Тёмный

ነዞም ሓረጋት ምባል ዝኸብደካ እንተኾይኑ ርእሰ-ተኣማማንነት ጎዲልካ ኣሎ!!ኣዝዮም ርእሰ-ተኣማማንነት ዘለዎም ሰባት ጥራይ ዝጥቀሙሎም 9 ሓረጋት!! 

DREAMBIG MEHARI CHANNEL
Подписаться 3,2 тыс.
Просмотров 2,1 тыс.
50% 1

ነዞም ሓረጋት ምባል ዝኸብደካ እንተኾይኑ ርእሰ-ተኣማንነት ጎዲልካ ኣሎ!!
ኣዝዮም ርእሰ-ተኣማማንነት ዘለዎም ሰባት ጥራይ ዝጥቀሙሎም 9 ሓረጋት!!
ርእሰ-ምትእምማን ማለት ሰብ ክርኤልካ ምውሳእ ወይ ዘይንስኻ ምምሳል ኣይኮነን። መን ምዃንካ ብዘይ ፍርሕን ምጥርጣርን ምግላጽ’ዩ።
ኣዝዩ ርእሰ-ምትእምማን ምስ ዝህልወካ፡ ኣብ ተግባራትካ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ ቃላትካ’ውን ይንጸባረቕ'ዩ። ኣዝዮም ርእሰ ተኣማንነት ዘለዎም ሰባት ጥራይ ዝጥቀሙሉ ዝተወሰኑ ሓረጋት ከምዘለዉ ስነ-ልቦና ይነግረና።
እዞም ሓረጋት’ዚኣቶም ንኻልኦት ንምርኣይ ወይ ንምምሳጥ ምፍታን ኣይኮኑን። እንታይ ደኣ፡ መግለጺ ርእሰ-ምትእምማንን ኣብ ክእለት ሰብ ምእማንን’ዮም።
ስለዚ፡ እዞም ዝስዕቡ 9 ሓረጋት ፡ ብመሰረት ስነ-ልቦና ኣዝዮም ርእሰ-ምትእምማን ዘለዎም ሰባት ጥራይ ዝጥቀሙሎም ኮይኖም፣ እዞም ሓረጋት እዚኣቶም ብዛዕባ ኣተሓሳስባ ናይቶም ልዑል ርእሰ-ምትእምማን ዘለዎም ሰባት ርድኢት ክህቡኻን ምናልባት ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ዘረባ ከተእትዎም ከነቓቕሑኻን ይኽእሉ።
1. ኣይፈልጦን'የ ምባል
2. ተጋግየ ምባል
3. ኣይፋል ምባል
4. ይኣምነካ'የ ምባል
5. ሓገዝ ምሕታት
6. የድንቐካ'የ ምባል
7. ይቕሬታ ምሕታት
8. ክገብሮ ይኽእል'የ ምባል
9. ንነብስኻ ምፍቃር
ኣብ’ዚ ዝቕጽል ቪድዮ፡ርእሰ-ምትእምማን ማለት ምምሳል ወይ ቅድመ-ገጽ ምልባስ ዘይምዃኑን። ንመንነትካ ሓቀኛ ምዃን፡ ዋጋኻ ምልላይን ንዋጋ ካልኦት ዋጋ ምሃብን’ዩ።
ስለዚ ነዘን ሓረጋት እዚኣተን ከተስተንትነለን ከለኻ፡ ምስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ተመክሮታትን ኣተሓሳስባን ብኸመይ ከም ዚሰማምዑ ኣብ ግምት ብምእታው። ሓቀኛ ርእሰ ተኣማንነት ካብ ውሽጢ ከም ዝመጽእ ዘይምርሳዕ። እዞም ሓረጋት እዚኣቶም ድማ ብግዳም ንምግላጽ ዝሕግዙ መሳርሒታት ጥራይ እዮም። ክሕግዙኻ ዝኽእሉ 9 ነጥብታት ኣብዚ ቪድዮ ቀሪቡ ኣሎ።። ነዞም ኣገባባት ንምኽታል፣ እቲ ጉዕዞ ኣዝዩ ብርቱዕ ክመስል ይኽእል እዩ፡ ግን ሓደ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገር፣ ነፍሲ ወከፍ ዓቢ ጉዕዞ ብንእሽቶ ስጉምቲ እዩ ዝጅምር። ስለዚ፡ ቀዳማይ ስጕምቲ ክትወስድ ድሉው ኩን።
@dreambigmeharichannel @BAHGNATV @ellarecords @shigeyentertainment9517 @YonasMaynas @ATAMedia @HDMONANEBARIT @BurukTv @neshnesh_show @zomaychannel @zarafltet @gereemunentertainment @gDrar

Опубликовано:

 

20 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 26   
@user-bs8tz6yc7d
@user-bs8tz6yc7d Месяц назад
Nay behaki kubur hawey Betaemi nefue betaemi ye zednkeka thanks❤❤❤❤
@yohanesbrhan-wk7ks
@yohanesbrhan-wk7ks Месяц назад
Thanks kubur hawi
@user-jy9ip1jf6x
@user-jy9ip1jf6x Месяц назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💯💯
@AsmeretWeldigabrielAndom
@AsmeretWeldigabrielAndom Месяц назад
❤❤❤👍👍🎉🎉🎉🎉
@user-jy9ip1jf6x
@user-jy9ip1jf6x Месяц назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Месяц назад
ብሓቂ ክብር ሓውና መዓር ዝከነ ምክሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣሚ ደሰ ዝብለኒ ትምህርትካ ክሰምዖ ሃረር እየ ዝብል ከማካ ዝበሉ ለባማት አምላክ የብዘሐና❤❤❤❤❤
@dawithadgu2718
@dawithadgu2718 Месяц назад
❤❤❤
@RobelAsmelash-d1m
@RobelAsmelash-d1m День назад
tankew bro❤❤❤ 🎉
@Sebeysebey-ru9xi
@Sebeysebey-ru9xi 18 дней назад
Absolutely 💯💯💯
@sari-ii6pw
@sari-ii6pw Месяц назад
❤❤❤❤
@user-rd4gw5hu6z
@user-rd4gw5hu6z Месяц назад
edmen teena yehbka fetari bro nis job❤
@Biti504
@Biti504 28 дней назад
thanks ❤❤❤
@user-br6tv7sy7t
@user-br6tv7sy7t 29 дней назад
ፅቡቅ አለኻ
@zewudihuluf3208
@zewudihuluf3208 Месяц назад
Thanks bro
@SamiSami-ws4ze
@SamiSami-ws4ze 21 день назад
ጽቡቅ ምኽሪ ኩቡር ሓው ቀጽሎ
@user-vg6lo8nn2y
@user-vg6lo8nn2y Месяц назад
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r Месяц назад
ብሉፅ ሓሳብ ዝሓወይ ቀፅለሉ ብዙሕ ናተምሃረና ኢና ❤
@Mosobasmaraeri
@Mosobasmaraeri Месяц назад
Thank you so much Mhrie! We are very proud of you dear 🎉 keep doing such motivational speeches ❤❤❤💪🏾
@dreambigmeharichannel
@dreambigmeharichannel Месяц назад
Thank you so much!! Tesfie.
@salemaraya9182
@salemaraya9182 Месяц назад
Takk mearey 🎉❤🎉❤🎉
@Huruy-hm4ht
@Huruy-hm4ht Месяц назад
ብሉጽ ሓሳብ ካብ ብሉጽ ሰብ
@abebahabtom5677
@abebahabtom5677 Месяц назад
Thanks good gob 🙏👍❤
@dreambigmeharichannel
@dreambigmeharichannel Месяц назад
Always welcome.
@tube-de8eq
@tube-de8eq Месяц назад
ካፍቶም ብርእሰ ምትሓት ዝሳቀ ሰብ ሓደ ኣነ እየ / የቀንየልና ክቡር ሓው
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 Месяц назад
how do you feel can you explain to me please
@ajibajib7989
@ajibajib7989 Месяц назад
❤❤❤❤
Далее