Тёмный

ነሹ መጸ መጸ/ ናይ ሻዕብያ ተታሒዙ/ ድምጻዊ ፍረሰላም ብናይ እስራኤል/ ጀርመን ብሓይሊ ክተቱ ትብል 

Neshnesh Tv
Подписаться 287 тыс.
Просмотров 72 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 284   
@TesfuMezgebo
@TesfuMezgebo 4 месяца назад
ዝሃወይ ካልእ ቢሄር ደኣ ይባዝሑ ምበር እንታይ ክቃተሉ ትኽክል እዩ እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ምስሊ ናይ ሰብ እዩ ዘለና እምበር ሰባት ኢና ክትብል የጸግም እዩ ይቕረታ ግን ክንደይ ጥዑይ ሰብ ከኣ ኣሎ ንኩሉ እንተ ወቂስናዮስ ክስመዐና ይኽእል እዩ እምበር ብጣዕሚ ሕማቕ ኣለና ቢሄረ ትግሪኛ ናብ ልብና ንመለስ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@Ferahbilina
@Ferahbilina 4 месяца назад
ኖጽቡቅ አለና 😂
@MnaseGirmay
@MnaseGirmay 4 месяца назад
P0​@@neshnesh_show
@meharikahsay6754
@meharikahsay6754 4 месяца назад
2:43
@gegura478
@gegura478 4 месяца назад
Tigrigna mikhuakum aykonen eti shigir tegaru tigrgna enda tezarebu ab mengo eritrawuyan tenkol ziserhu nisatom eyom
@hailuweld
@hailuweld 4 месяца назад
ፍረ ሰላም እንገራ ዓለም ብላዕ ሓቅካ
@NebiEseyas
@NebiEseyas 4 месяца назад
ኣታ ዲርባይ ሞካን ናይ ዲርባያት ቦታ ኢካ ዘለካ
@danieldesta9712
@danieldesta9712 4 месяца назад
ንሓውና ምስ ጻድቃናት ብይኣማናዮኡ ይቕበለልና ንበትስብ ጻንዓት ይሃቦም ይሃበና 😭😭😭😭😭😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@katerinasengkal4851
@katerinasengkal4851 4 месяца назад
😅😅😅
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 4 месяца назад
Eway nimot sehaq mihret yewrid​@@katerinasengkal4851
@ኣቢነኝየራያዋ
@ኣቢነኝየራያዋ 4 месяца назад
ፅንዓት ያሃብኩም ኣሕዋተይ ብሪገድ ዳሓመዱ💔
@dehabtesfay769
@dehabtesfay769 4 месяца назад
ፅንዓት ይሃብኩም በርጌድ ንሓመዱ🙏💙💙💙😥🖤🖤💔ንሓውና ንእስነቱ ሪኡ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ🙏💔💔💔😥😥😥😥🖤ንመላእ ቤተሰብን ማሓዙቱን ፈተውቱ በርጌድ ንሓመዱን💙💙💙 ፅንዓት ይሃብኩም🙏
@SelihomDavey
@SelihomDavey 4 месяца назад
ነሹ ብጥዓሚ ጽፉፍ ዜና❤❤❤🎉🎉🎉❤
@MeronTesfay-yx4px
@MeronTesfay-yx4px 4 месяца назад
270k ሽሕ ጥራይ ሳብስክራይብ ደኪመ ሓሚመ ከይበለ ጹጹይ ሓቤሬታታት ዜናታት እንዳ ኣምጸአስ 270k ዊሒድዎ ያላ ኩላትካ ሸር ኢልካ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ 300k ነብጻሓያ ሓውኩም ደጋፊ ዓባይ ጋንታ ማንቸ ኢየ ሰላም ንኩላትና ኣብ ስደት ዘለና ዓድና ብሰላም ንምለሰሉ ግዜ የምጻልና ❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
ብልቢ የመስግን Thank you 🙏
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 3 месяца назад
ትኽክል ፍረ ሓወይ ናይሰብ ፍጥረት ይብሎምን 😢💔😭
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 4 месяца назад
We heartily thanks you, Freselam🙏
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 4 месяца назад
ፅናዓት ይሃብክም ብርጌዳውያን እሕወትና😢😢😢
@HosaenaEfrem
@HosaenaEfrem 4 месяца назад
Fera Arkey Nay bhaqi .❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ወዲ ወርቂ ኣነሰይ ጎይታዋይ መንሰግሰቲ ሰማይ የዋርሳካ ዘሓወይ ፅንዓት ይሃብኩም ብረገድ ንሓመዱ አሕዋትና😢 ሓደራ ደቂ ሰብይቱን ሰድራቤቱን ወዲ ወርቂ ሓወና ናይ ወዱ ወርቂ ምት የፍለ እዩ ካብ ሓፍትኩም ትግራዋይቲ😢
@Tglove--
@Tglove-- 4 месяца назад
ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም ልሓውና እዋን መንግስተ ሰማያት የዋርሶ😢😢
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 4 месяца назад
welcome back dear brother Neshnesh, thank you for your hard work 😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔💙💙💙💙💙💙💙💙
@helengaltigray
@helengaltigray 4 месяца назад
ኣይ ግዜ ደቂ ሰባት ኣብ ዓለም 1000ዓመት ዝይነንበር ክንዲዚ ጭካና😭😭ንሓወኻ ኣብ ሕቁፎ ቅዱሳን የንብሮ😭ንመለኢ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም😭
@YordiLove-y4c
@YordiLove-y4c 3 месяца назад
Nashu dea tzarbo flute tkdno flute endyu weylu nakea zxale ❤❤❤❤
@isaakalem3902
@isaakalem3902 3 месяца назад
Neshnesh fara Selam Selam belenale
@Meri.2146
@Meri.2146 4 месяца назад
ንዞም ህፃውቲ ውላድና እንታይ ኢና ነፅንሖም ኢለና ሕማቅ ግብሪ ኣምላክ ኣቦይ ምሕረካ ኣውርደልና🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@SamrawiTewelde
@SamrawiTewelde 4 месяца назад
Fire selami wekara. Sebiay tigraweti
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 4 месяца назад
ዓሕ ጅግና ሓወይ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ፈጣሪ😢😢😢😢😢😢
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 4 месяца назад
❤❤❤ነሹ ዳዊት ገ/እግዚአብሄር ዕባይ አስመራ ምኻኑ አይንረስዕ❤❤❤ ግን ነዚ ዘሃበሻ ዘረብኡ ኩሉ ሓሶትዩ!!❤❤❤
@GalTigrai
@GalTigrai 4 месяца назад
ፅንዓት የሃብኩም ንመላእ ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋትን ንሓውና ውን መንግስተ ሰማያት የዋርሶ😭😭
@rakgaltagery3471
@rakgaltagery3471 4 месяца назад
ፅንዓት የሃቡኩም ደለይቲ ፍትሒ 😢😢
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 месяца назад
ኣንቱም ለባማት የሕዋተይ ደለይቲ ፍትሒ ጸላእትና ገለ ዓይነት ፍጥረት ትሕቲ እንስሳ ካብ ዘዕበዩዎም ስድራ ጀሚርካ ስሱዓት ዓመጽቲ ብሕጊ ሰብን እዝግን ዘይኣምኑ ኣምላኽ ዝጸልኣሎም ስለ ዝኾኑ ብዙሕ ምጥንቃቅ የድሊ ዋላ ኢሰያስ ጠፊኡ ምጥንቃቅ ምጥንቃቅ ። ፈጣሪ። ንመዋቲ ሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 🙏ንስድራቤቱን ንደለይቲ ፍትሒ በርጌድ ንሓመዱ ጽንዓት 💪 በዚ ዝበኩር ቃልሲ የለን መሐረኒና እዩ ኣጆኹም ኣጆና💪🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@biniamhaile1301
@biniamhaile1301 4 месяца назад
እዚ ናይ ኣምሓራይ ዜና ክሳብ ክንደይ ሓቂ ክኸውን ይኽእል ኣምሓሩ ኣንጻር ተጋሩ ዘይበልዎ ስለዘየለ ኣቃላሕቲ ናይ ጨካናት ኣምሐሩ ዜና እይትኩኑ ይሕዋት
@semerearaya7302
@semerearaya7302 4 месяца назад
ነሹ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon 4 месяца назад
ናይ ብሓቂ ይገርም እዩ ወላ ኣነ'ስ ተገሪመ ኣዚዩ ዝሕንኽ ስራሕ እዩ ስድርኡ እኳ ክሳብ ሕጂ ዘይተረድኡ 'ኣብ ዘየድሊ ይሰቕልዎ❤❤
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 4 месяца назад
ቻው ነሹ ዓይነይ ፅቡቅ መደብ ንኩላትና ተዛረብቲ ትግርኛ ሙሉእ ምሕረት የውርደልና ሓሚምና ኢና ዘለና
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@semerehalie
@semerehalie 4 месяца назад
መምህረይ ናይ ማይ ዕዳጋ!❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@saraasar9365
@saraasar9365 4 месяца назад
ጽንዓት ይሃብኩም ኣሕዋት ንሓውና ድማ መንግስተ ሰማያት ይዋርሶ💔
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 месяца назад
Wufy gobez eu❤❤
@tecleghebremariam
@tecleghebremariam 4 месяца назад
ክብሪ ይሃብካ ነሽ ነሽ ንፍረ ስላም ምቕራብካ: ቃሉ እኹል ትሩፍ እዩ። ሞት ሓውና ኣብ እስራኤል ብኣኽላባት እሰያስ ክሳብ ክንደይ ማዓንጣና ከም ዘሕረረ ምስ ፍረሰላም 100 % ይሰማማዕ እየ : ጅግና ሓውና ሙውት ምእንቲ ሓራ ህዝብና ሃገርናን ስለ ዝተሰውእ ንዘልኣለም ክቡር እዩ።
@wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273
@wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273 4 месяца назад
Nhawuna mengstesemay yewarriso nmelae sdrabet xniat yhab
@ኣቢነኝየራያዋ
@ኣቢነኝየራያዋ 4 месяца назад
ነሽ💙
@habtomtsegayhhabtom8476
@habtomtsegayhhabtom8476 4 месяца назад
እወ ብቂ ፍረሰላም ሓወና ዝብሎ ዘሎ ግደፉ ንሓወና መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ ንሰደራን ፈተውተን ጽንዓት ይሃብ
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty 4 месяца назад
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተስብ 😢
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 месяца назад
Ageb ageb eu dem b dem eu zmles aza wufuy zblazelo nsaba❤❤
@regataraya7861
@regataraya7861 4 месяца назад
Ni hawna mengiste semay yewarso ni weledu kea xienat yehabom😢. 💙💙💙💙💙💙💙💙💙Breged Nihamedu Ywet 💙💙💙💙
@ጽቡቅናፊቐ
@ጽቡቅናፊቐ 4 месяца назад
ነሹ በዓል ትኩስ መረጃ..እዞም ሃሱሳት ህግደፍ ሕጂ ውን ክንቀትል ኢና እናበሉ ክፍክሩ ዮም ውዒሎም ዘለዉ....ኣብ ክንዲ ናይ ሓሳብ ፍልልይና ነጽብብ ምባል..ምስትውዓል ዘድልዮ ግዜ እዩ ጸላእትና ናብ ፈተውቲ ንቅይረሉ ግዜ።።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@Sesen2000
@Sesen2000 4 месяца назад
Tanks freselam❤❤❤
@ሕግናሕጊሙስየ
@ሕግናሕጊሙስየ 4 месяца назад
እዞም ኣብዚ ሎቅመጽመጽ ትብሉ ዘለኩም ደለይቲ ፍትሒ ካብ በየነ ውፉይ ጀመርካ ነዚ መንእስይ ኣይተታልልዎ ህግደፍ እቲ ቀዳማይ ጸላእና ኣይኮነን ። ቅድሚ ሕጊ ዓሰርተታት ዓመታት ተቃዊምና ኢና ህግደፍ ግን ገዛና መጺኦም ኣይቀተሉናን እዞ ሕጂ ገዛ ገዛ ናይ ደለይቲ ፍትሒ እንዳከዱ ዝቀትሉ ሰብ ዝቀትሉ ዘለዉ ግን ደቆም ነቶም ትማሊ ኣቦታትና ዝቀተሉ እዮም። ጸላእትና ብጽልኢ ተጋሩን ኣከለጉዛይን ዝዓወሩ እዮም ደቂ ኣከለጉዛይ ሰላም እዩ ዝሕሸና ምስ ተጋሩ ስለ ዝበልና ኢና ንቅተል ዘልና ። ካብ ሎሚ ካኣ ዓይኒ ብዓይኒ ስኒ ብስኒ ኢና ክንከዶ ከም ኣቦታትና እንዳመትና ብደምና ትህነጽ ሃገር የላን እዛ ነቦታትናን ንዓናን ዘይትከውን ሃገር ገደል ትእቶ ።
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx 4 месяца назад
ኣብዚ ጉዳይ ቅትለት መንግስቲ ኢድ ከምዘለዎ 100/100
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 4 месяца назад
100/0 Ed alewo
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 4 месяца назад
ነሹ ሓወይ ጽፉፍ መደብ ቀጽለሉ ንሓውና ድማ መንግስተ ሰማይ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@MieriMieri-w3m
@MieriMieri-w3m 4 месяца назад
shlom shlom
@SamrawiTewelde
@SamrawiTewelde 4 месяца назад
Nesheneshe hasawi Rado weyene
@Aswa2000
@Aswa2000 4 месяца назад
ፍራሕ ጨካን'ዩ ❤
@zlove8820
@zlove8820 4 месяца назад
ነሹ ከመይ ቀኒኻ ንመዋቲ ሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርስ ጅግና ኣይነብርን ኢዩ እቲ ሓቂ ፍረ ሰላም ሓቁ ኢዩ ስእሊ ኣይተራኽስዎ በጃኹም ክቅጽል ኣብ ካምፓላ ዝሓደረ ጓይላ ግደፎ ሳባ ዓንደማርያም መጺኣ ኢልካ ኣቱም ሰባት ሰብ እባ ንኹን ሞት እቲ ዝከበደ ነገር ኢዩ በጃኹም ሰብ ካምፓላ በጃኹም እዚ ሓውና ዝሞተ ወላ ኣዴና ኣይትውለደልና ሓውና ኢዩ ዝገርመኒ ፖለቲካዊ መንቃሕቲ ዘይብሉ ሕብረተሰብ ምኳኑ ይገርም ኢዩ ኣብዚ 21 ክፍለዘመን ብሞት ናጽነት የለን ጣውላን ምዝርራብን ኢዩ ናጽነት ዘምጽእ ኣብዚ ግዜ ብሞት ሰብ ከተእምኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም ካብ ኤርትራ መውጽኢና ምክንያት ከኣ ጽቡቕ ጌርና ንፈልጥ ኢና ዓዲ ኣርሒቅካ ሰብ ምቅታል ፍታህ ኣይኮነን ጽባህ ዓድና ምስ ኣተና ከመይ ኢልና ኢና ንኣቱ ብከመይ ኢና ከ ክንነብር ኡፍፍፍፍ እግዚኣብሄር በጃኻ ሰላምካ ኣውርድ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንሓውና!😢
@jghghh63
@jghghh63 4 месяца назад
ፅንዓት ይሃብኩም ኣሓተይ😢😢😢
@SaraYebra-y9y
@SaraYebra-y9y 4 месяца назад
ፅናዓት ይሃብክም እሕወትና😢😢
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 месяца назад
Azipoletikahrmutna eu kemay gerka agenda mftar eu atum sebat antay Kona ena kab hluf ,ey nmaher kone elom neza tkYd ,zela smma bktoriafah nkenlu zgebrwo hrmitna eu❤❤
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ 4 месяца назад
ንሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😭😭😭😭😭
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie 4 месяца назад
ፅንዓት ይሃብ ንመላእ ሰደራቤት
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 месяца назад
Xbuk geru andenaberla dea ay tfeltun dika nerka ktblae tray dika tdeli ktkatt eka xbuk eu zdgef eu hegarka eu❤❤
@yordanossahle6383
@yordanossahle6383 4 месяца назад
Arkebe eka Neshu
@Lewhatey
@Lewhatey 4 месяца назад
ነሽዋይ ብርሃን ገፁ❤🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 месяца назад
Mengsti ed alewo srat hemasen agdef hade eu srhom kfT hsem eu❤❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 месяца назад
Veri veri good srat hemasen helafti eudem amnzdrak ay tgedu xbah nbtes kum xegam eu lomi seb ketilkazdkesay konen❤❤
@hailuweld
@hailuweld 4 месяца назад
ውፈይ ሓቂ ክንደይ ሰብ ዲዮም ኣህልቆም እቲ ዝገርም ኣብ ዓዲ ሕግ ከሎና እዚ ምግጣሙ እቲ ዘሕዝን ንሓውካ ብጭካኔ ሕይወቱ ምሕላፍ ኣብምንቲ ምንታይ እዩ።እዚ ናይ ሕልና ዘይብሉ ናይ እንስሳ ስራሕ እዩ። ህግደፍ ንሓርማዝ ንዝብኢ ዝቀተለ እናቀጽዑ ንሰብ ዝቀተረ ሸለል ዝብል ጨካን ሰይጣን እቲ ጨካን እቲ ጭካኒኡ ፍረ ምርካቡ እዩ ዘሕዝነኒ
@adikeiheriboy
@adikeiheriboy 4 месяца назад
Neshu bitami xubuk akerariba! Kemnay kedem xufuf! Keep up the good work, big bro!
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 4 месяца назад
ነሽነሽ ጽቡቅ መልእክቲ የሕሊፉ እቲ ምስኤረና ዝተዛረባ ሓው ። ንሕና ክንቀትሎም ዘፈክርን ዘዐንድርን የብልናን ንሶም ከሙኡ ሓውካ ወላ ሕማቅ ኮይኑ ክነፍዕ ትደልዮ ኢካ ኣይነፈዐን ግን ክመውት ኣይትደልዮን ብማዕዶ ክትርእዮ ኣለካ ። ካብ መጀመርቱኡ እዚ ሓሳብ ከበግስዎ ከለው ነዞም ክልተ ሕልኩሳትን መሰልቶምን ሰብ ተዝቃወም እዚ ኩሉ ኣይምመጸን ግደፉ የሕዋትኩም እዩም ክንብሎም ከለና ኖኖኖ ምስዚኦም ናይ ቀታልን ተቀታልን ዕላማ እዩ ዘለና ኢሎም ክንደይ ተዘሩቡ እዩ ። ሴፍ ዘልዕል ብሴፍ እዩ ዝጠፍእ ይብል መጽሓፍ ቅዱስ ነሽነሽ ነዞም የሕዋትና ግደፉ ነዚ መንእሰይ ንባእስን ምፍሳስ ደም ኣይትጎስጉስዎ ክንብል ከለና እዚ ከምዝመጽእ ፈሊጥና ኢና ሴፍ እንተሊዕልና ብሴፍ ከምንጠፍእ ስለዝፈለጥና ። ዝዘራእካዮ ኢካ ትዓጽድ ዝዘራእናዮ ናዓጽድ ኣለና። ምዚኦም ናይቀታልን ተቀታልን ኢና ንከይድ ኣይተባሃለን ድዩ ነሽነሽ ንማዕተብካ መስክር እዚ ኢሎም ጎስጊሶም መንእሰይ ነንሕድሕዱ ክጣፋእ ይገብሩ ኣለው ። ናይዚ ዕላማ ካኣ ናብ ውሽጢ ዓዲ ደም ንምስዳድ ደምነት ንምትካል ስድራ መዋቲ ንስራ ቀታሊ ሕነወዶም ክፈድዩ ኣብ ኤርትራ እቲ ዝብህግዎ ህዝቢ ነንሕድሕዱ ክጣፋኣሎም ናብ ህዝቢ ኣብክንዲ ገንዘብ እቲ ገንዘብ ደው ኢሉ ደምነት ክላኣክ ምግባር እዩ ናይዚ ዕላማ ዘለዎም ላኣክቲ ኣለውዎም ንሶም ነዚ የተግብሩ እቲ መንእሰይ ካኣ ሻዕብያ ከምዚ ገበረ ከምዚ ገበረ ብዝብሎም ሕክዮኦም ተመሲጡ ይስዕቦም። እወ ጌሩ ሻዕብያ ዝገበሮ ትፈልጦ ዕላል ተዕለለካ እሞ እንታይ ኢዩ ንስካ እኮ ንሱ ኣይኮነን ዘድልየካ። ኣብሎሚ ኮይኖም ንጽባሕ ዛሓስቡ ኣምሎሚ ኮይኖም ንጽባሕ ከጋጥም ዝክእል ሓደጋ ዝግምግሙ ብከመይን እንታይ ዓዲ ክታቱ ኣዝዩ ቡሉጽ ሓሳብ ዘምጹኡ ኣዝዩም ቡሉጻት የሕዋት ኣለው ። ሓሳብ ናቶም ነቲ ዝደልይዎ ዕላም ስጋኣት ስለዝኮነ ግን ካብቲ ቃልሲ ካኣልይዎም ክንደይ ይጻዓር ኣሎ መንእሰይና ምክሪ በየነን ዮሴፍን ሳዓብቱን ምስማዕ ከይገደፈ ኣብዓዲ ከእትዎ ዘይክእል ስራሕ ነንሕድሕዱ እንዳተፋሰሰ ናብ ዓዱ እቶም ዕሱባት ዝደልይዎ ኣብክንዲ ሰልዲ ደምነት እንዳላኣከ ክነብር እዩ ። ግደፉ ለቡሙ ❤❤ብሉጽ መምህርና መምህር ካሳሁን ጽቡቅ መላኣክቲ የሕሊፉ ኔሩ ቁሩብ ቆሪጽካ ኣምጺካያ ኔርካ እታ ዝሳሓበትኒ ግን ኣየምጻካያን እዚ ዝስዕብ ኢሉ ኣብ ዓዲ ስድራቤታት ኣለው ናብ ዓዲ ውን ምፍዳይ ሕነነን ደምነትን ከምጽእ ዝክእል ስለዝኮነን ንጠንቀቅ ኢሉ ኣዝየ ዘድንቆ መምህር እዩ ኩሉግዜ ቃላት መሪጹን ቆጢቡን ብመጽሓፍ ቅዱሳዊ መሰረት ዝምዕድ መምህር እዩ ስለዚ ስዕቤኑ ኣስተውዒሉ ጽቡቅ መልእክቲ የሕሊፉ ስለዚ በጃኩም ኣብ ደገ ኮይና ኣክንዱ ገንዘብ ዝጠመየ ከብዱ ዝዕንገለሉ ደምነት ሕነ ዝፈዳደየሉ ንህዝብና ኣይንላኣክ። ንሶም ኣይምቱ ንሕና ኣይንሙት ምልስ ኢልና ናብቱ ኩሉ ዘብጻሓና ጠንቂ ንመልከት 👉👉👉 ምስዚኦም ናይቀታልን ተቀታልን እዩ ጉዑዘና ኢልኩም ዘልዓልኩሞ ንስኩም ኢኩም ብሓሳብ እዞም ንህዝቢ ኤርትራ ዘርብሕ ዘይሓስቡ ዕውራት ሰኪርኩም እነሀለና ካኣ ቀታልን ተቀታልን ኣቤልን ቃኤልን ኮይና ንከይድ ኣለና ሕጂ ውን በጃኩም ንንቃሕ ኑሱ ዝወሰኑ ይኩነልና። በጃኩም ኔው በልዎም ኣዝዮም ብሉጻት ሰባት ብሉጽ ሓሳብ ዝሓዙ የሕዋት ኣለውና ኣብሎሚ ኮይኖም ንጽባሕ ዛሓስቡ ኣታባብዕዎም ንምንታይ ኣምጺካዪ እንዳበልኩም ንበየነ ስለዝነቀፍዎ ኣይተጥፍእዎም ምንቅቃፍን ምግንናሕን እንተሎ እዩ ምትዕርራይ ዝመጽእ ምናልባት ክነቅፍዎ ከለዎ ነዞም ሰባት ክጠፉኡ ኣይተምጽዎም ተዘይትብሉ ባዓል በየነ ብዘናከስዎ ሓዊ ምናልባት እዚ ኩሉ ዝመጽእ ዘሎ ክሳራ ኣይምመጸን ይከውን ካብቶም ታኣሲሮም ዘለው የሕዋትና ጀሚርካ ክሳብ ዝመቱ ዘለው ንኢሰያስ ምንም ኣብዘይገብሮ ነገር ግዳይ ኣይምኮኑን በጃኩም ንንቃሕሕሕሕ ነሽነሽ ካኣ ሚዛናዊ ኮይንካ ንኩሉ ደላይፍትሒ ዘሕልፎ ሓሳባት ኣምጽእ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ምብጋሱ ጽቡቅ እዩ ነቲ ማዕበል ጽቡቅ ዕላማን ራእን ኣቲሒዞም ዛኣልይዎ ሰባት ግን ኣይረከበን ነዞም ንጹሃት መንእሰያት ብሑጋ ኣትዮም ብሩህ መጻእን፡ እንታያ ትብል ናይቲ በካዕ ዪሴፍ ጌጋ ይክላኣለይ ፈልሲ መስለኒ ኣትዮም ዕላማን ራእን ላኣክቶም ንከተክብሩ ኣብመንጎ ገዲቦሞም ነዚ መንእሰይ ኣብዘይ ጠቅም ደሙ ክፈስስ ጌሮሞ ብሩህ መጻኢ ንፈልጦ ኢና ኣብ ክምስረት ከሎ ብኤርትራውያን ፎእ ዝተባሃለ ውድብ እይ ሕጂ ግን እዞም ንጹሃት መንእሰያት ስሚዒቶምን ጋሂኦምን ደሪክዎም ምስተላዕሉ ነዚ መዝሚዞም ዝደልይዎ ሕክያ እንዳሓከየ ማኣዝኑ ጠዊዎ ሻዕብይ እዚ ገበረ ፈጠረ ዝብል ዘይኮነ ጽቡቅ ሓሳብ ኣምጺኡ ዝመርሕ እዩ ዘድልይና በጃኩም ኣዝዮም ብሉጻት ኤርትራዊ ሓሳብ ዘለዎም ምፍሳስ ደም ኣወጊዶም ብቡሉጽ ሓሳብ ክመርሕዋ ዝክእሉ ኣለው ኖዖም ዕድል ናሃብ ካብ ዓዳውነት ወጹ ናብኤርትራውነት ንሕሰብ ኩሉ ኤርትራዊ ካኣ ካዓስሎ እዩ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@aotali8812
@aotali8812 4 месяца назад
ንፍናን ኣዳል ከም ዝፈትዎ❤ ኣብፁሑለይ ኩሊኹም ደቂ ብርጌድ ፅንዓት ይምነ😢
@ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ
Professional ጋዘጠና ነሽነሽ ❤❤❤❤❤
@solomonaster
@solomonaster 4 месяца назад
Neshu nifue eka tsibuk aleka nay abbotatna eyu eti akedaninak ab gizie hazen. Amlak selamu yewridelna.
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 месяца назад
Seb dletun kem ,Delio kamnn kemlkn do ay kaln eu bnatey kidudoy ahleu Gn dehan men awraga Keenaiom kemzi fxame zgebru zelawu astewalu memu kab tgrna fluiat awraga eyom zketluna ,elawu❤❤
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 4 месяца назад
ጽፉፍ ዜና ንፉዕ ቐጽሎ 💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
💙💙💙
@estifanoseritrea3423
@estifanoseritrea3423 4 месяца назад
ደለይቲ ፍትሒ እዶ ኣይ ኮንኩም እኩም ብዙሓት ሰባት ዝቀተልኩም ብሃማኖት ብዓሌት😢😢😢😮😮😮 ጽቡቅ ገሮም ኣይ በልኩን ግን ባእሲ ሞት እዩ ዝወልድ ከይ ተባእሱ ዝተቀተሉ እከ ደኣ?
@kerysss-tt1ue
@kerysss-tt1ue 4 месяца назад
መንግስተ ሰማይ የዋሪሶ😭😭
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 месяца назад
Selam nhu veri veri good fresam❤❤
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
ነሹ በሓቂ
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 4 месяца назад
በጊዕ ፈስካ ገይረምዎ አዞም ኩፉኣት😭😭😭 አምላክ አቦይ እንታይ ንኸውን አለና ልምንታይ ምሳና ተወሊዶም ክንዲዚ ልኣክል ጨካናት ኮይኖም አብ ልዕሌና 😢ብፃሎት እሰከ ንሕተቶ ነኣምላክ አንቱም ሰብ
@firubiniam1099
@firubiniam1099 4 месяца назад
Gazetena neshu ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 4 месяца назад
Welcome Neshu ❤️ ❤❤
@Soli354
@Soli354 4 месяца назад
Neshu anbesa....ajona 💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
💙💙💙
@nahappy9208
@nahappy9208 4 месяца назад
Halal eyu abizi dea miglgal
@MabilAas
@MabilAas 4 месяца назад
ኒመዋቲ መንግሰቲ ሰማይ የዋሪሰሶ ኒጀምዓ መዋቲ ካኣን ፅንዓት ያብኩም😢😢😢😢😢
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 4 месяца назад
ከ መይ ዝበለ ሰብ ከሲሩኹም ነሹየይ ጽንዓት ያሃቡኹም እንበር😢
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 4 месяца назад
👍👍👍👌
@berhaneburush7729
@berhaneburush7729 4 месяца назад
Fre keyabeka abii seb ika libonaka wesen yebilun. Ni Mewati Menghiste Semay yewariso.
@Solvlove495
@Solvlove495 4 месяца назад
ኣነ ሕቶ ኣለኒ ፡ኣብ እስራኢል ከመይ አዩ አቲ ሕጎም ኣብ ገበን ፡ማለት ዋላ ቕድሚ ሂጂ ከምዚ ገበን ተደጋጋሚ አዩ አቲ ገበን so አንታይ ተፈሪዶም?
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ
ጋዜጠኛ ነሹ❤🌿
@OkbitWHaile
@OkbitWHaile 4 месяца назад
Freselam bsul menesey
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 4 месяца назад
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@wediselie2621
@wediselie2621 4 месяца назад
Emo neshu arkey kisab meas ena deleyti fthi enda teqetelna kinkeyd bezom berayu ezi siriat
@Good100.
@Good100. 4 месяца назад
ዉፉይ 100% right
@Ferahbilina
@Ferahbilina 4 месяца назад
አነ ዝገርመኒ ብዘይ ሚቅታል ቢኸመይ ደኣ ክኒ ቃለስ ኪናት ኢንታይ ዲዪ ዝበሊኢ
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 4 месяца назад
አምላክ ንመንእሰይ ይርአይ
@GirmayEssak
@GirmayEssak 4 месяца назад
ኣጆኻ ነሽነሽ።
@TirhasTirhas-g6f
@TirhasTirhas-g6f 4 месяца назад
Eway eza freselam wekarya ba eye
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 месяца назад
Dem bdem euzmled ahwat eu❤❤
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 4 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙
@Yenehunazanaw
@Yenehunazanaw 4 месяца назад
Neshu haftom Nay ruta afkari bandera eritrean akaxilu ybehal alo haki diyu
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
እወ ኣቅሪበያ ኣለኩ ኣብ ናይ ቐትሪ መደበይ ረኣያ
@Yenehunazanaw
@Yenehunazanaw 4 месяца назад
@@neshnesh_showmerci beaucoup
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 4 месяца назад
Neshu 💙💙💙
@Abrahamwedikeshi
@Abrahamwedikeshi 4 месяца назад
Freselam dyu frexelam resah sebaay Gal tigray loqmax hasawi
@Befreedaily
@Befreedaily 4 месяца назад
ኪድ ጉሓፍ 🗑️ ክንዲ ሕጻብ ፍረ ኣይትመጽን ንስኻ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
ጸርፊ ነውሪ
@Abrahamwedikeshi
@Abrahamwedikeshi 4 месяца назад
Kem Natu haftka zey wesedkulka dika dea knduu aytmexeen eka elkani qofqaf Agame
@Abrahamwedikeshi
@Abrahamwedikeshi 4 месяца назад
@@neshnesh_show Eshi Neshu hawey yqrieta
@mebrahtombesrat-ml6ff
@mebrahtombesrat-ml6ff 4 месяца назад
nay ebhakie Xibke alaiek ajok 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾👍🏾💙💙🩵💙💙
@msgunberhe3266
@msgunberhe3266 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@mussieasmamaw8086
@mussieasmamaw8086 4 месяца назад
Nesh nesh
@BahreAbayWeldegergis
@BahreAbayWeldegergis 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-tu2bk3cj6l
@user-tu2bk3cj6l 4 месяца назад
Yehezen betami
@AlmazGhezai-yq7fr
@AlmazGhezai-yq7fr 4 месяца назад
💙🌟👌💪🎉👊🔥
@KuwaitKuwait-dx4mb
@KuwaitKuwait-dx4mb 4 месяца назад
❤❤❤❤
@sabagebru6850
@sabagebru6850 4 месяца назад
ትግራይ ከ 10. ሚልዮን በላይ ነው
Далее
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн