Тёмный

ነሹ መጸ መጸ/ ፌሩዝ ምስ ኦዚል ክትዕ 

Neshnesh Tv
Подписаться 288 тыс.
Просмотров 51 тыс.
50% 1

ነሹ መጸ መጸ/ ፌሩዝ ምስ ኦዚል/ ሎሚ ኣሽሓት ዝተከታተልዎ ኣመንቲ ክርስትያንን ሞስሊምን

Опубликовано:

 

23 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 222   
@MrGezai
@MrGezai 4 месяца назад
ዱዓ -ጸሎት ዳዕዋ-ስብከት ካልኣይ ትርግሙ ዳዕዋ-ረበሻ
@Tickeymielu
@Tickeymielu 4 месяца назад
ኩላትኩም መርቁኒ ሎምስ ኣይክፈሎን እዩ 🙏❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
ኣጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን🙏
@trhasgebre7581
@trhasgebre7581 4 месяца назад
ኩሉ ዝተመነካዮ ኣምላክ ይሃብካ ❤
@Tickeymielu
@Tickeymielu 4 месяца назад
Amen 🙏❤️
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 4 месяца назад
ጽቡቅ ነሹ ወገን ከይሓዝካ ከምዚ ብማዕረ ናይ ኩሎም ምቅራብካ የድንቐካ፡ እንተ ቲክቶክ ዘሎ ህዝብና ግን ሓሚሙ ዩ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@faligali6690
@faligali6690 4 месяца назад
ኣንታ ከም ገለ ገሮም እዚ መአከብ ደናቁር ቲክቶክ ዘይዓጽውልና ክንዓርፍ።
@eritreantiktok557
@eritreantiktok557 4 месяца назад
ኣነ ኣለኹ ካቶሊኽ ነሹ ዓርከይ ኣይትረስዓኒ
@gergshelsa4592
@gergshelsa4592 4 месяца назад
Bzeyka tewahdo kali ayfeltun eyom shelel belom kab fltet nexa eyom
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@SdrayMearey
@SdrayMearey 4 месяца назад
Ane krstiyan eye gn hasabey ms oziel eyu zelo bravo 👏 oziel 💙👈
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 месяца назад
ሐቂኪ የኪኒየሊይ አጆኮም ሚሲሪታዊ ነጊር ሚኪቢባር አሚላኪን ረቢን ይባሪኾም❤❤❤❤❤
@Asmeret-o8d
@Asmeret-o8d 4 месяца назад
Muslims and Christians the love and respect each others in eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-flyuoihf
@user-flyuoihf 4 месяца назад
ስኒት ጽቡቕ እዩ። ግና ንሕጂ እምበር ብከምዚ ብሸፍኖ-ሸፍኖ ሓድነት አይፍጠርን እዩ። ቁርአን ምስ ክርስትያን ሰላም ግበሩ ስለዘይብል ፧ አብ ኤርትራ ብዝኾነ አጋጣሚታት አስላማይ ፕረዚዳንት እንድሕር ደይቡ እቲ ትግርኛ አብ ሽግር ክአቱ ይኽእል እዩ ፧ ዲሞግራፊ ከማን ይቕየር እዩ ዘሎ (አስላም ካብቲ ክርስትያን ይበዝሑ አለው)። ምትሕልላይ ጽቡቕ እዩ ፧ ሽግር እንድሕር ተፈጢሩ ከ እንታይ ምግባር ንክእል ኢልካ ናይ መጻኢካ ምሕሳብ ድማ ናይ በላሕቲ እዩ
@Usernam12348
@Usernam12348 4 месяца назад
እስልምና ንሰላም እምበር ንጽልኢ ኣይጉስጉስን እዩ ኣይትሓሱ እስልምና ይበዝሕ ኣሎ ዝበልካዮ ግን ሓቅኻ ኩላ ጊዘ ሐቂ ሓቂ እዩ።
@LoveforeveryonePeace
@LoveforeveryonePeace 4 месяца назад
Aslamay eyu hji knerhana ab Eritrea hji nay crstnian rinayo alena qrsusat
@jeremiah5707
@jeremiah5707 4 месяца назад
Neshu enbar finally si ab RU-vid ka amxikana catholic mezmur thank you 😊
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@AdhanomTeklemikal-b5l
@AdhanomTeklemikal-b5l 4 месяца назад
ናይ በሓቂ ኣድንቀካ ግጥሚ ነዘን ኣዋልድ
@ባህገይ
@ባህገይ 4 месяца назад
ዓለም ለኻዊ international ጋዜጤኛ ነሽነሽ ሸነን በል ወዲ ሓ ወ ቦ ይ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 4 месяца назад
Neshu hawey aslamna kstanayn fikrin selamn ywrdelna nhna nresina abey Alana absidetna zhlefnyoooooo😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
ዋይ ክሕስዉ ነዓና ነኣምላክና ፉጡር እዩ ኢልና ነዓና ክርስትና ከዓ ካብኡ ዘዓቢ ፀርፊ የብልናን ኣምለክቲ እምኒ
@segenm950
@segenm950 4 месяца назад
ፈሩዝ ስላም ዝህቡኪ እንተኮይኖም ጸቡቅ ምርጫ እዩ jesus ግን ሂወት እዩ
@hagosawushek1284
@hagosawushek1284 4 месяца назад
ደዓ- ጸሎት ዳዕዋ- ሁከት ማለት ኢዩ.
@Tsigab
@Tsigab 4 месяца назад
ዳዕዋ ማለት ግይጋ ይክላኣለይ ትኣኪብካ ነገር ምፍጣር
@Sarahabraham21
@Sarahabraham21 4 месяца назад
Though you may be gone, your memory lives on in our hearts. Rest in peace, dear brother you will always be remembered." "Your legacy will forever be etched in our minds and hearts. May your soul find eternal peace Zhawey. 💔🙏🏿
@tm.h.3262
@tm.h.3262 4 месяца назад
ነሹ ቀይረልና ናይ አውድአመት በጃኻ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 4 месяца назад
ዋው ነሽነሽ ብጣዕሚ የድንቀካ ኣለኩ ምሰባት ክትታሃላለክ ካብእምነትካ ትወድቅ ኢካ ኢልካ ትክክል ኣለካ ኣብክንዲ እምነትካ ዝብለካ ትገብር ብህልክን ጽልእን ትወድቅ ንሕና ኣብቲ ዘይንፈልጦ እምነት ምስልምና ኣይንዛረብን ንሳቶም ካኣ ኣብናትና ከሙኡ ሓደ ኣስላማይ ርሑስ ባዓል ኢሉካ ኣሉካን ምንም ኣይኮነን እዚ ኦዚል ዝባሃል ሩሑስ ባዓል ክብል ዝግድዶ የብሉን ጌጉኡ ኣይብልን እየ ኢሉ ዘዛርብ ኣይነበሮን መን ከ በል ኢሉ ገዱድዎ ስለዚ እዚ እዩ እቲ ጌጋ ኣይበልን ስቅ ምባል መን ይከሎኦ ምክብባር እኮ እዚኣኣ እያ እቲ ክርስትያን ካኣ ዘይበልካኒ ኣይብልን ተከባቢሮም ይከዱ ንሓደ ሓጺር ሓጽር ምካኑ ትፈልጦ ኣለካ ሓጺር ክትብሎ ከለካ ትሕስሮ ኣለካ ፈሊጥካ ከራክበካን ከሰማምዓካን ዝክእል እንተ የዕሊልካ ካኣ ትከባበር ንሓደ ክስታን ርሑስ ባዓል ኣይትበል ክምዝብል ፈሊጡ ኣሎ ኣይበለን ስቅ ኢሉ ተከትዱ ተከባቢሩ ኣሎ ስለዘይብል ኣይብለካን እየ ተኢሉካ ግን እቲ ክብረቱ ሒዙ ስቅ ዘትምባሉ የጽላኣካ እቲ ርሑስ ባዓል ዝበለ ካኣ ናቱ ርዲኢትን ኣታሓሳስባን ስለዘለዎ ኣይምልከቶን ስሊኦም ዘዛርብ ኣይነበሮን መጽሓፍ ቅዱስ ኮነ ቁሩኣን ሰብ ከምዝደለዪ እዩ ዝትርጉሞ ገለ ንሰናይን ፍቅርን ገለ ንጽልእን ባእስን ናኣብነት ኣብቲ ናቶም ገሊኡ ቅተል ይብል ገሊኡ ኣይትቅተል ይብል ይብሉካ እዚ ሰብ ከከም ርዲኢቱን ኣገላልጹኡን እዩ ዝትርጉም። ልክዕ ከምቲ ኣብናትና ገሊኡ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይትቅተል ስለእምነትካ መከራ ጽገብ እዩ ዝብለካ ይብሉ ገሊኦም ካኣ ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘየለ ትርጉም ኣቲሑዞም ናብ እምነትካ ዝመጸካ ክትቀትሎ ትክእል ኢካ ኢሎም ንካልእ ዝተጻሓፈ ናይመጽሓፍ ቅዱስ ኣምጺኦም ይዛረቡ ስለዚ ክፉእ ሰብ ክፉእ ይትርጉም ብሉጽ ሰብ ካኣ ብሉጽ ይትርግም ስለዚ ሰብ ዝትርጉሞ ንዖኡ ይምልከት እምነቶም ንዖም ይምልከት ምክብባር ግን ጽቡቅ እዩ ኣፍካ ኣዲብካ ስቅ ምባል መንይከላኣካ ልክዕ ከምቲ ኣብ እምነትና መጽሓፍ ቅዱስ ዘየለ ትርጉም ዘትሑዙ ኣብ እስልምና ውን ከሙኡ ከምዘለዎ ኣይትረሱዑ ኣነ ግን ንህዝብና ዝላበዎ ኣቅሽሽቲ ኮነ ሸክ ንጽልእን ህኮትን ዝጉስጉሱ ኔው በልዎም ናኣብነት ዝብዛሓለፈ መምሃራን ኢና ብሃልቲ ናይክርስትና ንህዝብና ዘጋጊ ክርስትና እምነት ዘይእዝዞ ሓደገኛ መልእክቲ የሕሊፎም ኔሮም ህዝቢ ከስተውዕል ጽቡቅ እዩ 👉👉👉 ናኣብነት ኣብናትና እምነት ብእምነትና መከራ ክንጸግብ እምበር ክንሃርም ክንቃተል ኣይእዝዘናን ነዚ ብትክክል ፈሊጦም ዝምህሩና ብሉጻት መምሃራን ከህልው ከለው ገለገለ ካኣ ብህልክ ካብቲ ኣምላካዊ ነገር ወዲቆም ከለው ዘለው መሲልዎም ንህዝቢ ከጋግዩን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምጺኦም ዘይትርጉሙ ኣትሒዞም ሰባት የጋግዩ ናኣብነት ኣብ ቡሉይ ኪዳን ንቅዱሳት ኣቦታትና እ/ር ክገብርዎ ዛኣዘዞም ማዓስ ንምንታይ ኢልዎም ሕጂ ከ እንታይ ኢዩ ዝብል ዝብል ገዲፎም ዘይመጽሓፍ ቅዱሳዊ ነገራት ክዛረቡ ክትሪኢ ከለካ ህዝብና ምስትዋዓሉ ክክፈት ኢካ ትምሕጸን ኣብ ቡሉይ ኪዳን ንቅዱሳን ኣቦታትና ነዚኦም ውቅዓዮም ክብል ከሎ ሎሚ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ንዘለና ከ እንታይ ኢሉና ኣብ ቡሉይ ኪዳን እኮ ታዓንቂፉ ወዲቁ ደም ዝወጸ ርኩስ እዩ ፍለይዮ እዩ ኣይትተንክዮ ኢዩ ዝብል ኔሩ እሞ ከሙኡ ተኮይኑ ሎሚ ከሙኡ ክንገብር ይእዝዘና ድዩ ንዝኮነ ደም ዝወጸ ርኩስ ኢልና ክንፈልዮ ሓድሽ ኪዳን ኣይብለናን ስለዝኮነ ኣይንብልን ኣይንገብሮን ኣብ ቡሉይ ኪዳን ክትዝሙ ዝተረከበት ብዳርባ እምኒ ቅተላ እዩ ዝብል ኔሩ ሎሚ ግን ጎይታናን መድሓኒናና ኢየሱስ ክርስቶስ ከይትደግሚ ኢሉ ምሕረት ጌሩ ኣፋንዩን ክንደይ ሰብ እያ ከ ኣብዚ ሎሚ ትዙሙ ዘላ እሞ ብዳርባ እምኒ ቅተል ስለዝበለስ ኣብሓድሽ ኪዳን ክንቀትል ማለት ድዩ ኖኖ ሓወይ ሓፍተይ ኣይትበድል ምሕረት ሕተት ኢልና ዶ ኣይኮናን ናሓልፎ ምክንያቱ ኣምላክ ብዳርባ እምኒ ክቅተሉ ዝብል ቀይሩ ምሕረት ብምሕታት ክጋዓዙ እዩ ኣዚዙ እሞከ ዳኣ ኣብ ብሉይ ኪዳን ኣምላክ ነዚ ውቅዓዪ ዝበሎም ሎሚ ንሕና ክንወቅዕ ይእዘና ድዩ ኖኖ ኣይእዝዘናን ኢዩ በንጻሩ ስለእምነትና መከራ ክንጸግብ የማን ዝሃረመካ ጸጋም ሃቦ ዝበለ ሰብዓ ግዜ ሸውዓተ ምሕረት ግበር ዝበለካ ስለስመይ መከራ ክትረክቡ ዋላውን ተቀተልኩም ጽቡቅ ዝገብሩ ዘለው ክመስሎም እዩ ከመባጊዕ ናብ ማእከል ተካሉ ይሰደኩም ኣለኩ ኢሉ እይ ኣዚዙና ስለዚ ከምቲ ደም ንዝወጸ ርኩስ ኢልና ዘይንፈልዮ ንዝዘመወ ዳርባ እምኒ ዘይንቀትል እዚ ካኣ ከሙኡ ምካኑ ህዝቢ የስተውዕል ብሉይ ኪዳን ኢሎም ንምቅታል ንዝዕድሙኩም መምሃራን ሓድሽ ኪዳን ከ እንታይ ኢሉ ንቅዱሳን ኣቦታትና ኢሉ ንዝበልኩም ናዓና ከ እንታይ ኢሉ ምባል ይድልየና ኣሎ ።በየናይ መልኪዒ ኢካ ኣብ ቡሉይ ክዳን ይቀትሉ ኔሮም ኢልካ ክትቀትል ዘለናዪን ዝተባሃናካዪን ዘመንን ትእዛዝን ንፍለጥ ❤ ደቂ ዓድና መምህር እዩ ቀሺ እዩ ኢልና ዝተባሃለና ኩሉ ኣይንቁሓም ንጎይታናን መድሓኒናን ዝገረፉን ዘሳቀዩን ዝሰቀሉን እኮ ሊቀ ካህናት እዮም ንቡጹእ ወቅዱስ ኣባ እንጠንዮስ ኣብማሕዩር ከለው ስርዓትን ሕግን ኣምላክ እንዳፈለጡ ንዑኡ ጢሒሶም ካብ መንግስቲ ጵጵስና ዝተቀበሉ እኮ ቀሺ እዮም ሜትና ኣብ ዓድና ከይንቅበር ዝክልኩሉና መጋበርያ መንግስቲ ኮይኖም ዘለዎ ኣቅሽሽቲ እኮ ኣለው ስለዚ እዞም መምህር ቀሺ እዮ ኢልና ስቅ ኢልና ንቅበል ነስተውዕል ንዝኮነ ምምህር ኮነ ቀሺ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢብና ብመጽሓፍ ቅዱስ ንምዘኖን ነሕልፎን እምበር ብሽም ቀሺ ብሽም መምህር ዘይመጽሓፍ ቅዱሳዊ መልእክቲ ዘሕሉፉ ስቅ ኢልና ኣይንቅበል ንጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ መምሃራን ጻሓፍቲ ሕጊ ሊቃውንቲ ካህናት ከምዝሰቀልዎ ዘይምርሳዕ ህዝብና ካኣ እዞም ዘይመጽሓፍ ቅዱሳዊ ዝምህሩ ኣቅሽሽቲ መምሃራን ናብናይዘላኣለም ሞት ከይሰቅሉካ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ መጽሓፍ ቅድስ ንምንታይ ንመን ኢልዎ ሎሚ ከ እንታይ ይብል ዝብል ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ እዚ ምስትገብር እንተ ብፍላጥ እንተ ብዘይ ፍላጥ ትጋግዮም ዘጋግዩካ ኔው በሎም መጽሓፍ ቅዱስ ዘይብሉ ትርጉም ዘትሕዝዎ ኔው በሎም ። ኣብ ሞስሊም ካኣከምቲ ንሕና እምነትና ኣይትቅተል እዩ ዝብል ንብል ገሊኦም ካኣ ኖኖ ብእምነትካ ንዝመጸ ክትቀትሎ ኣለካ ኢሎም መጽሓፍ ቅዱስ ዘየለ ትርጉም ዘትሑዙ ክርስትያን ከለና ዝተፈላለየ መርገጺን ርዲኢትን ዘለና ኣብ ሞስሊም ካኣ ከሙኡ ክከውን ስለዝክእል ኣብዘይንፈልጦ ኣይንዛረብ ንካባበር። 💝💝💝💝 ህልክን ጽልእን ውድቀት እዩ ዝመጽእ💝💝💝 ብልጽቲ ብህሎ ወይ ጥቅሲ ናይ 2024 ብጋዜጠኛ ነሽነሽ
@gabigunners8073
@gabigunners8073 4 месяца назад
ኣነ ዝገርመካ የዕሩኽ ሙስሊም ኣለዉኒ ግን ርሑስ በዓል ኣይንበሃሃልን ኢና።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
ብልቢ የመስግን ተገዲስኪ ከምዚ ምጽሓፍኪ🙏
@Brtue
@Brtue 4 месяца назад
ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየን ዝቐደመን ሃይማኖት ካቶሊክ ከሎ ኩሉ ግዜ ብስቕታ እዮም ዝልለዩ እቶም ዝተረፉ ግን ጫቑጫቑ ክብሉ ይውዕሉ። እስከ እንትርፎ ጽቡቕ ሕማቕ ካብ ካቶሊካዊት በተክርስቲያን ሰሚዑ ዝፈልጥ ኣሎ? ምእንቲ ህዝቦም እሞ ቀዳሞት ኢዮም ዝካትዑ
@Semay7828
@Semay7828 4 месяца назад
Aksheshti Catholic zeykonun kolut kemetsu zewulu ab bet kristyanat
@AzmeraGebremeskel
@AzmeraGebremeskel 4 месяца назад
😅😅
@Brtue
@Brtue 4 месяца назад
@@Semay7828 bzaeba nay hagernan hbretesebnan eye zizareb zeleku...
@Semay7828
@Semay7828 4 месяца назад
@@Brtue wala ab eritrea kemu yegebru
@Brtue
@Brtue 4 месяца назад
@@Semay7828 nmtay zeynatom thbom aleka Ata bruk haw, wela shih gze tsilayom zeynayom aynatomn eyu, ab Eritrea msh kahnat etom tewelfe brariya keman komu aygebrun
@samiraosman2142
@samiraosman2142 4 месяца назад
ፌሩዝ ሓሳዊት ምሰ ኣፍውርቂ ዶ ትሰሕቂ የለኸን ኣብ ቲከቶክ ናይ 150 ድቂ ኣንሰትዮ ትግርኛ ቪድዮ ሕማቅ እንዳ ገበራ ኣለኒ ከብል ዝዉዕል ብሪኮርዲ ትዛረቢ ዝለኺ ንሰኺ መንዲል ምሸፍን ዩ ሃይማኖት ዝምሰለኪ ኣብ ቲከቶክ ተዛረብዩ ቃላት ግን ብጣዕሚ ዩ ዝሕፍር ድሕራይ እዛ ጎል ተመሰግና ዘላ ትሰምዖ ድያ ፌሩዝ ተዛረቦ ክሳብ ንጓሉ ንኦዚል ሞት ያ ተተምንያትላ ፌሩዝ እንተይ ዘገበረት ቆልዓ ያ ንዚኣ ድያ ርሕርሕቲ ትብላ ዝላ ኣጆኺ ሰለዝበለታ ንእልፊ ሰድታት ከም ባዓል ለቅዎ ኣኪባ ኣጽያፊ ቃላት ትጽርፍ ሲ ከትዉድሳ መጺኣ ዝግርም ዩ ኣኸር ዘመን😂
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 3 месяца назад
❤❤❤TikTok አብ አሜሪካ እንተድአተዓጽዩ አብ ኢውሮፕውን ዘይተርፍ እዩ ምክንያቱ ስለዝኽተልኣ❤❤❤
@feetsfwef3563
@feetsfwef3563 4 месяца назад
እወ መምህር ማለት እዩ ብዓረብ ❤
@Vilager2024
@Vilager2024 4 месяца назад
ኣይ ሞስሊም ንባዕሎም ዘይተኸባበሩ ክርስቲያን ከኽብሩ።
@BinyamnegasiNegasi
@BinyamnegasiNegasi 4 месяца назад
ኣብየት ኩናት ኣታ ዞም ቻይና ነዞም ኤርትርን ጥራይ ቲክቶኮም ዘይኣጽዉልና🤣🤣
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
😂😂
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 4 месяца назад
Hakka nay msnae tray zeyefkdulna mtemeharna ka
@Aklilu-Hagos-ek8fr
@Aklilu-Hagos-ek8fr 4 месяца назад
😂😂😂
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 4 месяца назад
Nesh nesh and kaatit eye adey akoy eka jgna
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 4 месяца назад
Ezi wedi asawrts eyuekrerti eyom
@gloryglory4457
@gloryglory4457 4 месяца назад
Thenk you for Catholic mezmur 🥰❤🙏🏽
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 4 месяца назад
THANKS KBLEKA
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 4 месяца назад
WHO IS THIS TAXI ?
@amazingworld9540
@amazingworld9540 4 месяца назад
Tigrinya tray eye fessfas memseli
@AbrahamKiros-dj6ti
@AbrahamKiros-dj6ti 4 месяца назад
Nesu hawey mejmerya selam kaxila ka ane betami eya zeftwka serhka kexlo ab serhka awet yemnylka zarkey hawka eya ab libya alku takilka 100 ka wes belna eka
@shamasaleh7350
@shamasaleh7350 4 месяца назад
Ala neshnesh des iluka dika amxiekayo nezitat..elamaka kulu gze nxur u..ms kndey teuyat kristian eye abye ms kndey kburat mo ezi melsi neakan netom naka zmesil atehasasba zelewomn eye zxhfo zeleku...netom teuyat temesilom btahti tahti negerat kegehahru zftnu..bel kitfelt feruz zbelet tbel haftina eya..tetegagya zeygage yelen nierma nihaqfa deamber bkemzitat tegahahirna aynharman ina...nhna haftna slezeynharm...
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 4 месяца назад
ወቅታዊ ወይ እዋናዊ ኢሉ ኢዩ ኣምጺእዎ ካብ ወገንነት ውጻእ ካብዚ ቪድዬ ሲ እንታይ ዕላማ ኢዩ ሞ ክሃርም ነሽነሽ ።እዚ ጉዳይ ንዓይ ይሃርም ዩ ኢልካ ስለዝሓሰብካ ኢኻ ሕጂ ተሰሚዕካ ትዛረብ ዘለኻ ነቶም ዝዛረብዎ ዘለው እምበር ነዓኻ ሲ ኣይትንክፈካን ዩ ኔሩ ግን ነገር ወገንነት ጠዊኻ ጠዊኻ ናብ ዓሌትነት ኣቲኻ ።ነሽነሽ ኩሉ ዘሎ የምጽኦ ኢዩ ስለዚ ካብ ወገንነት ውጻእ።
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp 4 месяца назад
Nsa eya aqmka beqa eway
@geezhaile5583
@geezhaile5583 4 месяца назад
ነሹ ከምዚታት ናይ ሃይማኖት ተዘየምጻእካልና ጽቡቕ ኔሩ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
Eshi
@redwanmustofa-mo8bx
@redwanmustofa-mo8bx 4 месяца назад
Feruz ko shermuta deqila zweledet sekhram eya ezi dyu qneetya zeblekum zelo rkhusat
@TesfalmMajor
@TesfalmMajor 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@rismehamed5638
@rismehamed5638 4 месяца назад
ደስ ኢልዎ ኦዚል ክጽረፍ ኮሎ ምስ ኦዚል አለና ህልክ ተኮይኑ ቀጽልዎ👈
@futurefufu8670
@futurefufu8670 4 месяца назад
Neshu fara thanks
@danielarsemadaniel6056
@danielarsemadaniel6056 4 месяца назад
ኦይ ሓቂ ዘይብሉ ኢዩ ኢዚ ሰበይተይ ክርስትያን ኢያ ትምስክር ኣላ ስምዕዋ ኢናበለ ምስ ሰበይቱ ዝሰብኽ ጽልኢ ኣይኮነን ድዩ ኩሉ ግዝየ ምስሰበይቱ ኢዩ ዝኣቱ
@OsmanNur-up3qv
@OsmanNur-up3qv 4 месяца назад
ata denkoro enjeraka zeythlu aslamay down ktgeber dkum mkonka negirka 10q
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 4 месяца назад
Asawrts adikeyh mekrerti eyom adikeyh adey
@Eritrean1995
@Eritrean1995 4 месяца назад
Ozil king 🤴 of Eritrean we love you 😍
@missyoumam...2128
@missyoumam...2128 4 месяца назад
Ane muslim eye hn mszi nay ozil teklala eye zeysemamae ksemamae wun kredadee wey kzerareb hasibeio ayfeltin eye
@Semay7828
@Semay7828 4 месяца назад
Ozil wekarya imber kewesda kea iyu
@segenm950
@segenm950 4 месяца назад
ነሹ ኔወ በሎም ነዚኦም ሐቂ ዝዛረብ የለን
@tesfawelde7171
@tesfawelde7171 4 месяца назад
ዳዕዋ ባእሲ ዩ (ዶዓ ዩ ጾሎት )
@LoveforeveryonePeace
@LoveforeveryonePeace 4 месяца назад
Entay afleteka Tigringnaka keman aytfelton eka daewaa malet sbket malet eyu enaaal dinkum
@danielhaile6285
@danielhaile6285 4 месяца назад
ዳዕዋ ስብከት ማለት'ዩ
@tesfawelde7171
@tesfawelde7171 4 месяца назад
@@LoveforeveryonePeace ሕራይ ጌጋይ ተቐቢለ ኣለኩ ፡ግን ኢንዓል ዲንኹም ኢልኻ ትጻረፍ,ሲ ፡ቐስ ጌርኻ ሰብ ክተረድእ ኣይምሓሸንን ፡
@NeberKkewneyu
@NeberKkewneyu 4 месяца назад
Entay eyu fllyu bro?
@ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
@ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ 4 месяца назад
ነሹ ጉዳይ ሚክን ሮዳስን ክዓ ይፃረየልና ላበልና ኢና🙌😅
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
😂🙏
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 4 месяца назад
ናይ ነሹ ዲክሽነሪ ዳዕዋ= ጸሎት ኮይና😅😅😂 ዳዕዋ= ካስማ= ባእሲ=እምባጋሮ ዶዓ/ዱዓ=ጸሎት
@LoveforeveryonePeace
@LoveforeveryonePeace 4 месяца назад
Kkkkk Tigringna sewasw tfelti aytfelton Arab dea kemey elka ktfelti quanqakum zeyxarekum daewa baesi eyu elka alo aye dnqurna
@mirimiri3396
@mirimiri3396 4 месяца назад
❤❤🙏
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 4 месяца назад
አይወደቀትን ቅኑዕ መገዲ መሪጻ አላ ሂወትን መገድን ሐቂን ንሱ የሱስ ጥራይ እዩ። 🙏❤️
@HagosSamuel
@HagosSamuel 4 месяца назад
Neshnesh shikorr
@hshjbfb3950
@hshjbfb3950 4 месяца назад
Dewan malet sibkett eu misbak
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 4 месяца назад
ነሹ እዝነይ 😁♥️
@semiramussa2237
@semiramussa2237 4 месяца назад
Dahwa duha aykonen dahwa malet kitih malet eyu
@abrhamyonas
@abrhamyonas 4 месяца назад
Thanks
@nuruadam9117
@nuruadam9117 4 месяца назад
Resah guhaf mahmud sherefooo aslam ketefeee welll neruu
@shamjemal2085
@shamjemal2085 4 месяца назад
Eslmna emo kemzi nski tblyo zelki zeybl rebi yehdiki 😢😢😢😢
@firubiniam1099
@firubiniam1099 4 месяца назад
Gazetena neshu ❤❤❤🎉🎉
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 4 месяца назад
Hgboytotatna eseyas atsywo
@amanueltesfmichael6426
@amanueltesfmichael6426 4 месяца назад
ተገሪመ ኣነ ክርስቲኣን እየ ። respect ማለት ወላሂ ምባል ማለት ኣይኮነ ፡ ኢድሙባረክ ምባል ማለት ኣይኮነን፡ ወዲ ሓጂ ምስ ጋል ቅሺ ትምርዖ ማለት ኣይኮነን፡ ብዓይኒ ክርስትና ድማ ሓጥያት አዩ
@segenm950
@segenm950 4 месяца назад
No ኤረትራወይን ብዙሕ ብዛዕባ እስልምና አይንዛረብን ኢና ስለዘይንፈልጦም እቶም ካልእ ሃገራት ግን ብዛዕባ ምስልምናና አፍሊጦሙና እዩም አብኡ ከይደኩም ተካትዑ Samsom ዐረብ And David wood. አስምዓዬም
@brhanagerye815
@brhanagerye815 4 месяца назад
Ajoki brkti goyta ms tkbeli eti haki nab mengsti amlak zetweki iki twsni zeleki abzi mdri dma bselam tnabri ❤ John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@iseyasfetseme6064
@iseyasfetseme6064 4 месяца назад
Tegagika edris nwedhagi ketwxo ayineberka
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 4 месяца назад
ኣብታ ኤረትራ ትበሃል ሃገር ውን ሓደ ኮይና ኣይንፈልጥን ኢና ኢሰያስ ደቂ ትግሪኛ ንሳዋ ከውርደን ከሎ ደቂ ሞስሊም ግን ኣይወርዳን ኢየን እተን ዝበዝሓ ስለዚ ፖለቲካ ኣይትስርሑ ብፍላይ እቶም ህግደፍ ዝብልኹም እዚኦም ዓቅሚ ሲኢኖም እምበር ካልእ ምገበሩ ስለዚ ኣብ ሃይማኖትካ እቲ ዝበለጸ ፍልጠት ክህልወካ ይግባእ ወላ ውሑድ ይኹን ።
@danielkidane3572
@danielkidane3572 4 месяца назад
ሃሃይማኖትና ሒዝና ንከባበር እውን እንተበልና። ከም ሓቂ ግን እምነት ምስልምና ኣብ ከባቢ 600 ዓ.ም. መጺኡ ዳርጋ ንኹሉ ዝተሰብከልና እምነት ብምቅዋም እዩ ተመስሪቱ። ሓዋርያት ናይ ጎይታ ሞትን ትንሳኤን እናኣበሰሩ፡ መሓመድ ግን ኣይተሰቕለ ኣይተቐብረ ክብል ጸረ ክርስቶስ እምነት ኣልዒሉ።እሞ ከኣ ዘይርኣዮን ዘይነበሮን ግዜ።ስለዚ እስልምና ብመሰረቱ ንክርስትና ኣብ ምቅዋም ዝተመስረተ እምበር ናይ ባዕሉ ፍሉይ ስነ ሓሳብ ዘለዎ ኮይኑ ኣይንረኽቦን። ኦዚል ርሑስ በዓል ትንሳኤ ኣይብልን እንተበለ ሓቁ ኣሎ። ምኽንያቱ እምነቱ ጸረ ስቕለትን ትንሳኤን ክርስቶስ እዩ። ኣብ ኤርትራ ዓሚቕ ኣፍልጦ ስለዘየለ እዩ እቲ ህዝቢ ንኹሉ ሓዋዊሱ ዝኸይድ። ሕጂ ውን ትምህርቲ ሰኒቕና መንገዲ ሓቂ ምምስካር እዩ እቲ ፍታሕ።
@GeezSpeaker
@GeezSpeaker 4 месяца назад
ሃይማኖቶም ጽልእን ዓመጻን ዝሓዘ ሃይማኖት እዩ ። ሓደገኛ ሃይማኖት እያ ።
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 4 месяца назад
Brkti haqecha feruz shkor
@babyshark6656
@babyshark6656 4 месяца назад
ነሽነሽ ታይ ገረካ ብስንኪ ብሃይማኖት ምዝንጣል ቤዓል ፌሩዝ Tiktok ከይ ደምሲሰያስ ኣብዚ ኣምጺካለይ ህኮት😂
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@gebrhiwettesfaxiyen7276
@gebrhiwettesfaxiyen7276 4 месяца назад
💖💖💖🌿🌿🌿
@salihmahmuod7096
@salihmahmuod7096 4 месяца назад
Dawa malet gosgas iyu Neshu
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ
ጋዜጠኛ ነሹ❤😘
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏🙏🙏
@Habtegebreal-bn4dj
@Habtegebreal-bn4dj 4 месяца назад
United= real
@Wer-lz2gu
@Wer-lz2gu 3 месяца назад
Memhr
@danbr4631
@danbr4631 4 месяца назад
Dawah ማለት ስብከት እዩ
@Amir_Wedi
@Amir_Wedi 4 месяца назад
ነሹ ሓወይ እዚ ናይ ሃይማኖት ገለ ተዘይተምጸልና ተመራጺ ኔሩ🙏 ተርጉም የብሉን ሃይማናት ናይ ውልቂ ኢዩ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
Eshi 🙏
@wedisembel2951
@wedisembel2951 4 месяца назад
nesh nesh aregai natu menche ( source ) nesh nesh tv elu. gashaka gerka ademo. Aregai hagos fetuka zelo ne solo media sle teRkalu eyu. Keletekum nay solo media taelaeti ekom.
@SaliIbr
@SaliIbr 4 месяца назад
Ehita neshnesh kemey gerka tomxuwo ezitat desdyu eluka naybehaqi resah eka hji teariqom alewo entay eka tomxuwo hejike
@yasseribrahim3262
@yasseribrahim3262 4 месяца назад
ሰላም ሰምዒደ ንስኺስ ሀይማኖቱኩም ገዲፈልኩም ኢልኪ ሀይማኖት ናይኦዚል ወይ ናካልእ አይኮንን ኗይ ረቢ አዩ ንስኪ አብቀረባ ደአ ፀኒሕኪ ሰብብ ረኺብኪ አበር አላህ የህዲኪ አመወዳ እታ ንስኺ ኢኺ ትትሐሰቢ አብቅድሚ ረቢ
@danielasgedom9701
@danielasgedom9701 4 месяца назад
ዳዕዋ ባእሲ ዩ
@danielasgedom9701
@danielasgedom9701 4 месяца назад
ሱሕፊ ነሽነሽ ❤❤❤❤
@SamiraSamira-zn4su
@SamiraSamira-zn4su 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂😂
@robelrobel4217
@robelrobel4217 4 месяца назад
ናይ ምታይ ቅንእ መን ንመን ኦዚል
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile 4 месяца назад
አብ ልዕሊ ክርስትያን ጽሊ አልካ
@Gashbarkatv
@Gashbarkatv 4 месяца назад
Ane degafi Manchester united eye that’s why I like Real Madrid, Real nimmt Champions
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
🙏
@Gashbarkatv
@Gashbarkatv 4 месяца назад
@@neshnesh_showነሹ ሓወይ ዘክብረካ Respekt ሰለ ዘለካ ምሰ ሰባት ኢዩ
@gigiriri4865
@gigiriri4865 4 месяца назад
ዒሳ ብዲኑ ሙሳ ብዲኑ ምንም ዘዛርብ ዬለን ካልእ ግዳ ቁምነገር ዘይትገብሩ መጽሐፍ ቁዱስ ንጸላኢኻ አፍቅሮ እዩ ዝብል ናይ ብሐቂናይ እምነት እንተኾንኩም ንዝበደለካ ይቕረ በለሉ እዩ ዝብል ተበአሱ አይበልን እዩ:: ስራሕ ዝሰአንኩም ብፈጣሪ ዝአምን ንፈጣሪ ይህቦ ዝገብርዎ አይፈልጡን እዮም እሞ ይቕረበለሎም እዩ ዝብል:: ምብአስ ናይ ሸይጣን እዩ::አዑዝቢላሂ ምነሸይጣን ረጀም ቢስሚላህ አራሕማንአራሒም በስመአም ወልድ ዎመንፈስ ቁዱስ ፈጣሪ አለዎ ባዕሉ ሃለው አይትበሉ ሐዊ አይተእትውሉ መን ፈረድቲ ጌሩኩም?
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 4 месяца назад
ሃይማኖት ውልቓዊ እዩ፣ እቲ ትኣምነሉ ኣምላኽ ይፍረዶም ።
@danielasgedom9701
@danielasgedom9701 4 месяца назад
ዱዓ ጸሎት ዩ
@rishan9422
@rishan9422 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fthawitabraham4195
@fthawitabraham4195 4 месяца назад
💙💙💙💙👍👍👍👍👍
@AbitiwediKeleta
@AbitiwediKeleta 4 месяца назад
Neshu xbuk ❤❤❤❤❤❤
@nouraviri4903
@nouraviri4903 4 месяца назад
💖💖💖💖💖🌷🌷🌷🌷🌷
@danbr4631
@danbr4631 4 месяца назад
ኦዚል መስዑድ እዩ ስሙ::
@ashagolgol5607
@ashagolgol5607 4 месяца назад
Neshnesh geega niw Belom kemzi zereba zizarebu
@hager.16
@hager.16 4 месяца назад
Sbket eyu zkewen😊😊
@setiabdulhakim9944
@setiabdulhakim9944 4 месяца назад
Right
@HelenMulat-w2i
@HelenMulat-w2i 4 месяца назад
Kkkkkk edris.may yehwat gerwa
@aye_sdet_rugum
@aye_sdet_rugum 4 месяца назад
N wedi afwerki ke ab gezeu kidka ziena tbxhalu dika ay nsu endu kendi teketatelika 😂😂😂
@tgmedia12
@tgmedia12 4 месяца назад
Akarat
@danielasgedom9701
@danielasgedom9701 4 месяца назад
በቲ ፋጥማ
@MaikelKesete
@MaikelKesete 4 месяца назад
ዳዕዋ😂😂😂😂
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
መቸስ ቡዙሕ ኣቁሑ ሓፂብና በተለይ ንወዲ ሓጂ ዕድል እንተዝህብዎ እንኳን ንሱስ ኣነ ከማን ክሰምዖ ሃረር ኢለ ክክክ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 месяца назад
😂🙏
@PACETOALLWORLDTHANKGOD
@PACETOALLWORLDTHANKGOD 4 месяца назад
Duea eu xelot malet daewa gin baesi eu Neshu
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 4 месяца назад
፡እዚ ኣብ ኤርትራ ዳዕዋ ንብሎ ንባእሲ ናይ ጽርግያ እዩ።ብትኽክል ግን ዳዕዋ ማለት ግን ምህሮ ማለትዩ።ዱዓ ማለት ካኣ ጸሎት እዩ።
@aronkahsay9263
@aronkahsay9263 4 месяца назад
Neshu ezi ozil zblwo zbelo kulu Giza aybelkun eyu zbl kulu seb felitwo eyu b mexhaf kudus zmexe endyu ezi kulu Bzkone ezi ozil zblwo hasawi eyu orthodox aytnawexn eya yekenyeley
@nunununu6210
@nunununu6210 4 месяца назад
Dawa malet SEBKET yu meslni
Далее
Ozoda - Lada (Official Music Video)
06:07
Просмотров 6 млн
Artist 4-Mavsum 20-son FINAL  (21.09.2024)
2:20:46
Просмотров 325 тыс.
ረሙን ሰራንለት😂
17:34
Просмотров 10 тыс.
Ozoda - Lada (Official Music Video)
06:07
Просмотров 6 млн