Тёмный

ነፃ መሬት ኣብ ኣጉላዕ ክንደይ ኣሎ? 

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

ሰላም ኣሕዋተይ ከመይ ኣለኹም እስቲ ሎሚ ድማ ብዛዕባ ኣብ ኣጉላዕ ነፃ መሬት ክንደይ ኣሎ ኢልና ሓቲትና ኣለና እሞ ዋግኡ ረኣይዎ ። ካልእ ክስርሐልኩም ትደልይዎ ዓይነት ንብረት ኣብ ዝኾነ ከተማ ሓብሩልና ግዜ ሓሊና ክንሰርሐልኩም ኢና የቐንየለይ ናብ መሓዝትኩም ድማ እዚ ስራሕ ሓብሩልና ሓደሽቲ ዝኾንኩም ድማ subscribe ብምግባር ኣባልና ይኹኑ
ሰላም ንህዝብና

Развлечения

Опубликовано:

 

7 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 258   
@eb12y12
@eb12y12 Год назад
ውቅሮ ነፃ መሬት ጠይቀልና ልትብሉ 👍 ግጨው❤
@salmhsalmah9016
@salmhsalmah9016 Год назад
❤❤❤👌👌👌
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Год назад
_አነ ባህገይ አብ ከተማ አጉላዕ ክነብር እየ ዝደሊ ቦታ አለኒ ከም ፍቃድ አምላክ ጀሚረዮ የስርሖ አለኩ ይስመረልኪ እስኪ በሉኒ ተወዲኡ ክሪኦ ደቅ ሪመይ♥♥♥♥♥_
@user-ys4vt2ip2v
@user-ys4vt2ip2v Год назад
የስምረልኪ ሓፍተይ♥️🙏
@tuutttet1854
@tuutttet1854 Год назад
የሰመረልኪ ምቅረተይ🙏
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Год назад
እግዚአብሔር ኣምላክ የስምረልኪ ከይድኪ ብሰላም ተዕርፍሉ ይግበርኪ ዛምበይተይ
@user-cc1qs7lb2c
@user-cc1qs7lb2c Год назад
ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ዝሓፍተይ በርትዒ እፎይ ኢልኪ ተዕርፍሉ ኣይክነውሕን እዩ❤❤❤
@embeyteni1665
@embeyteni1665 Год назад
አሰይ አምላክ የፈፅምኪ ❤❤❤
@user-py7hl8rr2c
@user-py7hl8rr2c Год назад
እንካዓ ብሰላም መፃእካ ሸዊተይ💙ኣጉላዐይ ተናፋቂት🥺ኣጉላዕ ዝናፈቀ👍እስኪ ሃቡኒ ደቂ ዓደይ ማዓረይ🥀❤️❤️
@user-ll3df3xm1x
@user-ll3df3xm1x Год назад
ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኻ ሓወይ ተጋሩዋይ ነበረታትዐዮ በተለይ ኣብ ሰደት ዘለና ❤
@qanb773
@qanb773 Год назад
70 ካሬ ዋጋ ጠይቀልና ኣብ ውቅሮ ዝሓወይ ኣሳራርሕኡ ካዓ ኣሪአና❤❤❤
@user-fk5ol2bi4y
@user-fk5ol2bi4y Год назад
ኣጉላዕ ዓደይ ናፍቀ ዉቅሮከ ሕተተልና 😢 ከብሩ እምበር ኣብዝዶ ንንብር ስደት ግን ተስፋ ይግበር ዉቅሮየይ ክገዝእ ፍቃድካ ይኩን ኣምላከይ ❤ ✝️💖
@user-cc1qs7lb2c
@user-cc1qs7lb2c Год назад
ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ጓልኋነይ❤
@smerasamura502
@smerasamura502 Год назад
ዉይ ኽካብር ንቦታ ጥራሕስ 1,5 ተስፋ የቑርፅ እፍፍ ኣብስደት ድና ንነብር ብናፍቅ እኾ ኽንመዉት ኢልና😢 ግን የቐንየና ኣጀኻ በርትዕ ዝሓወይ ጎበዝ
@kedantaher1847
@kedantaher1847 Год назад
ዋላ ኣነ 😢 ግን እግዚኣብሄር ይመስገን ጥዕና ኣለና 💗
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Год назад
ክካብር ማዓት ኣብታ ዝተወልድኩላ ሃገረ ሰበይ ዳኣ ሰቅ ኢለ ቆርቆረይ ሰሪሐ ክንብር እምበር ኣብ ስደት ኢኩም ክተንብሩና ትመስሉ😢ኣቀራርባካ ግን ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ የቀንየልና ሓወይ❤❤❤
@Geni631
@Geni631 Год назад
ብጣዕሚ 1'5 ገዚእካ መዓዝ ክሰራሕ ጭንቀት 🥺
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Год назад
ብሓቂ ማዓረይ አነ አውን ከም ንትኪ ሓሰብ ምረፂ🤲❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq Год назад
ብሓቂ ኣብ ስደት ዶ ንንበርዋ ኩልና ከምኡ ኢና ዛምበይተይ❤
@galltigray4548
@galltigray4548 Год назад
ብሓቂ ዋላ ህድሞና ሰሪሕና ንነብር እምበር ጉድ እዩ ሎምስ 😢
@embeyteni1665
@embeyteni1665 Год назад
አብ ንእስ ዝበለ ከተማ ምግዛእ ትክእሊ ኢኪ አፋትም ዘይደልዮወን ከተማታት አለዋ 😂 አነ ብጣዕሚሚሚ ዝፈትዋ አክሱም እየ ዋላ አይስመረለይም ትምኒተይ አክሱም ክነብር እየ ዝምነ ግን አብ አክሱም መሬት ዘይሕሰብ እዩ አለዋ ዘይማዕበላ ዘይፍለጣ ብዙሕ ሕሳር እዩ አብኡታት ንግዛእ
@user-lr3ru1tu3p
@user-lr3ru1tu3p Год назад
ዉቅሮ ደማ ኣሪእና ደንጎሎ ዓዲ መስቀል ዝያዳይ😌💖🙏🙏በርትዕ ሓወይ ናተይ
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e Год назад
ስሚንቶን ተንዲናን እባ ኣምፀአልና
@zyoutube9854
@zyoutube9854 Год назад
ስሚንቶ 1400 ሐዚ ዘለዎ ዕዳጋ
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e Год назад
@@zyoutube9854 ኣበይ
@zyoutube9854
@zyoutube9854 Год назад
@@user-de3zb3en5e ትግራይ አብዚ ሰሙን ካብ 1700 ናብ 1400 ወሪዱ እዩ
@etcghvg424
@etcghvg424 11 месяцев назад
​@@zyoutube9854ልሓንቲ😢
@user-tl8tv6fi8x
@user-tl8tv6fi8x Год назад
ብረኪ ወይ ሓይቆ ረእየልና ክብር ሓወይ አነሰ ክፈትዋካ ቀፅለሉ ሓወኒ❤
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i Год назад
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ሓዉን ነባራታቶዖ አሕዋተይ ካብ ሐዚ ገዛ ትገዝአ/ኡ አሕዋተይ እግዚአብሔር ይሓግዙኹም አጆኹም ካዓ ተስፋ አይትቁረፁ😍
@user-yx8cs4oq3t
@user-yx8cs4oq3t Год назад
አብ ምንታይ ኢና ንነብር ብስሩ መንግስቲ መትከል ዘይዕድለና ብስሩ😢😢😢
@user-nk1mz9kr6m
@user-nk1mz9kr6m Год назад
ዋጋ ቅሳላ ናይ ክዳን መሕፀብን ዋጋ ፍርጅን ኣምፀአልና ማዓረይ💖💘💓
@galwukro
@galwukro Год назад
ኣብ ውቅሮከ እስቲ ጠይቀልና ነጻ ቦታ ማዓረይ❤
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 Год назад
ምስ ዉቅሮ ዳ ታይ ኣለዎ ኣፋላላይ ብጣዕሚ ከቢሩ ኣብ ጫፍ እዩ ካዓዘሎ ዝመስል ብዝኮነ ቀፅለሉ ተተካኢሉካ ዉቅሮ ለ ኣምፀአልና ኣከባቢ ደንጎለ ብዓዲ መስቀል ብሩከይ
@user-rp5lq3yq1l
@user-rp5lq3yq1l Год назад
ኣጉላዕ ዓደይ ማዓረይ 💖💛💖💛💖
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Год назад
አጉላዕዋይ ናፈቀ እምበር ለሙስ ፍሉይ ፍቅሪ አለኒ አጉላዕ ዓደይ 😢
@MebrhitAbrHe
@MebrhitAbrHe Год назад
ኣነውን ብሊኮት ተንዲኖ ስሚንቶ ክራግፍእየ ኣጉላዕ❤❤❤❤❤❤
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ግን ከም ዜና አተንብቦ ርግዕ ኢልካ ተትዛረብ።
@JgyAs
@JgyAs Год назад
❤❤❤❤
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Год назад
ኣጓላዕ ዓደይ ተስፋለኒ ብዓይነይ ክሪአኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ቀፅለሉ ክቡር ሓውና
@user-dw2pn8qf3i
@user-dw2pn8qf3i Год назад
ኣጀኪ ለቱሸይ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
ብጣዕሚ ጎበዝ ዛሓወይ በርትዕ😊 ሚድያታት ትግራይ ነዕቢ ተጋሩዋኒ❤💛
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Год назад
አዝዩ ጽፉፉ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ እሞ የቀንየልና አጆካ ጎብዝ ሸዊት ሓውና
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Год назад
ብርኪ ጠይቀልና ክቡር ሓወይ❤
@mitublealey6524
@mitublealey6524 Год назад
ኣብ ውቅሮ ዝተሰረሐ ገዛ ጠይቀልና ማዓረይ
@JfSd-fg6xr
@JfSd-fg6xr Год назад
እንዃዕ ኣብፀሐኹም ንባሕቲ ሰነ ናይ ስላም ናይ ፍቅሪ ይግበረልና
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Год назад
❤❤❤ዋጋ ናይ ገዛ ናይ ቆርቆሮ ናይ ማዕፆ ❤ኣብ ማይጨውባ ጠይቀልና❤❤❤❤❤
@haylushproductionn339
@haylushproductionn339 Год назад
ቀፃሊ ጉዕዘኩም ናብ ከተማ ሓይቅመስሓል (ሓይቆ) ይኩን ሸዊተይ
@tarikhaile4779
@tarikhaile4779 Год назад
ኣቱም ሰባት ታይ እዩ ተወንጪፉ ኣረረረረረ መንግስቲ ጠመተ ይግበርልና 😢
@user-yj7lm4ew2j
@user-yj7lm4ew2j Год назад
በጣዕሚ አየ ዝካተታልካ ኣፅቢ አሰከ ገዛ ሕተት መዓረይ
@user-jm2rn7un7n
@user-jm2rn7un7n Год назад
ኣግላዕ ክንድዚ ዝከበረስ ኣፅቢ እማ ክንደይ ክከውን እዩ ብስም ሰላሴ
@user-nk1mz9kr6m
@user-nk1mz9kr6m Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💖💘💓
@user-iv2fy5so7y
@user-iv2fy5so7y Год назад
አጉላዕ ዓደይ
@rhdndjejfw2083
@rhdndjejfw2083 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሓዉና የቀንየልና ስለ እቲ ተገዳስነትካ እና ናይ ስሚንቶ ናይ ተንድኖን ኣምፀአልና እና ኣጀካ በርትዕ ❤❤❤❤
@Monliaz
@Monliaz Год назад
አልኺ/ኻ አብ ቬዴዮታቱ ርእዋ❤❤
@beligaltdf3799
@beligaltdf3799 7 месяцев назад
ዋውውው ቀፅለሉ ሓወይ ኣብ ውቅሮ ዓዲ መስቀል ነፃ ባታን ሱሩሑን ገዛን ክንደይ ይከውን በጃካ ጠይቅለይ❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_ሸዊተይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ማዓረይ ዋጋኡ ፅቡቕዩ ራያኸ መንየ ክነግረና_
@samiramuhammed3251
@samiramuhammed3251 Год назад
ሰላም ሰላም ህዝብና❤❤❤❤
@Monliaz
@Monliaz Год назад
ብዝኻ እባ ካሓ ክይድኻ ዋጋ መሬትን ባታን አረኢና ብጅኻ ውዲኖዋ ብተሰፍ ክፅብይኻ እየ❤❤❤😢
@user-hj4nl4yy4h
@user-hj4nl4yy4h Год назад
ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ br❤️🥰🙏 አብ ኩሓ ባ አምፀአልና ዝያዳይ ❤️
@user-mn9dr9mn8x
@user-mn9dr9mn8x Год назад
ኣፅቢ ኣምፀአልና ክቡር ሓወይ
@mekerettube7242
@mekerettube7242 Год назад
❤❤❤❤ጅግና ሓወይ ቀፅለሉ
@mmn732
@mmn732 Год назад
Selam zhewey waga teshkerkerti ewn amtealna mahendura bajaj .........
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o Год назад
እኳዕ ሰላም መፃእኻ ሸዊት
@efchhg5815
@efchhg5815 7 месяцев назад
ኣፅቢ እባ ኣምፀእልና ሸዊት ሓወይ
@greattigray5290
@greattigray5290 Год назад
ክብረት ይሃበልና ሸዊት ሓወይ🙏🙏🙏🙏❤❤😍😍😍😍😍😍
@etcghvg424
@etcghvg424 11 месяцев назад
ኣነ ድልየተይ ኣብ ኣጉላዕ ምንባር እዩ ቦታ ኣለኒ ግን መስሪሑኡ ቁሩብ ክብር ኢሉ ኣሎ ግን ኩሉ ከምፍቃዱ ይኩን🙏
@sameeer1228
@sameeer1228 Год назад
እንካዕ ብስላም መፃካ ማዓረይ💊💊💊❤️❤️❤️
@user-lr3ru1tu3p
@user-lr3ru1tu3p Год назад
መታዓቢተይ ቀፅለሉ💖💘💘💖💘
@user-ui1ly6qs2m
@user-ui1ly6qs2m Год назад
ስላምኪ ይብዝዛሕ ኣጉላዕ ዓድይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-se1ql2xl6y
@user-se1ql2xl6y Год назад
የቀንየልና ሸዊተይ❤️❤️
@user-le3wq3pw8w
@user-le3wq3pw8w Год назад
ዛዓደይ ናፍቆተይ😢 ኣጉላዐይ❤
@asutgraweyti4477
@asutgraweyti4477 Год назад
ኣጉላዕ ዓደይ ሰላምኪ ይብዛሕ💚 ሸዊቶ ወድኖ በርትዕ ግን ብጣዕሚ እዩ ከቢሩ እኒኦ ግዜና ይመልሰልና😍
@FatTig-kb4gu
@FatTig-kb4gu Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤
@qanb773
@qanb773 Год назад
ብጣዕሚ ፅፉፍ ሓበሬታ ኻዓ ኢኻ ትህበና ዘለኻ እና የቀንየልና😍😍😍😍
@TeyFtu-yw1oy
@TeyFtu-yw1oy Год назад
የቀንየልና ማዓረይ
@user-hu2eo8iw3s
@user-hu2eo8iw3s Год назад
ኣይዞኻ ዝሓወይ ጎቡዝ ከምኡ ኢልካ ቀፅል❤
@user-ob2tl5ym3y
@user-ob2tl5ym3y Год назад
እንኳዕ ብደሓን መፀእካ ሸዊተይ ኣጉላዕ ዓደይ ታናፈቅት መልሰይ ናበኪ እዩ ❤❤❤❤
@aabb8469
@aabb8469 Год назад
አብ ሽረ አፅናዓለና ወዲ ትግራይ ማዓረይ
@user-ie3iw3wn8u
@user-ie3iw3wn8u Год назад
ኣቃራርባካ ደስ ክብል የቀንየልና❤
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ማአረይ እና ቀልቀል ደብሪ ኣባ ጠይቀልና ❤❤❤❤
@ffbh9535
@ffbh9535 Год назад
እንካዕ ብስላም መፃካ ሓወይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@medimb4269
@medimb4269 Год назад
ሸዊተይ ቀፅሎ መናእሰይ ትግራይኮ❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
ሸዊተይ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ኣብ ሮሞናት እስቲ ቦታን ስሩሕ ገዛን ረአየልና ❤❤❤❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ሸዊተይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ መዓርይ ሰለ ዝፀሓፍክልካ ዝመለስካለይ ቀፅለሉ 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
@user-vb3gm5jp4t
@user-vb3gm5jp4t Год назад
ዘሓወይ በርትዑ እና ናይ ስንቃጣ ወይ ከተማ ፍረወይኒ እባ ኣርእየና👏
@user-pq7xl2mb4s
@user-pq7xl2mb4s 11 месяцев назад
ውቅሮ❤ ኣፅቢ❤ ጠይቃልና ዛሓወይ❤❤
@hsks7363
@hsks7363 7 месяцев назад
❤በጣዕሚ ገበዝ ዘሓወይ
@ufh4391
@ufh4391 Год назад
ኣጉላዕ ዓደይ ♥️🥰
@wsdc5789
@wsdc5789 Год назад
Waww aguleay tenafakit❤🥰💋
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
ሸዊተይ ሓላል❤💛😍😍😍😍
@user-cx7vk5vj6j
@user-cx7vk5vj6j Год назад
ዓደይ መረበተይ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ዓደይ ዝዓበክልኩይ❤❤
@kidst4906
@kidst4906 Год назад
ኣብ ውቅሮ ከ 70 ካሬ ጠይቀልና ዝሓወይ
@user-sm2qo8ge1r
@user-sm2qo8ge1r Год назад
እንካዓ ብሰላም መፃእካ ሓውና የቀንየልና ናይ ስሚቶ ናይ ተንድኖን ኣምፀአልና
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s Год назад
ከተማ ሓይቆ ማኣዝ ትከድ ❤❤
@azeb52
@azeb52 Год назад
😘ዓደይ ናፍቆተይ
@user-hz4bi6bc4g
@user-hz4bi6bc4g Год назад
አብ ውቕሮ አርኤና ሸዊተይ ሓወይ
@user-fo7mk2bk3q
@user-fo7mk2bk3q Год назад
ኣጉላዕ ዓደይ
@user-zu2zt3sy5z
@user-zu2zt3sy5z Год назад
ወድነይ ኣምላክ ኣብ ዝከድካዮ ምሳካ ይኩን ዋ ሕድርካ ከተማ ዕዳጋ ሓሙሰይ ከይድካ ከቢሊት ተሰሪሑ ዝተወደኣ ገዛ ክንደይ ከም ዝኮነ ዋጉኡ ኣምፀኣለይ ሸዊተይ ማር ኣምላክ ኣብ ዝከድካዮ ፃዕዳ ይፅናሕካ ዋ
@samerabrhan9528
@samerabrhan9528 Год назад
ኣጉላዕ ሽኮር
@user-io7bz7ce3t
@user-io7bz7ce3t 8 месяцев назад
ናይ አፅቢ እውን አምፀአልና
@zd6493
@zd6493 Год назад
ኣቱም ሰባት ኩሉ ነገር እዩ ክባር እዋይ ጉድ።
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
ብሓቂ የፍርሐካ ኣብ ሰደት ዲና ክንነብርስ ወይ ለውጢ ዘየብልና ክንምለስ😥
@zd6493
@zd6493 Год назад
@@user-rs8bd8un8y እንድዒ የተሓሳስበካ እዩ ነገሩ መዓሪተይ
@user-kh3yn5kv2c
@user-kh3yn5kv2c Год назад
ሮማናት ዓዲ ኣርባዕተ እስቲ ቦታ ጠይቀልና ሸዊታ
@letushgebrmeskal3643
@letushgebrmeskal3643 Год назад
Adey❤❤❤❤
@hffug921
@hffug921 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@safdvzxcx634
@safdvzxcx634 Год назад
❤❤❤❤
@AaaBbb-uv9pq
@AaaBbb-uv9pq Год назад
ዎዉዉዉዉ
@user-hy6yf6nq5n
@user-hy6yf6nq5n Год назад
ኣብ ወቅሮ ፃሓላ እውን ርእየልና ሸዊተይ
@jfhg4437
@jfhg4437 Год назад
❤❤❤
@hiwigaltigray4301
@hiwigaltigray4301 Год назад
ኣጉላዐይ ሪመይ ❤❤❤❤
@yxygx7338
@yxygx7338 Год назад
❤❤❤❤🎉🎉
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w Год назад
ዓደይ ክብረተይ የቀንየልና ዝሓወይ ቀፅለሉ ኣብ ጎንካ ኣለና❤
@user-mi9uk4qn2k
@user-mi9uk4qn2k Год назад
@shewitgebre1839
@shewitgebre1839 Год назад
bilss ኣብ ዉቅሮ 🙏🥰hawoy
@xjhx1416
@xjhx1416 Год назад
ሕጋዊ ድዩ ❤❤ ዝሓውይ
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 9 месяцев назад
ውቅሮ ኣምፀልና ህያበይ❤❤🎉
@HalakeKalau-mx2lo
@HalakeKalau-mx2lo Год назад
ሰላም ፅቡቅ ጅማሮ
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Год назад
ሸዊተይ በጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ቀፅለሉ ዝሓዉይ ንሕናዉን ሼር ክንብለልካ ኢና ኣነስ ብፅቡቅ ግዜ ናሃለዉ ዉቅሮ ነይሩኒ ዝተስረተ ገዛዋ ስሚንቶ ከቢሩ ተባሂሉ ምስራሕ ኣይተጀመረን ንመስርሒ ኮምብሊት 1 ሚልዮን ይዉድእ ዶ ይከዉን ግምት ጨኒቅናኮ ክንደይ ግዜ ኢና ስደት ክንነብር ብህፃንነትና ዝዉፃና ዕድመና ሙሉእ ስደት ተወዲኡ 😢
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Год назад
ሕራይ የቐንየለይ ሓፍተይ ናተይ
@user-rb5lm7uz2s
@user-rb5lm7uz2s Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Год назад
ፅንዓት ዘለዎተባዕ ትግራዋይ
@elaela671
@elaela671 Год назад
ሸዊት ብጣዕሚ ፅቡቕ ሚድያ እዩ ቀፅልሉ እሞ ኩላትና መሬት ኣለና እዩሞ እታ ዝበልካያ ናበይ ኣንፈት እያ ንሸራፎ ፣ንቅሔን ወይ ንውቕሮ።
Далее
#kikakim
00:31
Просмотров 10 млн
Каха заблудился в горах
00:57
Просмотров 7 млн
Это конец... Ютуб закрывают?
01:09