Тёмный

ነቛር ኣእምሮ 

Filmon T
Подписаться 2,9 тыс.
Просмотров 2,9 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 41   
@linjohnentertainment
@linjohnentertainment Месяц назад
ዋውውው ፍሊሞን ሓወይ ኣዝዩ ደስ ዝብል ኣቐራርባ፡ሞር ኤመስግነካ። ❤❤
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 21 день назад
ብፅሕ ኣቢለካ ክምለስ ሓሲበ፡ ግናከ ደስ ኢልካኒ ምሳካ ቀንየ። የቀኔልና ፊሊ ሓወይ👍🏾💜
@filmonpsycho11
@filmonpsycho11 21 день назад
Thank you paradise 🙏
@teklegere82
@teklegere82 3 месяца назад
Waw btaemi adniqeka qetslyo
@Henok.M
@Henok.M 3 месяца назад
This is very true and enlightening ❤.
@SemharHailay-g2t
@SemharHailay-g2t 3 месяца назад
❤.......
@habengebreluul7762
@habengebreluul7762 3 месяца назад
Wwwww ፊሊ ብሉጽ ሰብ. ብዙሕ ትጥቅመና ኣለኻ ቀጽሎ. እንኻዕ ተወለድካ ❤️🙏.
@selamdawit8323
@selamdawit8323 3 месяца назад
thanks fili❤❤❤❤
@binitewelde11
@binitewelde11 3 месяца назад
Eway fili eko gele eka zesebka endemo senka
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 3 месяца назад
ፊሊ ወዲ ከም ወትሩ ብሉጽ ሓሳብ ብፍላይ ንሒና ኤትራውያን ኣብ ባዕቲ ድንቁርና ዝትዓጸና ኢና። እቲ ናይ ሃይማኖት ካይ እክል ዝገደደ ናይ ፖሎቲካ ኣምልኮ ፈጢሮም ቅንዓት ጀጋኑ ብዝብል ጸቢብ ሓሳባት ከም ንህነጽ ተጌርና ኢና።ከምዚ ናይ ሎሚ ናይ ፍሉጣት ፍላስፋትት ሓሳባት ኣቅርብ ገለ ርዲኢትና እንተስፈሐ።
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 3 месяца назад
A​@@fiyorifiyori5707ኣነስ ብዛዕባ ኤርትራ እየ ዝፈልጥ ሓፍተይ ናተይ።እዚኣስ ንኢትጵይውያን እንተትሓትያ ጽቡቅ ነይሩ።
@SemharRezeneTSD
@SemharRezeneTSD 3 месяца назад
❤❤❤
@jemalsied727
@jemalsied727 3 месяца назад
Thanks bro
@halenamotivation5065
@halenamotivation5065 3 месяца назад
ሰላም ፍሊ ሓወይ ከም ወትሩ ጽብቅ መደብ፡ብሉጽ ኣገላልጻ።ሕቶ ግን ኣላትኒ ምስኣ ትዛመድ ዝብላ፧ ከምቲ ዝበልካዮ ፍልጠት ብርሃን እዩ፡ከምቲ መጽሓፍ ቅዱስ ውን ፍልጠት ሓቒ እያ ንሳ ድማ ሓራ ከተውጸኣኩም እያ እዩ ዝብለና ።እንተኮነ ግን ብዙሓት ሰባት ኣለው፡ብንቅሓት ካብዛ በዓቲ ወጽዮ ክንሶም ነታ ተድልዮም ፍልጠት ዋላ እንተኣለለይዋ፡ ነዛ ፍልጠት እዚኣ ግን ክውንንዋ ኣይክእሉን እዮም።ከም ኣብነት ተማሃሮ ኣብ ትምህርቲ ዓለም እኮ እንተወሲድና ።ማለት እቲ ንሕሓት ኣሎዎም ነቲ ዋንነት ግን እይላበስዎ።ብጠፈጥሮ ዝሕታለ ኣእምሮ ይጋጥሞ፡ሞ ።ከምቲ ንነገራት ኣቀድሞም ዝነቀሓሎሞ ኣብ ባይታ ኣየድምዕን።በኣንጻሩ ምስጥር ንቕሓት ነቲ ሓሳብ ኣብ ልቦም ዘይነበሮ ደቂ ሰባት (ካብ ኣብ፥ቲ ሰብ እቲ ብዝወሰድዎ ኣብርሆትን ነቲ ብርሃን ፍልጠት ይውንንዎ )።ሰለዚ ካብ በዓቲ ድንቁርናካ ንክትወጽእ፡ናብ ፍልጠት ንክትበጽእ ፡እቲ ምስጥር ምፍላጥን ፍልስፍናዊ ናይ ሂወት ኣብሮሆትን ምህላው ጥራይ ኣካሊ ዶ ትብሎ?ፍልጠት ምውናን ኣብ ልዕሊ ዘሎካ ድልየትን ዓሚቅ ኣብርሆት፡ትዕድልቲ ጥራይ ዶ ኣይኮነን? ወዲ ሰብ ከ ጸጋ ኣለዎ ዶ ፍልጠት ንክውንን፡? ኣብ መንጎ ድቂ ሰባት ከ ዘሎና ተፈጥራዊ ጸጋ ምውናን ፍልጥት ፡ከም ክልእ ፍጥረታት ናይ ጸጋ ፍልጠት ፍልልይ ኣሎና ዶ? ትብል ዋላስ ተፈጥራዊ ጸጋታት ፍልጠትና ሓደ እዩ? ይቅረታ ሕቶ ኣብዝሓልካ ይክወን እየ summary ጌርካ ክትምልሰልይ ተስፋ ይገብር ።የቀንየል
@filmonpsycho11
@filmonpsycho11 3 месяца назад
እወ፣ ናብ ስራሕ ምውፋር ትዕድልቲ ኣይኮነን፣ ድልየት እምበር። ሰብ ናብራ ኮይኑዎ ደኣ እምበር ዘይክወፍር ምመረጸ ይኸውን። ፍልጠት ከኣ ትዕድልቲ የብሉን፣ ድልየት እዩ ዘንቐሳቕሶ። ኣነ ኣቢ ጉዳይ እዚ ክፈልጥ ደልየ ኣለኹ በሃሊ ምስ ትኸውን ዝያዳ ንኽትፈልጥ ትወፍር እሞ ብኡ ኣቢልካ ከኣ ኣብ ህይወትካ ትሕገዝ። ዘይክትፈልጥ ምድላይ ትህኪት ዘበገሶ ናይ ብዙሓት ጸገም እዩ፣ ስለ ዝኾነ'ውን ህይወት ትኸብድ። ሓደ ነገር ዝያዳ ክትመልክዮ ከለኺ ዝስመዓካ ተኣማንነትን ርፍቱታ ዓቢ እዩ፣ እዚ ከኣ ብሳላ እቲ ፍልጠት እዩ ከምኡ ኮይኑ። ኣእምሮና'ውን እንተኾነ ብፍልጠት ክመልእ ዝኽእል ኣይኮነን እዚ ዘረዳኣካ እንተሎ ከኣ ቀጻሊ ክንፈልጥ ከም ዘለና እዩ። ኣብ ካልኦት ፍጡራት ዘለና ብልጫ ብዛዕባ ብዙሕ ነገር ክንፈልጥ ንኽእል ምዃንና እዩ፣ እንቶ ካልኦት ፍጡራት ነቲ መሰረታዊ ዝኾነ ናብርኦም ዝኸውን ጥራይ እዮም ብተመክሮ ዝጥቐሙ። ስለዚ ፍልጠት ናይ ድልየትን ሃርሃርታን እዩ፣ እቲ ዝያዳ ዝደለዮ ይረኽቦ እቲ ዝረኸቦ ከኣ ዝያዳ ይሕገዝ።
@WarsayGebreyesus
@WarsayGebreyesus 3 месяца назад
Fil Jagna ajoka Barta btame eu ztaqman zalo aze tamhrtak kamze natk tamhrte garu zatqman yaln
@ወዲመሬት-በ7ወ
@ወዲመሬት-በ7ወ 3 месяца назад
Fili thank you for your servic!!
@filimonbereket9402
@filimonbereket9402 3 месяца назад
Btaemi agedacin teqamn tmrti Fili qxlo.
@FinanMehari-wv2pi
@FinanMehari-wv2pi 3 месяца назад
ፊሊ ሓወይ እዚ ኩሉ ምስጢር ኣብ ሂወት ዘለካ ፍልጠት ወይ ርዲኢት ዘካፍልካና ፍጣሪ ኣብ ልብና የንብሮ
@NeguseM-z2o
@NeguseM-z2o 2 месяца назад
Was great segment bro.
@Simon-gx9xf
@Simon-gx9xf Месяц назад
Great job
@abelkiflai6567
@abelkiflai6567 2 месяца назад
ፊሊሞን ንፉዕ ወዲ ኢካ ቀጽሎ ካብዛ ዝጽሕፈልካ ዘለኩ ማለት ዛ ቻነልካ ክብ ዝረክባ በጋጣሚ ዳርጋ 10 ሰዓት ገረ ኣለኩ ክሳብ ህጂ ክሳብ ሹዱሽተ ዝኾና ቪዲዮታት ሰሚዐ ኣለኩ ሓንቲ ኣሰልቻዊት ኢኮ ተዘይ በልኩዋ ኣብ ኢንተ ዝተሞርኮሰት ኮይና ዝተሰማዓትኒ ዛ ምስ ሳሚኤል ዝባሃል ዝገበርኩማ ዕላል ብዛዕባ የሕምሮ ከሙኡ ውን ኢትህብዎ መግለጺታት ብትግርኛ ኪኸውን ቲ ሽግር ነዓይ ስለ ዝጸገመኒ ንክርዲኦ ዘይ ኮነስ ነቲ ኢንግሊሽ ዘይ ፈልጥ ማሕበረ ሰብና ጽቡቅ ኣይኮነን ምክንያቱ ሓንቲ ሓሳብ ተፍርስ ኢያ ን ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ትዛረብሉ ዘለኩም ዓውዲ ከም 2ይ ነቲ ዓውዲ ጽቡቅ ሪዲኢትን ኣፍልጦን ዘለዎም ሰባት ሒዝካ ቅረብ ማለት "ኢንተ " ኮይኑ ይስማዓኒ ዝብል ተደጋጋሚ ግዜ ካብ ሳሚ ይሰማኦ ነረ ሳሚ ኣብ ክሪብቶ ክዛረብ ከሎ ኡኹል ኣፍልቶ ስለ ዘለዎ ናብ ከምዚ ዘይሩጉጽነት ዝመስል ቃላት ኣይጥቀምን ኢዩ ስለዚ ተኺልካ ኣሰጋገርቲ ዝኮኑ ወይ ውን ብውልቅኻ ኢንተ ተቅርቦ ጽቡቅ ይመስለኒ ብዝተረፍ ንፉዓት ቀጽልዎ
@filmonpsycho11
@filmonpsycho11 2 месяца назад
ምሉእ ብምሉእ ይሰማማዕ ምስ እዚ ኩሉ ዝበልካዮ የቀንየለይ።
@Selam256
@Selam256 3 месяца назад
Brova zhawey!!!
@berhanehailemicael5743
@berhanehailemicael5743 Месяц назад
ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ❤
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra Месяц назад
@sleepless1.0
@sleepless1.0 3 месяца назад
🙏🙏🙏
@Veronica-cx7hl
@Veronica-cx7hl 3 месяца назад
@TesfadiletYoahnnes
@TesfadiletYoahnnes 3 месяца назад
@tesfit2518
@tesfit2518 3 месяца назад
thans fil ናይ ፋላስፋታት እቶም ሽውዓት ኣምጽልና የቅነልና
@awetdebesay9280
@awetdebesay9280 3 месяца назад
Xubuk medeb fili hawey ❤❤❤
@zerithabtom8640
@zerithabtom8640 3 месяца назад
ሰላም ፊልሞን 👍
@selemuntesfamariam2028
@selemuntesfamariam2028 3 месяца назад
ሰለ"ዚ ወለዶ እናወሰኽካ ንበር ፊሊ ብሉጽ❤ምስጋና ባህልና።
@lisacobalt8174
@lisacobalt8174 3 месяца назад
Filmon you are excellent as usual. You are the most sincere and brilliant as well. Keep it up. Thanks.
@meharimehakeb7737
@meharimehakeb7737 3 месяца назад
I like it today's topics it's toruth. Thx for good job.
@redietembaye776
@redietembaye776 3 месяца назад
Thank you so much Fli GBU
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 3 месяца назад
ንፉዕ ኣጆኻ በርትዕ።
@simretweldeslase2350
@simretweldeslase2350 3 месяца назад
👍👌👏
@Amanuelkfley
@Amanuelkfley 3 месяца назад
ብጣዓሚ ጽቡቅ ፊላዊ ጎበዝ'!! ❤
@wedizayle7841
@wedizayle7841 3 месяца назад
ከምወትሩ ጽቡቕ መደብ ፊላዊ ኣድማሳዊ
@Dawitweldeab
@Dawitweldeab 3 месяца назад
Fili the best generation
Далее
ቂምታ ( guilt)
25:12
Просмотров 1,9 тыс.
ረበሽቲ ሓሳባት (intrusive thoughts)
22:56
Просмотров 2,4 тыс.
Brilliant Budget-Friendly Tips for Car Painting!
00:28
Главное рыба есть, а воды нет..
00:54
ዘባል ኣእምሮ
18:29
Просмотров 1,1 тыс.
ጭኑቓት ዲኹም?
9:40
Просмотров 1,3 тыс.
ሕማም ተነጽሎ
24:23
Просмотров 1,4 тыс.