Тёмный

ነገረ ተዋሕዶ 1ይ ክፋል 

ዋካ waka tube ባና Weldeab
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 2,1 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 19   
@berekettesfaldet1100
@berekettesfaldet1100 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna memhrna
@bereketaraya9454
@bereketaraya9454 4 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna
@seregelaaminadabmariam4178
@seregelaaminadabmariam4178 4 года назад
Amen amen amen kalehiwet yesmealna beal mulue akli harbena nay ortodoks weldeab hawna amlak xegu yebzhalka
@elsagoitom2848
@elsagoitom2848 4 года назад
Amen amen 🙏
@tomasteklebrhan6623
@tomasteklebrhan6623 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የምዓልና ሓወና መም ወልደኣብ ኣብ እትገብሮ ኣገልጉለትካ ኣምላክ ፀጉ የብዝሓልካ
@goblelteklemichael6530
@goblelteklemichael6530 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጋ ኣምላኽና የብዝሓልካ
@menghesteabteklebrhan7563
@menghesteabteklebrhan7563 4 года назад
ቃለሂወት የስማልና መ/ወልድኣብ ሓውና
@freweinihabte7611
@freweinihabte7611 4 года назад
Amen3 Amen3 Amen3
@dawitsium6909
@dawitsium6909 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና ወልደኣብ
@habengebreluul7762
@habengebreluul7762 4 года назад
Qalhiwet Yesmialna.
@tumzghibereket
@tumzghibereket 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ወልድኣብ ኣጎልጉሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርክ
@yonaniagapie916
@yonaniagapie916 4 года назад
amen amen amen qal hiwet yesmealna memhr weldeab Egziabhier xegui yebzehalkum
@user-wr1qy1jh3i
@user-wr1qy1jh3i 4 года назад
ብጣሚ ጽፉፉን ንጹርን ትምህርቲን ፡ ስለ ተዋህዶ ። ሓደ ከም ልምዲ ክብሃል ዝጸንሐ ግና ተዋህዶ#ብተኣቅቦ #ዝብል ትምርቲ ምንጩ ካበይ እዩ ፡ እዚ ትምህርቲ እዚ ናይ ሊዮን ትምህርቲ ፡ተኣቅቦ ዝብሃል ቃል ንተዋህዶ ብፍጹም ኣይገልጾን እየ ፡ "ተዋህዶ ዝብል ቃል እኹል እዩ ፡ከምኡ ውን ከምቲ ቅዱስ ቄርሎስ ዝምሰስሎ ምሳሌ ናይ ማሕረሻ ሓውን ስለዚ #ሓድራ እዚ ከም ልምዲ ክብሃል ዝጸንሓ ትምርቲ ተኣቅቦ ናይ ሊዮን ትምህርቲ ምኻኑ ኣሚና ካብ ሎሚ ፡ክንገድፎ ፡ መሎኮት ንስጋ ከይወሓጦ ፡ስጋ ንመለኮት ከይውሓጦ ዝብል ትምህርቲ ፡ ናይ chemistry tmhrti ykonena alo። ኣነ ርግጽርኛ እየ ተኣቅቦ ትብል ትምህርቲ ሊዮን ከም ዝበሎ ዝገልጽ ጽሑፍ ከምጽኣልካ ይኽእል እየ። ብዛዕባ ተኣቅቦ ግና እነ የሓንስ ኣፈውርቅ ኣትናቴዎስ ፡ቄርሎስ ፡ ብሃፈሻ ሃይማኖተ ኣበው ፡ተኣቅቦ ዝብል ትምህርቲ ኣይመሃሩናን። መን ድኣ ናብ ኦርቶድክስ ቤተክርስቲያን እዚ ትምህርቲ የእቲዎ ብከመይ ሶሊኹ ኣብና በጺሑ ንዝብል ሕቶ ግና ፡ ናይ ቅብኣት ተኸታሊ ዝኾነ ወልድ ክፍሌ ብዛዕባብዚ ጺሒፎም ኣለዉ ፡ ወልድ ክፍሌ ድማ ናይ ሊዮን ተኻታሊ እዮም ። ስለዚ ትምህርትና ንጠንቀቀሉ ናይ ኦርቶዶክስ ትምህርቲ ዘይኮነ ከም ልምዲ ዝብሃል ብዙሕ ኣብ መጽሓፍትና ሶሊኾም ኣትዮም ኣለው። መልስኻ ክጽበ'የ ክቡር ሓወይ መምህር ወልድኣብ ። ምንጪ ናይ'ዛ ተኣቅቦ ትብል ትምህርቲ ካበይ ከም ዝረኸብካዮ ። እዚ ንምውጣር ንምቅዋም ኣይኮነን የግዳስ ዶግማ ቤተክርስቲያን ክንሕሉ ግቡእና ስለ ዝኾነ እዩ ።
@berihutesfa9895
@berihutesfa9895 4 года назад
Amen(3)ab lbna yehdro
@okbitteweldemedhin6873
@okbitteweldemedhin6873 4 года назад
Qal hiwet yesmalna memhr
@user-hg4uc7bd9i
@user-hg4uc7bd9i 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ወልደኣብ
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 4 года назад
Well say! Blessed you heart. Qual hiwot yesmaalna kbur hawna.🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@luultesfay5076
@luultesfay5076 4 года назад
መምህር ወልዳኣብ ሓወይ ብጣዕሚ ምሃሪ ዝኮነ ሕሳብ ኣለካ ቀጽሎ እየ ክብለካ ዝደሊ ብጣዕሚ ሂወት ዝቅይር ትምህርቲ እግዚኣቢሀር የክብረለይ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ኣሜን(3)
@mengsteab7387
@mengsteab7387 4 года назад
Emo auhdi eu
Далее
ድሒንካ ዶ? 1ይ ክፋል
30:20
Просмотров 1,9 тыс.
14 kefal dahsas mexhaf tehadso kabey nabey
55:32