Тёмный

ነዚ ወዲ ዘጋጠሞ ዘሕዝን ፍጻመ I እንታይ ንመሃር? 

Aklilu H.michael
Подписаться 83 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

እዚ ሕጂ ንርእዮ ቪድዮ ኣብ እስራኤል ንኣስታት 14 ዓመታት ዝነበር ዝነበረ ኤርትራዊ ሓውና ዮሓንስ…… ዘጋጠሞ ዘሕዝን ፍጻመ ዝምልከት ባዕሉ ዘዘንተዎ ቃላ’ዩ። እታ ቪድዮ ኣዝያ ህስስ ዝበለትን ድምጺ ውን ብዙሕ ንጹር ስለ ዘይኮነ፣ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ዝተዛረቦ ቃል ኣብ Description link ክግደፈልኩም’የ።
መጀመርያ ናቱ ቃል ክንሰምዕ ኢና፣ቀጺልና ቀንዲ መረረታት ኣውዳት ኣብ ልዕሊ ኣዋልድ፣ ከምኡ ውን ኣወዳት ዝገብርዎ ጉዳት ከንስዕብ ኢና፣ ኣብ መወዳእታ ከኣ እንታይ ደኣ እንተተግበረ ይሓይሽ ብዝብል ክግበር ኣለዎ ዝብሎ ኣርባዕተ ነጥብታት ከቕረብ እየ፣ ሕጂ ግን ናብቲ ዮሃንስ ዝተዛረቦ ቃል ከብለኩም፣ ሰናይ ምክትታል።
ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ዝተዛረቦ ፥ vm.tiktok.com/...
ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ RU-vidr ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ
mesobakile.com/
Join this channel to get access to perks:
/ @aklilu.hmichael

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 68   
Далее
У КОТЯТ ОТКРЫЛИСЬ ГЛАЗКИ#cat
00:26
У КОТЕНКА ПРОБЛЕМА?#cat
00:18
Просмотров 633 тыс.
У КОТЯТ ОТКРЫЛИСЬ ГЛАЗКИ#cat
00:26