ህዝቢ ወዲ መለይ ሓወይ ብየማኑ ይቀበልኻ ፅንዓት ንስድራኻን ብጾትኻን
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 22 дня назад
ወዲ ወርቁ ሓላል ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ💔🖤 ማዓረይ ዘላኣለም ኻብ ሕልናና ኣይክትወፅእን ኢኻ😭💔💔
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 22 дня назад
ናይ ዚ ወድስ ሓዘኑ ከቢድ እዩ 😢😢😢
@user-iw2dc2kg6c
@user-iw2dc2kg6c 21 день назад
ቃደማካ ኣኘሰ ኣይከኣልኩን በሰምኣም
@meazatewolde6960
@meazatewolde6960 22 дня назад
አሕሕሕሕሕሕ መሪር ሓዘን ዩ ግን እቶም በዚ ሞት ኑኡሰይ ኣሰይ ኢልኩም ትሕጎሱ ዘለኹም እቲ ተገልግልዎ ድያብሎስ ነናብ ገዛኩም መሪር ሓዘን ይልኣኸልኩም ሩጉማት ነቲ ወዲ 85 ዓመት ጎይታኹም ኣብ ዘለዎ ከይድኩም ሓንግርዎ ጨካናት RIP ሓወይ ናተይ 😭😭😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show 22 дня назад
🙏🙏🙏
@user-iv6yw5up1j
@user-iv6yw5up1j 21 день назад
Anes kemzi meniesey zehzebeni yelen ahhhhh 😢😢💔💔💔💔😭😭😭
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 22 дня назад
ናይ ብሓቂ💔💔😭😭😭
@user-jh2vh7dd4s
@user-jh2vh7dd4s 22 дня назад
ናይ ብሓቂ በርኔንንተ
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 22 дня назад
ሰገን ዝኾነት ቖልዓን በዚ ድርባይ ኽትነብዕ 💔💔💔 መንደፍ ይብላዕ
@azmerahailu1550
@azmerahailu1550 22 дня назад
nay behaki xbuk hasab eyu nay beal Semar 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
@user-mx3mp2ih4g
@user-mx3mp2ih4g 22 дня назад
Ewayyy haweyyy msknay nteuy zeykon gze kndey ke ychknu nay edom yhabom fetari nhawna nesnetu rieu ab hkfu yenbro fetari💔💔💔😭😭😭
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 23 дня назад
ብሓቂ ኣነ ኣይካኣልኩንንን😢😢😢😢😢😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 дня назад
💔💔
@mebrihittedros6199
@mebrihittedros6199 22 дня назад
Amenn
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 22 дня назад
Wageom krekbu eyom ezom shefatu
@jesusisgreat8724
@jesusisgreat8724 22 дня назад
I am very sad 😭😭😭💔💔💔
@MeryHagos-su3kz
@MeryHagos-su3kz 22 дня назад
እፍፍፍፍፍ ማዓረይ ብሰላም ዕረፍ ኣሕሕሕ 😭😭😭
@ZebibtadeseZeb-bt6xb
@ZebibtadeseZeb-bt6xb 22 дня назад
😭😭😭 btaemi yehzn mengste semay yewarso
@HelenGebreyesus-ep1ed
@HelenGebreyesus-ep1ed 22 дня назад
May Rest in Peace my beloved brother. 🙏🏽🙏🏽🙏🏽😭😭😭
@meharifsahaye4250
@meharifsahaye4250 22 дня назад
Mengste semay yewarska ,,,RIP
@AmoraAmora-ws6is
@AmoraAmora-ws6is 22 дня назад
ኣንቱም ሰባት ዝትግርኛ ዝዛረብ ተረጊሙ እዩ ይመስለኒ ወዳ ጓላ ብጣዕሚ የሕዝን
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 22 дня назад
Wedey marey xelaeyeka yedefae zemdekiy amlak abe mengste semay yewarska zewdey ajoka alenaka 🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@user-dq1tm5fv2u
@user-dq1tm5fv2u 22 дня назад
ሓወይ ማዓረይ😭😭
@AlmazWeldu
@AlmazWeldu 22 дня назад
Efffff neasey😢😢😢😢💔💔 xelaka yedfa mearay
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 22 дня назад
ኣሕሕሕ መሪጾም ባ ገንሼል ጌሬሞ ኡኡኡኡኡፍፍፍፍፍ ዓለም ጨናዊት በራዩ ኣፍሪኺ ጎዲእክና ግን ደሓን ሓውና ደምካ ብኸመይ ነወራርዶ ንፈልጥ ኢና
@rahwaeyob1593
@rahwaeyob1593 22 дня назад
Ahhhhhhh eway wedy worqu Hannah egzabhaer ab yemanu yenbrka 💙💔💔💔💔
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 22 дня назад
Amelkum eye hegdef mendefe metefae sebe resahe bernte denkure
@user-tm7dh2lp9z
@user-tm7dh2lp9z 18 дней назад
ኡፍፍፍፍፍፍ ክጭክኑ ደቂሶምዶ ይሓድሩሎው ይኾኑ 😭😭😭😭😭😭😭
@letinak4559
@letinak4559 22 дня назад
ኣየ ህግደፍ ትእቶ ጥራይ ክአስረኪ ክንቀትለኪ ኢና እካ ኢዩ ዝብል ዘሎ 😭
@HntsaHntsa
@HntsaHntsa 22 дня назад
ኣብ ዛሓለፈ ዕፅዋን ክባን ኣብ ጉኒ ህዝቢ ትግራይ ጠጠዉ ዝበለ ንኡስ እዩ ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ ዛሓወይ 🙏💙😥💔🖤ኣብ ዉፅዕ ህዝቡ ተጠጠዉ ዝበለ ኽሳብ ሕልፈተ ሞቱ ጅግና መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ንኡሰይ🙏💙💔🖤😥💙 ዘይንፈልጦ ባአካል ከምዚ ከቢድ ሐዘን ዝተሰመዐና ኣነስ ማዕሮ ዝረአክዎ ንባዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ 😥💔🖤 ብቃረባ ትፈልጥዎ ቤተሰቡ ኣዕርኹቱ በርጌድ ናሓመዱ ኣምላከ ኣካአሎ ያሃብኹም ንኡስ ሓዉና ደማ ዕረፍቲ ነብሲ ያሃቦ ንሓቂ ንመሰል ዛሓለፈ ነብሱ ህያዊ እዩ🙏💙🖤💔😥
@NatnaelNatnaelkifle
@NatnaelNatnaelkifle 22 дня назад
Haqika neshu bulxue❤❤❤❤
@efbv5178
@efbv5178 22 дня назад
ነሹ ሓወይ መልሰለይ ልምንታይ ዙሬሳ ዓሸራ ዝተልዓለ 😢😢😢😢😢ልበይ ደምዮ ኣነስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ኣሕሕሕ ሓወይ
@fthinhzbieritrea1399
@fthinhzbieritrea1399 23 дня назад
Rip wegeney 💙💙💙💙💙
@rimna8001
@rimna8001 22 дня назад
Ksab ta hiwetka thalf zehlefkayo skay khasbo keleku mftarey yxele hawey mearey😢😢😢😢😢😢😢
@user-bb8tk4wk7k
@user-bb8tk4wk7k 22 дня назад
Xahtari mesaweri
@user-um3lw8zp4m
@user-um3lw8zp4m 22 дня назад
ምት ናይ ዚ ሓውና ፉሉይ እዩ😢😢😢😢💔💔💔💙💙
Далее
Дима сделал мне сюрприз!😭
01:01
Просмотров 617 тыс.
ናይጀርያዊ ምምርዓው
20:27
Просмотров 15 тыс.
New Video D&D family
11:21
Просмотров 24 тыс.
А вы кто?😂
1:00
Просмотров 2,4 млн
сколько мне лет
0:59
Просмотров 6 млн