Тёмный

ነብሰ-ምትሓት ዝፈጠሮ ኣብድነት ጎይትኦም.... 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 64 тыс.
50% 1

Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.co...
Paypal: www.paypal.me/...
Mahder-production social media links፡
Facebook- / mahderproduction
RU-vid- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com...
ዳኒ ወዲመምህር
www.facebook.c...
/ wedi__memhr

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 705   
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 9 месяцев назад
ኣብ ሰንዓፈ ከይዱ ናይ ኣጻልኡና ዝገበሮ ዕንደራ ከቢድ ዋጋ ከክፍሎ እዩ ምስ ስድራኡ ድሓን ጽባሕ የራክበና።
@KertetKertet-dc9ti
@KertetKertet-dc9ti 9 месяцев назад
Abet fekera ata agame dika wela junta
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 9 месяцев назад
@@KertetKertet-dc9ti ሰብ ዲካ ወላ ህግደፍ
@efremnega1781
@efremnega1781 9 месяцев назад
​@@KertetKertet-dc9tiወዲ መምህር ስሚ ባራዩ
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez 9 месяцев назад
Hgdef seteyti dem drbayat
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 9 месяцев назад
ኣይተርፎን እዩ ወላ ከፊልና ደሙ ክንክዕዎ ኢና እዚ ሽለት ኣብ ኣስመራ ተደምረኛል ኣብ ስመጃኛ ካኣ ኣጻሉኡና ኣይትከውንን እያ።
@TemesgenYemane-rx6vo
@TemesgenYemane-rx6vo 9 месяцев назад
ወዲ መምህር ይፈትወካ እየ ግን ኣስመራ እንታይ ጌራ ትላዓል ኣላ ወዲ ኣስመራ መን ባሃሊ ኣይኩነን ትሑት ኣክባሪ ሰብ እዩ።እዚኦም ከኣ ብሑጋ ዝኣተዉ እዩም😂😂ጽቡቅ ስርሕ❤❤❤❤❤
@World436
@World436 9 месяцев назад
Atom bhugua zatewu andiyom zexrfkum zelewu 😢
@erimanreefs8191
@erimanreefs8191 9 месяцев назад
ወለድና ከም ደቂ 80 ኣብ ብርኮም ተደፊኦም ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ውርደት የለን።።።።።። ብርጌደይ በጃኹም 😢😢😢 ኣይንፈላለ
@rirahwa3200
@rirahwa3200 9 месяцев назад
ደሓን እዝ'ኦምሲ መዓልቶም ጥራይ ይጸበዩ!!!
@GEO.16
@GEO.16 9 месяцев назад
ደቂ ኣስመራ ሑሱራትን ሰረቕትን ኣታሊሎም ዝነብሩ ሎቕምጽ ኢዮም ፡ ከምዚ ጎይትኦም ጥሪት ኮ የለን ክንደይ ይዕሹ ግን ደንቆሮ
@emteemte3985
@emteemte3985 9 месяцев назад
Kigermeka ab europe zelewu deki asmera kulom ab train station koinom nay shgara ba reayelna gele kiblun lab awalid adenagirom genzeb kilkmun eyom ziwielu bzeyka wuhudat zbezhu ayserhun mlman tray adedd
@GEO.16
@GEO.16 9 месяцев назад
@@emteemte3985 እወ ንሳ ኢያ ህይወቶም ፡ ሎቕምጽን ሰረቕትን ኣታሊሎም፡ዝነብሩ እንዲዮም
@Wedikere
@Wedikere 9 месяцев назад
@@emteemte3985ክንደይ ትሕሱ ኢካ ድህል አዚ ትብሎ ዘለካ ኣብ ኩሉ ኣሎ
@yafetyohannes6937
@yafetyohannes6937 9 месяцев назад
Hawey, nkulu yehbirka ayhremn eyu.kndey ab geter zeabeye hmaq atehasasba zwnn wn alo.bahri seb nay ateababya hto eyu.
@TemuBereket
@TemuBereket 9 месяцев назад
ተደምረናል ኣብ ኣስመራ! ኣጻሉኡና ኣብ ስመጃና። ኣይገርምን ዶ---?
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez 9 месяцев назад
Ygrm enber ezom seteyti dem hgdef 😢😢😢
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey 9 месяцев назад
ኣነ ዝገርመኒ እዞም ወዲ መምህር ኣስመራ ክብል ሰሚዕኩም ጥራይ ን ወደ ኣስመራ ክትጸርፉ ትፍትኑ ሰባት ካብዞም ዝዛረበሎም ዘሎ ክልተ ሰባት ዘይሓምቕ ነብሰ ምትሓት ከይሃለወኩም ኣይተርፍን እዩ
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 9 месяцев назад
ጽቡቅ ኣገላልጻ ይንዋሕ ይሕጸር እዚ ፋራ ናይ ኢዱ ክረክብ'ዩ።
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 9 месяцев назад
ንህዝቢ ትግርኛ ኩሉ እዩ ኣብ ኣፉ ዝሸነሉ ጥልያን ይሸነሉ ኣዝማሪኖ ማዕበል ክፍላይ ይሸንሉ ሸፋቲ ሳሕል ይሸንሉ ወዲ ጣባ ይሸነሉ ጀበርቲ ይሸንሉ😊
@emteemte3985
@emteemte3985 9 месяцев назад
Gud rekibu hzbna
@sarmedia3220
@sarmedia3220 9 месяцев назад
ዳኒ ኣይትደንጉየና በጃኻ መደባትካ ንናፍቖ ኣለና ብተኻእለካ መጠን ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልካ ተመለሰና❤
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
ይገርመካ ዩ፡ዳኒ ሓወይ ይበል ኣገላልጻ ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዝብል ዩ ፡ እንተ እዚ ዓንል ደንቆሮ እዚ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ❤❤❤❤
@dc8625
@dc8625 9 месяцев назад
ዳኒ ነዓካ ወሊዳ ሰርሓ ዓድካ 💙⭐️
@habentesfalem
@habentesfalem 9 месяцев назад
wedi may tseada eu aka bro
@dc8625
@dc8625 9 месяцев назад
@@habentesfalem ኩሉ ኑሱ ሰርሓ ማይ ጻዓዳ ብሓፈሻዊ ሰነዓፈ እንተ ዀይኑ ሓደ ዓዲ !
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 9 месяцев назад
ኣጆና ጅግናና ዋግኦም ከነክፍሎም ኢና ተዓዊትና ነዚ ስርዓት ሓኒቕና ነዞም ባራዩ ህዝብና ዘሳራጥዩ ዘለው ኣሲርና ኣብ ቅድሚ ህዝብና ኣቕሪብና ኣብ ጸሓይ ዘይኮነ ኣብ መጋባኣያ ፍረድዎም ክንብልዎም ኢና ብርጌድ ንሓመዱ ይዕወት💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙🐅🐅🐅🦁🦁🦁👑👑👑💪💪💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰
@adhanomkahsay
@adhanomkahsay 9 месяцев назад
Crazy 😂
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 9 месяцев назад
@@adhanomkahsay ንግዚኡ ጎይትኦ ዘይፈልጦ ባርያ ኢለካ ኣለኹ ጎሓፍ
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 9 месяцев назад
ኪድኪድ ጠስጣስ ባዞ አጋመ ንነብስካ ሕነቅ በላእ ውዳቅ ድራጊስት አካልብ ፅርጊያ
@bennn9280
@bennn9280 9 месяцев назад
@@blueblueablueblue5904ata guhaf lemani gondere
@BiniamBerhane
@BiniamBerhane 9 месяцев назад
Krkrkr krkrkr krkrkr
@FnanNuguse
@FnanNuguse 9 месяцев назад
ኩሉና ንሓመዱ ስድራና ደዊልና እዚ ቃልሲ ነረዳኣዮም ❤ ኣይኮነን ዶ ምምሕዳር ዓዲ እቲ ስርዓት ብዓቢኡ መጺና ክንዉግኖ ከም ዝኮና ክፈልጡ ኣለዎም ❤ ዳኒ ክኣ ቡሉጽ ቪድዮ ከም ኩሉ ግዜ❤
@merihwediraza3535
@merihwediraza3535 9 месяцев назад
መግለጺ የብለይን ወዲ መምህር
@fqrihaqi5453
@fqrihaqi5453 9 месяцев назад
ዳኒ የቀኒልና በዚ ትገብሮ ዘለካ ምስጋና ይውሕደካ እዩ። ናይ'ዞም ፋራ ዒጎ ዝኮኑ ሰባት መን እዩ ካብ ክሊተና ፋራ ኢሎም ካብ ዝውዳደሩ መጀመርታ ቃል ብቃሉ ፋራ እንታይ ማለት እዩ ኢሎም ምሓተቱ። ፋራ ሽም ዓሳ ኮይኑ ካብ ፈርፈር ምባል ዝወጸ ኮይኑ፡ እቲ ፋራ ዝበሃል ዓሳ ሓደ ዓሊት ኮይኖም ሰለስተ ዓይነት እዮም ማለት ኣብ ግዝፊ ጥራይ እዮም ዝፈላለዩ። ንሶም ከኣ ፋራ ሸጥ፡ፋራ ቡዑጥ፡ፋራ ዒጎ ይበሃሉ። እቶም ዓሳ ቡዙሕ ሰብ ማለት ወዲ ባጽዐ ኣይበልዖምን እዩ። ንካልኦት ዓሳ መትሓዚ ኢና ንጥቀመሎም ብተፈጥሮኦም መስ መስ ዝብል ከምዚ ቡሩር ዓይነት ሕብሪ ስለ ዘለዎም። ንሓደ ክርደኣካ ዘይክእል ሰብ ወይ ኣብ ዘይደለካዪ ዝመጽእ ማለት ንሰብ ዘጽልእ ጠባይ ዘለዎ ሰብ ፋራ ኢና ንብሎ። ማለት ፋራ ሸጥ ዝበሃሉ ሓንቲ ዘይትረብሕ ባኒ ምስ ሰንደካ ልዕሊ 1000 ይእከባ'ሞ ብሸጥ ትሕዘን፡ ፋራ ቡዑጥ ከኣ ንካልኦት ዓሳ ክትሕዝ ኢልካ ኣብዒጥካ ዝሰደድካዮ ባኒ ወይ ሑሩጭ ይበልዓልካ ምስ ሓዝካዪ ናብ ዓቢ መትሓዚ ገርካ ዓቢቲ ዓሳ መታን ክትሕዘሉ ናብ'ታ ጽፍሪት ሓጺን ቀርቂርካ ትሰዶ ናብ ባሕሪ፡እቲ ሳልሳይ ማለት ፋራ ዒጎ በይኑ ኣብ ላዕሊ ጸንበለል ዝብል ኮይኑ ብቀሊሉ ዝተሓዝ ኮይኑ ካልኦት ዓሳውን ብቀሊሉ ክበልዕዎ ዝክእሉ እዪም። እዚ ፋራ ዝበሃል ዓሳ ብሓጺሩ ከምቶም ካልኦት ዓሳ ጉርሕ ዝበለ ኣይኮነን ማለት ንምትሓዙ ዘሸግር ኣይኮነን። መጀመርታ ፋራ ኢሉ ዝተጸረፈ ከኣ ብወዲ ባጽዐ ወዲ ኣስመራ እዩ'ዝብሉ እቶም ናይ ቀደም ደቂ ባጽዐ፡ ማለት ንኣስቶርዮ ማርያም ንግደት ዝመጽእ ዝነበረ ቡዙሕ ወዲ ኣስመራ እዪ። ተተጋግየ ኣርሙኒ ደቂ ባጽዕ ኦ ይቅሪታ ባጽዐ ክብል እየ።
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 9 месяцев назад
ዳኒ 💙💙💙💙💙💙💙💙wedi Meley (ሃገር መለይ🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪ጽብቅ መግለጺ ። እዚ ሽፍታ ውድቡ ሻዕብያ ንህዝብና ንዓና፡ተጽነትና ኣላ! እታ ዘላትና ኮላይ ቃልሲ ጥራይ እያ !!! ግዳ ተኻታተልቲ ዳኒ ኣብዛ ቻነልና ብሩህ ተስፋ ሳብስክራይብ ግበርሉና።
@piyaryohanakehasesarahana7394
@piyaryohanakehasesarahana7394 9 месяцев назад
ዳኒየ ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት 💙💙💙💪💪💪💙💙💙⭐️⭐️⭐️
@ንሓመዱእየኣነ
@ንሓመዱእየኣነ 9 месяцев назад
እዋይ ሕስረ ኣታ ማዕረ ክንድዚ ድዮም ዱሑራት 😢
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 9 месяцев назад
እንታይ ድሕረት ደአ እታ ሐቂ ምርር ሕርርር ቅጽጽጽል አቢላትኩምበር
@ንሓመዱእየኣነ
@ንሓመዱእየኣነ 9 месяцев назад
​@@blueblueablueblue5904ኣንታ ቡሩኽ ሓው ዝተወለድሉን ዝዓበይሉን ዓዲ እንዳ ፈንፈኑ ሲ ከመይ ኢልካ ኢኻ ሓቂ ትብል ዘለካ
@rasdarma1
@rasdarma1 9 месяцев назад
ኣብ ኣስመራ ተወሊደ ዓቢየ ፡ግን ኣስመራ ዝኮነ ስብ ፍጡሪ ትቅበል ከተማ ዳኣምበር ፋራ፡ሪጃላ ኢላ ትፈሊ ከተማ ኣይኮነትን ፡ስለዚ ግደፍዋ ብወዲ ኣስመራ ምሽቃጥ ህዝቢ ኣስመራ ተቀባሊ ጋሻ ኢዩ።
@brhanzetigray
@brhanzetigray 9 месяцев назад
ኤህ እልፊ ደናቑር ነዚ ወለዶ 'ውን ዘደንቆርዎ እዩ ዘሕዝን! መምዘኒ ፋራን ወዲ ሹቕን ብዝተወለድካሉ ዓዲ😂 ዳንየይ ንዓኻ'ሞ ኣልብየ ቃል 💖
@ermiasTesfay-l7h
@ermiasTesfay-l7h 9 месяцев назад
Ehi wedi memhr tgaru sle ztenkefelka fara do wala harif ktbl jemirka
@genife1127
@genife1127 9 месяцев назад
ሃይ ዳኒ ኣነ ክሃተካ ደልየ ዘለኩ ዝኮነ መፃሕፍቲ ዘንበብካዮም ዝሃገዙካ tips ሃበና ኣድናቄትካ ኢየ ድማ.
@heruy8274
@heruy8274 9 месяцев назад
1984 and Animal Farm by George Orwell.
@natnaelkidane9922
@natnaelkidane9922 9 месяцев назад
Asmera zabeyen university zwedean hade EU a Marino for ever period 💯🇪🇷
@BurukAsefa-pf2en
@BurukAsefa-pf2en 9 месяцев назад
Amazing video , thank you for noticing they used mother mary to curse , proud of you G. ደቀባትን ስደተይናታትን ነብሰ ምትሓትን ፋራታትን ዝብል ቪደዮ ተትሰርሓልና ጽቡቅ ኔሩ ዳኒ ዓርከይ።
@medmed1714
@medmed1714 9 месяцев назад
እንታይ እዩ ጸገምኻ፥ ካብ ሃመማ ሓኸለ። ነቲ ንጎይትኦም ትብሎ ዘለኻ፥ ንነብስኻ ኣብ ቦትኡ ኣእትዋ እሞ፡ ናትካ ነፍሰ ምትሓት ጎሊሑ ወጺኡ። ኣብ ኣስመራ ዓብየ እሞ እዞም ትብሎም ዘለኻ፥ ናይ ዉሑዳት ሰባት ባህርይ ኣይውክለናን እዩ።
@siemtekie77
@siemtekie77 9 месяцев назад
ግስ
@filijosi6420
@filijosi6420 9 месяцев назад
Ya xbuq aleka gn hade klte yexrfuna alewu
@World436
@World436 9 месяцев назад
Algs Resah bariya wedi bariya
@akiyor3615
@akiyor3615 9 месяцев назад
ኣይውክለን ኢዩ በል ገዛእ ርእስካ ጥራይ ወክል ደቂ 50 ዓመት ዝኮኑ ደኣ ኣነ የ ወዲ ኣስመራ ንስካ ኣይኮንካ ኢሎም ዶ ደኣ ምተማጊቱ ምስ ምንታይ ትቆጽሮም ነዚኦም።
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 9 месяцев назад
ወደ ኣስመራ ሕልፊ ካልኦት ኤርትራውያን ምዕቡል ኮይኑ ክሓስብን ንኻልኦት ክንዕቅን ጌጋ ምዃኑ ይኣምን።እቲ ዘይ ወደስመራውን ትሕት ዝበለ ጌሩ ነብሱ ክሓስብን ክመስል ምጽዓርን ጌጋ እዩ።ብ ገለ ደቂ ኣስመራን ብገለ ዘይደቂ ኣስመራን ግን ዘይግባእ ነገራት ክትግበሩ ይርኣዩ እዮም። እታ ዘይ ወዲ ኣስመራ ምዃን ንዓኻ ን ወዲ መምህር ውን ገለ ኣሉታዊ ስምዒት ዝፈጠረትልካ ከይትኸውን ወይ ወደ ኣስመራ ብዘይምኳንካ ኣብ ደቂ ኣስመራ rational ኣይኮንካን ትኸውን ኢካ ኢለ ይጥርጥር።
@peacelover5890
@peacelover5890 9 месяцев назад
💙👌💙👌💙👌💙👌
@ሕልናዘይብሉ
@ሕልናዘይብሉ 9 месяцев назад
ዓሕ ህግደፍ ዝባሃል ኣታ ንማዓስ እዮም ርእስ ክገብሩ
@weldegabrokbazgi6076
@weldegabrokbazgi6076 9 месяцев назад
Wedi. Memhr. Ade. Welida tmken. Bsul. Hxub. Meanta. Ajokaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa Adi eto. Hager. Tesfa. Alewa. Ayewe. Hzbi eriterea 30. Ameta. Xenitaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa
@shewitfsahaye6492
@shewitfsahaye6492 9 месяцев назад
Well done, brother 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@aradomablelom
@aradomablelom 9 месяцев назад
Dani you such a brilliant young man. You always hit the nail on the head!!!
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 9 месяцев назад
ባህልን ክብርታትን ኣስመራ ስለዘይትፈልጦ እኮ ኢዩ። ናይ ቅርሕንትን ሕነን ስነ ሓሳብ ሒዝካ ጽቡቕ ክትርኢ ኣይትኽእልን ኢኻ
@Yosa36
@Yosa36 9 месяцев назад
እንታይ እሞ ፉሉጥ እንድዩ ይነግረካ እኮ ኣሎ ክብርታት ናይ ኣስመራ ጥልያንን ዓረብን ሓዊስካ ምዝራብ,ንትግረዎት ምንዓቕን ዘይንስኻ ምምሳልን ዝኣመሰሉን እዩ።
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 9 месяцев назад
@@Yosa36 ባህሊ ማለት ቋንቋ ስለዝመስለካ እኮ ኢዩ! ባህሪ፡ ኣተሓሳስባ፡ ኣተዓባብያምን ኣነባብራን ሙዃኑ ኣይትዘንግዕ።
@Biniamteshome-x5h
@Biniamteshome-x5h 9 месяцев назад
The work you present is very good but please you are missing us❤❤❤
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 9 месяцев назад
if ur level of english is so,who forced u to write English?
@helwannaomi9489
@helwannaomi9489 9 месяцев назад
Nty🤴🏽♥️🥰
@feruzey52
@feruzey52 9 месяцев назад
Ati kndey tqltifi😂😮
@helwannaomi9489
@helwannaomi9489 9 месяцев назад
@@feruzey52 kema eya🤷🏽‍♀️
@freselamgualteklay8660
@freselamgualteklay8660 9 месяцев назад
ሃይ ዳኒ ሰላም ዶ ኣድናቂትካ እየ ግን ሎምስ ዘረባካ ደስ ኣይ በለንን ከምዚ ኣብ ኣስመራ ዝዓበዩ ተጋሩ ትብልስ ንሶም ደኣ መንነቶም ፍሉጥ ብዓዶም ዘይደራደሩ ተጋሩ እዩም ዋላ ደኣ ኣስመራ ይዕበዩ እምበር ደቂ ኣስመራ ኢና ኢልም ኣይ ምክሑን ሰብ ከኣ መሪጹ ኣይ ዉለደን መሪጹ እዩ ዝነበር ከም በዓል ጎይትኦም ደኣ ዉቀስ እምበር ንተጋሩ ኢልካ ኣብነት ምሃብ ኣይ ፈተክዋን
@EFRA1987
@EFRA1987 9 месяцев назад
ዳኒ ዓርከይ ግን ካብ ቅድሚ 6 ዓመት ኣትሒዝካ ኢኻ ኣብ ፌስቡክ ትሃርመና ኔርካ .... አረ ንዓ ነቶም ኣበር ኣልቦ ኣስመራ ዝዓበና ኣይትለክመና እንተበልናካ ወይከ ምስማዕ ኢኻ ኣቢኻና 😅😅 ብዝኾነ ይፈትወካ የ
@akiyor3615
@akiyor3615 9 месяцев назад
ኣብ ኣስመራ ብሰንኪ ዘይ ኮኑ ስነጥበበኛታት ኢና በሃልቲ ዘባዕበልዎ ካብ ኣስመራ ወጻኢ ንዘለዉ ሕብረተሰብ ኤርትራ ክቱር ዝኪነ ንዕቀት ኣሎዎ። ከም ሰብ ተማሂሮም ካብ ደቂ ኣስመራ ዝሕሹ ኣትመኣሎምን ኢዩ። እንደገና ደቂ ኣስመራ ብዘይካ ነስመራ ንካልእ ቦታትት ኤርትራ ግደ የብሎምን እቲ ህዝቢ ይሕመም ይሙት ኣይግድሶምን ኢዩ። ሓደ ኣብነት ክነግረካ ናይ በሓቂ ኣነ ወዲ ኣስመራ ኣይኮንኩን ግን ንስመራ ጽቡቅ ገረየ ዝፈልጦ ምክንይታኡ እንዳ ኣቦሓጎስ ኣስመራ ስለ ዝነበሩ። ኣብስደት ይኩን ኣብ ኤርትራ ብስራሕ ምክንያት ውን ብዙሓት ፈለጥትን ኣዕርኩን ኣሎውኒ ምሰኦም ውን ጽቡቅ ምሕዝነት ኣሎና። ሕጂ ክነግረካ ዝደሊ ግን ኣብዚ ኩናት ናይ ትግራይ ምስ ጀመረ ምስቶም ዝብለካ ኣዕሩክተይ ደቂ ኣስመራ እንዳ ኣዕለልና ኮለና ንዓይ ማዘር ኩናት ጀሚሩስ ድምጺ ይስማዕ ከም ዘሎ ከቢድ ብረት ትሕብረኒ ካብ ዓደ ቐይሕ ማለት ኢዩ ኣነ ከ ምስ ኣእለልክዎ ወላሓቲ ግደ ኣይገበሩሉን ነቲ ኩናት ኣነ ከኣ ተሰሚዑኒ ንምንታይ ኩናት እንድዩ ስለምንታይ ዘይ ትስንብዱ ኢለ ተቃይቆዮም ደሓር እንታይ ኢለዮም መስለካ ዜና ሰሚዐ ነረ ናብ ኤርትራ መሳይ ከም ዝድርበ ደሓን በሉ ኩናት ኩሉ ጊዜ ኣብና ጥራይ ኣይኮነን ዝግበር ክመጸኩም ኢዩ ኢለዮም ብሓቁ የ ዝብለካ ዕለት 14.11.2020 ካብታ ዝበልኩዎ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት እንተ ደንጊዩ ከኣ ሓደ ሰዓት እቲ መሳይል ነስመራ ተደርቢዩ። ወዮም ኣይጉድታት ከኣ በኣውያትን ሻቅሎትን ኣይከኣሉን ብፍላይ ካብ ሰንበልን ጎዳይፍን ነይሩም ዝመጹ ኣነ ከኣ ውሽጠይ ሕማቅ እንዳ ተሰመዓኒ ሕጂ ዶ ይሓይሽ ኩናት ገዛኩም ምስ መጸት ኣውያት ኢለዮም ይብለካ። ስለዚ ንኩላትና ኩሉ ኤርትራ ዓድና ምካኑ ፈሊጥና ሓልዮትና ፍትወትን ክህልወና ኣለዎ።
@dcerilove3055
@dcerilove3055 9 месяцев назад
Dani ብሉጽ ሰብ 👍 ሰርሓ ወሊዳ ❤
@እንታይኮንይህሉ
@እንታይኮንይህሉ 9 месяцев назад
ናይ ብሓቂ እዚ ዝብሎ ዝሎ ኣክሊሉ ተስፋጬን ኢልዎ !!! ጽቡቅ ስራሕ ወዲ መምህር
@ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ
እዞም ወለዲ ግን ክንደይ ተሰሚዒዎም ይኮን የሕዝን😢 እዩ ብህዝበም ክንዲ እዚ ከባጭውሎም እንበር ፅልኢ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይስ ብኣካል ሪእናዮ እና እይህድሽነን
@zezuzanzan4946
@zezuzanzan4946 9 месяцев назад
ምስ ዳኒ ይሰማማዕ እየ::ግን ሓደ ዘይክሓድ ሓቂ ኣሎ:ኣብ ዝከድካ ኪድ ኣመሪካ እንግሊዝ ዋላ ዓረብ: ወዲ ከተማ ንዕባይ ገጠር ማራ እዮ ጸብለል ዝብሎ:: ከተማ ምዕባይ ንባዕሉ ዮኒቨርሲቲ ምውዳእ እዮ:: ን hussle and bussle ክጻወር ዝክእል ርእሲ ኣብ ከተማ ተሳሒሉ ዝወጸ ሓንጎል ጥራሕ እዮ::
@imsorry-m1u
@imsorry-m1u 7 месяцев назад
ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱ ተጋሩ ኤርትራውያን ንክመስሉ ተጋሩ ዝፀርፉ 😅 ንተጋሩ ዝፀርፍ ትግራዋይ የለን :: ትግራዋይ ዋላ ናብ ሲኦል ክትውርወር ኢኻ እንተዝብሃልሲ ንዓዱን ህዝቡን ኣይፀርፍን ኤርትራ ይወለድ ኣብ ካልእ:: ተፃረፍቲ ከይትብሃሉ ገለ ትምህዙ😅 ኤርትራውነት ብዕልግና ስድነት!!!
@filimongebrehiwet5598
@filimongebrehiwet5598 9 месяцев назад
ክክክ ወዲ መምህር ዲኻ ወዲ ርእሲ ዓካት ኣበይ እሞ ክርደአካ ኣብታ ኣርባዕተ በርባዕት ገዛ ተዓጸኻ ከምድላይካ ትትርጉሞ ዘለኻ ብ ዛዕባ ሳዋ ሽኮር ዝተዛርባ ናይ ኣስመራ ኖርማል ከም ጆኪን እዩ ኣብዚ ኮሪጽካ ፖሎትካ ክጥቀመሉ ኣትኽልን እካ ብዛዕባ ስራሓቱ ክትዛርብ እንተኮንካ ከእ ንሕዋሓት እምበር ንህዝቢ ኣይኮነን ዝምልከት ። ክትዛረብ ተኾንካ ከኣ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ድስራሕ ፊልምን ደርፍን ነዴታት ኤርትራን ህዝብን ድጻረፉ ተዛረብ ሳዋ ንሕዋሓት እዩ ሰሪሕዋ ።
@ነብስላዶ
@ነብስላዶ 9 месяцев назад
ኣታ እንታይ ማዓት'ዩ ወደይ እዚ ህዝቢ ማዓስ ኢዩ ካብዚ ናይ ድንቁርና ኦኣለም ዝላቐቕ ? ኣስመራ ተወለድ ሳሕል ተወለድ ዋላ ቆሓይን ተወለድ፡ ክንድሰብ ምስ ኮንካ ናትካ ብስለትን ብልሕን ኢዩ ዘንብረካ፡ ዳሓር ኣስመራ ገጠር ኢያ ከተማ ኣይኮነትን፡ ኣብ ሂወትና ቡዙሓት ዓበይቲ ከተማታት ሪኢና ኢና፡ እታ ዝዳሓረት ከተማ ድማ ኣስመራ ኢያ፡ ብመን ኢካ ክትምካሕ ትሓስብ ዘልውኻ ወደስመራ
@YediYohannes
@YediYohannes 9 месяцев назад
ኤርትራውያን ንኤርትራ ክጠቅሙ ዝኽእሉ ብሩህ ኣእምሮ ዘለዎም መናእሰይ ኳ እንተሃለው ብሰንኪ እቲ ብልሽው ፀረ ሓበሻውነት ልኡኽ ኣዕረብን ጣሊያናውያን ማሕለኻ ኮይኖሞ እምበር ።ከምበዓል ወዲ መምህር ዝበሉ ብሩህ ኣእምሮ ቦታ ክረኽቡ ኣለዎም ።
@samsonm2011
@samsonm2011 9 месяцев назад
ብዙሓት ኣዋልድ ዘዛርብኩዎን እዚ ሳዋ ፈይራ ዘይትዓደለ ናይ ህግደፍ ኣዩታንቲ (ሓጋዚ) ዓንጃል ጀልፋፍ ዓፋፍ እንዳበላ እየን ዝጽውዕኦ ካብ ኩሉ ዝገርም ግን ይብላ እዘን ኣዋልድ ኣፉ ክፍት ከብልን ተምላስ ከመጽኣካን ሓንቲ እያ ትኸውን ዝበለኦ እዩ። ኣይዚ ፈይራ ከኣልክዎ ክብል ከይሞተ ተቐቢሩ
@samsonm2011
@samsonm2011 9 месяцев назад
ብዙሓት ኣዋልድ ዘዛርብኩዎን እዚ ሳዋ ፈይራ ዘይትዓደለ ናይ ህግደፍ ኣዩታንቲ (ሓጋዚ) ዓንጃል ጀልፋፍ ዓፋፍ እንዳበላ እየን ዝጽውዕኦ ካብ ኩሉ ዝገርም ግን ይብላ እዘን ኣዋልድ ኣፉ ክፍት ከብልን ተምላስ ከመጽኣካን ሓንቲ እያ ትኸውን ዝበለኦ እዩ። ኣይዚ ፈይራ ከኣልክዎ ክብል ከይሞተ ተቐቢሩ
@samsonm2011
@samsonm2011 9 месяцев назад
ብዙሓት ኣዋልድ ዘዛርብኩዎን እዚ ሳዋ ፈይራ ዘይትዓደለ ናይ ህግደፍ ኣዩታንቲ (ሓጋዚ) ዓንጃል ጀልፋፍ ዓፋፍ እንዳበላ እየን ዝጽውዕኦ ካብ ኩሉ ዝገርም ግን ይብላ እዘን ኣዋልድ ኣፉ ክፍት ከብልን ተምላስ ከመጽኣካን ሓንቲ እያ ትኸውን ዝበለኦ እዩ። ኣይዚ ፈይራ ከኣልክዎ ክብል ከይሞተ ተቐቢሩ
@samsonm2011
@samsonm2011 9 месяцев назад
ብዙሓት ኣዋልድ ዘዛርብኩዎን እዚ ሳዋ ፈይራ ዘይትዓደለ ናይ ህግደፍ ኣዩታንቲ (ሓጋዚ) ዓንጃል ጀልፋፍ ዓፋፍ እንዳበላ እየን ዝጽውዕኦ ካብ ኩሉ ዝገርም ግን ይብላ እዘን ኣዋልድ ኣፉ ክፍት ከብልን ተምላስ ከመጽኣካን ሓንቲ እያ ትኸውን ዝበለኦ እዩ። ኣይዚ ፈይራ ከኣልክዎ ክብል ከይሞተ ተቐቢሩ
@samsonm2011
@samsonm2011 9 месяцев назад
ብዙሓት ኣዋልድ ዘዛርብኩዎን እዚ ሳዋ ፈይራ ዘይትዓደለ ናይ ህግደፍ ኣዩታንቲ (ሓጋዚ) ዓንጃል ጀልፋፍ ዓፋፍ እንዳበላ እየን ዝጽውዕኦ ካብ ኩሉ ዝገርም ግን ይብላ እዘን ኣዋልድ ኣፉ ክፍት ከብልን ተምላስ ከመጽኣካን ሓንቲ እያ ትኸውን ዝበለኦ እዩ። ኣይዚ ፈይራ ከኣልክዎ ክብል ከይሞተ ተቐቢሩ
@curiositynetwork9401
@curiositynetwork9401 3 месяца назад
ኣነኮ ዝገርመኒ ንስኻኸ ባዕልኻ ኣእደውካ ልዕሊ መጠን ተወናጭፎስ፡ ናይ መደረ ክኢላዩ ክትበሃልሲ ፡ ተርጉዋማይ ናይ ጽሙማን መሲልካስ ኮፍ።
@Azeb1782
@Azeb1782 9 месяцев назад
ለባም ህዝቢ ብዝጠቅሙ ዘይጠቅሙ ተዋሪዱ ብጣዕሚ ንኽትሪኦም። ምስ ሪኢቶም ብዙሕ ዝብልዎም ከለዎም ከም ዕሲ ኮፍ ኢሎም ምውሽጦም ብድሕሪኦም ኣላይ ዘይብሎም ዝጠፍኡ ደቖም ከይተነግሩ ምስ ሓዘኖም ከመይ ልብኻ'ዩ ዝስበር ።😢😢😢
@ሻም
@ሻም 8 месяцев назад
ባጣሚ ብሱል ኣመለካክታ እዚ ነዊሕ ሱር ዘለዎ ብፍላይ ክኣ ድርሕሪ ባምዳታት ካብ ልብያን ሰማልያን ምስተመልሱ እዩ ገኒኑ።ኣብ ኢርትራውነት ከቢድ ቅለውላው ዝፍጠረ ሓደ ምክንያት እዩ።
@bennn9280
@bennn9280 9 месяцев назад
I'm from Asmara born and raised myself, so this is true. I've been having arguments with my friends and they have a lot of ego and hate towards anyone that is not Wedi Asmara and Tigray people. They really need help.
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 9 месяцев назад
I feel super sad 😢 for parents especially the mothers who lost thieir children for crazy regime and supporter..
@Elmike2022
@Elmike2022 9 месяцев назад
ጽባሕ ትበሃል መዓልቲ ፍጹም ዝረስዓ እዩ ዝመስል። ኣብ ከመይ ዓይነት ድንቁርና እዩ ዘሎ፣ ኣብ ሎሚ ኮይኑ ንጽባሕ ከየቋመተ፤ መሬት ዘይወግሕ መሲሉዎ ክሳብ ዕለተ ሞቱ ዘሕትቶ ዓሌታዊ ስርሓት ደጋጊሙ ምስርሑ ድንቁርንኡ ዋጋ ክኽፍሎ እዩ። ዓንጃል ኢልካ ዝሕለፍ ውን ኣይኮነን
@bereketDawit-j8z
@bereketDawit-j8z 9 месяцев назад
ኣቤት ዓዘፍዘፍ ሳዋ ሽኮርሲ ካብ ኣብ ቅድሚ ሰራዊት ምርሻን ኣምሊጥካስ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ወጺኻ ምምዳር በቂዕኻ፡፡ምቅናይ ጥራይ ምቅናይ
@curiositynetwork9401
@curiositynetwork9401 3 месяца назад
ንተጋሩ ደኣ ዘይትጸርፎም ፡ ብላዕሊ ማርዮም ጽዮን ብታሕቲ ደብረጽዮን ክብሉ ኸለው፡ ከመይ ጌርካ ከዳሚ እንዲኻ
@Robielm
@Robielm 9 месяцев назад
ኣነ ዝገረመኒ ዘይተጸበኽዎ ብግጥሙ ዝምሰጥ ዝነበርኩ ብ ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን ብሑተ ልቦና ኮይኑ ምጽንሑ'ዩ ኩሉ እዩ ሕሱር ኣብቲ ኤርትራ ዘሎ ሰብ።
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 9 месяцев назад
ኣኽሊሉ ትስፋጽዮን'ዩ licence ዝዕድለና!😂 ያ ንስኹም ፋራታት ኢኹም ኪያሮ ይጻወተልኩም'ዩ ነይሩ። 😂😂😭
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 9 месяцев назад
ኣዝማሪኖ ጸረ ህዝቢ ትግርኛ እዮም ብፋስ ድዩ ብጎዞሞ ብደንጎላ ብህዝቢ ትግርኛ ክጭፍጨፊ ኣለዎም
@rora3757
@rora3757 9 месяцев назад
ኣብ ቅድሚ እዚ ህዝቢ ብ ማሕነቅቲ ክንፈረደካ ኢና ንጊዜ ትጸብ ቃል ን ምድርን ሰማይን ኣብዛ ጎልጎል ኣብ ቅድሚ እዚ ህዝቢ ጽዋእካ ክትቀምሳ ኢካ ተጸበ ።
@davidnhmedu7104
@davidnhmedu7104 9 месяцев назад
ዳኒ ቡሉጽ መንእሰይ💙💙💙💙💕💕💕💕
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 9 месяцев назад
Hi brother how are you. You the best Good exploring. Unbelievable. Finally. No more time left. Hegdeff Mendff. V
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ 9 месяцев назад
ወዲ መምህር ስሚ ሻዕብያን ባሮታን:: እዚ ደንቆሮ ጎይትኦም ከቢድ ዋጋ ከኽፍሎ እዩ ንግዜ ጥራይ ንግደፎ::
@fn7619
@fn7619 9 месяцев назад
ሱቅ በል አታ አብ ማስመዲያ ወጺካ ተዛራባይ ስለ ዝኮንካ ንመን ኢካ ትሑት ንስካ "ፉራ" ከምዚ ከማካ እዩ ነቂሐ ኢልካ ትዛረቦ ዘለካ።😂😂😂😂
@emunman1189
@emunman1189 9 месяцев назад
Share belwo eska atum yeman Eritrewyan menseyat kulu Eritreawi mensey kzarebelun kbekyelu zigba fixamet. Ezi nishutu gin kea Lebam Qola wedi memhir zizarebo zelo ❤❤❤❤❤❤❤
@MaikelKesete
@MaikelKesete 9 месяцев назад
ኣየየየየ ህዝቢ ኤርትራ ንምዓስ ኮን ይወግሓልና ይኸውን😢። ኣምላኽ መጻኢና የጸብቆ
@ነብስላዶ
@ነብስላዶ 9 месяцев назад
ወዲ መምህር ዓርከይ ብዙሕ ኣይትገደሰሎም፡ ሳላ ስደትን ዉትህድርናን ኩልና ንፋለጥ ኢና፡ ብጣዓሚ ግን የሕዝኑ ኢዮም እዞም ደቀስመራ
@samisamawi9347
@samisamawi9347 5 месяцев назад
ዳን ስማርት ፉሉይ ኢኻ ፉሉይ ኣጋላልጻ ህግድፍ ግን ድሓን ምዓልትኹም ጥራይ ተጸበዩ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 4 месяца назад
The great man
@Numbers_May24
@Numbers_May24 9 месяцев назад
Wedi memhir iza medebsi shetet ilatika - ab hiyesaka tihisheka. 1. Tserfi abzihka malet - qumneger amahalalifka malet aykonen. 2. Wedi Asmera kikewin intedeleye tsegem aykonen, aykonen wedi asmera - tigrawout ina ziblu " Eritrawyan" keman tsegem yeblun Tigray inte teqebilatoum. 3. Nisika win kitneqif mesel aleka gin kemti nisika Anjal tiblou zeleka, xerfika Anjal kebileka ykil eyou.
@sarahogbay1382
@sarahogbay1382 9 месяцев назад
You need to be objective yourself. Your comments are too stereotyped. It is really sad to see you rant against Deqi Asmara like this. Making others victims. They are are not. They are the most ruthless people even if they did not have access education.
@dawasiym7072
@dawasiym7072 9 месяцев назад
መዛናይ ብሉጽ ከም ውትሩ 💙
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 9 месяцев назад
ከማካስ 1000 ይኩኑ ተዛሪብካ ተስምዕ ሞጉትካ ትርትዕ ዳኒ እዚ መዳከሪ ሰብኣይ እኮ ሕጂ ደቂ ሓፍቱ ወይ ደቂ ሓዉ ኣብ Ethiopië ከይዶም ይምረዐዉ ይህልዉ ብእልፊ ቆጸርቲ ሽኮርን ላንባን እዮም ሓሲሞምና ዘለዉ ካብ ኣማሓዳሪ ዓዲ ጀሚርካ።
@kudsanberaki1002
@kudsanberaki1002 9 месяцев назад
ርእቶካን ሓሳብካን፡ብዘይ ዘለፋን ጸርፍን፡ ከምቲ ዝጀመርካዮ ቀጽል። ጽቡቅ ነገር ኣለካ። ብፍላይ ኣብ ደርፊ ህየሳ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነገር ኣለካ። ኣብኡ ዝያዳ ግዜካ ተትውፍየሉ ንጽባሕ ንብላ ኤርትራ ንጹር ባይታ ምሃለወካ።
@mahtotselam7268
@mahtotselam7268 9 месяцев назад
ኣቦ ኦም ወይ ኣደኦም ትግራይ ዝኾኑ .. ሑሉፋት ኤርትራውያን ... አንታይ ኣምጸኦ'ዚ
@negasi2123
@negasi2123 9 месяцев назад
ኣብ ሰዓትካ ደበኽ ኢልካ ዳኒ ጅግና 👏👏👏💙👊 ክንዕወት ኢና ውድቀት ንመላኺ
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 9 месяцев назад
ኣጆና ጥራይ ዳኒ ወዲ መምህር ኩሉ እዚ ሓረት ክጸርዩ እዩ ንሕና ሓቀኛታት ድማ ንዓወት ኢና!!!
@weinigilagaber8977
@weinigilagaber8977 8 месяцев назад
Eway yexebkelka, Aytxaref Aytexaref Hanaxi Nekefeta nekef meliska abzegedede aytetwo nezi hezbi, Alem ab edka tethazet mesila. (Film Lost illusions) Reya. Yehwatena tedlyuna ekum emo Hanaxi Hanaxi nekefeta melisu Zeyegadedom netom Zenekefu zewu sebat.
@azmarina
@azmarina 9 месяцев назад
Hji bahhalkas kezteredeani neay wede asmera mukan,tgraway mxraf ekul,eyu,du tbelna zeleka ane,ygermeni,
@JohnTesfagabr-wy6zk
@JohnTesfagabr-wy6zk 9 месяцев назад
ሃሳዉ ጉሃፍ ንስካስ አንታዴካ ክትነቅፍ ኢካ ጉሃግ ረሳህ ማዳ ናይ ገጽካ ቅድም ኣጽሪ ብድብድ
@Miki-x3s3n
@Miki-x3s3n 9 месяцев назад
ን ወዲ ኣስመራ ዝውኪል ኣይኮነን አዚ ዓንጃል ወዲ ። ሓቂ ሚዝራብ ትፈቱ ተኮንካ ግን ቢልጫታት ወዲ ኣስመራ ግለጽ ፡ ወገናዊ ኣይቱሉን አካ ፒረድ 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
@World436
@World436 9 месяцев назад
Antay blicha Alekum lementi texebeyti kubon Dkatat
@akiyor3615
@akiyor3615 9 месяцев назад
ወዲ ኣስመራ ኣይኪነን ብልጫ ዘለዎ ኣስመራ ኢዩ ካብ ካልኦት ዓድታት ብልጫ ዘለዋ። ካልእ ኤርትራዊ ውን እቲ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ዕድላት ኣብ ኣስመራ ድዩ ኣብ ስደት እንተ ረኪቡዎ እቲ ክከኖ ዝደሊ ካብ ሙካን ዝዕንቅፎ የሎን ስለዚ ኩሉ ጊዜ ንሰብ ዕድላት ምርካብ ምስኣንን ኢዮም ኣብዓወት ዘብሕዎ።ገለ ደቂ ኣስመራ ግን ወላ ኣብ ስደት እንዳ ሃለካ ካብ ናይ ኣስመራ ንላዕሊ ዕድላት ረኪብካ እንዳ ረኣዩ ትክእልን ትመሃር ኣይመስሎም ኢዩ ድራማት ህግደፍ በሩዙዎም ኢዩ።
@dtkemseb8315
@dtkemseb8315 9 месяцев назад
Well done Danny Wedi Memhir Excellent presentation
@zowdi810
@zowdi810 9 месяцев назад
You're laiy and tegr🦂🚷❌️🪱🛒🛒ay tewate tawtaf 😢😢😢😢you're jalase you're laiy dane hasawe
@ወዲኣይተ
@ወዲኣይተ 9 месяцев назад
ሰላም ጥዕናን የምነይልካ ኩቡር ሐወይ ዳኒ MAHDER PRODUCTION 💙 ፣ ኣብዚ ናብ ህዝቢ ተቅርቦም ኣገዳሲ አዋናዊ ነቀፈታን ደገፊን ኣዘዩ አዩ ደስ ዝብል ፣ ክትቅጽሎ ክትሕይል ንቅሓትካ ክሰፊሕ አግዛብሔር የምነይ ፣ ሕቶ ኣላትኒ ካብ ትግራይ ካብ ዘመጹ የኩን ካብ የመን ኣብ አርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ አንታዋይ ክመሲል ኣለዎ? ኣብ አርትራ ካብ ዘሎ ማሕበረሰብ ዝተፈለየ ባሕሪ ኣልወኦ ደዩ ፣ማለተይ ክብርታትን ልምዲካብቲ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ማሕበረሰብ ተሃኒጹ ተጸልዩ ንዕኡ ኣንተመሰለ አንታይ ነውሪ ኣለዎ ንምንታይ አዩ ንምሳሌ ኣብ አርትራ ንምሳካ ተወሊዱ ዝዓበየ ሰብ ካብ አርትራዊ ንላዒሊ አርትራዊ ክመሰል ወይ ኪትከዊን ደልይ ያ ተባሂሉ ሰብ ክንቀፍ ቅኑዕ ደዩ ከ?💙
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 9 месяцев назад
Adiminster village + administration country = 000000 = esseyas yewred
@TeslaTekeks
@TeslaTekeks 9 месяцев назад
ብሉጽ ሓሳብ ኣይትጥፈአና ዳኒ❤
@zewdizeray1633
@zewdizeray1633 3 месяца назад
Monkey respect zeyblu babotatna ndetatnan kehsrom😂🇪🇷
@mesami6156
@mesami6156 9 месяцев назад
ክቡራት ወለድና ናፋቆቶምን ጥሜቶምን ከይኣኽሎም ኣብ ሓመድ ሰጢሑ ጸሓይን ንፋስን ከህርሞም ብጣዕሚ የሕዝን። ክንደይ ካህናትን ሽማግለ ዓድን ለባማትን መስተውዓልትን ዝኾነ ህዝቢ መላገጺ ነፋጣት ኮይኑ በቶም ስነ ጥበባውያን በሃልቲ ግን ከኣ ባህልን ልምድን ስነ - ምግባርን እምነትን ሕብረተ - ሰብ ዘይፈልጡ ክዋረዱ ክትረኢ ደም የንብዕ።
@tigrayelected4443
@tigrayelected4443 9 месяцев назад
Thank you for standing to voice for the voiceless Victims. Your extraordinary comments are appreciated by many throughout the time. APPRECIATED AND KEEP IT UP. YOU ARE REALLY MAKING A DIFFERENCE.
@MerhawitTedros
@MerhawitTedros 3 месяца назад
Aye halay ane yfelte tray tbl beynka zlebemka mesilka tebar sheyate adu tgraway
@user-um3fg
@user-um3fg Месяц назад
ዳኒ ሓወይ ከመይ ዝበሉ ስድራ ወሊደሙካ በሊሕ መንእሰይ❤❤❤❤
@habutes7358
@habutes7358 9 месяцев назад
Gotitoma neza hager tnfasa amloqoma .....eway hzbey 😢 Amlak tionan odmen tray yhabkum
@lifehumans
@lifehumans 9 месяцев назад
ጥረ ሕማቅ ክትደሊ tray yehlfo gzieka
@MerhawitTedros
@MerhawitTedros 3 месяца назад
Hager kenedhn Ms men tgray tsir endabelna zekrwo 1997 ezi enteresika eritrawi aykonkan
@Yosantewelde-wk7ks
@Yosantewelde-wk7ks 9 месяцев назад
ዳኒ ዳኒ ናይ ብሓቂ
@Fitahkabamlak3002
@Fitahkabamlak3002 9 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@filmongebremeskel1322
@filmongebremeskel1322 9 месяцев назад
Kgermekum ezi barya iseyas ane ab esurbet xbuq gere eye zfelto bekayi u 4 amet teasiru abgoni iseyas koynu hzbna yesarati alo bteami hmaq seb u
@mikekuflom5131
@mikekuflom5131 9 месяцев назад
Sile eritrea ziderefe zigeteme kulu gize ketewidikom eyu sirahka beal kiros migbey jigna elom ziderefu gin halal eyu niakum Sawa shikor jigna ab Adu koynu yifikir
@TrhasReda-eb9rj
@TrhasReda-eb9rj 7 месяцев назад
Kkkkkkkkkkkk💊👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾💊💊💊💊💊🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@TesfaldetSegid-vl7hj
@TesfaldetSegid-vl7hj 9 месяцев назад
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ መምህር ቀጽሎ
Далее
Шоколадная девочка
00:23
Просмотров 598 тыс.
'ሃገራውነት' እንታይ እዩ፧
41:04
Просмотров 87 тыс.
ህየሳ ደርፊ 'ሓዲገላ'
15:30
Просмотров 54 тыс.