Тёмный

ነዚ ከይገበርኩም ብስርዓተ ተክሊል ክትምርዐው ኣይትኽእሉን | ስርዓተ ተክሊል ወይስ ስርዓተ መኣስባን | 2024 

Sibhat Media  ስብሃት ሚድያ
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 4,7 тыс.
50% 1

#ስርዓት_ተክሊል
#ናይ_መርዓ_መዝሙር
#ኦርቶዶክሳዊ_መርዓ

Опубликовано:

 

24 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 190   
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r Месяц назад
ቃል ህይወት ያስመዓልና መምህር ፅብቅ ትምህርት ግን አብ ዓዲ ዘሎ ህዝብ ዘይትምህርዎ ንሕና አብ ስደት ዘለናስ እግዚአብሔር ይመስገን ብስልክና ንማሃር ኣለና አብ ዓዲ ዘሎ ህዝብ ግን እዚ ቅዱስ ትምህርት ኣይስሞዖን ስለዚ ስበክት ወንጌል ተትግበር በብወረዳኡ ብየገጠሩ ፅብቅ ነይሩ🙏☝
@mmmmm2701
@mmmmm2701 Месяц назад
ምግቢ ልኮነ መምህርና ከዚእየ ናይልበይ መምህር ልረከብኩ❤ ተመስገን ኣምላክ እስራኤል ተባዕበሓቂ መምህረይ❤ ኣቦታትና ቅዱሳን ኣተሲኦምልና እግዚኣብሔር በሓቂ❤ ኩሉ ጊዜ ምፅእና ገፅፅና ደስ ልበለኩም ላይክ❤
@Mebrahtey
@Mebrahtey Месяц назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ለሚ ዘለና ወለዶ ዳኣ ፎቶ መልዕሊ እንበይ ትሩግም ኣኽሊሊ ኣበይ ፈሊጥና ሰብ ክሪአልና እንበይ እግዚአብሔር ክሪአኒ ዘይ ንብል😢 አብ ስደት ዘለና ስድትና ሓጺሪ ናብ ቱኩብሪ እዚይ የብቀዐና ፈጣሪ🙏
@user-vy4yg3gn9n
@user-vy4yg3gn9n Месяц назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ አሜን ❤❤❤
@SelamA-xb3zq
@SelamA-xb3zq Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብ ሄር ኣምላኽ ክቡር ሓዉና ዝሰማዕናዮ ኣብ ፅላት ልብናና የሕድሮ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ደስ ዝብል ት /ቲ ኣብ ተግባር ከነዉዕሎ እግዚኣብሄር ይሓግዘና ❤️👏
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s Месяц назад
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ክቡር መምህርና ናይተግባር ክርስቲያን ይግበረና አሜን
@EeE-ce4rh
@EeE-ce4rh Месяц назад
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዝሐልካ መምህርና ብሓቂ ቃፅልሉ አብ ትግራይና ስብከት ከስፋሕፋሕ እኒሀዎ ህዝብ ስኣን ምፍላጥ ጠፍእና እና😢 ብሓቂ እግዚአብሔር ናብ ቤቱ ይኣክበና❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Месяц назад
ኣሜን💙🙏
@fuch9239
@fuch9239 Месяц назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፁጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@ngsti8856
@ngsti8856 Месяц назад
ኣብ ስደት ዘለና ናብዚ ክብር የብቀዐና❤❤❤
@rrpprrpp-gu2sq
@rrpprrpp-gu2sq Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️❤❤
@user-sd6qs6pw5p
@user-sd6qs6pw5p Месяц назад
ቃል ህይወት የስመዐና ክብር ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Месяц назад
ቃለህይወት የስምዐልና ዝስማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና መምህረይ ፅግኡ የብዝሐልካ ኣምላኽ💙🙏
@Theweekenddddd
@Theweekenddddd Месяц назад
ቃለ ህይወት ያሰመዐልና ክቡር መምህርና ጡዑም ስብኸት::
@user-gs5fu9bx7w
@user-gs5fu9bx7w Месяц назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምለክ 🥀💚♥️
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 Месяц назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና 👏👏👏👏
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 Месяц назад
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Memhrna ❤
@atsedemonika3836
@atsedemonika3836 Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህር ዝተምሃርናዮ አብ ልብና የሕድረልና
@cellcell9216
@cellcell9216 Месяц назад
ቃለ ሂወት የሰመዐለና ✝️🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@FjfcFjff-lx4fv
@FjfcFjff-lx4fv Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
@TemelesTadele-td7it
@TemelesTadele-td7it Месяц назад
ቃለ ህይወት የስምዐልና መምህር ❤❤❤❤❤
@SOLYANA434
@SOLYANA434 Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መ/ርና ጸጉኡ የብዝሕ❤👏
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 Месяц назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፅጉኡ የብዝሕ ❤
@user-kv7zn6hr1v
@user-kv7zn6hr1v Месяц назад
ቃል ህይወት የስመዐልና
@sarasoso7541
@sarasoso7541 Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር መምህርና
@mhretmahari9248
@mhretmahari9248 Месяц назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ❤❤❤❤
@user-lh6zm4hw1y
@user-lh6zm4hw1y Месяц назад
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብር መምህርና❤❤❤❤❤❤❤❤
@AsefuNhesu
@AsefuNhesu Месяц назад
Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey 😢❤❤
@Zaydaaerigwy
@Zaydaaerigwy Месяц назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና 🥰
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Месяц назад
Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Hawena. Memhar. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿
@Abrhet_youtube19
@Abrhet_youtube19 Месяц назад
አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አግልጉሎት ዘመንካ ይባርክ❤❤❤
@user-dn9ej4js6h
@user-dn9ej4js6h Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና እግዚአብሔር ፀጋ በረከቱ የብዝሓልኩም ❤❤
@user-fv1zx3jj4z
@user-fv1zx3jj4z Месяц назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ክቡር መምህርና❤
@Aduhaylu-ii8qv
@Aduhaylu-ii8qv Месяц назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዕልና ክቡር ሓዉና ጸግኡ ይብዛልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ በተለይ ኣብ ገጠረ ዘሎ ስብ ሳኣን ወንጌል ዝምሃሮ ብዙሕ ኣይፈለጥናዮን ዘለና ወንጌል ንከስፋሓፍሓ እግዚኣብሔር ኣምላክ ያሓግዘና
@fre_gebregergs_you...t.u.b.e
@fre_gebregergs_you...t.u.b.e Месяц назад
ቃል❤ ሂወት❤❤ የስመዐልና❤❤❤ ብሓቂ ፅቡቅ ትምህርቲ ቀፅልሉ ❤
@user-ex9yc6ch5u
@user-ex9yc6ch5u Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና 🙏💞🕊
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Месяц назад
ክብር መምህርና እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ትምህርትኹም ብጥዓሚ ደስ ዝብል እዩ ኣይትጥፉኡልና❤
@netsinetsi2511
@netsinetsi2511 Месяц назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Месяц назад
ብሓቂ ክቡር መምህረይ ብልምዲ እምበር ብርድኢት ምጉዓዝ ጠፊኡና እዩ ዘሎ ኣምላክ ብመንገዱ ይምረሐና
@user-cr7xb5ts4p
@user-cr7xb5ts4p Месяц назад
ኣሜን ኣሜን እሜን
@user-oj5yv2vi9e
@user-oj5yv2vi9e Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ት/ቲ ❤❤❤❤
@Salamah-of5gs
@Salamah-of5gs Месяц назад
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏
@milashmilash3881
@milashmilash3881 Месяц назад
ደስ ዝብል ስብከት ቤተክርስትያን የዳብር ❤ቃለ ህይወት የስማዓልና ማን እንደ ቤትክርስትያን መጀመሪያ ስለ ንፅህና ተስተምህር ድሕራ ንፅህና ንዘይብሉ ካልኣይ ዕድል ማዓስባን ትሰርሕ እሰከ እዚ ዕድል ክንጥቀመሉ ብስጋ ወደሙ ክንህተም መርዓ ና ክርስቶስ ክርከበሉ ናይ ክርስቶስ ፍቃድ ይኩን
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Месяц назад
_ብሓቂ ቃል ህይወት የሥመዐልና💐💜_
@LeuleKal-ht2km
@LeuleKal-ht2km Месяц назад
መምህረይ ጎይታ መድሀኔ ዓለም ናይ ህይወት ቃል የስምዕኻ።ትኽክለኛ ልኾነ ቃል ወንጌል ኣብ ትኽክለኛ ዝኾነ ሰዓት እዩ።ብዚ ጠጠው ኣይበል ቀጽልሉታ ኢኹም።
@user-eq6wc4mk8t
@user-eq6wc4mk8t Месяц назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሕ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤
@YohanaKahsay-il7mx
@YohanaKahsay-il7mx Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤
@user-kq3dk6mf5w
@user-kq3dk6mf5w Месяц назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ደስ ዝብል ትምህርቲ❤❤❤
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k Месяц назад
ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ♥️♥️♥️
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Месяц назад
ሰላም ድያቆነይ እግዚአብሔር ብፅላሉ ይሓልወና ናብቲ ክብሪ ንሱ ብሰላም የብቃዓና 🙏🕊
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሎምስ ገሪምና ናይ ተክሊል ነገር ዒጋም ጥሓስ ኮይኑ ሎምስ ገሪምና እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይሃበና አነ ዝገርመኒ ዘሎ እቶም አቦታት ተክሊል ንዝግብኦን ዘይግብኦን ፈልዮም ዘይገብሩሲ እቲ ስርዓት መፅሓፍ አብኢዶም ድዩ ዘይበፅሖም ዋላ እንታይ አይተረደአንን አዝዩ ንቤተ ክርስትያና ዘክብር ዘይኮነስ ዘፅርፍ እዩ ዝኮንሎ ምክንያቱ ቤተ ክርስትያና ተክሊል ንደናግል እምበር እንካሊእ አይፍቀድን እቲ ከዚ ዘሎ ጉዳይ ግና እንድዒ ገሪምና ህዝብና አብ ሃይማኖቱ አብ ቤተ ክርስትያን ክነብር እንተኮይኑ ስርዓት ሓልዩ ተነሲሑ ፀሎተ ጨደር ተገይርሎም ናብ ቁዱስ ቁርባኑ ክነብር ምግባር እምበር አብ ድሌቱ ፀኒሑ ናብ ተክሊል ጉያ እንድዒ የፍርሕ እዩ እታ ቤተ ክርስትያን /መንበረ ሰላማ ናብ ታሕቲ ወሪዱ ዘይርኢ ዘይከአሎ ድዩ ኮይኑ ወይ ድንግልንኦም ሓልዮም ናብ ተክሊል ንክበፅሕ ብቃል አምላክ ብሕጊ ቤተ ክርስትያንን ዝፀነዐ ክከውን አለዎ እንድሕር ድንግልናኡ ዘፀነሐ ብስርዓት ዘሎ ተነሲሑ ናብ ቁዱስ ቁርባኑ ክቀርብ ክግበር ምፅዓር ናይ ከዚ ነገር ግን የፍርሕ አብዝፀናሕካ ፀኒሕካ ናብ ተክሊል ድፍረት ቁጥዓ አምላክ ዘውርድ እዩ
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና መስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና እበር ለምስ ሕውስውስ እዩ እሉና ዘሎ
@user-rm1zd9tl6n
@user-rm1zd9tl6n Месяц назад
አሜን፫ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ሓንቲ ነገር ባ ክሓተካ ክብረይ ሰለ ምንታይ እዩ ቃል ኪዳን አብ ፀጋማይ ዝእሰር ዘሎ ትፈልጥዎ አብ ኮሜንት መሉሱለይ ክብራተይ
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c Месяц назад
አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኣዝየ ዝፈትወኩም መምህረይ ፀገሐኡ የብዘሐልኩም 🥰
@xhv5054
@xhv5054 Месяц назад
_ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ❤_
@T8Gz-rq9st
@T8Gz-rq9st Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ድያቆን🙏
@lemyetewahidoligi3433
@lemyetewahidoligi3433 Месяц назад
ኣሜን፫ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኩም ክቡር መምህርና🎉❤
@user-kk6ee6li2g
@user-kk6ee6li2g Месяц назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤
@jcgx9979
@jcgx9979 Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Месяц назад
ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድረልና 🙏🙏🙏
@user-pl5vh5gw5j
@user-pl5vh5gw5j Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ መምህርና❤❤🎉
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Месяц назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልኩም ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወና ክብር መምህርና ደስ ዝብል ትምህርት ሰምዕና ኣብ ተግባር ኪንዉዕሎ ዘስትዉዕል ልቦና ይሃበና ኣብ ስደት ዘለና ናብዝይ ክብር ይብቅዐና እግዚአብሔር አምላክ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cy4ex7yn6e
@user-cy4ex7yn6e Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ጸጉኡ የብዝሕ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ኩሉ ግዜ ምፁና ኩቡር መምህረይ ጥዑም ትምህርቲ ❤🌹
@user-vw4bh2xz1d
@user-vw4bh2xz1d Месяц назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብሩ መምህርና👏
@user-mq3up5pm2p
@user-mq3up5pm2p Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረና❤❤❤
@wskn7283
@wskn7283 Месяц назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤🎉❤
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p Месяц назад
ኣሜንንን//፫//ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ደስ ዝብል ት/ቲ ኣብ ስደት ዘለና ናብዙ ዓብዪ ቅዱስ ክብሪ የብቀዐና✝️♥️🥰🙏
@user-md6ni8zn4j
@user-md6ni8zn4j Месяц назад
ሰለ ሁሉ እግዚአብሔር ይመሰገን ቃል ሂወት ያሰማልን ወንድማችን❤
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Месяц назад
ናይ ብሓቂ ብዝርደአና ደስ ዘብል ትምህርቲ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤🙏❤
@user-gp3hz5te6q
@user-gp3hz5te6q Месяц назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም ክቡር ምህርና ዝተመሃርናዮ ኣብ ልብና የሕደረልና
@GrfgeYrvhf-te3us
@GrfgeYrvhf-te3us Месяц назад
ቃለ ሰናይ የስምዐና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና❤
@ididjdj9154
@ididjdj9154 Месяц назад
ትምህርትኩም ኣይፈለየና መምህርና❤
@user-bc5ib2yr4o
@user-bc5ib2yr4o Месяц назад
ኣሜን (3) ቃለ ሣናይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክውር መሞህርና ደስ ዝብል ት:ቲ ብሓቂ🙏😍🙏😍
@malenebeyena4229
@malenebeyena4229 Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ቃልሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና አምላክ ይሓግዘና
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i Месяц назад
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህር ቀፃል ይኹን እዝ ት/ቲ መእመን ንጠፍእ አለና ብድፍረት
@user-ff8zm1eq1j
@user-ff8zm1eq1j Месяц назад
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ክብር መምህር እታ መዝሙር እባ ሊንክ አቀምጠልና ምስ ሰናይ ይቅሮታ🙏
@midomi7537
@midomi7537 Месяц назад
ብሓቂ ❤ቃለህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህረና❤❤🙏🙏🙏
@HappyBulldogPuppy-pk7um
@HappyBulldogPuppy-pk7um Месяц назад
ተባረክ ቃለ ሂይወት የስመዐልና❤❤❤ አብ ቅድሚ ሰብ ፃድቅ ክንመስል ክብሪ,ሕጊ ቤተ ክርስትያንና ንጥሕስ ቡዛሓትዮም 😢😢መዘዙ ከቢድዩ እዚ ቃል አብ ልቦናና ይሕደር የቀንየልና ኩቡር ሓዉ❤❤❤❤
@Grmi-wr5lu7do5x
@Grmi-wr5lu7do5x Месяц назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣቤሄር ኣምላክ ካብ ናይ ሓጥኣት መንገዲ ይሓልወና ኣሜን፫❤❤❤
@hiwetfsha5948
@hiwetfsha5948 Месяц назад
Amen.amen amen kale hiwet yesmalna🙏
@mommom1880
@mommom1880 Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና
@geezlanguageoftigray3282
@geezlanguageoftigray3282 Месяц назад
ቃለ ሕይወት የስመዐልና
@user-gp3hz5te6q
@user-gp3hz5te6q Месяц назад
ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም ክቡር ምህርና ዝተመሃርናዮ አብ ልብና የሕድረልና
@user-br1qr2hw7f
@user-br1qr2hw7f Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ዲ/ን ክብሮም እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኩም❤🌺
@user-xu2kt5od3k
@user-xu2kt5od3k Месяц назад
ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዓልና ጸጉኡ ይብዘሓልካ 👏👏👏👏👏ኩቡር ሐውና 👏👏👏
@SalamSalam-ih6tq
@SalamSalam-ih6tq Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ኩቡር መምህርና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ💐💐😘😘
@kedamawi-uw6un
@kedamawi-uw6un Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤❤
@Ggg-zd7cg
@Ggg-zd7cg Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና❤
@LemIem-ry4iu
@LemIem-ry4iu Месяц назад
ቃል ህወይት የስመዐልና ጸጉኢን በረከቱን የብዝሐልካ ክቡር ሓዉና🤲👏
@bxbbx7087
@bxbbx7087 Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏⛪️
@tsigeteame1322
@tsigeteame1322 Месяц назад
ቡሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ሀምዚ ልበለ መዕሓፍ ቅድሳዊ ልኾነ ትምህርቲ የድልየና ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏we expecting more please
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Месяц назад
ቃለ ሕይወትን ያሰማልን
@89946
@89946 Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዐልና ክቡር መምህርና ብሓቂ 🎉🎉🎉🎉❤🙏🙏🙏
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z Месяц назад
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር ሓውና ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሐልካ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን✝️_
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Месяц назад
አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ጸጉእን በረከቱን ይብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ❤
@mahisana1809
@mahisana1809 Месяц назад
ቃል ሂወት የስምዓልና❤
@ifjvicic4630
@ifjvicic4630 Месяц назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 💕💕
@rahellwamhaben
@rahellwamhaben Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ
@Samsunga14-jz1pr
@Samsunga14-jz1pr Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህር
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Месяц назад
ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እንተወደቅናውን ብዝወደቅናዮ ኣይገድፈናን እግዚአብሔር ኣምላክ ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤
Далее
POP CHALLENGE 🎈
00:36
Просмотров 439 тыс.
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Просмотров 13 млн
меня не было 9 дней
12:48
Просмотров 1,4 млн
POP CHALLENGE 🎈
00:36
Просмотров 439 тыс.